Oh be bold and say it the word that you hate "Akeleguzay" I applaud asfaha for what he did to the scumbag hamasien and seraye cry babies! We dont want anything to do with hamasien seraye people!!!
Kkk antum sebat tela aukbit wedekele eyu (Harien)tbehal adi kab 7 mereta hanti adi adi mengoti nebuau enda adiau slezkone eyu Abu abyu :: hasab telikum kea hasab habu ?
As Eritrean and As Tigrigna I needed this priceless peace of HISTORY... This will be taught in present day Eritrea future MIDRI BAHRI.If agreed then Like.
Tedla bayru from the side of Eritrea and Asfha w/ Michael from Ethiopia should to be blamed ! But General Tedla was at that time a normal head of Police Commission .
I heard B/G Tedla Okbit earlier he Neglect freedom seekers Nationalist then he killed by Ethiopians at that time 15 minutes Air flown above him to sound. The General assassinated himself .Any way Thank you Mokonnen nice
very depressing if our heroes Eritrean first heroes I can feel their pain our heroes because if them we are free now they pay their blood for Eritrea . I have great respect for our grand father's our heroes .
great history of Eriy!but know is 21 century we need to work in ground with jignaten leaders Gnbar because we give so many life we can't bring back our history can be rich for new generation to come GOD bless Eriy!!!🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠
TEDLA was one of those illiterate generals who made a lot of mistakes. General WUCHU in our time was TEDLA in the 1960. Don't polish a man who brought the whole disaster in Eritrea.
tela ukbil tela bairu asfaha weldemikail ............ kab islam arab zebeluna ethiopia yeheshena wexeitu gen dekom zelale hiwet kefilom haki merar iya gen kenweheta alona
ታሪክ ወለድና ምስ ነክብር ኢና ተከቢርናን ተሓፊርናን ንነብርን ታሪክ ካኣ ንሰርሕ ። ብዙሕ የመስግነካ ተራኺ ሓዉና ካአ ።
እወ እቲ ጅግና ሠረወታይ ውዲ መሬት ብ/ጀኔራል ተድላ ዑቁቢት
Mekonen, Fascinating presentation! Thank you for the amazing contribution to the young Eritrean generation.
Thanks peter
ኣንታ እዛ ዓዲ ሞንጎንትስ ኣደ ጀጋኑ ያ ከም ብዓል ቢተው ዘፍረየት ዝመልመለት ዓዲ
ከም ኢሳቕ ጸጋይ ኣብ ግዜ ደርጊ ናይ ኢሰፓ ሓላፊ ኮይኑ ስባት ዘሳቐየ ፡ ሎሚውን ሚካኤል ኢሳቕ ቀቓጢ ዘሎ ኣብ ዓዲ ኣበይቶ ።
ዓዲ ሞንጎቲ ዓዲ ነጋውስ ሊቃውንቲ ዓዲ ፍትሒ እያ ካብ ጥንቲ
@@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ ezi Sebay awentawi godnu entay eyu?
@@bereketweldu2870 ፈደረሽን ምፍራሱ ጌጋ ምንባሩ ኣሚኑ ክብሪ ናይቲ ህዝብን ሃገርን ክቅይር ተበጊሱ እዚ ማለት ኣንጻር ሃይለስላሰ ተላዒሉ " ብምስጢር ኣባል ሓራካ ኔሩ ዝብሉ ጽሓፍቲ ውን ኣለው "።
@@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ Aytesemamaekun!
Alem seged tesfay bzgelxo azyu alutawi sebay eyu.
Ane bzakebkwo tarik wn gele kab tenqi nay 30 amet Eritrea eyu
Keytehawawesena eti jigna zbl qxl wana keysien
( wlqawi sltanu sle zeytekawenelu mber hzbn hagern bedilna aybelen)
Polis koynu zgebero gebenat,
Ab guday federetion nay Janhoy megaberya eyu nieru.
Jgna aykonen kem tedla, Asfehaya eyu.
ናይ ብሓቂ ዝድነቅ ታሪኽ፡ከም ከዳዕ ዝሰማዕክዎ ዕላል ግን ክኣ ምድንጋር እንበር ክድዓት ዘይ ነበሮ ጅግና ክርዳእ ኪኢለ።(ነዚ መደብ ዘቅረብኩምልና ቀጽልዎ)
Hasawti
@@asterpeniel4487 ደንቆሮ ኣስተውዕሊ።
@@EriAsmara6011 denqoro nski xin elki smi mjemert nay aweraja wegenawinet konkum ntarik ktshefafnu aythsebu ztesenedea tarik u telamat hager zshatu ktewedsi hadirki wali bota nay jignnet tblwo zelekum yeblun ab qdmi hagera Eritrea 30 qalsi bsenkun meseltu zmexea u waga tekefilula eza hager mxbbaq gelemel ayedlin tarik nay 30 amet ymskero u
@@asterpeniel4487 ናይ ኣውራጃ ዝስምዓኒ የብለይን ኣነ ቅጫ እንበር ጣይታ ኣይኮንኩን ኣስተውዕሊ ሓንቲ ኤርትራ እየ ዝኣምን፡ ርእቶይ ምሃብ መሰለይ እዩ። ንስኺ ኽኣ ጌጋ ተሎ ትእርሚ ፍልጠት ተለኪ ተዘይ ኮይኑ ብጸርፊ ግን ኣስቴር ዘባል እለኪ ኣለኹ።
@@EriAsmara6011 yqrata xerfi ayxehafkun gaga malet kem xerfi enteterediku yqrata guna neti 30 amet n Eritrea kab Ethiopia hara nmwxae ztekeflea mesweti ztekefele bsenki faderashen u hailselasa nhzbi Eritrea zesaqi zqetl zegafe bhawi zendd ndeqnstyo zhard nhxawntwn sgab dergi wen zqexelea bsenki men diu nezi huto kab anea znegreki belu ezi mdiya negiruki alo selemntay kea nbsu qetilu neziwn tarik tesendu selezelo nayn neakn zebes yblnan guna jugena selemntay tblu yea eleki aykonen yea zbleki zeleku bgaga terediku entekoynu anea ab Eritrea politics kmehar keleku n Eritrea ms Ethiopia bfaderashen 1 tkun elom kab zferemu sebat 1 qnden mkanu nzqawomu zneberu nono aynhwese nzbelu znexege u byenay meleki u jigna knbelo selezi yqrata zmesleki rito kthbi meselki u ane dma kqawm meseley u
,moke ጽቡቕ ስራሕ ተላ ባይሩ ውን እብተተምጻልና
Tela bayru neritrea nab etiopaha zshete eyu barya eyu neru
መም/ር መኮነን ተስፋይ ከማካ ንፉዓትን ቁኑዓትን ኣብዚ ሕጂ ግዜ የድልዩና ኣለው።
You right Mokonnen Tesfai has good heart always .
This Chanel should have 1 million subscription
ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ ታሪክ ኣቦታትና
ኣቦታትና ራኢ ነይሩዎም ደቂ መሬት ብቃንቁኦም ባህሎም እምነቶም ብሕጊዳባ ዝመሓደርሉ ።ብየዕራብ ተበዲልና ከይንብደል እንደገና ጽዒሮም ጀበርቲ ስደተኛታት ግን ብሓይሊ ገንዘብ ኢድ የዕራብ ሃገራት ተጣቂሞም ከስፋሕፍሑ ፈቲኖም ሳላ ስነሓሳብ ኣቦታትና ቅሂሙ ተሪፉ ።
ሕጂ'ዉን ከም ናትካ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ትሕቲ ሜሬት ከነስፍሮም ኢና ሻዕቢያ ንቅድሚት ✊🇪🇷
Hi Brother. You have A Great voice for History taling.
እቲ ሓቀኛ ታሪኽ ብ/ጀ ተድላ ዑቕቢት ከምዘለዎ ብምቕራብካ የቐንየልና
@@zegdagmawi275 ጽውጽዋይ ግደፍ መጀመርያ ኮለኔል ንትእዛዝ ጀነራል ኣይኣብይን እዩ እንተተኣዚዙ ይገብሮ ወይ ይጥረዝ ካልኣይ ጀነራል ተድላ ዝኣክል ጅግና ትሕቲኡ ንዘሎ ኮለኔል ሓግዘኒ ኣይብሎንዩ ሱቕ ኢልካ ሽሙ ከማን ሰሚዕናዮ ዘይንፈልጥ ኮለኔል ከተታዓባቢ ኢልካ ሃተፍተፍ ኣይትበል ሓንጎል ተለካ ታሪኽ ተማሃር
@@zecliffleaf2257 haqi eyu
Amasiu ms tegelele hayli ayneberon
@@bereketweldu2870 ተገሊሉ ኣይፈልጥን እዩ እቲ ታሪኽ ብደንቢ ስምዓዮ
@@zecliffleaf2257 zakl tariku ambibe aleku
Thanks for bring our old generation
I mean our history
Aster Peniel ካበይ ኣምጺኽዮ እዚ ፈሪሙ ዝብል ? ካብ ጁባኺ? ዝፈረሙ ኣስፍሃ ወልደንኪኤል ዝመራሒኦም 56 ኣባላት ባይቶ ዝነበሩ እዮም ጀነራል ተድለ ኣባል ባይቶ ኣይነበረን ኣይፈረመን ። ኣብ ልዕሊ ጀነራል ተድላ ካብ ሽዑ ጀሚሮም ክሳብ ሕጂ ናይ ሓሶት ወረ ዝዝርግሑ ኣውራጃውያን እዮም ሽዑ ብግልጺ ኣንጻር ደቂ ኣውራጃና ስለዝኾነ ከይትቐብርዎ ኢሎምዮም፣ ንደቂ ካልእ ኣውራጃ ከናሽዉን ከቆናጽቡን ክጸርፉን መሬት ዝዓረበቶም ሪታርድድ ዝኾኑ ፍጥረት ሽዑ ኔሮም ሕጂ ድማ ደቆም ደቂደቆም ኣለዉ።
Zecliff leaf : enquae teweledka ..gobatat ktestekakil aytotehalel
@@zecliffleaf2257 ane degifeka eye zi hawey. Tarik zekanin kab zikone zoba ykun awraja kab haki rhiku xlie kekaws entezeykoynu kalie fayda yeblun .
Digsa Waero ይቕረታ መልእኽትኻ ብጌጋ ተረዲኤዮ ነይረ
KKKKKK Don't be emotional men . Truth is truth ...
If know the history tell as Otherwise ....
Oh be bold and say it the word that you hate "Akeleguzay" I applaud asfaha for what he did to the scumbag hamasien and seraye cry babies! We dont want anything to do with hamasien seraye people!!!
ንሕና ብጀካ እቶም ኣቦታትና ዘዕቆብዎም ስደተኛታት ካብ ሽረ ዝመጹ ጀበርቲ ካልእ ጸላኢ የብልናን ንሶም ከኣ ዓረባዊ ስነሓሳብ ከየቃረጹዎ ተጋሒጦም ዓዲ ዓረቦም ።
What a wonderful history he have! ክንደይከ ይጽብቁ ኔሮም እዞም ናይ ቀደም ሰባት አብቱ ናይ ሰለስተ ስእሊ... ጀጋኑ አቦታት።🙏🏻👍🏿
Thank you for telling true story
ዓዲ ሞንጎቲ ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ፍትሒ ሰብ ርእሲ እያ " ኩሉ ግዜ ጀጋኑ ተፍሪ ሓንቲ ካብተን 7 ዓበይቲ ዓድታት ሰራየ እያ ።
እንታይ እዩ ጅግና ዘብሎ
Kkk antum sebat tela aukbit wedekele eyu (Harien)tbehal adi kab 7 mereta hanti adi adi mengoti nebuau enda adiau slezkone eyu Abu abyu :: hasab telikum kea hasab habu ?
Mehari Tesfu ትደልዮኦሞ ይዝንግዓክን
@@zecliffleaf2257 ኣነ ሰብ ክፈልጦ ስለ ዘለዎ እየ ጂግኒነት ዓዲ ሞንጎቲ ኣይርሕቀኒን እዩ ንዓይ ዊን እንተኾነ ክንፈሊጥ ንፈቲን?
የከንየልና ክቡር ሓው ሽግር ኣቦታትና እንታይ ከም ዝነበረ ፈሊትና ኣለና። ስግኣት ዓረብን ኣምሓራን ኔርዎም ይሓይሽ ዝበልዎ ድማ ገሮም ።
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
My grandfather history tnx dear
ሕማቕ ታሪኽ ኢዩ እዝስ ታሪኽና ኣይግበሮ።
@@ruthghebru8842 ክክክክ ጓል ባንዳ ቢተወደድ ኣስፍሃ weldemichqel ዲኺ ትኾን ደለኪ
ታሪክ ተላ ዳኣ ኣበይደኪ ክትረኽብዮ ቃሃማም
Eritreawinet kbur mennet 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️
ጅግንነቱን ቅንዕኑን ዘውርዮ የለን እምበር ኣብ መጨረሽታ ተቃዊሙ እዮም ኢትዮጵያ ቀቲሎሞ ጅግና ኢዩ ኔሩ ተድላ ዑቅቢት ሰብ ኣብ ቅድሚኡ ዝዛረቦ ኣይነበረን ጅግና ሰባይ ኢዩ ኔሩ
❤❤❤❤🙏🏾👍🏽
መም ሞኮነን ተስፋይ ህርኩት ነጋሪ ታሪክ ናይ ወለዶ ዘሰጋግር ኣብ ግዜ ቁልዕነተይ ካብቶሞ ጥዑማት መምህረይ እዩ
ጅግና ተድላ ዑቅቢት ሰረወታይ
ን ቐዳዓ ሸያጥ ሃገር ጅግና ምባልካ አይግድን
Samsom Samsom what is wrong with you he sale the whole country for gold gun and $20,000 birr Is is person a Hiro?
@@timnithabtemicael5688 are you sure about that?. just be ready the truth will come out very soon. you will know who sold Eritrea.
Samsom Samsom hamed ke ede lezayi entay sle zgebere daa jigna elkayo do weis trgum nay jigna aitfelton eka baham
Genet G G Thank you I want to know more
how the history is presented is as much fascinating as the history itself. I really needed a strong drink after hearing it all.
እቲ ዘሕዝን ነገር ታሪኽ ይዳጋገም ምህላዉ ኢዩ፡፡ ካብ ታሪኽና ውን ዘይንመሃር ምህላዉና ኢዩ፡፡ ደጊያት ባህታ ሓጎስ ንህዝቡ ከዲዑ ንጥልያን መሪሑ ዓዲ ንጥልያን ኣረኪብዋ ከይኣኽሎ እምቢታ ንዘስምዑ ጀጋኑ ኣቦታትና ውን ባንዳ ጥልያን ኮይኑ ገሊኦም ናብ ናዅራ ገሊኦም ኣብ ዓሰብ ከም ዝርሸኑ ጌሩ። ጥልያን ግዝኣቶም ምስ ኣውሓሱ ድማ ንባህታ ኣብ ዉልቃዊ ክብረቱ መጼሞ፡ ብጣዕሳ ተዋሒጡ ምስ ዓሰብቱ ገጢሙ ንብላሽ ጠፊኡ። ናይ ተደላ ዑቕቢት ውን ዕጫ ባህታ እዩ በጺሕዎ፡፡ ዘይከሓድ ናይ ኣስላም ርኡይ ስግኣት ኔሩ ኢዩ፡ ንዘይፈልጦ ኣምሓራይ ኣሚኑ ንደቂ ዓዱ ምእሳርን ምቕታልን ግን ምስ ምንታይ ይቑጸር፡፡ ሕጂ ውን ህዝበይ ህዝቢ ትግርኛ ንቓሕ : ህዝብኻ ጥራይዩ ጎንኻ፡ ኣምሓራ ኣይኮነ ኣስላማይ ኣይኮነ። ኣብ ሰብ ዘለና እምነት ሕልፍ ዝበለ ኢዩ። ኩሉ ዓሌት ከማና ይመስለና፡ ግን ኣይኮነን፡፡ እዚ ዕውር እምነት ዘለና ኣብ ሰብ ክሳብ ሕጂ የጥፍኣናሎ። ከም ኣባጊዕ ክንሕረድ ናብ ዓደ ኣስላም ንሰደድ ኣለና፡፡
ፈገር ዕንክሊል ኣይትበል ጌዜኻ ተጠቐመሉ ኣግኣዝያን ሰረቕቲ።
Sik bel hasawi banda
Banda zbl Eritrawi yelen agame teway lbi game over.
Dawit አዊስስታ ናይ ቤ. ጀኔራል ቴድላ ዕቅቢት ዝነበሩ ኸምዘለታ ይዝትዉአዮም ::
ናይ ባህታ ሓጎስ ግን ትክኽል አለኻ
ኬት ደንቆሮ ከምዛ ምሰኣቶም ዝነበርካ ኣቦታትካ ተወንጅል
ናትካ ይከፍእ ጸራፊ ኣቡኡ
ኣጋናዚብካ ግዳ ዘይትመዝን
Incredible, the untold history of B/G Tedla Ogbit.
As Eritrean and As Tigrigna I needed this priceless peace of HISTORY... This will be taught in present day Eritrea future MIDRI BAHRI.If agreed then Like.
አብዚ ዝተጠቅሰ ታሪኸ ዝጎደለ ወይ ዝተረሰዐ አብቲ ሐመድድበ ናይተላ ሻምበል አሸብር አብርሃ ብስልጣኑ ንጅግና ዝግብኦ ቀብሪ እዚ አይኮነን ብምባል ጠያይት ብምትኻስ ናይ ቀብሪ ስነስርአት ስለዝፈጸመሉ ብሃይለስላሰ ተጸዊዑ ንኢትዮጵያ ከምዝኸደ ይንገር ንሱ ድማ ዝእሰር ኢድ ዝሕነቅ ክሳድ አለኒ ብምባል ናብ ዣንሆይ ቀረበ ይባሀል
እዚይ ታርክ ቁርማም ወይ ሽርማም ዘይብሉ ሙኳኑ ኣምበዛ ምሕር ተመስጠ
ምክኒያቱ ኣውሲስታ ተድላ ዑቅቢት ክሳብ ሎሚ ብሂወት ኣብ ኣስመራ ኣለዉ ነቲ ታርክ ድማ ከምዘለዎ እዮም ዘዘትዉዎ!!!!!!!
ተድላ ዕቁቢት ተድላ ባይሩ ቀሺ ድሜጥሮስ ሓመዶም የቅልለሎም እንበር እቶም ንኤረትራ ዝሸጡ ሕማቅ ታሪክ ገዲፎ ዝከዱ እዮም 💔😥💔😥
ከዳዕ ሸያጥ ዓዱ ስጋብ ሕጂ ዝስዋእ ዘሎ ዘሎ ሰብ ደአ ክድዓት ናይ ተላ ዑቅቢት እንድዩ
Berhan Tesfai ሕነ ቀራናት ንጓዕማማት ናይ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ክድዓትሲ ንተድላ ከተላግበሉ ደሊኻ ድንቁርናኻ ጥራይኻ ትገልጽ ዘለኻ ጽን ኢልካ ክትሰምዕ ፈትን በቲ ድፉን ሓንጎልካ
Tedla bayru from the side of Eritrea and Asfha w/ Michael from Ethiopia should to be blamed ! But General Tedla was at that time a normal head of Police Commission .
You are wrong.
@@zecliffleaf2257 እዚ ኢዩ ለሓሲ እግሪ ሃይለ ዝላሰ ነይሩ ዘይከውን ባ ኣይትዛረብ ሓቂ ፍቶ
Thanks more dear mokonen tesfay God blessed more.
ኣንቱም ሰባት ፡ ባዓል ኣቶ ገረመድህን ስሀል እንተዝሕተቱ እቲ ሓቂ ትምህርቲ ምተወርሰ ነይሩ ።በስ ነብሶም ይምሓሮም።
🦁
Qidmi tela uqbit men neru?
ዓሻ በጊዕ ምስ •••••••• ዕርክነት
ነዚ ሒዝና ክርከብ ናጽነት
እዛ ዛንታ ታሪኽ ግዲ ይድገም ሃልዩ ኮይኑ ሓጠቕ ትብለኒ ኣላ።
ተድላ ዑቕቢት "ምስ ጠረጥካ እግሪ ይእከምብ፡ ምስ ሰሓትካ ምኽሪ ይርከብ" ኮይኑዎ ጌግኡ ክእርም እኳ እንተፈተነ ምሒር ብምድንጓዩ ህዝቡ ምስ በላዒ ገዲፉ ሂወቱ ኣሕሊፉ።
ኣብ ግዜ ፈደረሽንሲ ከምኡ ኔሩ፡ ኣብ ግዜ ተደምረናልከ?
ምዃን ተጋጊየ ኢየ ዝኸውን እምበር በዚ ሎሚ እዋን፡ ብተመሳሳሊ ምኽንያት ሂወቱ ዝስእን ወይ ህጣሙ ዝጠፍእ ኤርትራዊ ጀነራል የለን።
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ስኒትና ካብ ዘንበብኩዎ
ስዉእ ትኩእ ይሕደጎ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝግበር ዝነበረ ሸብሮ ንጡፍ ወዳቢ ስለዝነበረ ብጥርጠራ ፖሊስ ይኣስርዎ። ኣብቲ እስሪቤት ተድላ ዑቕቢት መጺኡ፡ ንስኻ ንእሽቶ እንዲኻ ብዛዕባ ሃገር እንታይ ኣእተወካ ኢሉ ንትኩእ ኣጉባዕቢዕሉ። ትኩእ ከኣ ንስኹምከ ዓቢ እንዲኹም ሃገርኩም እናጠፍአት እንከላ ስቕ ኢልኩም ትሪኡ ኢሉ መለሰሉ። ተድላ ዑቕቢት ነዛ መልሲ ትኩእ ይሕደጎ ሰሚዑ ቃል ከየውጸአ ሰላሕ ኢሉ ገዲፍዎ ከደ።
ጀነራል ተድላ ዑቅቢት ሕጹብ ምዓንጣ ወዲ ኤርትራ '
@@zegdagmawi275 እንታይ ስልጣን ኔርዎ ብዓል ተድላ ባይሩ 'ኣስፍሃ ወልደሚኪኤል መራሕቲ ሃገር ከለውስ ተድላ ዑቅቢት ፈደረሽን ከፍርስ ድሓር እዪ ሃይለስላሰ ሽጉጥ ዝሸለሞ ንሱ ክ'ኣ በቲ ዝሰርሖ ዝነበረ ጽቡቅ ስራሕ ምበር ብካልእ ኣይኮነን' መርገጺኡ ግን ን ኢትዮጵያ ውን ክንገዛኣ ኢና ዝብል ኔርዎ እዪ ብ የዕራብ ክ'ኣ ይሰግእ ኔሩ ከም ኩሎም ዝነበሩ ፓለቲከኛታት ኣቦታትና ነቲ ኣንድነት ከም መጸግዒ ምበር ን ኢትዮጵያ ወይ ኣምሓራ ፈትዮም ዝገበርዎ ኣይነበረን ።
Thankyou to contribution to know how our father was good people 💙🌹
Yekenyelna Kbur wedi kburat nay kedem memhrey😙😚😘
ጀኔራል ተላ ዑቁቢት ወዲ መሬት ነቃጽ በዓል ስረ ዘይብዳህ ሑጹብ መዓንጣ
ወዲ እታ የዋህ መሬት ዋልኻ ኤርትራ
ተላ ዑቅቢት ሓደ ካብቶም ኣውራ ሃገር ዝሸጡ ጠንቂ ናይዚ 30 ዓመት ዝተኸፍለ መስዋዕትነ ከርተትን ጥራይ ዘይኮነ አብ ጊዜ ስልጣኑ ክንደይ ሃገራውያነ ዘሳቀየነ ዝ ሃደነን ሕጂ ኮሓሒልካ ታሪኽ ክትጠዊ ኣይከኣልን እዮ እቲ ሓቂ ዓዲ ሸይጡ መዓኮር ጃነሆይ ስዒሙ ካብቲ ኣብ ገዜ እንግሊዝ መሰትኡ ዝነበረ ኮለኔል ገበረመድህን ኣሲሄል ንላዕሊ ስልጣን ምስ ረኸበ ግደፍ ዓዲ ተጥፍእ ኣለኻ እንዳበሎ ከጥፍኦ ኢሉ ፈቆዶ ናቅፋን ዓሰብን ከርተት ተብሎ ኔርካ ደሓር ኣብ ስልጣንካ ሞሰ መጹኻ ገረመድህን ኣሲሄል ሓግዘኒ ምሰ በሎ ተላ እቲ ቀዳማይን ዳሕረዋይነ ሓዋዊሰካዮ ቀደም ዝበልናካ አይሰማዕካን ሕጅሰ ባዕልኻ ደኣ ውጻያ ኢልዎ ኣብ መወዳእታ ባዕሎም ቀቲሎሞ ከይትቀብርዎ እንዳተባህለ ገብረመድህን አሳሄል ካብ ናቅፋ መጺኡ ቀቢርዎ ኣብ ናቅፋ ጥራይ ባንዴራ ፍርቂ ወሪዳትሉ እ ሓቂ እዚ እዪ ካብ ዋናታቱ ሁከት።
@@tesfitkubrom8730 tarik anbb wey htet nay kalot comments anbbo emo mzeno
ከመይ ጌርካ ድኣ እዚ ታሪኽ ኩሓሒልካዮ ደስ ዘብል ጽቡቕ
Great History!
I heard B/G Tedla Okbit earlier he Neglect freedom seekers Nationalist then he killed by Ethiopians at that time 15 minutes Air flown above him to sound. The General assassinated himself .Any way Thank you Mokonnen nice
Adam Ismail he was with unity members but he was mad because ተስፋሃንስ በርሀ
True story is educational for all.
Waw gele aynet taric. lomi men taric key serh amber,
Thanks more &more
ABOTATNA kulu giza mistegeruhu eway kab kedamay kaay zigede bitow esseyas Atalka General Andom Genetak Telela Genetal Tedla kulu giza nitale memihir kibret yahabelna hakeya tarik
NAY HIJI GENERALAT KEAA B HANTI TURMUS WHISKEY HELNEOM YESHETU.
Nay kedem seb si tarik yiserh neru nay lomi sebke tarik zeykone zserh netom zserhu yebachwelom zegerm eyuko ya b afkasi tarik kitserh tarik kiserh zideli telyu fit nifit kigetm alewo kemzi nay wedi berad keykewun bsebeseb fit nfit kikewun alewo
very depressing if our heroes Eritrean first heroes
I can feel their pain our heroes because if them we are free now they pay their blood for Eritrea .
I have great respect for our grand father's our heroes .
ዓዲ መንጎንቲ ጀጋኑ ጥራይ ሎሚ ድኣ ዓዲ ወካሩ ኮይና
Hasewti aytetammwo ntarik sheyeti hager gudefo endo zemedka diu keynu texebabqelu zeleka hager mserekebea du hateftef
ጅግና ጀነራል ተድላ ዑቕቢት ኾኮብ ምድረ ባሕሪ ኤርትራ ❤
إريتريا الأمان وكان نصيبها الدمار والاف الشهداء واللاجين ٠وارجوكم لاتمجدواالعملا مهماكانو
التاريخ لاير حم لاتمجيدللعملا
ታሪክ ኣልቦ ሰነፍ ተድላ
Wwww bro key amsgnkuka kahlf aydlen eye kulu tegbro mahri u qexlo
ኩራዕ ኤሪትራዊ ብአቦና ጅግና ብጀ/ ተድላ ዑቅቢት ከምኡ ጅግና ይእድልያ አሎ ኤሪትራ ሕጂ
ሼኽ ዓብደልቃድር ከቢረ መበቆሎም ትግራዋይ ካብ ሽረን እንትጮን ይኹኑ እምበር ካብ ንትግራይ ንኤርትራ ዝሰርሑዎ ስራሕ ከቢድ እዩ ::
ብተመሳሳሊ ኣቶ ወልደኣብ ወልደማርያም ትውልዲ ዓዶም ዓዲ ክልተ ኣኽሱም ትግራይ ክንሶም ንትግራይ ዝሰርሑዎ ኢምንት እዩ ::
ን ኤርትራ ብዙሕ ሰሪሖም ::
እቲ ጥረ ሓቂ እዚ እዩ ::
ኣስፈሃ ወልደሚካኤል ወይ ከዓ ደጊያት ባህታ ሓጎስ ኣይበልናን ::
Men u general zgebero telam ms hailselasa zwegenea sheyati hager faderashen zferemea endiu entay konkum texababqu tarikom zetesenedea selezkonea aytegageu jugna gelemelea endabelkum serewtay tblu zelekum shewti hager kberkum haliwu
ፈቲኺ ጸሊእኪ እቲ ቐዳማይ ኤረትራዊ ጀነራል እዩ ። ፈደረሽን ዘፍረሰን ተጎንቢሑ ንጫማ ሃይለስላሴ ዝሰዓመን ኣስፍሃ ወልደሚካኤል እዩ
Zecliff leads zaklom mstehanu betamaram yblu ntarik mejemerta temeharu bdhriu tzarebu tarik gosikum awrajawyan konkum nay simit zereban riton xbuq aykonen qedamay mkanu smayo qdamay ykun kalay dma abal zferemu msom u kedae ember jigna aykonen jeganu menti Eritrean hzban aexmtomn demomn waga zkefelu yom selezi nezi teredikum enteteqbilkum xbuq nono tblu entekonkum merchakum u bnatkum atehasasba zdenager seb yelen mnalbashe 1 aweraja teray tkewn tkatae keman kulu zeykone kebzi aweraja keman wxu kab smit aweraja teredikum berditn bmstwaln kidu
Aster Peniel , enka ndo entay eka awraja awraja tbl tm elka. Leali ti zkefluka zelewu khbeka ye mo, haki ba tezareb. Why gn hlanaka zrbsh srah tserh zeleka, hlna zbhal kab trseo dea newih koynu ember.
@@arfil4249 awrajawyan bhaqi ember baweraja yelen tarik leqbat temehar heray
Aster Peniel ካበይ ኣምጺኽዮ እዚ ፈሪሙ ዝብል ? ካብ ጁባኺ? ዝፈረሙ ኣስፍሃ ወልደንኪኤል ዝመራሒኦም 56 ኣባላት ባይቶ ዝነበሩ እዮም ጀነራል ተድለ ኣባል ባይቶ ኣይነበረን ኣይፈረመን ። ኣብ ልዕሊ ጀነራል ተድላ ካብ ሽዑ ጀሚሮም ክሳብ ሕጂ ናይ ሓሶት ወረ ዝዝርግሑ ኣውራጃውያን እዮም ሽዑ ብግልጺ ኣንጻር ደቂ ኣውራጃና ስለዝኾነ ከይትቐብርዎ ኢሎምዮም፣ ንደቂ ካልእ ኣውራጃ ከናሽዉን ከቆናጽቡን ክጸርፉን መሬት ዝዓረበቶም ሪታርድድ ዝኾኑ ፍጥረት ሽዑ ኔሮም ሕጂ ድማ ደቆም ደቂደቆም ኣለዉ።
great history of Eriy!but know is 21 century we need to work in ground with jignaten leaders Gnbar because we give so many life we can't bring back our history can be rich for new generation to come GOD bless Eriy!!!🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠🎠
Margaret tesfamichael i.p
Ü
Tahnks hawna natna hji ye zikatatel zeleku emo des iluni Tarik Nay abotatna
ybel akerarba memhr .thanks
Replies Yonas Abreham
ተላባይሩ ንዓሞ ተላይ ወዲእና ርጉም አምሐራይ ክበሃል አሰማዕካን ዲኻ
Zibezhe nay lomi Generation General Tedla ukbit mis Tedla bayru silezihawiso yu iti xegem . Grneral tedla personaly azyu bilux wetehader zinebere seb yu !!!!!! Mai adi mengonti general yu zefiri mesleni 😁
endakoyu.genral.tedla.ukbit.natu.sebay.aleni.😘😄🙏
ንሃጼ የዉሃንስ ክሳዱ ካብ ምቊራጽ ኣየድሓንክሞን ንበዓል ስዩም መስፍን ካብ ምርሻን ኣየድሓንክሞምን ናይ ከዳዓት ኮራኩር ኢትዮጵያ ታሪኽ ጥራይ ኣቅርቡ ።
ኣብየትወ እዞም ብኣምላኽ፡ ሓይሊ፡ ጀጋኑ ዝነበሩ፡ ኣያታትና፡ ኣበይሞ፡ እዛ መሬት ኣፋ ኸፊታ፡ እንተትዛረብ። ብፍላይ፡ ናይዛ ፡ ሓንቲ ዓዲ እዚኣ ጀጋኑስ፡ ዝነገሰ፡ እዩ፡ ዝምንጥሎም፡ ንኣብነት፡ በዓል ቢትወደድን ፡ ክንደይ ኣሕዋትናን፡ መዓልቲ፡ ይነውሕ፡ እምበር፡ እግዚኣብሄር ግን ቅኑዕ ፈራዲ እዩ። እታ ጽዋ ምስ መለኤት ብሓይሊ ኣምላኽ ባዕላ ክትፍንጀር እያ፡ ካብ ናይ ኣምላኽ ፍርዲ ኸኣ ዝሞልቕ የልቦንና፡ ንናይ፡ እግዚኣብሄር ግዜ ብእምነትን፡ ብተስፋን ፡ ንጽበ። ነጻነትን፡ ሓርነት፡ ካብ ኣምላኽ እምበር፡ ካብ ስጋን፡ ደምን፡ ዝለበሰ፡ ሰብ ኣይመጽእን እዩ። ህዝበይ ኣምላኽ ክዕረቐናስ ኩልና ብንስሓ ናብ እግዚኣብሄር ንመለስ።
ayeyy tedla oqubit federation kfers serihom bezuh hezbi wen abesabisu entay amxo heji kemzi garu tetaisu mebal yelen eromay tariku amxixwa keydu eu tergum yeblun
Ewe! Media baelu aykonnen neytu. Zeygage yelen zeytasen zeymelesen gen kemtom keteletu adegi terah eyou. Ethiopawean amelom eyou hegeda nave nebsom tegelbetwom alo ember.
Abzia zolo wedi kea kef zelewo bahlnan qanqanan kbretnan eyu ajoka alena ab gonka
ተድላ ዑቅቢት እቲ ዕሉል ናይ ኃይለ ሥላሴ ታኣዛዚ ዝነበረ ንሃገራውያን ኣብ ትሕቲ ኣባላት ማሕበር ሸውዓተ ዝብል ክሲ ዘሳቀየን ንብዙሓት እሱራት ኣብ ፍሬ ነፍሶም ብራሾ እንዳ ኣንጠልጠለ ካብ ውላድ ኣብኲርዎም ስለዚ ነዚ ዝመስል ጸሊምን ኣነዋርን ታሪኽ ምንባብ እንታይ'ኮን ይጠቅም? ኣብ መጠረሽታ ብኢድ ጎይትኡ ኃይለ ሥላሴ ተቀንጺሉ ነበረ'ያ ነበረ ኮይኑ።
A Adam ሓቂ ብኢዳ ተቐበርካያ ብእግራ ትወጽእ ናይ ጸላእቱ ሓሶት ኣይትድገመልና ንስኻውን ወዶም ትኸዉን
@@zecliffleaf2257 ኣየናይ ሓቂ ጸሊም ታሪኽ ናይ ተድላ ዑቅቢት ዝሕፍርን ዘነውርን ታሪኽ'ዩ ስለዚ ኢኻ ናይ ብርዒ ስም ተጠቂምካ ኣንታ ፈስፋስ፣ እቶም ናይ ተድላ ዑቅቢት ግዳያት ብህይወቶም ስለ ዘለዉ ንጸሓይ ብሰፍኢ ክትጋርድ ኣይትፈትን፣ ልክዕ ከምቲ ዝበልካዮ ሓቂ ከም ዓንደል መራር ከም ኣምዐ ጸላዕላዕ ኣቢላትካ ኣይረድ!!!!
@@tesfitkubrom8730 እሞ ነቲ ኣብ ኣቦታተይን ዓበይቲ ኣሕዋተይን ዘጋጠመ ክውንነት ጌጋ ዲኻ ኢልካዮ ሓቀይ? ሃየ በል እቲ ሓቂ ንገረኒ ሄሮ ሜሮ ከይበልካ ሓቅነት ጸሊም ታሪኽ ተድላ ዑቅቢት ኣሽምባይዶ ኣነ ሓደ ካብቶም ናቱ ግዳያት ዝኾንኩ እቶም ናይ ቀረባ ኣዝማዱን ቤተሰቡን ዝፈልጥዎ ሓቂ ኢዩ ኣይረድ።
Thanks so much.
Wwww verey interesting and atractive story
ተላ ሓደ ካብቶም ኣውራ ሃገር ዝሽጡ ጠንቂ ናይዚ 30 ዓመተ ህዝቢ ኤረትራ ዝኸፈሎ መስዋእትን ከርተትን ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ጊዜ ስልጣኑ ብዙሓት ሃገራውያን ዘሳቀየን ዝሃደነን ሕጂ ኮሐሒልካ ታሪኽ ክትጠዊ ምፍታን ክሳራ እዩ እምባር ተላስ ዓዲ ሸይጡ መዓኮር ጃንሆይ ሰዒሙ ካብቶም ኣብ ገዜ እንግሊዝ
መሳትኡ ዝነበሩ ጸብለል ምሰ በለ ነቶም ኤርትራ ን ኤርትራውያን ዝብሉ ዝነበሩ ሃገራውያነ ከም በዓል ኮለኔለ ገብረመድህን ኣሲሄል ንኸጥፍእም ኢሉ ሓንሳብ ናቅፋ ሓንሳብ ዓሰብ የርሕቆም ከምዘይነበረ አብ መወዳእታ አብ ነብሱን ስልጣኑን ምሰ መጽዎ ነቲ ኣብቲ ጊዜቲ ናቅፋ ዘባረሮ ገብረመድህን ኣስሄል ሓገዝ ሓቲትዎ ሽዑ ገብረመድህን ኢልዎ ተላ እቲ ቀዳማይን ዳሕረዋይን ገማጢልከዮ ግደፍ ክንብለካ ዓዲ ከትሸይጥ ምሰማዕ ኣቢኻና ሕጂ ብረትናነ ዓድናን ምሰ አረከብካዮስ ሐግዙኒ ክትብለና ከምታ ዝኣተኻያ ውጻያ ኢሉዎ ፡እቶም ዝኣመኖም ኢትዮጵያ ድማ ቀቲሎም ከይትቀብርዎ ኢሎም አንተኾነ ገብረመድህን ኣስሄል ካብ ናቅፋ መጺኡ ቀቢርዎ ሸዑ ኣብ ናቀፋ ጥራይ ባንዴራ ፍርቂ ተሰቂላ ወዒላ ሳላ ገብረመድህን ስጋ ተወደቀት ሓመድ ሒዛ ትትስእ ይብሉኺም ፡ እቲ ሓቂ እዚ እዩ ካብ ዋናታቲ
ተድላ ባይሩ ፡ ዋና ጸሓፊ ልክዕ ከም ኢሰያስ ማለት እዩ ኔሩ ። ጀነራል ተድላ ዑቕቢት ግን ከም ውጩ ማለት ኢዩ ። ሕጂ መነኦም እዩ ክሸይጥ ሓይሊ ዘለዎ? ፈላሊኻ ምፍላጥ የድሊ ።
Tarik Tedla bayru ente temxealna xebuk naru beflay eti nehadhedom zegoraftom zenebere meknyatu ezom hadeshti weledo meflat agedasi yemesleni
Bemkexal xebuk serah
Tefika ember kemaka zfetwo yelen ab zi mediatat
Btami xbuq kibret yhabeley fetari
Nay behaki ena nemesgneka.bzuh tarik aflitkana
እዚዮም ኣሻሹ ጄኔራላት ኤርትራውያን
ካብዚ ኽማሃሩ ኣልዎም
Tedla Uqbit was nothing more than criminal warlord hired & paid to serve Ethiopian occupation of Eritrea.
we are proud with hem abti gize eti n eritrea zimerih eritreswi mirkabu. Lomi ab 21 kifle zeben, yelaf kefilna! bhimeqna siltan hizbi eritrea n beal hagos kisha monkey wedi kasa, isyas arekibnayo hagernan hizbina kexawetlu habti hizbi eritrea kea kiguhguhwo gedifnalom anistinan gedifna hagena gedifna wexina alena.
ሃገር ሼጥካ ዝመጽእ ሓላፍነት ኲኖ ሓጹር ዘይድርበ። ንሳቶም ዝረመስዋ ሃገር ክሳብ ሕጂ መፍትሒ ተሳኢንዋ ዘሎ። ብድሕሪኡ ከኣ በዓል ቢትወደድ ድሩዕ ስብሓት ኤፍሬም እዚ ሕጂ መጻወቲኦም ጌሮሞ ዘለዉን ካልኦት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝማስኑ ዘለዉ ንወዲ ተምቤን ሓቚፎምልና መጺኦም ስለዝስ እቲ ሕመቕ ውርሻ ኮይኑ ናባና በጺሑ ናይ ኤርትራ መወዳእታኣ እዚ ኢዩ ኢለ ክግምት የጸግመኒ።ተስፋ ኤርትራ እግዚኣብሄር ጥራይ ኢዩ።
@@ruthghebru8842 you are right.
አምሓራ ክጠፍእ ጥራሕ ዩ ዘለዎ ፡እንግሊዝ ዩ ንሃይለስላሴ ብድሕሪት ይሕሊፎም ሂቦሞ ፡ጀነራል ትድላ ዕቁቢት ክአ ካብ ሓግዝ ሓቲቱ ስለ ዝነበረዩ ይሕሊፎም ሂቦሞ ።
TEDLA was one of those illiterate generals who made a lot of mistakes. General WUCHU in our time was TEDLA in the 1960. Don't polish a man who brought the whole disaster in Eritrea.
I strongly agree with u
Your comment is very true.
እንታይ ሞ ከም ሓደ ጅግና ተውርየሉ ሸያጢ ሀገር ተድላ ወኻርያ ፣
ጅግና ስ ወድ ኣፍወርቂ ኢሱ ዩ ፣
ሱቕ ኢልካ ሀለውለው ኣይትበል ሀላው ።
እሞ ናይ ጀነራል ተላ ዑቕቢት ካብ ኣቦታት ታሪኽ ዝሰምዕኩዋ ከካፍለኩም ጀነራል ተላ ዓደቡኡ ኣብ መረታ ቀይሕ ሓሬን ዝተብህለት ዓዲ ኮይኑ ግን እንዳዲኡ ኣብ ዓዲ መንጎቲ ከምዝኣተዉ ብዓዲ መንጎቲምበር እታ ሓሬን ትብሃል ዓደቡኡ ዘኪርዋ ከምዘይፈልጥ በዚ ዝስምዖ ሓዎቦይ ሰርገንት ኣብቤትጽሕፈት ጀነራል ዋርድያ ስለዝነበረ ጀነራል ናብ ስርሑ ክኣቱኮሎ ኣንታ ሰርገት ካብትባል መዋእል ገርካ ጠባይካ ዘይተማሓሽ ማዕርግካ ክትምሓየሽ ምስ ብሎ ዑናቦኻ ዘይሰራሕካስ ንዓይ ጠባይካ ኣማሓይሽ ክትብለኒ ኢሉ ምስ መለሰሉ ቀጥቂጡ ኣብ ቤት ምእሰርቲ የእትይዎ ካብታ ዝፈትዋ ውትህድርና ሰጊግዎ ሓረስታይ ኮይኑ ሃይለስላሰ ንኤርትራ ምስኣተዉ ግን ኣብ ስርሑ መሊስዎ ስጋብ ጥሮታ ዝወጽእ
@dessie Miche,l didn't you know that your master isayas sold Eritrea to abi ahemed ? its all done 😉 I mean if you are Eritrean.
Areb tibil gin Aslam nimbal diyu kkkkk thats why mis Janhoy koynkum atfiekumom
ደንቆሮ ስደተኛ ኪድ ዓብድ ዋሒድ
Like Judah sold Jesus Christ this guy sold our country to Ethiopian because of his sin we pay very high praise
104-62- First have some name. Second who is selling Eritrea, after independent?
You must to be his relative
እዚ ደኣ ለሓሲ እግሪ ሃይለስላሰ ዶ ኣይኮነን ነይሩ እዚ ኣንድነት ዋሒድ
What you’re doing is illegal. Did you have a permission to narrate this book?
Ht0 aleni aretra hji abey bota eya ktwedk nab ethiopi keythwes yferh almat kemdlayen eyen
keda keda entebelkayo iyu better nayziom kedat iyu leli 60.000 hiwet tekefilu
Eritrawi eko kulu gzie ms hzbu eyu. Fekar delay tsbuk hzbu gn whudat kfelalyuna zhasbu gulhinta ka alewuna eziom gn twldom ethiopiawyan eyom emo ntenkekelom den gantn nkun deki erey yehwatey.
Abona Tela Akubit Jgna subuk srah keslo
Is this story or history?
Now Isias making same mistake. He is giving Eritrea back to Ethiopia.
If he does u will be lucky but I don't think Ethiopia saying ok it's good being neighbor
@@beleyougebriowt2792 hagaha are u serious you ugly @gamie.
ካብ ተላ ዕቕቢት ጥልመትን ክሕደትን ድየ ክመሃር ! ካብቶም ኣብ እምነት ረጊጾም ኣብ እምነቶም ዝጸንዑን ዝስዉኡን እየ።
መን እዮም እዞም ናይ 30 ዓመት ታሪክ ዘለኩም ዲኩም ቅቅቅቅ
ሳምሶን ወድዞም ጠላማት ተጋሩ ! ዘርኢ ተጋሩ ሳላ ኤርትራ እኮዩ ክህሉ ክኢሉ ። ነቦኻ ሕተቶ፡ ተጋሩ ኒትዮጵያ ገጾም ኣይስደዱን እዮም ኔሮም። ህይወቶም ህዝቢ ኤርትራን መሬት ኤርትራን እዩ ጄሩ። ግን ጠሊምኩምና፡ ክሒድኩምና! ዝበልዕሉ ጻሕሊ ሰበርቲ። ዝጠለመ ኣይድሕንን እዩ፡ ንዘለኣለም ካብ ሱሩ ተመንቊሱ እዩ ዝጠፍእ። ተጋሩ መዓት እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሌኹም ተንጠልጢሉ እዩ ዘሎ ድሕሪ ቅሩብ ግዜ ክወድቀኩም እዩ።
በላዐ ጣዐዋ ማለት’ኩም ድዩ ቀጽሉስከ ክንሰምዐኩም
Belae Taewa Abuu n coloniel ESTIFANOS abzi gizie AMBASADOR ERITREA AB UK EYU.
@@fthidelina4791 you're true.
tela ukbil tela bairu asfaha weldemikail ............ kab islam arab zebeluna ethiopia yeheshena wexeitu gen dekom zelale hiwet kefilom haki merar iya gen kenweheta alona
Feeling sad