Teddy Press ፖለቲካዊ ኣሰላልፋ ደንበ ተቓዉሞ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 61

  • @meazesahle9973
    @meazesahle9973 17 วันที่ผ่านมา +2

    ቴዲ'ኮ ጸግዒ ናይ ብስራት ኣማረ እዩ
    ሎሚ ካብ ዮናስ ደስ ዘይብሎ ክሰምዕ ተሸጊሩ 😂

  • @YonasHaile-lx4qm
    @YonasHaile-lx4qm 18 วันที่ผ่านมา +2

    ትግራዋይ ኤርትራ ምስ ትግራዋይ ኢትዮጵያ እንተዘይተፋቒርና ዕዳና ደቂ ደቅና አይምልስዎን እዮም

  • @robielgebrehiwet7706
    @robielgebrehiwet7706 14 วันที่ผ่านมา

    ዮናስን መምህር ዮሴፍን ንቑሓት ሰባት፣ የቐንየልና ቴዲ ስለ ዝዓደምካዮም።

  • @danielgebreab692
    @danielgebreab692 15 วันที่ผ่านมา +1

    ዮናስ ተባዕን ሰፊሕን ኢዩ ግን ዝርደኦ ውሑድ ኢዩ!

  • @binast6795
    @binast6795 18 วันที่ผ่านมา +2

    It is shame Teddy press stands with PP Getachew, the good thing is few people watch it

  • @redaebirhane5060
    @redaebirhane5060 15 วันที่ผ่านมา

    Well explained conversation

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 9 วันที่ผ่านมา +1

    አዋይ ኪጽላኣካ ዮናስ ተንታኒ ክክክክክክ ኣምሃራይ

  • @yebioheile8696
    @yebioheile8696 17 วันที่ผ่านมา +1

    ክስማዕ ዝግብ ኦ ትንተና ❤

    • @micaelaradom277
      @micaelaradom277 17 วันที่ผ่านมา +1

      ተረዋእይ ኪድ ስምዓዮ ሺዑኡ ኣርዋኣዮ

  • @hawashayetrn5175
    @hawashayetrn5175 11 วันที่ผ่านมา +1

    ቴዲ ንምብትታን ደምበ ፍትሒ ድዩ ዋላ እንታይ ዕላማ እዩ ንዩናስ ማስቲካ ተረፍ ህግደፍን ልኡኽ ናይ ህግደፍ ተምጸ ኦ። እዚ "ተኹላ" በጊዕ ተመሲሎ አብ ብሩህ መጻኢን አብ ደምበ ፍትሒ ካንሰር ኩይኑ ዘበታትን ርኹስ አረሚን።

  • @kemma3862
    @kemma3862 17 วันที่ผ่านมา

    Yonas 🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇

  • @Knrakebena
    @Knrakebena 17 วันที่ผ่านมา

    💚❤️💙

  • @alonaeyob6648
    @alonaeyob6648 19 วันที่ผ่านมา +6

    Yonas abo haqi❤❤❤

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 19 วันที่ผ่านมา

      ከመይ አቦ ሐቂ ሐቂ ብዙሕ እዩ ሕግደፍ ወያነ ይኹን አብይ አይኮነን ዘጥፎኦ ዝብቁሶ አሜርካ፥ ኤውሮጳ እዩም. ብዝኾነ ናተይ አራኣእያ ብዝዝኸድድ ተጻቦኦ ብተዘዋዋሪ ሕግደፍ ብ ፍኖ ጌሩ ክብሪት ወሊኡ አሎ ስለዚ ብልጽግና ን ሕግደፍ ን ምብቋስ ይዳሎ አሎ. ኤርትራ ሒዙ ጎቢጡ ክነብር ዘይሕሰብ በየናይ አለም ሕጊ???

    • @KubsulSul
      @KubsulSul 18 วันที่ผ่านมา

      ​@@toyotaw2500ትግርኛ ዲካ ? ክንደይ ክፍሊ'ከ በጺሕካ ?

  • @RahaseFtuwi-u9v
    @RahaseFtuwi-u9v 19 วันที่ผ่านมา +2

    Yoni Btami mehari kebret yhablna❤

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 9 วันที่ผ่านมา

    ክክክክክክ አዚ ኩሉ ኮለል ዚቢል ዘሎ አኮ ኒዉፉይ ኒምድናን አዩ ተማሃር ካብ ዉፉይ በሎ

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 9 วันที่ผ่านมา

    ኣብዛ ናይ ቲግራይ ትኪኪል ኣሎ

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 9 วันที่ผ่านมา

    ተዲ ኒባአሊካ ኣቲካ ዲካ ናብ ህ ግ ድ ፍ ኒሚንታይ ነዚ ባዶ ዚኮነ ሉኡክ ህ ግ ድ ፍ ኣምጼአካዮ ተመዘን አሉካ ተዲ ነዚ ከተሚጼአ ዘህዚን አዩ

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 18 วันที่ผ่านมา +3

    ዮናስ ውፉይ ንዓካ እንታዩ 🙏
    ደቂ ዓባይ ድስቲ ክትርብሹ ውፉይ ክጥርንፍን ከእምንን ዝክእል ንፉዕ ሞዴል እዩ

  • @redaebirhane5060
    @redaebirhane5060 15 วันที่ผ่านมา

    Gugile Getachew btaimi hadegencha akaida eyu .eta ab tigray zitekayedet bedel ab Ertrea nmdgam eya ezi kea hayli ezom kilte hizbitat adakimka temberkaki nay oromo hayli mgbar eyu.kedeat eyom bhizbom zeyhasbu sisuat eyom

  • @libanosgebreslasie99
    @libanosgebreslasie99 19 วันที่ผ่านมา +2

    ዬናስ ኑፉዕ ተንታኒ ፖለቲካ

  • @maakenhabtom9988
    @maakenhabtom9988 3 วันที่ผ่านมา

    Ata mastika eskas suk eyu zexebkelka wey nebska fetsha mesartka do ay konenn wufuy ktxerfo twel zeleka nbalka arawit eka nabiy ktxerf men halafnet hibka

  • @rasmusern9974
    @rasmusern9974 10 วันที่ผ่านมา

    seb aymerexkan mastika da tay kitintin guday sdraka giber bello donqoro dikone seb

  • @rustomyohannes5136
    @rustomyohannes5136 19 วันที่ผ่านมา +1

    Good for you but what is the solution

    • @habenteklu8138
      @habenteklu8138 19 วันที่ผ่านมา +1

      ኣብቲ ድዛረቦ ጉድለት ቅድም ተሰማማዕ ወይ ኣንጻር ኩን ።ሽዑ ፍታሕ ሓቢርና ንሰርሕ።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 19 วันที่ผ่านมา

      @@habenteklu8138ምስ አብይ ኮይንካ ድዩ ጥራሕ ቀዳማይ ጹላኢ ሕዝቢ ኤርትራ ሕግደፍ እዩ ሰብ ዝመስሎ ሐሳብ ከምጽእ ግድን እዩ ሕግደፍ ብልጽግና ግንባር ዝገበርው ምልሕሐስ ሐደን እንኮን ንወያነ ምጥፍእ እዩ ግና ወያነ አሜርካ አዲሒናቶም ስልጣን አብይ ድማ አሜርካ ጠጠው አቢላቶ እቲ ቀንዲ ሕግዱፍ ከበቅሶ ዝኽእል ብ መርዛም መልሑሱ አንፃር አሜርካ ምስ ራሻ ዝገበሮ አሜርካ ንመን እዩም ከንብሩ ን ባዲሪ ድዪ ን ውፉይ፥ዉዘተ ክራኤ እዪ

  • @semereababraham5429
    @semereababraham5429 17 วันที่ผ่านมา

    Mastika lokmas

  • @temesghenberaki7092
    @temesghenberaki7092 17 วันที่ผ่านมา

    ???????

  • @filmonkibrom7533
    @filmonkibrom7533 18 วันที่ผ่านมา

    የቐኔልና ዮኒ ጽቡቕ ትንተና 🎉🎉🎉

  • @TsegayeTtsegay
    @TsegayeTtsegay 19 วันที่ผ่านมา

    ህጻውንቲ ከከም ኣታዓባብየኦም ከም ዝፋላለዩ ተኣምን ዶ ሕብረተሰብ ካ ከምኡ ዩ ዮናስ ፍልልይ ኣሎ ሓሶት ነውሪ ስርቂ ነውሪ ሓቂ ተዛረብ ዝብል ኣቦ እንድሕር ኣዕብይካን ነውሪ ዘይፈልጥ ኣቦ እንድሕር ኣዕብይካ ፍልልይ ገፊሕ ዩ ሓንቲ ስድራ ዓዲ ወረዳ ኣውራጃ እያ ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ስለዚ ኣውራጃዊ ፍልልይ ኣሎ ኣብ ስነ ምግባር ፍቶ ጽላእ

    • @A.emaha82
      @A.emaha82 18 วันที่ผ่านมา

      አብ ውልቀ ሰባት ናይ ስነምግባር ፍልልይ አሎ ፡ብዘየገድስ አውራጃ ። አብ ነፍሲ ወከፍ አውራጃ ኩሉ ዓይነት ስነምግባር ዝዉንን ማሕበረሰብ እዩ ዘሎ።

  • @adamyonas6711
    @adamyonas6711 19 วันที่ผ่านมา +2

    Yoni Tebae eti enqo hakenja

  • @tesfalemghrmawi7252
    @tesfalemghrmawi7252 17 วันที่ผ่านมา

    ዮናስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @mebrahtomgebremariam4271
    @mebrahtomgebremariam4271 19 วันที่ผ่านมา +1

    ክልተ ለቁማጻት ተጠቀቅሎም እዝኦም አነ ቅድሚ 3/ ዓመት እዞ 2ተሰባት መዳነገርት ምኳናም ጽሕፈ ነረ ሕጂ ግን ባሎም ተጋልጾም እዮ መንእሰይ ንቅሐሎም።

  • @sababerhane6937
    @sababerhane6937 19 วันที่ผ่านมา

    ጨለ ዘረባ ዘረባ ግን ምሳሕ አከውን ዎላ ድራር

    • @Esromtesfay772
      @Esromtesfay772 18 วันที่ผ่านมา

      ድራራ ግን እዩ።

    • @mussiebereket8583
      @mussiebereket8583 16 วันที่ผ่านมา +1

      ክልቲኡ አዩ ዝኸዉን ከም ማይ ወላ ዉን ክኸዉን ይኽአል አዩ። ምኽንያቱ ጨለ ዘረባ መግቢ የአምሮ ሰለ ዜኾነ።

  • @Mere-t3k
    @Mere-t3k 19 วันที่ผ่านมา

    Yoni❤❤❤

  • @abrahaleysened
    @abrahaleysened 18 วันที่ผ่านมา

    Yonas edmen tenan yhabka hasotn mtlaln key bezh

  • @Yahremmihsah
    @Yahremmihsah 19 วันที่ผ่านมา +1

    Yoni tebaetay zey kem wufuy menqolawexi

  • @awetgrmay2802
    @awetgrmay2802 17 วันที่ผ่านมา

    Yonas🎉

  • @Kewakbtisemay
    @Kewakbtisemay 19 วันที่ผ่านมา +1

    Zblae zereba haw yonas

  • @mebrahtenmurutse6876
    @mebrahtenmurutse6876 19 วันที่ผ่านมา +1

    መስለኒ ኢልኻ ዘረባ ቁምነገር የብሉን have your fact 1st

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 18 วันที่ผ่านมา

    ዮናስ ውፉይ ንዓካ እንታዩ 🙏

    • @Esromtesfay772
      @Esromtesfay772 18 วันที่ผ่านมา +1

      ስቅ በል ጉዕ።

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 18 วันที่ผ่านมา +1

    አየ Teddy press :
    ነቶም ፎኮስትን ግናያትን ዓንቀፍትን ቀናአትን ዘይብሱላትን ካበይ ኢኻ ትረኽቦም ?
    ዮናስ መን ምኳኑን እንታይ ክሰርሕ ጸኒሑን ይሰርሕ አሎን አብ ባይታ ዝተረአየን ዝረኤ ዘሎን እዩ::
    ጣቋ ዘረባ ዘይኮነስ : ስራሕ እዩ ምስክርነት :
    ዮናስ ማለት ስሱዕ ( ናይ ስልጣን) ዘለዎ : እንታይ ትምህርቲ ን ተሞክሮን ስለዘለዎ እዩ ዓዲምካ አምጺኻዮ ?

    • @Esromtesfay772
      @Esromtesfay772 18 วันที่ผ่านมา +1

      ስቅ በል ሐሳዊ መጣቆሲ ዮናስ ይስርህ እሎ እስኻ ድማ ተጣቁስ ክም ቆምሽቲ ስበይኻ ተጣቅስ እለኻ ስበይታይ why don’t you go too hill 👎🏿👎🏿👎🏿

    • @KubsulSul
      @KubsulSul 18 วันที่ผ่านมา +1

      እዞም ገሌኩም እኮ" ተካቲዕኩም ነዚ ኣብዚ ዓለም ዘሎ ሰብ ክተእምንዎ ስለ ዝበዝሑኩም እምበር ፡ ነቶም ምድሪ ከም ትዘውር ዝነገሩ ፡ ደናቁር እዮም ኢልኩም ክትካትዑ ድሕር ኣይምበልኩምን። ድሒሩ ድኣ ይርዳኣካ ይከዉን እምበር ፡ ዮናስ ቅድሚ ውሳነ ዘሎ ጠንቂ፡ ኣለልዩ ዝፈልጥ በሊሕ ሰብ እዩ።

  • @micaelaradom277
    @micaelaradom277 17 วันที่ผ่านมา +1

    ቴድይ መውደቂኻ ትገብር ኣለኻ ነዚ ወይጦ እንታይ ዝስማዕ አለዎ ኢኻ ተምጽኦ ጡዑም ተመሲልካ ኣንጻር ዉፉይን ብርገድንሓመዱን ምኻንካ ትደጋግሞ ኣለኻ ግን ፍሹላት ኢኹም ፍሹላት ሰብ ሰማዕይ ዝሰኣኑ ደደሊኻ ኣምጽእ እቲ መልሲ ትም ጥራሕ እዩ መልሲ ድኻታት ናብ ሞት አክም ትሰሓጉ ዱሁላት

    • @ዘመንኣካሒዳ
      @ዘመንኣካሒዳ 17 วันที่ผ่านมา

      ጸቢብ ኩዕንቲ።

    • @sdet-id3oc
      @sdet-id3oc 13 วันที่ผ่านมา

      Barya

    • @micaelaradom277
      @micaelaradom277 9 วันที่ผ่านมา

      @sdet-id3oc ባርያ ይሓይሽ ካብ ማሕዮ

    • @micaelaradom277
      @micaelaradom277 7 วันที่ผ่านมา

      @sdet-id3oc ኣንታ ዋህዮ ኤግደፍ ማሕቃቅ ደርሆ ማይ

  • @rezenetesfamariam2772
    @rezenetesfamariam2772 17 วันที่ผ่านมา

    ምሻዕብያ ዝወዳደር የለን።ብዛዕባ ወያነ ግን 27ዓመታት ንኢትዮጵያ ክመርሑ ከለዉ ታንክን ባንክን ኣብ ኢዶም ከሎ ኣብ ትግራይ ሓንቲ መድሃኒት ኣንበጣ ትነጽግ ነፋሪት ኣይገበሩላን መላእ ብሄረ ሰብ ኢትዮጵያ እንታይ ኢዩ ሰነ ልቦና ሓደጋ ገምጊሞሞ ኣይጸንሑን ኩናት ሒዞም መጺኦም ክኣ ሓደ ሚሎን ክኣ ኣኽሲሮሞ ብወገን ሻዕብያ ዉን ኣብ ጉድጋድ ተሓቢኡ ብቂምታ ከምዝነብር ጌሮሞ ጸኒሖም እንታይ ኢዩ ሓደጋ ንህዝቢ ትግራይ ዉን ብንዕቀት ይሪኡዎሰለ ዝጸንሑ ዋጋ ኣኺፊሎሞ ።