Than ylou Mickey Raya, what you said is all true and happening. The people of Tigrai has know the reality and Micky for the purpose of this you need your owen TH-cam Meddia.
If the TDF generals dare to interfere and side to one of the political parties that will be the grave mistake that will push Tigrai into unknown darkness.
It is amazing! How can a military force say I am (or requested to be) neutral in a conflict for monopoly of power between an administration and a political party.
They (General Tadesse & Medid) are using Esayas Afewerki as a model in sending too long and confusing message. I think this is very dangerous to the people of Tigray.
Unconstitutional political power by corruption over 50 years full experience and totalitarian government president 34 years Isayas Afewerki professional adviser and Dr Debretion the some idea the Tigrai people problems
Betelihem asked clear question about General tsadeqan and Shabia. Mickey tried to answer and the guy on the left side is talking nonsense as always. I am out....
ጀግና ጋዳላይ ሚኪ ራያ👍❤ ካብ ሚድያ አይትርሓቀና ኢኻ።
ወዲ ራያ ጋህታፍ ነፍሒቶ
Marvelous idea!!!
Excellent explanation Mickey Raya
welcome mickey raya:this media is empty without you👌
Than ylou Mickey Raya, what you said is all true and happening. The people of Tigrai has know the reality and Micky for the purpose of this you need your owen TH-cam Meddia.
Welcome back Mikey
ሚኪ ራያ ጎበዝ ንሽዋ ገፅካ ኣይትደቅስ በለ ጆን ሓቁ ትግራይ ማ መቐለ፣ዓድዋ፣ኣክሱም እኮ ቐርያ መዲድ ድማ ንሽዋ ኣይትርኣዩ ዝበለ ሲ ብኲናት ድዩ ከምልስ ምስ ሽዋ ዘይደራደርስ፣ምኽንያት ብምድርዳር ስልጣን ንምሓዝ ድዩስ
Wedi Raya gahef tesekami says meles
Mickey Raya❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
For Your Information; Animal Farm was written by Eric Blair with pen name George Orwell published in 1947.
If the TDF generals dare to interfere and side to one of the political parties that will be the grave mistake that will push Tigrai into unknown darkness.
It is amazing! How can a military force say I am (or requested to be) neutral in a conflict for monopoly of power between an administration and a political party.
ብጠውላላ ተናናህቲ ወድባት ብጥብቄ ንወድ ወረደ አቃም ከፊልጥ አለዋ ክህተት አለዎ
There is a big probability that Tigray might be a military state the way General T. Werede is lecturing
መንእስይ ትግራይ ተቃለስ ተቃለስ ሙሁር ትግራይ ተቃለስ እዞሞ አረሜኔታት ተቃለሶሞ ንሶሞ ተሂዞሞ ከመ ኢሱ እዮሞ ክገብሩና አረሜኔታት እዮሞ
really efrem and micky, fair and nationalist.
ካብ ሕዚ ጀሚርኩም ናይ ብልፅግና ፍርፋሪ ተሓብኡኹም ትበልዑን ትድንሱን ትሕስው ዝነበርኩም ሕዚ ውን አብ
ናይ ሓሶት ፀለመታት ተፀሚድኩም ዘለኹም ኣሕ
ዋትና ተጋሩ ንትግራይና ሓ
ቢርና ካብ ከበባን ካብ ሞትን ስደትን ውርደትን ክነድሕና ይግባኣና እናበልኩ ሓሳበይ የጠቓልል ክንዕወት ኢና ትግራይ ትስዕር ተጋዳላይ ይብራህ ተሰማ ( ወዲ ተሰማ ) እየ ካብ አ/ኣበባ
ጥሪ 5/5/2017 ዓ/ም
ግዚያዊ ምምሕዳር ክኾነና ኢሎም ንዝመረፅዎ ማእኸላይ ኮሚቴ አብዘይ ስርሑ ፀርቃን ናብ ዝጎተቶ ዝጉተት ዝተዋሃቦ ተልኡኹኡ ገዲፉ ንህወሓት
ከፍርስ ቀትርን ሌትን ፀዒሩ
ከሲሩ ቀሪው ። ስለዙይ ጌታቸው ረዳን ፃድቃን( ኣሪዮስ ) ተኣሲሮም ምስ ብልፅግና ኮይኖም ንህዝብና ብጥሜትን ብፀሓይን ብቑ
ርን ናብ ሞት ዘሳጥሑዎ ስለ ዝኾኑ ተኣሲሮም ናብ ፍ/ቤት ንኽቐርቡ ክነሰርሕ
ቀትርን ሌትን ከይበልና ክንሰርሕ ኢና ብመሪሕነት ህወሓት ትግራይ ክትስዕር
እያ መሰል ዓርሰ ውሳኔና
እውን ብሪፈረንደም ክነረጋግፆ ኢና !!!!
ብከባብነት ዝአምን ድንቁርና ምዃኑ ጥራይ የ ዝአምን
ሚኪ ወላ እቲ ዘረብኡ ክትሰምዖ እዝንኻ ይዕኑ, ካብ ሰራውት ትግራይ ንሰራውት ኣቢ ይኣምን, ናይ ጡዑይ ኣእምሮ ኣመስልን
because TDF leaders obstacle democracy of tigray, obstacles interim administration not to functional and TDF leaders support ADM rigid group.
Moderator meditated by micky Raya😂😂😂
We miss your energy’s
ሐሳው ክልተ ዓመት ህዝብ ተደርብዩ እታይ ገሮም ብይዘካ ምትላል።
ሕጂ ዶ ይሓይሽ ውይ ውይ ኢድኩም እያ ።
ገና ጻድቃንን ገብሩ ኣስራትን ዝበሃሉ ኣረሜናት መቓብር ከየእተና ደቂስና ማለት ዘበት እዩ ።
ኣብ ታሪኽ ፖለቲካ ትግራይ ኹሉ ጊዜ ኣብ ድንቁርናን ትምክሕትን ዝተመስረተ፣ ነንሕድሕዱ አብ ምፅምማድ ኩሉ ግዜ ውድቀት ንትግራይ ዘምፅአ እዩ። በጃኹም ተኣኪብኩም፣ሓቢርኩም ተመሓይሹ ብሓንሳብ ደው በሉ።
እንታይ ትብል ልዩ ሀይል የስልጥን ነይሩ ጦርነት አለና እናበለ ሚኪ ወድ ወረደ እማ ገበነኛ እዩ ወላድ ትግራይ ብደቄኺ ተሐጎሲ እናበለ መንእስይና ዘወደ ሐደ ወድ ወረደ እዩ እዝ ሽርሙጣ ዘላኝ
ናይ ትግራይ ሕዝቢ ችግር ዘንው ዘሎሆ ሐደ ወረደ እዩ ብትግራይ ተጠያቄ ክነብር አለዎናይ መንእስይና ሞት ስደት ንክጎርፊዝገብር ዘሎሆ ብስንኩኡ እዩ
እታ ሞደሬተር ግን ኣብ እንዳ ጥሑና ግዲእያ ዘላ????
ክትሃድእ ከማን ገለልተኛ ንምኻን እያ ትፍትን ዘላ
ኢንዳ ቢልጺግና
ኣየ እዛ መርገም ዘለዋ ክልል መክዘን ድንቁርናን ድኽነትን ዝኾነት ፡ እፍሊ ቆማላት ድጅታልን ፕሮፎሽናል ለማኖን ሓሰውትን ጥራይ ተፍሪ።
ንስኪድማ ደቅኺ ቁርሲ ሃብዮም አአብዘይ ሞያኺ አይትእተዊ
ንስኹም ዓያሹን ደናቁርን አብ ዝሰልጠነ ዓዲ ተቀሚጦም ብሓዊ ንዝተፈተኑ ጀጋኑ ምንቁሻሽ ከም ሚኪ ዝበለ ዓሻ ሰብዩ ልቡ አብ አፉ ዝበሃል ፃድቃንን ጌታቸው ደቂ ዓድና ዮም አይ ከባቢያውነት አይ ፀቢብነት
ሐቄ ትገዝ ነይርኻ ትግዛአ አልካ ሐምሳ ሺሂ ታርክ አለና ጉራብ ብቻ በለ ቴዲ አፍሮ ተጋሩ ጉራ ብቻ ሕፈሩ ሙሁር ትግራይ ብዞሞ አረሜኔታት ብዞሞ ሽያጥን ሐቀሞ እዮሞ ናይ ኢትዮጵያውያን የቀን ጂብ ልተባሀሉሁ አይፈለጥናዮሞ ነይርና
They (General Tadesse & Medid) are using Esayas Afewerki as a model in sending too long and confusing message. I think this is very dangerous to the people of Tigray.
ኢፍሬምን ማኪ ራያን እንኳዕ ንዓ ም ፈረንጂ (2025) አብጸሐኩ ብፍላይ ማኪ ራያ ታይገጢምካ ጠፊካ
Unconstitutional political power by corruption over 50 years full experience and totalitarian government president 34 years Isayas Afewerki professional adviser and Dr Debretion the some idea the Tigrai people problems
ህወሓት ዝጥቀምሉ ዝነበረ አሰራርሓ ናይ ኢትዮጵያ ህዝቢ ንቃተ ህልና ንምዕባይ ደሌዮም
ብ ኢፌዴሪ ተወካዮች
ምክር ቤት ዝህብዎ ዝነበ
ሩ መነቓቕሒ እኹል እዩ።
እንደገና ብመሰረታዊ ድርጅት ምስ 3ቲኤን ብሔራዊ ደርጅታት ብምትሕብባር ይሰርሑን ይግምግሙን ነይሮም ።ብኣዴን ÷ ዐፒዲኦ÷
ደህደን ኢህወደግ ኣይደልይን ኢሎም ራሕሪሖሞ ስለ ዝኸዱ ንና
ይ ኩሎም ሓጥያት ናሃታቶም ዘራይ ኮይንካ ንህወሓት ክትውንጅል ክተፅላእልእ ፀለመታት
ናይ ኣራዊት ዝመስሉ መርዛማ ቃላት ክትረጪ ብቕዓትን ሞራልን የብልካ
ን እሺ ??? ብዛዕባ ህወሓት ንስሃ ጌርካ ፀበል
ወይከዓ ማጮሎት ክትጥመቕ ኣለካ ።
ሓሳዊ መዲድ መኣዝ ፕረዚዳንት?ወዲ እምበይተይ መኣዝ ፕረዚዳንት?ድንኩል መኣዝ ፕረዚዳንት?😅😅
ኣብ ዒዲ ትምህርቲ ኢኺም ዘለኹም እሞ ካብ ናደናቑር ስራሕ ትሰርሑስ ጥዑይ ዘይትሰርሒ ንህዝቢ ክትጻረፉ ጊዜ ካብ ተጥፍኡ
Xadqan diablos😂😂😂😂
SDI balege
CPT ነእትገብሩዎ ቃልሲ እናድነቕና እስኪ ንዘን ክልተ ሪኦቶታት ውሰዱልና:-
1. እቲ ወዲ ወረደ ዘቕረቦ ናይ ሸንኮለል መግለፂ መልእኽቱ ግልፂ ኣይኮነን፡፡ ኣሕፅር ኣቢልካ ቅዋም ሰራዊት ድገመልና በሉልና
2. እዚኣ ድማ ንሚኪ ራያ እቲ ዝህቦ ሓሳብ ዝደለየ ቅዋም ይሃልዎ consistent ዩ፡፡ ግነ ኣብ አቀራርባ ብጉልበት ኣይትግበሮ ናይ ሓሳብ ክርክር ጉልበት ኣይሓትትን ልስልስ ኣቢልካ ተኻታዕ ንእዝኒ ዝኸብድ volume 'ዩ:: በለልና ምስይቅርታ:: Thank you!
አታ ክደይ ትሐምቁ ትርባያት እኩም ብፍላይ እዝ ወዲ ራያ ደቆሮ ብጣሚ ሰነፍ።
ቐደሙ ብዘይምኽናይት አይኾናን ንዓያሹ እናቋወሞም ሓድ ዩትበር ንጅባኡ ኢሉ ዝተረኾ ድራማ ከም ክውን ኢቪደነስ ምቐራብ ናይ ድሑራት ምልክት እዩ ብተለይ ክልቲኦም ናይ ድሕረት ምልክታትዪ ሚኪ ራያን ኤፍሬምን ስድራ ይህልዎም ዶ ? ይኾኑ
ብዘዓባ ምሕራድ ንደቆም ዘተባብዑ ሑስራት ዩቱበራትዩ ።።።።።።።።።
ብዛዕባ ጌታቸው ረዳ ዘቕረብካዮ ሓሳብ እውን ሚስ ኢንፎርሞሽ እኻ አቕሪ
ብካ ውዑል ፕሪቶሪያ መሰረት ጌርካ ግዝኣታዊ ሓድነትና ክምለስ ኣይገበር
ካን እዩ ተባሂሉ ዝተገምገ
መ እምበር ካሊእ ዝተለጠፈሉ ጉዳይ የልቦን ።
Wedi Adigrat better not to pretend and mention Awraja/district but truly you are from the central.
ጡዑያት ኩኑ
0*100=0
Clearly, Ephrem is one-sided. The introduction was only one side. Where is the other half about Getachew??
ኤፍሬም ከመይ ኣለኻ TMH እናሃለኻ አብ ሚድያ ዝፈልጠካ ሕጂ ናይ ግልኻ ሚድያ ዝኸፈትካ ንህዝቢ ትግራይ ድምፂ ክኾኖ ብዝብል ዓርሰ ተበግሶ ጌርካ ማለት እዩ ።
ሕጅ ግና ኣብ ዚ ምዲያኻ ዝረአኹዎን ዝሰማዕኹዎን ተጋዳላይ ሚኪ ዝብሃል ሓውና ከመይ ዝበለ ሪኢቶ ወይከዓ ሓሳብ እዩ ዝህብ ዘሎ ?? ብሱሩ እባ ምስ ህ.ወ.ሓ.ት. ድዩ ተጋዲሉ ብጣዕሚ ዘሕፍር ወራዳ ሰብ እዩ ።
ንጅግና ደ/ር ደብረ ፅዮንን ንጀኔራላት ዝዛረቦ ዘሎ ዘረባ ኣደብ ሓዝ በሎ ብጀካ ፀለመታት ብጀካ
ምፅራፍ ምሕሳው ካሊእ
ቁምነገር ክዛረብ ኣይኽእል
ልን ድዩ ?? ወለከ ዕብዳን ።
ኣነ ከማኻ ተጋዳላይ እየ ነይረ ብጥይት ቆሲለ ቦርድ ወፂኤ ማለት እዩ ።
ካብ1983 ዓ/ም ጀሚረ አዲስ ኣበባ እየ ዝነብር ሓንቲት ማዓልቲ ህወሓት
ኣብ ኦሮሚያ ጣልቃ ኣትያ
ዝሓመሰቶ የለን ኣብ ኣምሓራ ደቡብን እውን ከምኡ ።
PP tigray and spy PP oromo tasadikan getachew must remove from politices tigray???? Ex TPLF support bandas tsadikan nothing changes
የከብት እረኛ ነበርክዴ ይህን ያህል ትወረዳለህ ይህ ሥራህ የማንነት መገለጫህ ነው የእንሥሣ አሰተሳሰብ
Betelihem asked clear question about General tsadeqan and Shabia. Mickey tried to answer and the guy on the left side is talking nonsense as always. I am out....
ብዛዕባ አባጊዕ ዘዕልሉ አባጊዕ አኽትቪታት ፆታታተ ትግራይ
😂😂😂😂...ኣይ ወድ ራያ???መጽሓፍ Animal farm ብ 80 ያታት እያ ተጻሒፋ ኢልካያ....ዘይትስተር ከ ቁሩብ😂😂...ኣብ ክልልኩም እያ ሓዲሻትኩም እምበር ዝሓለፈ 60 ዓመታት ህዝቢ ዓለም ኣምቢቡ ደርብይዋ😂😂 ኣብ ኤርትራ ጥራሕ ቅድሚ 45 ዓመት ''ሕርሻ እንስሳ'' ብዝብል ተተርጉማ
#ፃድቃንን ጉጅልኡን:- ንፈጣሪኦም እኳ እንተዘይፈርሑ ብዋጋ ህዝቢ ትግራይ ስለ ዝቕልዱ ዘለው እንተነኣሰ ዝብኢ ካብ ዝበልዐካ በሊዕኻዮ ተጠመቕ ስለ ዝኾነ ካባኹም ዝቐርቦም የለን እሞ ንገርዎም !!!
ኪሚ ራያን ወዲ ራያን ታሪኽ ንገሩና እንተልካዮም ጓሶት እናሃለና ምስ ቆሉዑ ዓፋር ተባኢስና ብምንታ ተባኢስኹም ብሓያም በቃ አኸል ካልእ ታሪኽ የለን
This guy is simply sick. He doesn’t even understand the context.
አታ ራያ ተናሹ ዘለካ አርጊ በረኻ ብዛዕባ ራያ ታሪክ አይሽኳዳ ንስካ አቦኻ አይፈልጦን እምበር ንሃ/ሰላሴ አይትዘአንን ኢሉ እንኳሻሕ ራያ ኢዩ
Share subscribe CPT media ❤
Waggish! do you realy think you are funy.
ራያ ባ አብ ታርኽ ትግራይ ኢንታይ ተራኹም አንቱም ጎወጨረ ዋይ ዓዘፍዘፍ ሳላ መለስ ስረ ዓጥቅካ ሲ አንታ ከልቢ ገደና
አበይ ዳነኻ ትፈልጦ ናይ ራያ ስረ ወረኛ
ኤፍሬም በዓለገ ለማፅ:: ብፅልኢት ዝዓበድኩም ባንዳታት::
እንታይ ትብል ልዩ ሀይል የስልጥን ነይሩ ጦርነት አለና እናበለ ሚኪ ወድ ወረደ እማ ገበነኛ እዩ ወላድ ትግራይ ብደቄኺ ተሐጎሲ እናበለ መንእስይና ዘወደ ሐደ ወድ ወረደ እዩ እዝ ሽርሙጣ ዘላኝ