My great grand father was a friend of Rasi Tesema, my grand father attend school with their kids by Rasi Tesema and my Father accompanied Rasi Tesema to Addis Ababa to meet King Haile Selassie at last but not least Dr. Haile grand son of Rasi Tesema was treating my Father till couple years free of charge.
ኣነ ብጣዕሚ ዘመስግነካ መምህር መኮነን ኣጆካ ኮመኡ ጌርካ ህዝብና ኣንቐሓዮ ናይ ቢቶዉ ከኣ ገለ በሉና ኢኩም
አነ ብጣዕሚ የመስግነኩም ንኩሉኩም ዝለዓለ ምስጋና ኸኣ ንብእምነቱን ንመኮንን
መምህር መኮነን ኣበሳዉ ንፉዕ ሳላካ ብዙሕ ፈሊጥና ኣጆካ ብዉልቅካ ኪትሕገዝ ይግብኣካ ኢዩ ናይ ጌዜ ሕቶ ኢዩ እበር ኪብሪ ነዓካ ።
ዘረኣሃንስ ክብረት ይበለይ፡ ሓገዝስ ናትኩም ሞራልን ምክትታልን'ዩ። ኪኖዚ ዝደልዮ ሓገዝ የለን። ኣምላኽ ይመስገን ካሎኦት ከምዚ ከማይ ኣብ ዓውዲ ስነጥበብ ዝነጥፉ ንዓይ የማስሎም ዝጎደለኒ የብለይን።
@@MosaicBahli ኣጆካ መምህረይ ኣምላክ ምሉእ ዘይ ጉዱል ሓይልን ግዜን የሃብካ እበር ዘለኩሞ ቦታ ከቢዲ ኢዩ ግዜ የብልኩምን ግን ሳላ መንፍዓትካ ንኩሉ ተርክበሉ ኣሎካ ኣጆካ ንመዋእል ዘይ ሃስስ ስርሕ ኢካ ተበርክት ዘለካ ብፍላይ ነዞም ንእሽቱ ኪንደይ ጠቅምካና ኣለካ የቀንየልና ምስ ምልእ ስድራቤትካ ሰምን ጥዕናን የሃብኩም ቀስሎ ኣጆካ ኣጆካ ።
Would be great to publish the historical books in English for the English speaking younger generation
Keep it up
Thanks Mokie for your efforts
Thank you Mekonen, if possible can you guys try something about online reading for tigrigna books.
Thank you for your efforts to keep up our history. And I would love to buy this book. Australia
Thanks
የቐንየልና።ብኸመይ ክንረኽባ ንኽእል እዛመጽሐፍ ።
የቀንየልና ታሪኽና ኣብ ምብርባር ትገብርዎ ኣስተዋጽኦ ብጣዕሚ ዝንኣድ እዩ። ቀጽሎ ነዚ ሓድሽ ወለዶ ከምዚ ጌርኩም ምሃርዎ
የቀንየልና ክቡር ኣቦ
Woww btiami xibuk srah, plece neza mexhafi bkemey knrekba nkel tehababeruna
Great job Mekonen!
ቀጽልዎ ጽቡቅ ስራሕ ኣቦታታት ኣሕዎት ክንገዝ ኣበይ
ንረኽቦ ።ኢስራኤል
Mekonnen Tesfai elka ab messenger wey moka7843@gmail.com elka xehafeley Israel kitbexhaka tkeel eya.
My great grand father was a friend of Rasi Tesema, my grand father attend school with their kids by Rasi Tesema and my Father accompanied Rasi Tesema to Addis Ababa to meet King Haile Selassie at last but not least Dr. Haile grand son of Rasi Tesema was treating my Father till couple years free of charge.
My mother is from Marreba,Ras Tesema's village. I am going ask her questions before it is too late
ክብረት ይሃበልና ሞኬየ።ግን እዛ መጽሓፍ ኣበይ ክንረክባ ንኽእል
Memhrey nay bhaki nskan xehafti eritrawyann etom bahlawi xntetn werar nay quankan fit nfit tkalesu alekum kexlwo ksab zrdeana.
ክብራትን ሕፊራትን አያታትን ኣዚኗ እኗ ነመስግኖኽም ብጣዓሚ ማሃሪ ኡዪ ኸንማሃሩሉ ኢና አጀኸምምምምም
My great great grandfather Raesi Tesemma.
ኣቦና ራእሲ ተሰማ ጂግና በዓል በሊሕ ሓንጎል ነሮም።
መምህር መኮነን ነቲ ትገብርዎ ጻዕሪ ካብ ልቢ እየ ዘመስግነኩም። ኣነ መጽሓፍቲ ክእዝዝ ፡ ኣብ ዝሓሰብኩሉ ፡ መስደዲኡ ኣዝዩ እዩ ከቢሩ። "ግን ብዋጋ ትሕዝቶ መጽሓፍቲ ኣይኮንኩን ዝፈርዶ ዘለኩ" ፡ እንታይ ደኣ ብዓቕመይ ፡ ተምሃረይ ስለዝኾንኩ እየ። ዝከኣል እንተ ኮይኑ ኣብ ኤውሮጳ ፡ ናይ ሰማያት ካልኣያዊ ቤት-ጽሕፈት እንተዝግብር ጽቡቅ ኔሩ። ምኽንያቱ ብዙሓት መናእሰያትን ሕብረተ-ሰብናን ስለዘሎ። ካለአይቲ ሕቶ ፡ ኣብ ብዙሕ ግዜ ኣብ መጽሓፍቲ ዘንብበሉ እዋን ፡ ብዙሕ እየ ዝግረም ንሱ ከኣ መዓስ ክልተ ነጥቢ ፡ ኣበይ ሰለስተ ነጥቢ ፡ መዓስ "ከ ወይ ኸ / ቀ ወይ ቐ" ንጥቀም ዝተፈላለየ ኮይኑ ኣሎ። ከም ጀማሪ ስነ-ጽሑፍ ከኣ ከቢዱኒ ክፈላልዮ። ትግርኛ ቛንቛይ ክንሱ ሓሙሽተ ዓመት ጥራይ እየ ተማሂረ (ከም ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ማለት ኣብ መባእታ ጥራይ) ሕጂ ገለ መጽሓፍቲ ብዛዕባ እዚ ንምፍላጥ ፡ እንታይ መጽሓፍቲ ምመኸርኩምኒ።
ኣነ መደብኩም ዝከታተል እየ ፡ ብፍላይ "ማሰን መልቐስን"።
ዕድመ ይሃብኩም መምህረይ!።
ሰላም ሰናይ ጽቡቕ ኣለኻ። ናይ ኣውሮጳ ክንሰርሓሉ ኢና። ግን ኣብ ኣውሮጳውን በዓል ኖርወይ፡ ስዊዘርላንድ ኣብ ውሽጢ ሃገርውን መስደዲ ክቡር ኢዩ። ብዝተኻእለና ግን ንቃለስ ኣለና። ኣብቲ ናይ ሰሰዋስው ትግርኛ ዝበልካዮ ጽቡቕ ኣለኻ ናይ ብዙሑ ሰብ ሽግር ኢዩ። ሰሰዋስው ትግርኛ ብሰፊሑ ደሓን ክትሕግዘካ ትኽእል ይመስለኒ። ወይ ከኣ ናይ ደረስቲ ናጽነት ናይ ዶክተር ግርማይ ነጋሽ ወይ ናይ ናይ ተኪኤ ተስፋይ መባእታዊ ስነጽሑፍ ትግርኛ ትብል። ሰዋስው ትግርኛ ኣብ ሰሰማያት ኣላ።
ክብረት ይሃበልና ሞኪየ። እዛ መጽሓፍ ኣበይ ክንረክባ ንክእል??
Nay abona weldab weldemariam ka amxlna baa maeleya zeyblu tarik alewo
ኣብዚይ ኣለኹም ክቡራትን ሕፍራትን ታርክን ሓቂን ተፍልጡ ሰባት
Like the past of when I wrote about beneath then
Wow
Kemey gere ezani mexhaf kigezni yekili?
Ane ab south Sudan yiqimet bikemey ena ezi zihtem zelo mexahifti kingezio enkiel.
ኩሉ ታሪክ አሪትራ ታሪክ ኣከለጉዛይ አንዳአሉ መን አሞይፈልቶ ቢጀካ ኒሂና ኒሱ ዚፈልት ዘሎ ኣይ ይመስለኒን
Yekeniyelna kulukum abotatna edmen tienan yhabkum tarik geganu abotatna sle zinegerkumna ykrita tariki blata kahsay malu eba gele beluna ykrita
Aboy Emnetu .
ሰላም ዝኸበርካ መምህር መኮነን፣
ደራሲ ክትዕድም እንኮለኻ እንተ ነኣሰ ክልተ ዕላማታት ክትሃርም ግድን ኮይኑ ይስመዓኒ፣
1) መንነትን ድሕረ ባይታን ደራሲ/ጸሓፊ: ማለት ትውልድን ኣተዓባብያን ደራሲ/ጸሓፊ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ። እዚ ማለት ፍልጠትን ተመክሮን ደራሲ/ጸሓፊ ነቲ ዝተጻሕፈ መጽሓፍ ልክዕ ሚዛን ክህቦ ይኽእል እዩ።
2)ካብ ትሕዝቶ መጽሓፍ ዝተበገሰ ፈታኒ ሕቶታትን ገምጋማትን ኣልዕልካ ምዝታይ።
ብዝተረፈ ጽቡቕ መደብ ቀጽልሉ።
እዛ ኤርትራ ኣብ ኣከለ ጉዛይ ኢያ ተፈጢራ ካልእ ኩላ ኣንድነት ኢያ ትብል ነይራ ህዝባዊ ግንባር ውን ደቂ ራእሲ ተስማ ኢዮም ኤርትራ ንኤርትራውያን ንሶም ኢዮም ጀሚሮሞ
ሰላም መምህር ከመይ ኣለኻ፧
ሰላምታኻ ይጥዓም ምስግና
ኣነስ ይቅሬታ ድኣ እምበር እዚ ኩሉ ዓመታት ንምንታይ ቅድሚ ሕጂ ዘይተሓተመት መምህር ወይሲ ክልወሶ ዝተደለየ ነገር ኣሎ እዩ
እንታህ ልውስኡ ፧ ደሓር ከኣ እቲ ኣገዳሲ ምጽሓፉ እዩ። ሕጂ ምጽሓፉ ከማን ጸገም የብሉን። መጽሓፍ ክትጽሕፍ ቀሊል ነገር ኣይኮነን።
ኣይትሪኦምን ዲኻ ከም ጀጋኑ ዝወስድዎም ን ወልድኣብ ዓባቅን ነቲ ቆራይ ኣስላማይን ከም ጅግና ወሲዶም ን ራእሲ ተሰማ ኸኣ ታሪኾም ይዓብጥዎ እቲ ምስጢር ደቂ ሓደ ከባቢ ስለ ዝኾኑ ጥራይ
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ እምበር ከ ኤርትራዊ ዲካ ረሳሕ ፣ ክንዲ ሕጻብ እግሮም ዘይትኣክል ሃዳሚ ከማካ መዓስ ኣብ ማዕዶ ኮይኖም ዝፍክሩ ፣ ኣብ ማእከል ጸላእቶም ኮይኖም እዮም ተቃሊሶም በዓል ወልኣብ ወልደማርያም ፣ ሸክ ኢብራሂም ሱልጣንን ፣ ከማካ ሃዲሞም ድስቲ ናይ ጸዓዱ ዝሓጽቡ ዝነበሩ መሲልካ ወካርያ ኣብ ጉድጋድ ኮይካ ትፈሱ
@@ለዋህእግዝኣብሔር ሱቅ በል ቆርባዕ ሓሳዊ ኣቤዴኻ እዮም ዝቃለሱ ወዲ ጦንቃሊት
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ መርዛም ኢካ ንስካ ደኣ ኣውራጃዊ እንታይ ኣፍሊጡካ እሞ ክትዛረብ። ክንዳኻ ዘይእኽላስ ብኣኻ ይውዕላ ዝተባህለ ከምዚ ከማካ ምስ ተረኽበ እዩ። ጉዳይ እቲ ዘይከውን ኣውራጃካ ጥራይ ግብር ንስካስ
እታ ተኽሊ ናይ በይኑ ስራሕ ኣይነብረይን ።ሰልስተ ሓፋሽ ውድባት ኣብላት ንሱ ኽኣ ሓደ 3 ተ ምኻኑ ፍለጡ ካብ ጀርመን።ከንያ። ነርወይ እምነቱ ።ኣብ ሓደ ጊዜ ናብ መዳ ተሰዲደን ኣብ1983 1984። ዝትሰዳ እየን
ገጣማይ ጂግና ኣበሳዉ
ሞዛይክ ባህሊ ሕመረት ሃገርና በርባሪ።
ኣብ ጀርመን ኣበይ ንረክባ
Me customer mkonku neyre
Www.semayat.com
ab kulu zrghwa
great man
ኣኒስቲ ህ ግ ድ ፍ ማሃርወን ታሪክ አሪትራ
Btami eye zednkekum memhr mokonen ykreta gn abey krekba ykell za mexhaf
abey kinrekiba nikiail memhir mokonen ab beligum
ህ ግ ድ ፍ ውላድ ራአሲ ተሰማ አዩ ማለት ህ ግ ማለተይ አየ አንበር ካሌአ ህዝቢስ ኣንድነት አያ ቲቢል ነራ አዛ ሂጂ ነጊሳ ሃገር ኒህና ኒሱ ቲቢል ዘላ ናይ ኣባቲመር ህዝቢ ኣከለጉዛይ ሚስ ታልያን አንዳ ተዋገአ ኣበይ ነሮም ኒህና አሪትራውያን ዚብሉና
Bmejemerta enqae nabzi Abqeaka enda belku bmqxal eza mexhaf Abey konrekiba
Nkiellll .melskum kixbe eye
Www.semayat.com
Bring your pro-fessors currently in it
ራእሲ ተሰማ ኣብ ኤርትራን ኤርትራውነትን ዝነበሮም መርገጺ ልዕሊ ማንም ኤርትራዊ’ዩ ነይሩ።ታሪክ ሂወቶም ከንብብ ድማ ወትሩ ምስ ደለኩ’የ። ኣብ ስዊዝ ዝኮነ ወኪል እንተሊኩም ድማ ጸሓፉልና ሞ ክንዕድገልኩም።
You keep on trying to paint an Italian lackey as a hero.
What do you gain by insulting a fellow Eritrean?
ኣብዛ ውሽጢ ስዓትን ዕስራን ሾሞንተን ደቂቅ ክንደይ ዓመታት ንድሕሪት ከምተመለስኩ ኣይፈልጥንየ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ተሓጒሰ ታሪክ ኣቦታትና ምስመዐይ።የቀንየልና ኣቦና እምነቱ ከምኡውን መምህር መኮነን በርትዕ ንቅድሚት።ኤርትራ ሰብ ኣለዋ።ኤርትራ ውላድ መካን ኣይኮነትን፡ጽባሕ እዚ መዕነዊ ስርዓት ምስታኣልየ ብደቃን ደቅደቃን ክትኮርዕ እያ።
Abey da knrekba eina
Www.semayat.com
Nice
ጅግንነት ራእሲ ተሰማ ኣስመሮም ብኸመይ ይቅጸል ንህዝቢ አከለ ግደፍሎም ካብ ወዲ ሰራየ
ኣራቢጢ ይኹን ኤርትራ ንኤርትራውያን ፌክ ጭርሖ
ኤርትራውነት ኣየውፍር ኣየእቱ ነዓኹም ወሊዱ ምስሉይነት ሓሳት ጽልኢ በቃ።
Ewayy kitahmaqq comments
እታ ባንደራ እለያ መደናገሪ።እረትራ ንእረትራውያን ወላ እካ እስያስ ትግራዋይ ይመርዞ ይበርዞ እንበር ኣቦና ራእሲ ተስማ ኣብቲ ንጹህ ልቦም ንእረትራን እረትራውያንን እዩም መስዋእቲ ክፍሎም
Kila abzia zelo denkoro fesawi hahahaha
እታ ሓቂ ቀስ ኢልኩም ክትፈልጥዋ ኢኹም ጨብረቅረቅ ኣይትበሉ😃
U2 dukumat