ቋንቋ ዓውደ ውግእ'ዩ

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 48

  • @hiyabelkessete3496
    @hiyabelkessete3496 4 ปีที่แล้ว +3

    መርሓባ ፍናን በርቂ ብጣዕሚ ጽቡቕ አገላልጻ ከም ወትሩ በጃኻ ብዛዓባ አቦና ሓርበኛ ኪዳነ ክፍሉ አቅርበሉና

  • @18_achile
    @18_achile 4 ปีที่แล้ว +2

    I don’t have enough words to express you great man go head👍❤️🇪🇷

  • @tekletesfahuney9995
    @tekletesfahuney9995 4 ปีที่แล้ว

    ብራቮ ፍናን ኣብ መደባትኩም ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎን ዝካታተሎን ሓደ ካብቲ ኣዝዩ ደስ ዝብለኒ ፕረጉራምኩም ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ዕዉታት ሰባት ኣብ መደብኩም ከተቕርብዎም ከለኹም ኣዝዩ መሃርን ጠቓምን ኩይኑ ስለዝረኽቦ ኩሉ ግዜ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ህዝብና ክመሃረሎም ኣብ መደባትኩም ከተቕርቡልና ይላቦ የቐንየልና ብጣዕሚ ንፉዓት ቀጽልዎ ኣጀኹም

  • @aumyousefnasser9359
    @aumyousefnasser9359 4 ปีที่แล้ว +1

    Mashallah , i like you channel good job.

  • @nothethasswanes2206
    @nothethasswanes2206 4 ปีที่แล้ว

    One of the most history of Africa very good Ngugi.

  • @wedigurum3321
    @wedigurum3321 4 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውው ብታአሚ ዝመሰተትኒ ታሪክ "ያ ብዙህ ተማህረ ካብዛ ቻነል ፍናን ሃወይ ናይ በሃቂ የከነለይ!

  • @filmonabraham1570
    @filmonabraham1570 4 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ ጽብቅ ትሕዝቶ ፡ ምስ ተበርሃኒ ይምርዖ ብ ኣለምሰገድ ተስፋይ ውን ቶቶርጊማ እያ ናብ ትግርኛ።

    • @tigraylegacy
      @tigraylegacy 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣበይ ክረክባ ይክእል?

    • @chakuchaku6648
      @chakuchaku6648 4 ปีที่แล้ว

      Filmon Abraham abey knrekba nkl bro

    • @filmonabraham1570
      @filmonabraham1570 4 ปีที่แล้ว

      Sorry ቀደም እየ ኣንቢበያ ካብ ኣውገት ኣስመራ ከለኩ ቅድሚ 16 ዓመት ይከወን ፡ ንሓበሬታ ክኮኖም እዩ ጽሒፈሎም ።

  • @geremeshishay2827
    @geremeshishay2827 4 ปีที่แล้ว

    Wwwww sebay btaimi tsubuk ajika Qetsilo 👍❤👍❤👍❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritreaneritrean1570
    @eritreaneritrean1570 4 ปีที่แล้ว +3

    Welcom fnan ሓወይ፡ ጽቡቅ መደብ ከም ወትሩ፡ ተስፋ ይገብር ኣብዚ ቅነ እዚ እቲ ንፈትዎ ሓርቤና ኪዳነ ኩፉለ ዝተሰወኣሉ ግዜ ወይ ወርሓት እዩ፡ ስለዚ ብዛዕባ ኣቦና ኪዳነ ክፍሉ ኣቅርበልና።

  • @user-fc1uq3zf1u
    @user-fc1uq3zf1u 4 ปีที่แล้ว +4

    አዞም ጸለምቲ ከኣ የአዱግ ባህሊ የብሎም መንነት የብሎም ደናቁር ኣፍሪቃውያን ተላኻኺምና ኣብኡ ካብ ደኽነት ምውጻአ ሲኢና
    አቲ ጠንቂ ከኣ በሊሕ ኣፍሪቃዊ ሃብታም ኣፍሪቃዊ
    ኣብ ሃገሩ ኣብ ክንዲ ዝሰርሕ ኣብ ዓዲ ጻዓዱ ኼደካ ምኽዳም አዩ ስርሖም

    • @mxamedaxmad2374
      @mxamedaxmad2374 4 ปีที่แล้ว +1

      Ata tay rekibuka ta koynu bahli zeybelom respect waee qurub ba.

    • @zyohannes6837
      @zyohannes6837 4 ปีที่แล้ว +1

      ንነብስኻ ዝገደፍካላ የብልካን።

    • @mxamedaxmad2374
      @mxamedaxmad2374 4 ปีที่แล้ว

      @@zyohannes6837 man of comentatery 😂

    • @user-fc1uq3zf1u
      @user-fc1uq3zf1u 4 ปีที่แล้ว +1

      ደናቁር ናይ መን ደኣ ኽትሕዙ ኣፍሪቃውያን ሙዃንኩም ንኸይተርፍ ደዩ
      ነቲ ዝብሎ ዘለኹ ኣምቢብኩም ግዳ ዘይትምልሱ
      ከምዝን ከምዝን ስለዝኾነ አዩ ምባል ዲኹም ሲኢንኩም
      ሓቀይ አንደየ ሕጂስ ሙሁራት ቻይናውያን ግንዘቦምን ሃፍቶምን ኣብ ኣፍሪቃ ኣዋፊሮም
      ንኹሉ ጸጋታት ናይ ኣፍሪቃ ይዘምትዎ
      ሙህራት ናይ ኣፍሪቃ ከኣ ኣብ ትሕቲ ጻዓዱ ይርፍዑ አሞ ከኣ ብዓሌትነትን ብጸልሞምን አናተገፍዑ ይነብሩ
      አዚ ኹሉ ሃብታም ኣፍሪቃዊ ኣብ ኣፍሪቃ ኢንቭስትመንት አንተዝገብር ኣፍሪቃ ልዕሊ ኩለን ክፍሊ ዓለማት ሙኾነት ባህርያዊ ተፈጥሮ ከኣ ስለዘሎ ወርቂ ነዳዲ ዳይሞን ስኒ ሓርማዝ
      ኩሉ ኣሎ ዝባሃል ማዓደናት ኣብ ኣፍሪቃ ኣሎ
      ግን ጻዓዱ አዮም ዝጻወትሉ ብፍላይ ከኣ አዞም ዕውራት ቻይናውያን

    • @debesayemaha36
      @debesayemaha36 4 ปีที่แล้ว

      ከምዛ ኣብ ስሕል ኣብ 1973 ምሁራት በዚሖም ኣብዚ ውድብ ኢሉ ዝሓነቆም ኢሰያስ ስለ ዝሕነቁ ኢኮ ኢዮም ኣብ ዓዲ ጋና ከይዶም ሂወቶም ዝመርሑ ፡ኢዛ ቻነል ኣብ ኣስመራ ዲኣ ዘይትትከል ኣስተብሂልካ ጽሓፍ ኣብ ጸርፊ ዘይኮነ ለውጢ ኣብ ምስትብሃል ኢዩ ኢቲ ለውጢ ።

  • @habtomweldegebriel
    @habtomweldegebriel 4 ปีที่แล้ว +1

    Welcome Fnan bro. well done I proud you bro,

  • @kiroskifleghiyorghis2627
    @kiroskifleghiyorghis2627 4 ปีที่แล้ว

    💯💯

  • @mussietekeste2327
    @mussietekeste2327 4 ปีที่แล้ว

    Keep it going ma bro fnan

  • @wediaregay7182
    @wediaregay7182 4 ปีที่แล้ว

    Wawww

  • @matenzoshow9913
    @matenzoshow9913 4 ปีที่แล้ว

    ኣብ ክልተ ደቒቕ 22k በጺሓ እንካዕ ብዳሓን መጻእካ ፋኒ

  • @gheribibi1369
    @gheribibi1369 4 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቕ መደብ ንፍቕረይ የማነ ከኣ ወስኸና በለልና

    • @kubromghebrhanes2091
      @kubromghebrhanes2091 4 ปีที่แล้ว

      zhawey aetsmti swuatna dea abey zeyele, Kab Qarora ksab Ras Dumera, kab Teseney ksab Massawa

    • @gheribibi1369
      @gheribibi1369 4 ปีที่แล้ว

      @@kubromghebrhanes2091 እቲ ንቡር ዘይረኸበ ዝያዳ ስለ ዘቐንዝው፡እሞኽኣ ኣይ ካብ ኣዕጽምቲ ጀጋኑና ኣይ ካብ መሬትና ኣብ ባዶ ምርራፍና'ዩ። እበር ጽቡቕ ኣለኻ።

  • @UnitedWorldLife195
    @UnitedWorldLife195 4 ปีที่แล้ว

    Btami tsebuk and thank you gn abta Ngugu sernikani eka 😂😂😂

  • @user-vo3mq7zw1r
    @user-vo3mq7zw1r 4 ปีที่แล้ว +1

    Ni meshaf aristy rieka aytfred ziba si kenzi nayzi sebay eu melkiu kifue risu gn brilant !

  • @henokbereke6166
    @henokbereke6166 4 ปีที่แล้ว

    Cool man

  • @michealitelos6332
    @michealitelos6332 4 ปีที่แล้ว

    Welcome brother fnan, naybehakei beleih africawei, tefeltudo dekei Eri Najeraweiyain etom almost muhuratei nay afireca mam language kemzeybulom abbeteiteimheirt kemza nayseadu bein English eyom zeimeharu selemeitay keiredanei iykealein yekeneiyelna fnan hawey.

  • @awetsemere4771
    @awetsemere4771 4 ปีที่แล้ว

    thanks fnex asli

  • @menhubi1303
    @menhubi1303 4 ปีที่แล้ว

    Bizaba ((North lights)) ente kilkum akurbulna kab adnakikum eye selamn fikirin nikulkum🥰😍😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @binyamaf8826
    @binyamaf8826 3 ปีที่แล้ว

    Tankens

  • @Eri.Boy07
    @Eri.Boy07 4 ปีที่แล้ว +2

    *ፊናን ንፍዕ ኣጆካ ቀጽሎ*

  • @yonimanga752
    @yonimanga752 4 ปีที่แล้ว

    Wwwwee fanu hawey

  • @yosefhagos7139
    @yosefhagos7139 4 ปีที่แล้ว

    Finan azika belih seb eka kulu etekiribo medeb azuyi mesati eyiu kulu kaa maharay eyiu kemaka zibele yebzehalina hawey natey

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 4 ปีที่แล้ว

    sehr super Fanu
    Bejaka zgedefka gedifka Hanti Tarikh Nigeriawi Abo Internet tebahilu zflet Liq Black Afro Amircan Dleyelna....Ezi Tarikh Tselemti kemti ab Filmtat America Zree Seraqi Metaleli Zeykones Lieli Luln Werqn zmzen Hangol kem zelena zeghd u. bitte versuche diese Geschicht zufinden

  • @user-hr2sf2pr9h
    @user-hr2sf2pr9h 4 ปีที่แล้ว +7

    ንሕና ከም ህዝቢ ትግርኛ ነቲ ዘሎ ባህልን መንነትን ቋንቁን ዓቂብና ንቅድሚት ከነቀጽሎ ኣሎና እንተዘይ የለ ምስ ቀቢላ እንዳ ራሻይዳ ፡ሕዳርብ ፡ናራ ሓዱሽ ኤርትራውነት ክንፈጥር ዘይሕሰብ እዩ

  • @yohannesabraham2832
    @yohannesabraham2832 4 ปีที่แล้ว

    Kemi mikrab aytifdefo eka ane bisenkika 12 zekarexkuwo yiklo aloku kabzi natka

  • @lifeonhop3252
    @lifeonhop3252 4 ปีที่แล้ว +1

    ሕጂ ዘረባ ኣምጺኻ ፡ ብዛዕባ ቺንጋ ኣቺቨ ባ ገለ በለና ኢኻ ፡

  • @tigraylegacy
    @tigraylegacy 4 ปีที่แล้ว

    ቋንቋ ዓወደ ውግእ እዩ !እዚኣ ብቻ በሪሃትለይ

    • @Esunosamsom
      @Esunosamsom 4 ปีที่แล้ว

      ፍቅሪ እዩ ነባሪ n&a ብቻ ክክክክ

  • @kerentsaeda7585
    @kerentsaeda7585 4 ปีที่แล้ว

    Ugugu diyu wey hungugu ayenay eyu sagu wey shimu

  • @waterfull2907
    @waterfull2907 4 ปีที่แล้ว +1

    *Donqoroo seb ni Qunqa-Adu'o Yifinfin*
    🤮😏

  • @fkadunegash628
    @fkadunegash628 4 ปีที่แล้ว +2

    ሕንጉጉ ሕንጉጉ ሕንጉጉ just a jok .