ብዝ ተገብሩዎ ምንቅቃሓ ብጣዓም ኢና ነመሰግነካ ሓቢቢ ★ፍናን♥ ካብ ግዝይካ ሓንቲ ማዓልቲ ንኢርትራዊያን ቦሮፍሰር PLO lumumba ክተላልያና ሙሉ ተሰፋ ኣለን th-cam.com/video/vvuYqzYA0Pw/w-d-xo.html ብህወቱ ካብ ዘለው መራሓቲ ኣፍሪቃ ዝሕበነሉ ቡሉጽ ኣሙሮ ዝውንን ኣፍቃሪ ኣፍሪቃ ኢዪ ኢዝ ። Thank you for all what you do and wish you all the best
ሓደ ከም ብዓል ፓትሪስን :ሳንካራን ንኤርትራ ሃገርና ይፍጠረልና !
*ኣሜን(3)!*
Btew ke
Amen Amen Amen
kulu halafay ብሓቂ ዝኣምነሉ ሰብ እዩ ግን እንታይ እሞ ዝስዕቦም ኣይረኽቡን !
Ane alekulka
ኣቤት ጅግንነት ሳንካራ ኣቦ ኣፍሪቃ እንታይ እሞ እዛ ዓለም ንከምዚኦም ዛኣመሰሉ ኣናብስ ወሲዳስ ንባዓል ኢሰያስ ወኻሩ ገዲፋህልና
ታንክስ ብሮ በርትዕ
I Hope sankara zshmu ertrawi kfter😇
Btaimi xbuq Job qexlo fnan hawey natey nice Job
Fann App ጽቡቕ ስራሕ ፍናን ሓወይ 3 ኽፋኣል ብሃንቆውታ 🙏🙏
ክም ቶማስ ስንካራ አብ አፍሪቃ አይኮነን አብ ዓለም ክማን ተበልካ አየክፍእን እዮ ናይ ብሓቂ ምሃሪ ትምህርቲ
He is just amazing.
Thank.u thomas sankara relly afican .we thanku
like like
U are hero of Africa Tomas sankara RIP🙌👏🤝
Viva Fnan, good program.
Www
Yes but can you please please iseyes afwerika l m still waiting Fnan wedi please
I love u ma African hero men
ፍናኖም አም ናይ 2pac ካብ ኣምሳካ ናይ ቦምባርልይ ኣምሳልና አቲ ጥቅርቦ ብሓቂ ማሃሪ አዩ thanks
sankara hero
የቀንየልና ኩቡር ሓው
Thomas senkara u ar hero rip
Thomas sankara Wiz biteweded is ma Jesus to be honestly
Thank you great message
He was a great leader entay emo ahi merhati Afrika yedig endo koynom.
fnan bhaki Thanks mor
ኣገኛዕ ኮርዒዳ ዝሓወይ ብዙሕ ካብ ዘድንቁኻ ሓደ'የ። ቅድሚ ሕጂ ኮመንት ብዘይ ምጽሓፈይ ይቅረታ እንዳበልኩ ኣጆኻ ቀጽሎ ኢኻ።
ኤርትራዊ ሓውኻ ዳዊት ካብ ርሕቅ ሃገር " ኤርትራዊ እንዳበልካ ደኣ ካብ ርሑቅ ሃገር ምካንካ እንታይ ምግማት ደለሉ ኣይትበል" በርትዕ ጥራይ።
Good job
ፋኒ ሓወይ እንታይሞ ኣብ ዓለም ቁኑዕ ሰብ ብዙሕ ዕድመ ኣይጸንሕን እንትርፊ ኩፉኣት
Mengstna wn nezi tegenzibu u lekahkum aydeli redietkum ayndeln zbelom nezom gehalalu merabawyan viva PIA.
King Africa 👑👑👑
ክብር ምስጋናን ምስ ዑዙዝ ሰላምታ ይብጻሕካ ፍናን ሓውና ኣብ ስራሕካን ኣብ መናብሮኻን ኣሳልጦ ይግበረልካ እንባር ኽንብለካ ዝዶሎኽ ኣነ ጥራይ ዘይ ኮንኩስ ምሉ ኤርትራዊ ናይ ታሪኽ ኤርትራ ኣቅርበልና ኽብል ኣብ ገጻት ኮመንትኻ ይርኢ በጃኻ ባ ኣቅርበልና ፍናን ሓውና በጃኻ ሰሰባዩ
Arku well come ❤️
Why we keep learning we searching ,tommorrow can be better than today.
ኣፍሪቃውያንስ እንታይ ዓይነት መርገም እዩ ዘለና ወደይ ኹሉስ ይክትክተነ ደኣ ኣብ ምድርስ ይጭፍጨፍ ኣለና ኣብሰማይ ደኣ ተተኽሓስና እምበር
Zey kem merahina wela ms minstratu zey ziti i like it
ሰላም Finan App infotch
ብምልኦም እቲ ውሩዶም ዘሎኻ ቢዶታት ፡ብምልኦም ኢየ ፡ዝካታቶሎም ብጣዕሚ ክኣ ኣገደስቲን ማሃርትን ኢዮም እሞ ቀጽሎም፡ኣጆኻ።
Thanks 😍😍😍😍❤❤❤❤
Fnan wedi nay bhaqi nfue tentani konkalna nhna tesfa aleni ab zabey derega kbexhalna so kexlo ajoka ab godnka alenalka...👍
fani nay africa jegano sebat mkrabka nhzbna rse tamamnet yfeter alo ajoka hawey sebey
wowwwww 👌👌
Wwwww any bahak xibuq tarhi qatsilo habibi
Fnan hawey abaka abi tesfa aleni ajoka wegeney
Thank you brother
Hero Africa
Fnan Nay Nolson Mandela amxalna Bitte Bro 🙏
Zfetwo seb sankara nay afrika abnet
ፍናን ብራቮ ቀጽሎ ናይ ዘበና በሊሕ ሰብ ኣምላኽ ሓሊ ያብካ ናይብሓዊ ዝድነቅ ስራሕ 10?
ፍናን ሓወይ መዳባትካ ጽቡቕን ጽፉፍን እካ እንተ ኾነ ግን ይሓጽሩና ኣለዉ ብፍላይ ናይቲ ዝሓለፈ ኣብ 2Monthes ዝተኣለየ ሕጂ ከኣ ነዚ ናይ ቶማስ ሳንካራ ተኺልካ ክሳብ Part 8 ኣብጽሓልና
Welcome bro!
እንታይ እሞ ኣብዛ ዓለምና ሓሳዊ ገባቲ ባሕታዊ በይኑ ዝነብረላ በዚሑ እምበር ከም ብዓል ሳንካራ እንተዝበዝሑስ ኣብ ዓለምና ትረፍ ጥሜትን ድኽነትንስ እታ ኣምላክና ዘይብህጋ ወይ ዝፍንፍና ሓጥያት ውን ኣይምሃለወትን
ኣምላኽ ዶ ሓጥያት ይብህግ'ዩ፧ እታ ኣምላኽና ዝፍንፍና ሓጥያት ክትብል እንተኾንካ ጽቡቅ ኣለኻ፧
Tomas sankara nkmerh eu ab adu tewelidu
Eti nay eritrea zelo sebay ka kexnt eu ab adna ztewelede
Fnan hawey ab srahaka awetn asalton ymneyelka
Will kommen bro
Enkua dahan metsaka fifi asli
Good jobb
abzi ewan wedi seb ab rebhan tlmetn eu koynu zelo fltetu
thanks
Danke fani
thank you
Nay eritrea president bitweded abrha kikewin nerwo
At Halo Salsay kifal Zeytseda wedi Xbqti
ፍናን ጅግና ብኣካን ብዛኪን ኩሩዓት ኢና።
ቀጺለ ክብለካ ዝደሊ ቅድሚ ገለ ናይ ሓደ ጉኑን ዲክታቶር መሰታ ኣያ ኢሰያስ ኢሰያስ ፈኒካልና ነይርካ፡ ዓውደ ኣዋርሕ በስሙ ዝቀየረ ዲክታቶር እያ ትብል?
bliss part 2...
💪🏿
*ብመጀመርታ እንቃዕ ደሓን መጻኻ Fnan App Infotech ብምቅጻል ቅድሚ ሕጂ ዓዉደ ኣዋርሕ ብስሙ ዝቀየረ 1ይ ክፋል ሰዲድካልና ኔርካ 2ይ ግን ደንጊኻና*
Hagerna Eritrea ke Eda Ehlwa do?
Bale ezye do yemtu Bale ?
wedi afie ke entay xubuk alewo?
Isayas dea kedai Thelma betsotu kemuwun ni hizbi thilmet zigebro agame kondaf eu
allah nezarebeka ibrahim haweyy
Isaias Dereq Dia Hubue Alema Hizbi Eritrea Dey Felto Hizu Yiasir, Yiqetil, Hizbi Kemzidachem geru Hageru Gedfu Kimzkeyd Yigebir
yes ... u r right
Kmy eyu neru amawtu
Eway afrikawiay eko gele ena
Yeqnaka yake
way naybhaki nskas enka teweledka ajoka kexlo jigna nay jeganu tarik eu zsnd emo anbesa eye zbleka
Moksi knxbe ena like abetu eu
ሳንካራ እንተትኸውን ኔሩ መራሒ ኤርትራስ ንሲንጋፖረ እካ ምበለጽናያ ኔርና !!!
ከምዚኦም ዝበሉ መራሕቲ ክነብሩ ይግባእ ?
You know fnan, kabtom abzi fesbuk ztefelaleyu ztefelaleye zanta zekrbu nahtka agelalxa eyu zshbeni. Ajoka kexilo funu hawey
Bezay ka beteweded kali merahe aydleyenan
*Tomas Sankara kubur enku africa*
ብዝ ተገብሩዎ ምንቅቃሓ ብጣዓም ኢና ነመሰግነካ ሓቢቢ ★ፍናን♥
ካብ ግዝይካ ሓንቲ ማዓልቲ ንኢርትራዊያን ቦሮፍሰር PLO lumumba ክተላልያና ሙሉ ተሰፋ ኣለን
th-cam.com/video/vvuYqzYA0Pw/w-d-xo.html ብህወቱ ካብ ዘለው መራሓቲ ኣፍሪቃ ዝሕበነሉ ቡሉጽ ኣሙሮ ዝውንን ኣፍቃሪ ኣፍሪቃ ኢዪ ኢዝ ።
Thank you for all what you do and wish you all the best
አዞም ደናቁር ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ መራሕቲን ካብዚ ክመሃሩ አለዎም:: ገንዘብ ህዝቢ መባዕለጊ ይገብርዎ ኣለው
Meskneyti afriqa kirssti abey tuay seb kikonelki
ሃይ ስላም ድኻ ሰላም ክትሁሉ ባዓል ሙሉአ ተስፋ አየ ኣነ ክብለካ ዝደል ናይ ኤርትራዋያን ክተምጸልና ብሰናይ ይቅረታ ይጽበየካ ምኽንያቱ ከባዓል ኢስያስ ገድፍካ
ክላእ ሐደ ሐደ ግዜስ ዘይድነቅ ኢካ ተድንቅ ን ብምሉኦም መምሃራን ሶጊጉ ብወተሃደራት ተኪኢዎም ዶ ኣይበልካናን ክንደይ ፋሚሊ ኣብ ጥምየት ይእቲዩ ማለት ዩ ታይ ማለት ዩ ከ ክዳን ናይ ደገ ኣይትከደኑ እዚ ደኣ ሞ ዲክታቶር እምበር ደረቅ መራሒና ዶ ገለ ዶ ትብል ከኣ ሐበሻ መቸም መጋነንቲ ኢኩም ብዝኮነ ፍናን ጽቡቅ መደባት ኣለካ ናይ ሳንካራ ግን ደስ ኣይበለንን 3ክፈል ከኣ ንሪኦ እምበር
ኣታ እዚ ናትና'ኸ ኣልቂስካ እኳይካ ዘይጽገቦ ፖዉዉዉ ወዲ መድህን በራድ ናይ ኢድካ ኣትስኣን ፥
ክክክክክ ,,፡እሞ እዚኣ ደኣ ናይ ዓምና ኢሰያስ እንዲካ ኣሚንካ ዘለካ ,,,
ኣብ ኣተጋብርኡ ግን ይፍላለ እዩ።