ERISAT: "ኣብ ደገን ኣብ ውሽጥን ዝግበር ዘሎ ተቓውሞ መላግቦ ክህልዎ ይግባእ" ተስፋይ ተምነዎ 2ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 247

  • @ادريسمحمد-ك6د
    @ادريسمحمد-ك6د 4 ปีที่แล้ว +34

    ክቡር ተስፋይ ተምንዎ ሰላምን ክብርን ንዓኻ ይኹን! ምእንቲ ሓቂ ምንባር ዘልአለማዊ ሂወት ኢዩ። ህልናዊ ቅሳነት እውን ኢዩ ። ዕድለኛ ኢኻ ብህወትካ ንኹሉ ተዓዊትካሉ ።ምእንቲ ሓርነት ኤሬትራ ከቢድ ጻዕርኻን ተዎፋይነትካን ከማኻ ዝአመሰሉ ውፍያትን አብነታውያን መምህራን ሰስኑ ። ብሂወት እንከለኹም ሓርነት ህዝብኹም ክትርእዩ ንልዑል ጎይታ ይልምን !!!!

  • @mohammedsalih4995
    @mohammedsalih4995 4 ปีที่แล้ว +16

    ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተምኖ ዕድመን ጥዕና ይምነየልካ እዚ ጠላም ተምቤናይ ማዕልቱ ኣይክተውሕን እያ ኣብሽርኩም

  • @gebrialsium9935
    @gebrialsium9935 4 ปีที่แล้ว +12

    ካብዞም ኣቦ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ተረኺቡ ቡዙሕ ሚስጥር ከብርህ ኪኢሉ እዩ ብጣዓሚ ነምስግን።

  • @Solo-nc5ur
    @Solo-nc5ur 4 ปีที่แล้ว +44

    ተባዕ ሰብ ከምዚኦም ሰባት ኢዮም ዘድልይና ዘለዉ

  • @satrebsahil5090
    @satrebsahil5090 4 ปีที่แล้ว +54

    ከም በዓል ተስፋይ ተምነዎ ዘኣመሰሉ ካብ ኩሉ ዓይነት ሕማማት ነጻ ዝኮኑ ሰባት መምሃራን ምምጻእካ ነመስግን የቀንየልና ተስፋይ ተምነዎ ዓቢ መምህር። ዘካሪያስ ውን ሎሚ ብዙሕ ትመሓየሽ ኣለካ ካብ ድጅታል ወያነ ኔው በላ ወያነ ኤርትራዊ ብ ኤርትራዊ ኢዩ ዘዕውተና።

    • @godformeberi424
      @godformeberi424 4 ปีที่แล้ว +1

      ሰብ በውራጃ ክእከብ አለዉ መጀመርያ ከ ረሲዕካዮ ዲካ

    • @wedihagos1533
      @wedihagos1533 4 ปีที่แล้ว +1

      Satreb Sahil ክክክክክ ወያነ መቸም ብጣዕሚያ ተዘርጠኩም ክክክክ ወያናይ መስመር ግን ዕላማን መትከልን ዘለዎ ውድብ ዩ ከም ሻዕብያ ብግምት ዝከይድ ዕንዛርያ ኣይኮነን ሓቂ ከምዘለዎ ክንቅበሎ ጥራይ ዩ ዘለና

    • @bejaasmria8102
      @bejaasmria8102 4 ปีที่แล้ว +1

      wedi Hagos nay enda men Asha eyu weyane dea men seb Koxerwom eyu

  • @amanembaye743
    @amanembaye743 4 ปีที่แล้ว +6

    ኩቡር ተስፋይ ተምነዎ ናይ ብሓቂ ዓቢ መምህር ዓቢ መራሒ ኢኻ፡ ንኽንደይ ሰባት ሚሂርካን ኣንቂሕካን ኢኻ እሞ ናይ ብሓቒ ክብሪ ይግብኣካ፡ ኣጆኻ ቐጽሎ ቐሪብና ኢና።

  • @wedihagos1533
    @wedihagos1533 4 ปีที่แล้ว +2

    ተስፋይ ተምነዎ ካብቶም ወገንነት ዘይብሎም ውሑዳት ቅኑዓት ሰባት ዩ ልዕሊ ኩሉ ኣብቲ ዝሓለፈ 37 ክፋላት ዝገበሮ ሓተታ ብጣዕሚ ዩ ምሂሩና ክብርን ምስጋናን ይግብኦ ዩ' ዕድመን ጥዕናን ድማ ይምነየሉ ዛኪ ከኣ ከም ወትሩ ጽቡቅ ስራሕ ንዓኻ ውን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @adyamtekle9244
    @adyamtekle9244 4 ปีที่แล้ว +13

    ኩቡር ኣቦና ኣካዊንት ክፎቱ ኢሞ ንህዝብ ዘርግሕዎ ኢሞ ዓቅሚና ክንሕግዚ ኣጀኩም ።

  • @tesfutsegay6133
    @tesfutsegay6133 4 ปีที่แล้ว +23

    edimen tienan yehabka fetari Tegadalay Tesfay Temnewo ab eritrana yerakibena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥀

  • @tesfalemtewolde8352
    @tesfalemtewolde8352 4 ปีที่แล้ว +17

    ጂግና ተጋ/ይ ተስፋይ ተምኖ ካብ ንእስነትካ ንሃገርካ ዝገበርካዮ ቃልሲ ኣመና ነመስግነካ ብዙሕ ዘይንፈልጦ ኣፍሊጥካና መንእሰያት ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ

  • @onedayentertainment2470
    @onedayentertainment2470 4 ปีที่แล้ว +14

    ኣቦና ተስፋይ ተምነዎ ከም Encyclopedia ኣብ ቤተ-መዘክር ክቕመጥ ዘለዎ ሰብ። ኣኸለ።

  • @shimetghebremedhin7093
    @shimetghebremedhin7093 4 ปีที่แล้ว +2

    ጅግና ወዲ ሃገር ኣቦና ተስፋይ ከምኡውን ዛኪ ካብ ሊቢ የመስግነኩም

  • @tesfaytikabo4833
    @tesfaytikabo4833 4 ปีที่แล้ว +8

    Everyone needs to stick with each other and we need to stick together and come up with brilliant and action solutions . Thank you all and love you

  • @aregayweldeab7710
    @aregayweldeab7710 4 ปีที่แล้ว +10

    አቦና ተስፋይ ተምኖ ብጣማ መሀሪ ዝኮነ ሐሳብ ለግስካልና ንኢሰያስ ሐደ ካብቶም ጽቡቕ ገረም. ዝፈልጥዎ እካሞ ዓስብካ ካብ አምላኽ ርከቦ አይትሕመም አይትእረግ ተድልየና. እካ ካብ. ደጀን ስያትል: :

  • @dgrjr4370
    @dgrjr4370 4 ปีที่แล้ว +4

    One of the most important interview .

  • @bilulhaile4910
    @bilulhaile4910 4 ปีที่แล้ว +12

    💐💐😉😊💐💐
    ኤረየ ታሓበኒ ኣለና ትሻዓቴና
    ደቅኺ ብሕልፊ እቶም ሙዑታት
    ሰብ ቁምጣ ፈንቅል ንድሕሪት ዘይብሉ እንተወሰኑ ።

  • @adamismail3017
    @adamismail3017 4 ปีที่แล้ว +13

    ክቡራት ኣሕዋት ኣብ ስደት ከርተት ክብሉ ብከዳዐ ድማ ሃገር ክምራሕ ። ዐድልና ክፉፉፉፉ

  • @petrosandemariam500
    @petrosandemariam500 4 ปีที่แล้ว +27

    ህዝቢ ኤርትራ ዕድለኛዮ ባባ ተስፋይ ተምነዎ ኣብ ሳሕል ብ ዓዋሉ ከይተቐትለ ዝውጸ ፡ ብዙሕ ህዝቢ ሓቂ ኣፍሊጥካዮ ኢካ፡ የቐንየልና!!!!!!

    • @wedihager8384
      @wedihager8384 4 ปีที่แล้ว

      Ganta hirikrikh ata tesah itom akhedimom wryane zikhentzeluke hassawi

    • @amanuelkesete6635
      @amanuelkesete6635 4 ปีที่แล้ว

      Wedi hager. Wela iko eka xihefka zeytkiel. Mejemerta temehar ziarkey

  • @ZYosef
    @ZYosef 4 ปีที่แล้ว +1

    Thank you for this great interview. This was a very sober and thoughtful discussion. I particularly liked Ato Tesfaye Teminawo advice and strategy. Indeed, one avenue is to seek collaboration with Sudan, which is a great opportunity for Eritreans. Needless to say, it was the Sudanese (those wonderful people) during our long struggle that enabled us to have a gateway and sometimes literally supported Eritreans from the clutches of our enemies-Ethiopians. Please, Eritreans stop looking Southward (to Ethiopia) to ‘assist’ or extend support to do away with this dictatorial regime. Ethiopians (or TPLF) have done so much damage to Eritreans. They continue to do us harm. The first order of business is to know your enemies, not so much for hate, but to protect ourselves and not be sidetracked. How does it sound to invite those who killed and maimed our people and caused undue hardship to Eritreans?.
    Let’s just believe in ourselves and our people, who are inside Eritrea to bring about change. In the diaspora, let’s maintain unity and work hard to extend our support and solidarity with our brethren and sisters.

  • @funy738
    @funy738 4 ปีที่แล้ว

    Ajokum kburat yhwat ab gonokm alena 💞 Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 4 ปีที่แล้ว +2

    Kburey Abona edmen teinan yhabka Fetari❤️❤️🙏👍

  • @ghirmamogos9374
    @ghirmamogos9374 4 ปีที่แล้ว +9

    ተስፋይ ተምነዎ ሓቀኛ ኤርትራዊ እሙን በሓቂ።

  • @kiroswalker7444
    @kiroswalker7444 4 ปีที่แล้ว

    Well said man. You are motivational and honest. Hope your clear analysis will continue so that we can hear it more 👍

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 4 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ብንጽህና ሃገረይ ንበል
    ነንኽእሎ ዓቕሚ ነበርክት
    ከምዚ እንተዘይ ጌርና
    ክንጠፍእ ኢና

  • @ERI-hl1lo
    @ERI-hl1lo 4 ปีที่แล้ว +10

    •ኢሰያስ ይሕሱ እዩ!ይሕሱ ዋእ ኣበይ ምነበረ ክክክ ኣምበሳ ዝኾነ ሰባኣይ ዩ እዚ
    #like እስከ ሃቡለይ።

  • @magentcink2858
    @magentcink2858 4 ปีที่แล้ว

    Ezi saby xebuk gayru histore Eritrea zefalte saby u nay behaki zaki heway kamzi megbarka naybhaki ena namesgenaka thanks you dear bro

  • @galkeren5268
    @galkeren5268 4 ปีที่แล้ว +13

    Good bless you I hope you see one ☝️ Eritrea 🇪🇷

  • @099088122
    @099088122 4 ปีที่แล้ว +1

    Thank you Zaki hawey behaki hanatsi medeb slezekirebkalna. 👌👌👍👍♥️♥️🙏🏾🙏🏾

  • @emen862
    @emen862 4 ปีที่แล้ว +11

    ጽቡቕ መደብ ዛኪ ሓወይ።

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 4 ปีที่แล้ว

    Blke etihaki esu eiu kubur weladi Thank you Zaki

  • @eshanegash8421
    @eshanegash8421 4 ปีที่แล้ว

    Thankyou

  • @ariammengisteab7300
    @ariammengisteab7300 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣጆኹም ደቂ ኤርትራ ነመስግነኩም ሃገርና ኣምላኽ ገጹ ክመልሰላ ኩልና ልብና ይቕናዕ

  • @gergishgergish1130
    @gergishgergish1130 4 ปีที่แล้ว +2

    ተስፋይ ተምነዎ ይበል ትንተና ብዓል ንስኻ ዶ ስደት ምሰፈረኩም፡ህዝብኹም መንቃሕኩም እንበር፡
    ዘኪ ጅግና ውን ነመስግን ስለቲ ልቦናኻን ናይ ተባዓት ሰራሕካን።

  • @brhanegebre3422
    @brhanegebre3422 4 ปีที่แล้ว

    ኣቦና ተስፋይ ተምነዎ ኤድመን ተናን ይሃብካ ፈጣሪ ጎይታይ ኣምላኽ .ከማኻ ሽሕ ይፍሬዩ

  • @abdusiad8729
    @abdusiad8729 4 ปีที่แล้ว +2

    Batmi xabhok maliket Bajkom bzhie tarike zalwom akrblna 🙏👍❤merci

  • @BhHb32
    @BhHb32 4 ปีที่แล้ว +8

    እዛመውዳእታ ዝበሉዋ ኣቦና ተስፋይ ብጣዕሚ ኢያ ኣገዳሲት
    ስኣን ንሳ ምትግባርና ካኣ ብዙሑ ጉድኣት ወሪዱና፡ ጌናውን እንተዘይ ኣተግቢርናያ ዝኸፍአ ክስዕበና ኢዩ።
    ንሳ ካኣ ሕማቕ ሪኢኻ ዓገብ ምባል እያ፡ ኣብነብሰይ ዘይበጽሓትኒ እንታይ ገደሰኒ ዘይኮነ ክንብል ዘለና ዓገብ ክንብል ኣለና። ሎሚ ተዘይረከበትና ጽባሕ ክትረክበና ትኽእል ኢያ እንተዘይ በጻሓትና ውን ወገኑ እናተሳቐየ ዝሕጉስ የለን ሰይጣ ዘይተኾይኑ።

  • @fessahaiehaile6928
    @fessahaiehaile6928 4 ปีที่แล้ว +41

    ኣቶ ትምነዎ ኣብ ሂወተይ ኣብ ሓፋሽ ውድብ ብሙሉእ ልበይ ተቃሊሰ።ንመሪሕነ ት ህዝባዊ ግንባር ግን አይፈልጦን ነይረ።ማኣስ መራሕቲ ግንባር ብዝተፈልየ እሳያስ ክፈልጦ ዝኻልኩ በተን ተኻታቲለን መግለጺ ዝሃብካዩ ንሂወተይ ብዙሕ ለዊጥዎ እዩ። ዓጢቀ አንጻር እዚ ከዳዕ ክቃለስ ጀሚረ።እቲ ናትካ ሓቅነት ሕጅ ብዝላዓለ ተገሊጹ። ኣብ ሂወተይ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን። ኣብቲ ናትካ ዕድሜ እየ በጺሔ ብዕድመና ኣብታ ሓርነት ዘለዋ እንተኣተና ብወገነይ ናይ ዓውት ዘውዲ ክደፍኣልካ እየ።

    • @heirmilaandissac2228
      @heirmilaandissac2228 4 ปีที่แล้ว

      Abona gegna eka
      Azia zsehabetni ka nissayas zdgfu wey msu abmernet zelw twldom mflati ezia aziya agedasit eya ,mekniyatu kulom tegaru eyo
      Slezi nhna etom dekebat tekawemt,nkun degft ehwat ena

    • @bahtagrmay1615
      @bahtagrmay1615 4 ปีที่แล้ว +3

      ሰላም ንዓኻትኩም*
      ዘካራስን* ባባ ተስፋይ ተምነዎን
      መቸም ክፍኣትን ተንኮልን
      ኢሰያስን ሳዓብቱን ኩሉ ፈሊጥናዮ ኣሎና*
      ነዛ ነብስና ከማን ከምዚ ናይ ኢሰያስ ፈሊጥናዮ ዘለና ኣይንፈልጣን ኢና*
      ሕጂ ደንጺና ዘሎ ሲ ከመይ
      ጌርና ንኸብሎ ዩ።

    • @tewisaak9248
      @tewisaak9248 4 ปีที่แล้ว

      @@bahtagrmay1615 ኢቲ፡መላገቦ ይሎን ዝነደኹም ድኹማት ሃደምቲ ኢቲ ዓወት ናይ ኢሳያስን ህዝብን ኢዩ ውያነ ኣይኮነን ወሪሩ ልክዕ ደኩመንቲ ወያነ ተወከስ ብራቮ ተሓጉስካዶ ማሃየም

    • @biriktihaile5499
      @biriktihaile5499 4 ปีที่แล้ว

      ሀሀሀሀሀ game over digital

  • @mki998
    @mki998 4 ปีที่แล้ว +3

    Thx zaki and abona tesfay

  • @sologhebre1094
    @sologhebre1094 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መብርሂ ብፍላይ አብ መብርሂኡ ከም ዝሓበሮ ህዝቢ ኤርትራ አብ መጨረሻ ብማንም ሰብ ሀገሩ ክትሽየጥ ከምዘየፍቅድ ዝብልዩ።

  • @hamid8562
    @hamid8562 4 ปีที่แล้ว +3

    Great man , l respect you wadi Temnuwo , definitely one day we will win because we have brave and honest fellows like you ( ajjukha ) .

  • @houseofpain9184
    @houseofpain9184 4 ปีที่แล้ว +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦና ተስፋይ

  • @eritreanforfreedom1827
    @eritreanforfreedom1827 4 ปีที่แล้ว +2

    Thank you respected big brother tegadalay Tesfay Temeno.

  • @isaachagos7956
    @isaachagos7956 4 ปีที่แล้ว

    Thanks Tesfay and Zekarias

  • @ኣለመቀሀ
    @ኣለመቀሀ 4 ปีที่แล้ว +15

    ናይ ስርዓት እሰያስን ስርዓት ወያነን ህልክ ህዝቢ ኤርትራ ይጠፍእ ኣሎ 😭

    • @Mky330
      @Mky330 4 ปีที่แล้ว

      Adi Semere እሞ ምብጋስ እያ ያ ጃምዓ ፣ኣነስ ፈዳይን ተዝገብሩኒ እዞም ህዝቢ ዘጽንቱ ዘለዉ ምኮስተርኩዎም ፣ኣይትጠራጠሩ ምወዓልክዎ

  • @ታሪክስወዲተምነዎዳኣይግለ
    @ታሪክስወዲተምነዎዳኣይግለ 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣየ ሰብኣይ ባዓል ሙሉእ ልቦና ይበል ትንተና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ተምነዎ

  • @kendielmedia4621
    @kendielmedia4621 4 ปีที่แล้ว +21

    ብምልኣት ዝሳማማዓሉ ቃለ መሕትት ካብ ዘምዕ ነዊሕ ዓመታት ሓሊፉ እዩ። እዚ ብመንገዲ ኤሪሳት ሳትላይት ቲቪ ዝተፈነወ፡ ኣብ ሞንጎ ዘካርያስን ኣቶ ተስፋይ ተምነዎን ዝተገብረ ቃለ መሕትትን ግን ብምልኣት ዘዕግብ ቃለ መሕትት ኮይኑ እየ ረኺበዮ። ስርሐይ ደው ኣቢለ፡ ባህ እንዳበለኒ ዉን ሰሚዐዮ።
    ስለዚ ኩሉኹም ኤርትራውያን፡ ተገዲስኩም ቀዳማይን ካላኣይን ክፋል ንኽትሰምዕዎ ይዕድም።

    • @bereketfshaye4839
      @bereketfshaye4839 4 ปีที่แล้ว

      bitami enda mesgenku jigna xibuq tintena qexile kulu gizye nihna artrawuyan nihse alena merahti tigray wun nezi melakhi edil hibomo zelezi plotica slezkhone mistgray wun rikib kihlwo yikhel u hizbi artra hiji telal nizi aremin nimelay

  • @deregeabay4735
    @deregeabay4735 4 ปีที่แล้ว

    Exactly, border demarcation important for both nation for Ethiopia and for Eritrea particularly for tigrai ,!!!!!!!!peace

  • @berhugebre856
    @berhugebre856 4 ปีที่แล้ว +13

    ክቡር ወላዲ ጽቡቕ ምኽሪ ፡ንበረልና

  • @ኣነኮ-ቨ1ዘ
    @ኣነኮ-ቨ1ዘ 4 ปีที่แล้ว

    ኩቡር ተስፋይ ተምነዎ ንዓሓኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እምበር ህዝቢ ኤርትራ ድኣ.......

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 4 ปีที่แล้ว

    ንሕና ንሱ ንሱ ንሕና

  • @filmonalem
    @filmonalem 4 ปีที่แล้ว +9

    ኤሪሳት ንትገብሮ ዓቢ ቃልሲ ክንሙግስ ብቓላት ጥራይ ዘይኮነ ብተግባር በዚ ኣድረስ ኣቲና www.erisat.org ኣባላት ብሙኻን ደገፍና ንርእይ የሕዋትን ኣሓትን ደለይቲ ሓቂ።

  • @oscaryahoo1292
    @oscaryahoo1292 4 ปีที่แล้ว +6

    እዛ ሓቂ እዚኣ ዘይተዋሕጣትሉ ተሎ ስሚ ሰትዩ ጋሕ ይበል

  • @melay222
    @melay222 4 ปีที่แล้ว +1

    ITS TRUE

  • @dawitsolomon8643
    @dawitsolomon8643 4 ปีที่แล้ว +7

    ምስ ህግደፍ ዝውግን ኤርትራዊ ኣይኮነን መንነት ቅልውላ ዘለዋም ምስ ወድ ተንቤን ዝውጉኑ ሰረቅቲ ፁባህ ዋጋ ክከፍሉ እዬም ሉሚ እንተፀልመተ ፁባህ ክወግህ እዬ

  • @ghenetberhe5556
    @ghenetberhe5556 4 ปีที่แล้ว

    Edmen tenan yhabelna

  • @promisedlandpromisedland4672
    @promisedlandpromisedland4672 4 ปีที่แล้ว +15

    Abona tesfay welcome back.

  • @yemaneyeibyo6644
    @yemaneyeibyo6644 4 ปีที่แล้ว +4

    Lebam Abo edmen tienan yihabeley kubur seb eka

  • @shashukeleta5428
    @shashukeleta5428 4 ปีที่แล้ว +3

    ዓለም ለኸ ሓደ ኤርትራዊ ጽላል ወይ ባይቶ ምህላው ቀዳማይ ስጉምቲ ንዓወት ስለዝኾነ ኩልና ክንሰርሐሉ ይግበኣና'ዩ።

  • @Moonlight-zn8uv
    @Moonlight-zn8uv 4 ปีที่แล้ว +28

    ኣየ ወረጃ ሰብኣይ ኣየ ኣገላልጻ .ነዚኣቶም ወጊንካስ ቶኳሉ ተሪፎማ ዓዲ

  • @bahregasizerhans
    @bahregasizerhans 4 ปีที่แล้ว

    Btaemi xbuk hton agedasi melsin keep it up

  • @degoldessie1826
    @degoldessie1826 4 ปีที่แล้ว +3

    Good job Zekarias Kibreab. Thank Abona Tesfay Temnewo!!

  • @lavitamaiko4157
    @lavitamaiko4157 4 ปีที่แล้ว +5

    Wall Come jegna Tesfay Temenewo

  • @domenicopalladino8484
    @domenicopalladino8484 4 ปีที่แล้ว

    Eritrea to have peace ✌️ is prosperity You have to agree with Afar and Tigray are those who border with you if you make agreements with them sure in a short time you will be a great people without emigrating There is everything to do in Eritrea 🇪🇷 people who can invest in Massawa are in Many there will be work 👩‍💻 for everyone !!!!

  • @geriyetsegay5925
    @geriyetsegay5925 4 ปีที่แล้ว

    Thanks abona tesfay temnewo

  • @yonasghidey7521
    @yonasghidey7521 4 ปีที่แล้ว

    Grazie del suo interesse ho imparato tante cose dal questa intervusta

  • @yoyyaher2652
    @yoyyaher2652 4 ปีที่แล้ว +1

    Edmen Tina yhabka kbur abo

  • @samabraha3833
    @samabraha3833 4 ปีที่แล้ว +3

    Amazing person.

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu3469 4 ปีที่แล้ว +1

    It's funny during the 60s Eritreas GDP was twice that of Ethiopia but today we ended up being beggars and dispersed every where as if we Eritreans have no home to dwell in...

  • @Eagle1503
    @Eagle1503 4 ปีที่แล้ว

    Good job ato tesfay temeno

  • @tzehayekydane3242
    @tzehayekydane3242 4 ปีที่แล้ว

    ተስፋይ ተምነዎ ዘቕረቦ ሓሳብ: ብሓቂ ሕጋዊ ዝድገፍ ሓሳብ ኢዩ::
    "ድሕሪ ፍርዲ ፈጽሚ ስለዝኾነ"

  • @aamutho7173
    @aamutho7173 4 ปีที่แล้ว +4

    እቲ ናይ ብሓቂ ፖለቲከኛ ማለት ኣቦና ተስፋይ ተምነዎ እቶም ሓማሴን ካባኻ ክመሃር ይግባእ!

    • @sinnithm.6972
      @sinnithm.6972 4 ปีที่แล้ว +3

      ዶንቆሮ እንታይ ሓማሴን ኣበለካ ልኡኽ ኤርትራ ዘይትውክል ኣየ ኤርትራውያን ባዕልና ሃገርና ንበላዒ ንህባ ኣለና ኣምሓራ ዓጋመ ገለመለ ንቃሕ ኣታ ወዲ?

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 ปีที่แล้ว +7

    ክቡር ኣቦና ኢትዮጵያ ተቐቢለያ ውዕል ኣልገርስ ምስ በለት እንተተቐቢልኩስ ሐራይ ምስ በሎ ሐራይ ንሓንፅጽ ክብል ዝነበሮ ኢሳያስዩ ድሕሪ ሐራይ እንታይ ድዩ ኢሉ ዶብ ኣይነበረን መባኣሲና ኣይከሰርናን እዩ መልሲ ኢሳያስ ስለዚ ምሕንጻጽ ካብ ኢሳያስያ ተሪፋ ንኻልእ መጀመር ኲናት ክኾኖ እብል ኣነስ።

  • @musienaxanat1527
    @musienaxanat1527 4 ปีที่แล้ว

    btami hazine nezi jegna sgab lomi zeymflatey lebam

  • @weredelugano1015
    @weredelugano1015 4 ปีที่แล้ว

    TEMNEWO 🏆🏆🏆🏆🏆👍👍👍👍

  • @alinor2100
    @alinor2100 4 ปีที่แล้ว

    Best man

  • @dahlakkebir6736
    @dahlakkebir6736 4 ปีที่แล้ว +1

    ናዓኻ ኣቦና ተስፋይ ነምናዎ ጂግና ኤርትራዊ ይብሉኻ ኣለዉ ሓሰውቲ ኢዮም ንስኻ ጂግና ወዲ ትግርኛ ባዓል ቁምጣ ስረ ኣበይ ንፈልጠን 8 ቤሄራት ንሕና ትግርኛ ኢና

  • @selamtekeste3793
    @selamtekeste3793 4 ปีที่แล้ว +3

    👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @amanok9282
    @amanok9282 4 ปีที่แล้ว

    grm

  • @muluasfaha8395
    @muluasfaha8395 4 ปีที่แล้ว

    ዛኪ ሃንቲ ኣላ ዘይ ትሪዳኣኒ ኣብ አሪትራ ዚኮነ ቲር ቲቢ ሜባለ የለን ስለሚንታይ አዮም ቢሃሶት ዚነብሩ ዘሎን ዝይ ኣሎን ሃሶት ይዛረቡ ኪሳብ ሂጂ ቲገርመኒ

  • @merhawitesfagergsh6016
    @merhawitesfagergsh6016 4 ปีที่แล้ว +4

    Wellcome shikorenatat fetrat

  • @naemikahsay756
    @naemikahsay756 4 ปีที่แล้ว

    Edimen tinan yhabka fetari abona tesfay

  • @awetnasr3229
    @awetnasr3229 4 ปีที่แล้ว

    👍👍👍

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu923
    @ghenetwoldeiesusmenghistu923 4 ปีที่แล้ว +4

    Welcome Tesfai Temnwo

  • @amnamn1951
    @amnamn1951 4 ปีที่แล้ว +1

    👍

  • @jasemdraree8343
    @jasemdraree8343 4 ปีที่แล้ว +1

    Eritrea n eritreawian

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 4 ปีที่แล้ว

    🤝💙💓✍👍👍

  • @domenicopalladino8484
    @domenicopalladino8484 4 ปีที่แล้ว

    the dictator nr 1 in the world is Isaias nr2 all those who collaborated with him, Isaias vi made a fight with Tigrini only because Ereno is more sincere than the dictator Isaias. in Trigray there are the endowments and the people choose who wants to vote in Eritrea it was not possible it was only he with his comrades who decided for their citizens, now Cuasi all year understood that it was never done only for him for the Eritrean people. instead of the dictator he was a real Eritrean all Eritreans were much better than they are now in Eritrea 🇪🇷 force change without too much pride humbly build great strength 🇪🇷 force

  • @haileredae5930
    @haileredae5930 4 ปีที่แล้ว +9

    Ya Jgna tegadalay akalska zekaleska ajeka ab GONKA alena.
    Zeki kae ajeka berto ab GONKA alena.

  • @alexanderzerahaimanot7475
    @alexanderzerahaimanot7475 4 ปีที่แล้ว

    Bzey mai zwehat abii zereba

  • @simonsemere9926
    @simonsemere9926 4 ปีที่แล้ว

    እሞ ዘረባ መደረ ዩ ውዕሎግን ፈተነ ዩ፡ እሞ ንኪድ ሒዝካና ወይ ናይ መንጠሪ ናይታ ፍጠር ነዚ መንእሰይ።

  • @luuleyob5466
    @luuleyob5466 4 ปีที่แล้ว +1

    Nay bhaq des zbl agelalxa xubuq eu zelo kemzom zbelu yedlna alewu abona tesfay

  • @saraselmawe3111
    @saraselmawe3111 4 ปีที่แล้ว +8

    jegna abona nebrlna kebrlna

  • @fitsumgerezgiher3495
    @fitsumgerezgiher3495 4 ปีที่แล้ว

    Keber Ayana kulu Ety Ne dihnat Hager Etakaydo Zayhilal Kalse Zemisgan Eyu Emo Hanty Gen Kelabawo Zedaly Menkisikas Fankel Ety Nay warakakity MeziRgah Ab kulan katamatat Eritra Manakakehe Zekawen Warakakity KizeRgahe Alawo

  • @fitsumgerezgiher3495
    @fitsumgerezgiher3495 4 ปีที่แล้ว

    Keber Ayana Nay behake Xebuk Zemesigan Magilaxen Mekren Labawan Eyu Emo Ajokum Ajona

  • @maymmoonama7380
    @maymmoonama7380 4 ปีที่แล้ว +11

    Tigrinia zsemuu bangladesh alewu malet eu dislike hibomo nezi kale mehtet nayzi kubur jigna tegadalay epe .

  • @yehdegoyosephe1196
    @yehdegoyosephe1196 4 ปีที่แล้ว

    WILL OF ERITREA AND ETHIOPIA. THE ARE RUNNING TO ACCUPAING ERITREA. BUT AS THE SAME TIME THEY ARE FACING A CIVIL PROBLEM. I THINK WE SHOULD JUST WORK HARD FOR OUR PROBLEMS OLNEY SOLUTION.

  • @tesfayhagos5762
    @tesfayhagos5762 4 ปีที่แล้ว +6

    ክቡር አቦናን አያናን ሐዉናን እዚ ቃልዚ አብ ልቢ ነውስወከፍ ኤረትራውያን ዝሐድር ይግበሮ ግን ከምዚ ከማኻ ዘወሀህዱ አይረኸበን እምበር ኩሉ ቅሩብዩ ዘሎ

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 ปีที่แล้ว +5

    ንንዳሞሊቲ ፋብሪካ ጠራሙዝ ብርቆ ብርለ ወዘት ሞንቁሱ ንቻይና ሸይጥዎ ኢንድዩ ዘይፈለጥኩም እንተኮንኩም ከዘክረኩም ኢለ እየ ደም ነቢዕና ንገብሮ ስለዘይብልና።

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 4 ปีที่แล้ว

      @Azieb Fesehaye
      ኣዜቢና lair stupid ኢልኪ ጸርፍክኒ ኢታይ እየ ሓስየ ሓብርኒ ኣረድእኒ ክኣምኖ ድየ ክኽሕዶ፡ ዕሽነተውን ከምኡ ግለጽለይ ጸርፊ ድኣሞ እንታይ ይእርም ኮይኑ ብኣንጻሩ ናይ ድኹማትን ስዑራትን መግለጺ እንድኣሉ ክጽበየኪ እየ ከተርድእኒ ጸርፊ ግን መግለጽ እንታይነኪ ከይከውን እንተተረፈ ይሕሸኪ። ንዓይ ተኾነ እደይን እግረይን ኣይቆርጸንንዩ እኳ ድኣ የስሕቐኒ።

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 4 ปีที่แล้ว +1

    ኩሉም ገዳይ ተጋደሊትን ዓበይት ኣቦታት ሰብ ዕዲሜ ሰብ ጸጋን ሕቶ ኣሎና መናእሰያት ኣሰያስ ኣፎርቅ ኣብ ሰልጣን ክመጽእ ኮሎስ ብክእሎቱ ድዩ ብሽጣሩኡ ኢዩ!!? ነዚ ከ ሰለምታይ እዛ ኮሎ ግና ዘይፈትሑዎ !? ድሕሪ ባይቱኡ ከ ኣይፍለጥን ኢንዲዩ?

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 4 ปีที่แล้ว

    ህግደፍ ንዘልኣለም ክነብር እዩ