ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ስንቴ❤ ዝፈትዎ አርቲስት ❤ሮሚጠይ
ብሓቂ ብሉጽ ስነ-ጥበባዊ ኢኻ ግን ሕጂ ውን ክትውስኸና ብዙሕ ክንጸበየካ ኢና።❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉
ብሓቂ ብሉፅ ኢካ ስንቴ ሓወይ❤❤❤🎉እንኳዕ ኣምላክ ምሕረት ሃበካ የቀንየልና ስለ ዘቅረብካዮ❤❤🎉ወዲ ሮሚጠይ❤
የቐንየልና ሙሌዋ ንዝንፈትዎ ሓውና ዘምፃእኻልና ተመስገን ❤
ስንቴ ዝፈትዎ የቀንየልና ሮሚጠይ እውን ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ❤❤
⛔️⛔️ወዲ ሮሚጥ ሓወይ ንአቦ ሄቨን ዓወት (ጓሉ ተደፊራ ዝሞተት) አብ እዮሀ ሚድያ ዝቀረበ ደሊኻ ኢንተርቪው ግበረልና please🙏🙏 ውሽጡ ተጎዲኡሎሞ ሓገዝ የድልዮ እዩ ።አለናልካ ንበሎ ።አብናይ ደቂ ዓድ ብቋንቁኡ መፂኡ ሓሳቡ ይሀብ💛❤💛🙏🙏🙏
ውብሓቂ ናይ ልበይ ዘረባ ዝተጎድኣ ሓውና ዓወት ተዝቀርብ ኣጆካ ክብሃል ይግብኦ❤❤😢
❤❤❤❤ዝፈትዎ
ዘመን ኣለም ሰገድባ ኣምፀአልና❤
ስንቴ ክፈትወካ ይበል ድምፂ❤
ስንቴ ዝፈትዎ❤❤❤🎉🎉
Nentayehu one of the best and favorite singer I have ever meet thank you Romoto for the show we really enjoying your program since we are far away from home.
sintea hero long live
ምዕሩጋት ንፈትወኩም ኢና ❤ትግርኛ ይዕበ 👏♥️
🎉ስታየሁ ምሩፅ ጥብበኛ ❤
ስንተየ❤❤❤❤❤❤ ሽኮር u are so Love❤❤❤ from Eritrean borther❤❤❤❤ u are so king of art
Sinatayehu Abiy SebShikor❤❤❤Big respect with Love ❤❤I love you both 🎉🎉🎉🎉
Snte best tigrigna artist❤💛Wed romit gin zeytfelto wshti mstir yelen😂😂
ወረሚጠይለ የቐንየልና ሃምዚኦም ዝምርሰሉ ሰብ ሞያ ብቕራባኻ ነመስግነካ::
ወዲ ሮሚጠይ❤ & ስንቴ❤ ይፈትወኩም እየ😍❤
My favourite singer Sintayoh. Thanks Wedi Romit show
ኣብ ራያኮ 3ተ በትሪ ኣይፍቀድንያ ሞይት ስሓቕ ይሞችኹምስከ ወድሮሚጥ ግን ዘይትፈልጠሎም ታሪኽ የብልካን ብስሩ😂😂😂
ስንቴ ዝፈትዎ ድምፃዊ ❤❤❤❤❤
ንሰሎምን ባይረ እባ ኣቅርበልና ሮሚጠይ
my favorite sinte❤🎉
ረዚን ስነ-ጥበበኛ❤ ስንቴበጃኻ እቲ ድምፅኻ ዓመታዊ ኣልበም ዕየየሉ🙏🏽 ምስጌ ብልክዕ ገሊፅካ እዩ ድምፂ ካናሪ❤😊
ስንቴ ክፈትወካ መዓት❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤ዕዱመነ ጥዒና ያሃባኩም
❤❤❤❤
ስንቱ ጀግና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ስንቴ ቡሉፅ ደራፋይ
Berihu mehari akrbelna wedi romit
❤️💛❤️💛❤️💛🌺🌺🌺🥰🥰🥰🥰
ሰንቴ ዝፈትዎ ሰብ
Sentie ብጣዕሚ ዝፈትወኻ ደራፊ ኢኻ እሞ ብዙሕ ንፅበ።
Great show ❤
አረ በጃኹም ሙዚቃ ና ናብ ሕማቅ ኣንፈት ይኸይድ ኣሎ ግጥሚ ግበርሉ በሉልና😮
ከምዙይ ዓይነት ጋዜጠኛ ምዃንካ ምርኣይ ዝገርም'ዩ ፡ ኮሪዐልካ ድማ
❤❤❤❤❤👌👌👌
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ክንጉ 🙏🙏🙏
Wooow enqae nisinte akrebkalna wel come
ወዲ ሮምጥ ትኩእ ወልዱ 'ባ አቅርበልና!
ብጣዕሚ ዝፈትዎን ዘድንቖን ቡሉፅ ሰብ።
Mareye enqae dahanka betami eye zfetwo eti derfuka.
ስንቴ ዝፈትዎ ደራፊ ወዲ ሮሚጥ የቕንየልና 🙏 ናይ fb ኣዕሩኽተይ ከመይ ከምዝፈትዎ መስክሩለይ
💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ሮሚጥ ዓርከይ ኣብ ዝየማ መልእኽቲ ዘሕልፍ ግጥሚ እንድሕር ዘይብሉ ሙዚቃ ምዃኑ ተሪፉ ገልጠምጠም'ዩ ዝኸውን ፡ ንዙይ ከዕርዩ ካብ ዝኽእሉ ደረስቲ ሓደ ድማ ንስኻ'ኻ እሞ ዓርስኻ ኣባዚሕኻ እያሱን ጠርጣራውን ተኪኢኻ ዓብዪ እጃም ክትፃወት ዘለካ ንስኻ'ኻ ፡ ኣባኻ ዘሎ ቀዲሕኻ ዘይውዳእ ተውህቦ ተጠቒምካ ኩነታት ቀይሮ ፡ ኣብ ጎድንኻ ኮይነ ክሕግዘካ ድማ ቃል ይኣቱ ብውሽጢ ርኸበኒ ፡ ብእንዳ ኣድሓነት ዘክረኒ
Lichom wendum
Wewwww
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
ስንቴ❤ ዝፈትዎ አርቲስት ❤ሮሚጠይ
ብሓቂ ብሉጽ ስነ-ጥበባዊ ኢኻ ግን ሕጂ ውን ክትውስኸና ብዙሕ ክንጸበየካ ኢና።❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉
ብሓቂ ብሉፅ ኢካ ስንቴ ሓወይ❤❤❤🎉እንኳዕ ኣምላክ ምሕረት ሃበካ የቀንየልና ስለ ዘቅረብካዮ❤❤🎉ወዲ ሮሚጠይ❤
የቐንየልና ሙሌዋ ንዝንፈትዎ ሓውና ዘምፃእኻልና ተመስገን ❤
ስንቴ ዝፈትዎ የቀንየልና ሮሚጠይ እውን ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ❤❤
⛔️⛔️ወዲ ሮሚጥ ሓወይ ንአቦ ሄቨን ዓወት (ጓሉ ተደፊራ ዝሞተት) አብ እዮሀ ሚድያ ዝቀረበ ደሊኻ ኢንተርቪው ግበረልና please🙏🙏 ውሽጡ ተጎዲኡሎሞ ሓገዝ የድልዮ እዩ ።አለናልካ ንበሎ ።አብናይ ደቂ ዓድ ብቋንቁኡ መፂኡ ሓሳቡ ይሀብ💛❤💛🙏🙏🙏
ውብሓቂ ናይ ልበይ ዘረባ ዝተጎድኣ ሓውና ዓወት ተዝቀርብ ኣጆካ ክብሃል ይግብኦ❤❤😢
❤❤❤❤ዝፈትዎ
ዘመን ኣለም ሰገድባ ኣምፀአልና❤
ስንቴ ክፈትወካ ይበል ድምፂ❤
ስንቴ ዝፈትዎ❤❤❤🎉🎉
Nentayehu one of the best and favorite singer I have ever meet thank you Romoto for the show we really enjoying your program since we are far away from home.
sintea hero long live
ምዕሩጋት ንፈትወኩም ኢና ❤ትግርኛ ይዕበ 👏♥️
🎉ስታየሁ ምሩፅ ጥብበኛ ❤
ስንተየ❤❤❤❤❤❤ ሽኮር u are so Love❤❤❤ from Eritrean borther❤❤❤❤ u are so king of art
Sinatayehu Abiy Seb
Shikor❤❤❤
Big respect with Love ❤❤
I love you both 🎉🎉🎉🎉
Snte best tigrigna artist❤💛
Wed romit gin zeytfelto wshti mstir yelen😂😂
ወረሚጠይለ የቐንየልና ሃምዚኦም ዝምርሰሉ ሰብ ሞያ ብቕራባኻ ነመስግነካ::
ወዲ ሮሚጠይ❤ & ስንቴ❤ ይፈትወኩም እየ😍❤
My favourite singer Sintayoh. Thanks Wedi Romit show
ኣብ ራያኮ 3ተ በትሪ ኣይፍቀድንያ ሞይት ስሓቕ ይሞችኹምስከ
ወድሮሚጥ ግን ዘይትፈልጠሎም ታሪኽ የብልካን ብስሩ😂😂😂
ስንቴ ዝፈትዎ ድምፃዊ ❤❤❤❤❤
ንሰሎምን ባይረ እባ ኣቅርበልና ሮሚጠይ
my favorite sinte❤🎉
ረዚን ስነ-ጥበበኛ❤ ስንቴ
በጃኻ እቲ ድምፅኻ ዓመታዊ ኣልበም ዕየየሉ🙏🏽 ምስጌ ብልክዕ ገሊፅካ እዩ ድምፂ ካናሪ❤😊