ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Subscribe ብምግባር ቤተሰብ ብምኻን መደባትና ክትከታተሉን ሃናፂ ርኢቶ ክትህቡናን ብትሕትና ንላቦ።youtube.com/@wediromit
ብጣዕሚ ዘድንቆን ዝፈትዎን ድምፃዊ እንዃዕ ብሰላም መፃእካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
ኣምሐርኛ ሰለምንታይ ከምዝምለኽ ኣይርዳኣንን ኩሉ ነገር 100% ብይግርኛ ዘይከውን? ተጋሩ ብትግርኛ ተፈለጡ። ቛንቛኩም ኣዕብዩ።
ትዕቢት፣ በጠረንረን ፣ ጃሃርሃር ኣብ ጥቑኡ ለይትቐረብ ሰናይ ስብእና ዝተላበሰ ከያኒ። ዕድመን ጥዕናን ዓስፋው ጀብጀብ።
የቕንየለይ
❤❤❤❤❤❤❤እዋይ❤❤❤ መፅኡ ❤❤ ❤እንኳዕ❤❤ ብስላም መፃእካ❤❤በለለይ❤❤ብጣዕም❤❤እየ ዝፈትዋ❤❤ሰላም❤❤ በለለይ❤❤
ዝፈትዎ ደራፊ ዓዚዝ 😍😍
ዓዚዝ ኣይኮነን ኣሰፋዉ ጀብጀብ እዩ
welcome back 💛❤ድምጻዊ ኣስፋው ጀብጀብ ብጣዕሚ እና ነድንቀኻ ብሓዱሽ ስራሕ ክትመጻና ተስፋ ንገብር❤💛
Welcome jebjeb 😊
ወዲ ሮሚጥ ሸው እንዃዕ ዳሓን መጻኻ መደባትካ ብፍቅሪ እየ ዝከታተሎ ናዓኻ እውን ኣዝየ እየ ዝፈትወካን❤ዘክብረካን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ከኣ ይሃብካ ኣስፋው ጀብጀብ ከኣ እቲ ዘድንቆ ስነ ጥበባዊ እዩ ዓቢዳላ ትብል ንዕኡ ጥራሕ ኣይኮነትን ኣዕቢዳ ንብዙሕ እያ ኣዕቢዳ ካብኣቶም ሓንቲ እነ እየ ሶ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃሽካ❤😍
ጀብጀብ እንኳን ዳሓን መፃካ❤❤❤ዕድመ ጥዕና ይሃብካ❤❤
😍😍😍😍😍😍😍-😍😍😍😍😍😍ኣነ ግን ወዲ ኣክሱም እዩ ዝመስለኒ ነይሩ እንድያው ንመህር ተሾመ ሓዉ ድዩ ወዳ ሓዉ ምካኑ እዩ ብርግፀኛ ኮይና ንዛረብ ነይርና።😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏😍😍
Amazing artists, amazing show and amazing guys . We ❤❤❤❤❤❤ you all
እንቋዕ ድሓን መፃእኻ ኣስፋው ጀብጀብ።ዘይምነዉ ሙዚቃዊ ስራሕትኻ ኣዚና ኢና ንፈትዎም።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
አስፋው ጀብጀብ ዓቢደላ ኢልካ ኣዕቢድካና ኢኻ ይመችኻ🎉🎉🎉🎉
ሙሌ😂ኣስፋው ጀብጀብ❤"ዓቢዱ"😢😅ኣዝየ ሰምቢደ ኔረ😅😅😅😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😂😢😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅❤❤❤❤
ኣነለ ኣርእስቱ ሪአ እየ ዘሊለ ኣትየ😂😂😂
አነለ😂@@fayaz3598
ዝፈትዎ ደራፊ ❤
golden voice
ከያኒ ኣስፋዉ ጀብጀብ ዘይሙነወ ናይ ሙዝቃ ሰራሕትኸ ግዜ ዘይሰዖሮ እይሞ ቀፆፅለሉ
Asfaw jebjeb❤❤❤❤
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ካዓ መፀ መፀ ኣንበሳ ይመስል ካብ ዲር ዝወፀ።እትብል መርዓ ተምንየና ናይመርዓ 😍😍😍😍😍😍ንዓይ ከምዛ ዛደርፊ ትመስል መርዓ ተመንየኒ
Btami zsemakuwa derfi eya asfaw jebjeb
Welcom abidela🎉🎉🎉🎉
ዌል ኣሴ ስሑል ጎሮሮ ❤❤
ዓቢዱ ማለት ዓቢደላ ክትብል ድዩ ሰምቢደ ዓቢዱ ዝብል ፅሑፍ ምስረኣኩ🙄
ናይ መን መዝቂ እዩ እቲ አብ መእቸዊ ዘሎ ትፈልጥው ንገርኒ😊
Nay wedi romit
ኣቦ ስነ ጥበብ
God bless you all
Wawwww zgrim aglalitsa yebl yebl
Btaemi nfetweka bflay Abidela tbl derfka Btaemi abidela neyre 😂😂
ፈትሸየወ ውሽጢ ገዛኣ 😂ኣነኸዓ ምስውሕልናኣ ዝተኣሳሰር ይመስለኒ ኔሩ😂❤
🙏🙏🙏❤️💛
Asse wala hezi eye zisemeka
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
💛❤️😍🥰🙏
እንታይ ዓይነት ኣርእስቲ (Title) እዩ። Please edit that. Asfaw is our Legend!
ፀወታ እዩ ዝሓወይ ኣቲኻ ረኣዩ ምስ ይቕርታ
@@WediRomit ኣድሚፀዮ እየ ንቐልዲ ምኻኑ እዉን ይርደኣኒ፣ ንተምልካቲ ቐልቢ ንምስሓብ ተኾይኑ "ኣብ ቀረባ ግዜ ብክሊፕ ተጸበዩኒ ... " ብዙሕ መማረጺ ኣሎ
@@WediRomit No way bro! You are doing great and Keep going !!! am sorry please forgive me!
❤💛😘
❤😇
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤
Wedi Romit ni DrTedross adhanom betesebu dyu nuu ymesleni
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
America ዝመፀ ኩሉ ድሕሪ 6ተ ወርሒ ድሕሪ ዓመት ዓደይ ክምለስ እየ ዘይብል የለን ። ኣነ ንባዕለይ ከምኡ ይብል ኔረ። ዓመት ምስ ገበርኩ ንኣፍሪካ ስማ ውን ክሰምዕ ኣይደልይን። እነሆ ድማ ንዓደይ ከይተመለስኩ 13 ዓመት ጌረ😂
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ሰላም ሰላም ኽልቴኹም፣ ንእሽተይ ሓሳብ ልጀብጀብ ነበር ክውስኽ ኣብ ርእሲ እቱ ለልዐሎ ውራይ መርዓ1. ኣያሓወይ ወድዓደየ እጽበ ደ ለዂይ ወድዓደየ...2. ኽልተ ዓይነት ኲሒል ሰለል በልየ፣ ኳሓይልየ ሰለል በልየ፣ ፣ ኳሓይልየ ሰለል በል፤ ንዓማ ተርኣየንየ፣ ልኣኻ ደልየን እየንየ....1. ኳሓይል ሰለል በልየ ፣ ኳሓይልየ ሰለል በልየ ...(ኽልተ ዓይነት 'ኳሓይልየ ሰለል በልየ' ብዜማስ ኽልተ ዓይነት እዩ)-ኣብ ኣውርስ ለ ግና መስቀል ወለላ፣ መስቀል ወለላየ፤መጸት 'ምበይ ሸዊት ሓዚላየ፣(ብግዘ ብዕለቲ)መስቀል ወለላ፣ መስቀል ወለላየ፤ኸደት 'ምበይ እምባ ዀሊላየ(ኣብ ኣጋ ወጋሕታ ልብሃል)
Subscribeዘይገበርኩም ሃየ ዳይ።?!👌ክሳብ ለምስ10k?😓ቧች
Enqae bidehan metsakum
@wediRomit Derfi awris deqi Tembien zeykonu kem Gebretsadiq Woldeyohanes, Kiros Alemayoh, Ataklti Hailemichael eyom azyom derifomwo. Silezi Jebjeb abzi'a tegagiyu yu...kem laza Raya wey Erob aykonen.
❤❤❤❤
Subscribe ብምግባር ቤተሰብ ብምኻን መደባትና ክትከታተሉን ሃናፂ ርኢቶ ክትህቡናን ብትሕትና ንላቦ።
youtube.com/@wediromit
ብጣዕሚ ዘድንቆን ዝፈትዎን ድምፃዊ እንዃዕ ብሰላም መፃእካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
ኣምሐርኛ ሰለምንታይ ከምዝምለኽ ኣይርዳኣንን ኩሉ ነገር 100% ብይግርኛ ዘይከውን? ተጋሩ ብትግርኛ ተፈለጡ። ቛንቛኩም ኣዕብዩ።
ትዕቢት፣ በጠረንረን ፣ ጃሃርሃር ኣብ ጥቑኡ ለይትቐረብ ሰናይ ስብእና ዝተላበሰ ከያኒ። ዕድመን ጥዕናን ዓስፋው ጀብጀብ።
የቕንየለይ
❤❤❤❤❤❤❤እዋይ❤❤❤ መፅኡ ❤❤ ❤እንኳዕ❤❤ ብስላም መፃእካ❤❤በለለይ❤❤ብጣዕም❤❤እየ ዝፈትዋ❤❤ሰላም❤❤ በለለይ❤❤
ዝፈትዎ ደራፊ ዓዚዝ 😍😍
ዓዚዝ ኣይኮነን ኣሰፋዉ ጀብጀብ እዩ
welcome back 💛❤ድምጻዊ ኣስፋው ጀብጀብ ብጣዕሚ እና ነድንቀኻ ብሓዱሽ ስራሕ ክትመጻና ተስፋ ንገብር❤💛
Welcome jebjeb 😊
ወዲ ሮሚጥ ሸው እንዃዕ ዳሓን መጻኻ መደባትካ ብፍቅሪ እየ ዝከታተሎ ናዓኻ እውን ኣዝየ እየ ዝፈትወካን❤ዘክብረካን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ከኣ ይሃብካ ኣስፋው ጀብጀብ ከኣ እቲ ዘድንቆ ስነ ጥበባዊ እዩ ዓቢዳላ ትብል ንዕኡ ጥራሕ ኣይኮነትን ኣዕቢዳ ንብዙሕ እያ ኣዕቢዳ ካብኣቶም ሓንቲ እነ እየ ሶ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃሽካ❤😍
ጀብጀብ እንኳን ዳሓን መፃካ❤❤❤ዕድመ ጥዕና ይሃብካ❤❤
😍😍😍😍😍😍😍-😍😍😍😍😍😍ኣነ ግን ወዲ ኣክሱም እዩ ዝመስለኒ ነይሩ እንድያው ንመህር ተሾመ ሓዉ ድዩ ወዳ ሓዉ ምካኑ እዩ ብርግፀኛ ኮይና ንዛረብ ነይርና።😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏😍😍
Amazing artists, amazing show and amazing guys . We ❤❤❤❤❤❤ you all
እንቋዕ ድሓን መፃእኻ ኣስፋው ጀብጀብ።
ዘይምነዉ ሙዚቃዊ ስራሕትኻ ኣዚና ኢና ንፈትዎም።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
አስፋው ጀብጀብ ዓቢደላ ኢልካ ኣዕቢድካና ኢኻ ይመችኻ🎉🎉🎉🎉
ሙሌ😂ኣስፋው ጀብጀብ❤"ዓቢዱ"😢😅ኣዝየ ሰምቢደ ኔረ😅😅😅😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😂😢😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅❤❤❤❤
ኣነለ ኣርእስቱ ሪአ እየ ዘሊለ ኣትየ😂😂😂
አነለ😂@@fayaz3598
ዝፈትዎ ደራፊ ❤
golden voice
ከያኒ ኣስፋዉ ጀብጀብ ዘይሙነወ ናይ ሙዝቃ ሰራሕትኸ ግዜ ዘይሰዖሮ እይሞ ቀፆፅለሉ
Asfaw jebjeb❤❤❤❤
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ካዓ መፀ መፀ ኣንበሳ ይመስል ካብ ዲር ዝወፀ።እትብል መርዓ ተምንየና ናይመርዓ 😍😍😍😍😍😍ንዓይ ከምዛ ዛደርፊ ትመስል መርዓ ተመንየኒ
Btami zsemakuwa derfi eya asfaw jebjeb
Welcom abidela🎉🎉🎉🎉
ዌል ኣሴ ስሑል ጎሮሮ ❤❤
ዓቢዱ ማለት ዓቢደላ ክትብል ድዩ ሰምቢደ ዓቢዱ ዝብል ፅሑፍ ምስረኣኩ🙄
ናይ መን መዝቂ እዩ እቲ አብ መእቸዊ ዘሎ ትፈልጥው ንገርኒ😊
Nay wedi romit
ኣቦ ስነ ጥበብ
God bless you all
Wawwww zgrim aglalitsa yebl yebl
Btaemi nfetweka bflay Abidela tbl derfka Btaemi abidela neyre 😂😂
ፈትሸየወ ውሽጢ ገዛኣ 😂ኣነኸዓ ምስውሕልናኣ ዝተኣሳሰር ይመስለኒ ኔሩ😂❤
🙏🙏🙏❤️💛
Asse wala hezi eye zisemeka
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
💛❤️😍🥰🙏
እንታይ ዓይነት ኣርእስቲ (Title) እዩ። Please edit that. Asfaw is our Legend!
ፀወታ እዩ ዝሓወይ ኣቲኻ ረኣዩ ምስ ይቕርታ
@@WediRomit ኣድሚፀዮ እየ ንቐልዲ ምኻኑ እዉን ይርደኣኒ፣ ንተምልካቲ ቐልቢ ንምስሓብ ተኾይኑ "ኣብ ቀረባ ግዜ ብክሊፕ ተጸበዩኒ ... " ብዙሕ መማረጺ ኣሎ
@@WediRomit No way bro! You are doing great and Keep going !!! am sorry please forgive me!
❤💛😘
❤😇
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤
Wedi Romit ni DrTedross adhanom betesebu dyu nuu ymesleni
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
America ዝመፀ ኩሉ ድሕሪ 6ተ ወርሒ ድሕሪ ዓመት ዓደይ ክምለስ እየ ዘይብል የለን ። ኣነ ንባዕለይ ከምኡ ይብል ኔረ። ዓመት ምስ ገበርኩ ንኣፍሪካ ስማ ውን ክሰምዕ ኣይደልይን። እነሆ ድማ ንዓደይ ከይተመለስኩ 13 ዓመት ጌረ😂
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ሰላም ሰላም ኽልቴኹም፣ ንእሽተይ ሓሳብ ልጀብጀብ ነበር ክውስኽ ኣብ ርእሲ እቱ ለልዐሎ ውራይ መርዓ
1. ኣያሓወይ ወድዓደየ
እጽበ ደ ለዂይ ወድዓደየ...
2. ኽልተ ዓይነት ኲሒል ሰለል በልየ፣
ኳሓይልየ ሰለል በልየ፣ ፣
ኳሓይልየ ሰለል በል፤
ንዓማ ተርኣየንየ፣
ልኣኻ ደልየን እየንየ....
1. ኳሓይል ሰለል በልየ ፣
ኳሓይልየ
ሰለል በልየ ...(ኽልተ ዓይነት 'ኳሓይልየ ሰለል በልየ' ብዜማስ ኽልተ ዓይነት እዩ)
-ኣብ ኣውርስ ለ ግና
መስቀል ወለላ፣ መስቀል ወለላየ፤
መጸት 'ምበይ ሸዊት ሓዚላየ፣(ብግዘ ብዕለቲ)
መስቀል ወለላ፣ መስቀል ወለላየ፤
ኸደት 'ምበይ እምባ ዀሊላየ(ኣብ ኣጋ ወጋሕታ ልብሃል)