ባቡ ፕራንክ ንስኻ ትሕቲ ሰብ ኢኻ ንዓወት (መረሳ) ፕራንክ ገይረዮ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 340

  • @okbazgiherhaile8174
    @okbazgiherhaile8174 2 หลายเดือนก่อน +36

    ዓወት ኩሉ ዓይነት ክብረትን ዓቅልን ኢዩ ኣርእዩካ። ሰብ ሙዃኑ ከይተርፍ ግን ልክዕ ከም ማይ ዉዑይ ገንፊሉ ነይሩ። ባቡ ዕድል ጌርካ እንኳዕ ቀዲሙ ሃንግ ኣይዓጸወካ😂😂😂❤❤❤ ጽቡቕ ስራሕ ባቡ ቀጽሎ! ፈታዊኻን ኣድናቂኻን ኤርትራዊ!

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 2 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበረለይ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 2 หลายเดือนก่อน +42

    ኣረ ትሕቲ ሰማይ ትጀመረልና ትብሉ

    • @ሕጂኸናበይ
      @ሕጂኸናበይ 2 หลายเดือนก่อน +2

      ኣነ ኣለኹ ማራ እየ ዝፈትዋ ነይረ ኣብ ዓደይ ከለኹ ይከታተላ ነይረ ❤❤❤

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@ሕጂኸናበይ ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ

    • @DgG-ji1sr
      @DgG-ji1sr 2 หลายเดือนก่อน +3

      ዋላ ኣነ

    • @milenmilen2869
      @milenmilen2869 23 วันที่ผ่านมา

      Wal ane

  • @ናቲ-03
    @ናቲ-03 2 หลายเดือนก่อน +18

    ዓወተይ ጎይታ ዓቅሊ❤❤❤❤❤ ባቡዋይ ፕራንክ ብጣዕሚ ኢኻ ትክእለሉ 😂😂😂😂

  • @genet3442
    @genet3442 2 หลายเดือนก่อน +15

    ዋዉ ዓወተይ ለባም ❤ ኣቤት ዓቅሊ ማኣርገይ ማዓረይ ለባም❤ ግን ዓቅሊግን ዋዉ❤🎉

  • @mebritmebrit1605
    @mebritmebrit1605 2 หลายเดือนก่อน +8

    ዋይ ዓወተይ ቀጫጫ ብጣዕሚ እየልፍትዋ ስራሕቱ ደስ እዩም ልብሉኒ እየ ባቢ እናድድካዮ ❤❤❤ ግና ሓደ ሓደ ግዜ ፕራክ ተገብሩ ተለኩም ተጠንቀቁ🙏🙏

  • @MuauzGerensea
    @MuauzGerensea 2 หลายเดือนก่อน +3

    አቤት ክብሪ ኢኒሄ ምስ ዓወት ጎበዝ ቆፅሎ❤❤ትሕትና ወሳኒ እዪ

  • @مريمعلي-ش3ث
    @مريمعلي-ش3ث 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣነ ካብ ዙ ብራንኪ ዝብሉዎ እንታይ ተምህረ ትዕግስቲ ዓቅሊ ታዓግስካ ንወዲ ሰብ ምስማዕ ተማህረ❤ዓወተይ ለባም 🥰ባቡዋይ የኔ ማር ጎቡዝ ኣብ ጎንካ ኣለና🥰

  • @DgG-ji1sr
    @DgG-ji1sr 2 หลายเดือนก่อน +4

    ደቂ ትግራይ ደቂ ሓላል መሬት ፍትውትው ተጋርዋይ ነባራታተዐዮም ብሊስ❤❤❤❤❤❤b/a❤ይሞችኩም ደቂነይ🎉🎉🎉

  • @ይሆናልኣምላክማመንብቻ
    @ይሆናልኣምላክማመንብቻ 2 หลายเดือนก่อน +15

    ባቡዋይ ብማርያምካ አቁሑ ገዛ አምፀአልና ድሰቲ ወዘተ ጎይታዋይ😊

    • @endababuentertainment
      @endababuentertainment  2 หลายเดือนก่อน +2

      እሺ እንቤተዋይ

    • @ይሆናልኣምላክማመንብቻ
      @ይሆናልኣምላክማመንብቻ 2 หลายเดือนก่อน +4

      @@endababuentertainment እሺ ትበልካ እመ ብርሃን

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@ይሆናልኣምላክማመንብቻ ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ❤

    • @beriha8970
      @beriha8970 หลายเดือนก่อน

      ቦሎፎን ናይ ገዛውን ጠይቀልና በጃኻ

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz หลายเดือนก่อน +2

    ዓወት ግን ኩሉ ግዜ ይሪአኻ እየ ተባዕ ትግራዋይ ኢኻ ኸምቲ ርቀትኻ ኣይኾንኻን ይመችኻ❤️👌

  • @AaAa-ec7gl
    @AaAa-ec7gl 2 หลายเดือนก่อน +15

    ኣብየት ተዕግስቲ ዓዊታ 👌♥️

    • @laylaal7008
      @laylaal7008 2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤

  • @rsjv415
    @rsjv415 2 หลายเดือนก่อน +23

    ባቡዋይ ሸኳር አነ ናብ ዓደይ ምሰ ተመለስ ክረክበካ ተሰፋ ይገብር🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @endababuentertainment
      @endababuentertainment  2 หลายเดือนก่อน +8

      ክቅበለኺ እየ

    • @rsjv415
      @rsjv415 2 หลายเดือนก่อน +2

      የአምነለይ ዛሓወይ

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@rsjv415 ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@rsjv415ደምረን🎉❤

    • @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
      @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 2 หลายเดือนก่อน +2

      እወ ንረክብካ ኢኒ ወዲ ዓደይ ጀግና 😊

  • @tsionbaheran468
    @tsionbaheran468 หลายเดือนก่อน +2

    አወተይ አቅላም we ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤you both good job ❤❤❤❤❤❤

  • @hgf6568
    @hgf6568 2 หลายเดือนก่อน +6

    ዓወተይ ሓላል ሰብ አቦ ዓቅሊ ባባዋ ፅሩይ የተካአልካይ ቭራንክ 😁

  • @sgsekonjo1913
    @sgsekonjo1913 2 หลายเดือนก่อน +8

    ማዓረይ መረሳ ብጣዕሚ ኣሕዚንኒ ምስኪናይ❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ደምረን ወለላይ 😊

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh หลายเดือนก่อน +1

    ኣቤት ዓቃሊ ዓወት ግና ኣንበሳ
    ባባዋይ ገይርካ ትክእለሉ ፖራኽ መን ከማኻ❤ ተጋሩዋይ ሓበሩ ሰመሩ ንፈትወኹም ኢና❤

  • @AaAa-d6k2u
    @AaAa-d6k2u 2 หลายเดือนก่อน +12

    ለባማት ኢኩም በሓቂ ሰብ ብምካኑ ምክባር እቲ ዘዓበየ ትምህርቲእዩ ትሕትና ናለባማት እዩ ❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ😊

    • @AaAa-d6k2u
      @AaAa-d6k2u 2 หลายเดือนก่อน

      @@merhawitmuaz1619 ገይረ

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዓውቾ ለባም ሰብ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HgFv-iv9xe
    @HgFv-iv9xe 2 หลายเดือนก่อน +6

    ባቡየ ሓወይ ጋብዞ ኢኻ ንዓብቾ❤❤🎉🎉

  • @ትግራይትዕወት-ዸ5ጘ
    @ትግራይትዕወት-ዸ5ጘ 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመን ጥዕናን ሃበለይ ፈጣሪ እሕዋተይ ማዓርይ🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @EseyasWeldemikalEesas
    @EseyasWeldemikalEesas 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዓወት ግን ዘገርም ሰብ እዩ ደገፍቱ ኢና ካኣ

  • @YedguYrdfu
    @YedguYrdfu 2 หลายเดือนก่อน +8

    አይ በአነት ዓወት አሕዝንና አይትሰአን ብባ ሓወይ ❤❤❤❤ለማነኛወ የመቸካም 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

  • @LoveA-en1sy
    @LoveA-en1sy 2 หลายเดือนก่อน +5

    ባቡዋይ እንኳዕ ቢስላም መፃኣካ ባቡ ሓወይ❤❤

  • @kBretGaIShre
    @kBretGaIShre 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዓወተይ ጅግን❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓወተይ ናይ ብሓቂ ትሑትን ዕጉስን እዩ ኣነ ኣብ መቐለ ኣርትስኩል ናተምሃረ ብ2008_2010 ዓ/ም ኣብ 16 ቀበሌ ጥቃ ዶሚኖስ ዳቡና ይሰርሕ ስለ ዝነበርኩ ኣብ ገዛይ እየ ዝፈልጦ ዋላ ምሳይ ኣይንቀራረብ ግንብጣዕሚ እየ ዘድንቆን ዝገርመንን እና ቐፅለሉ ዙሓወይ ለባም ሓፍትኻ ስደተኛ ጓል መዳም❤❤❤ ባቡዋይ ማዓረይ ተፋቀሩ ሕማቅ ኣይንካእኩም ዞም ኣሕዋተይ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ😊🎉❤

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤ዓወተይ ቤባይ ሙቁራተይ አነስ ክፈትወኩም።❤❤

  • @ጓልተንቤን
    @ጓልተንቤን 2 หลายเดือนก่อน +1

    ባቡዋይ ጎታ ፍቅሪ ዓውቹ ክልተ ፅርያት❤❤❤

  • @kokobhadish2388
    @kokobhadish2388 หลายเดือนก่อน +1

    Babu hawey xebuk endika tesreh adnaqitka ❤gen eti tegbro prank neana aytngrena metan kulu seb tehantyu kerio so qexlo mearey

  • @SamriSamri-wk7eu
    @SamriSamri-wk7eu 2 หลายเดือนก่อน +1

    ባብዋይ ፁሩይ ብሰላም ዓደይ ተመሊስ ናዓኻ ክረክበኻ ተስፋ ይገብር ወዲ መንደረይ ኩሉ ግዜ እየ ለልዕለኻ ኣብ መራዓይ ስዕስዕ ሓዲርኻ ቦታ ከዛካክረኻ ኣብዳ ግርማይ ስኩፍ ናይ ስዱሩኡ ገዛ ኣብኡ እየ ዝፈልጠኻ መጀመርታ እና ፍሉይ ክብሪ አለኒ መክበሪ ሰብ 🙏❤

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

  • @eddf9976
    @eddf9976 2 หลายเดือนก่อน +4

    ባቡዋይ ሽኮር እንኳዕ ቢሰላም መፃኻ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ማሂ-tgray
    @ማሂ-tgray 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓወተይ ብጣዕሚ አየ ዝፎትዎ ♥️🙏

  • @ሚዛንታደሰ
    @ሚዛንታደሰ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ባቡዋይ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ጎታዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዓወተይ ለባምይ ዓቅሊ ዋውውው ማኣርገይ ወለላይ❤❤

  • @Merimeri-1619
    @Merimeri-1619 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዓወተይ ለባም እንየዎ ትዕግስቲ❤❤❤ ባቡየይይ ዘክብረካ ናተይ❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉

  • @HappyBlockGame-tn3xm
    @HappyBlockGame-tn3xm 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓወተይ ጅግን ዋዋዋዉ❤❤❤❤❤

  • @ነኝየተዋህዶፍሬ
    @ነኝየተዋህዶፍሬ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ማርያምን አይትበል ባቡዋይ❤

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓወተይ ለባም ሰብ ኣቦ ዓቅሊ ❤❤❤ ባቡ ፅሩይ ኣይተካኣልካን 😂❤❤❤

  • @HfgrFfu
    @HfgrFfu หลายเดือนก่อน +1

    ዓወተይ አቤት ዓቕል❤ለባም❤

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
    @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን🙏ባቡ ሓውና♥️

  • @azebasefa6947
    @azebasefa6947 2 หลายเดือนก่อน +2

    Wede adey. Marey❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @مريمعلي-ش3ث
    @مريمعلي-ش3ث 2 หลายเดือนก่อน +1

    ናባቡዋይ ዘረባ ከስሕቀኒ ማኣረይ❤

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውው ዘለዋ ትዕግስቲ ብጣዓሚ ገባዝ ለባም

  • @Azmra-ye6bd
    @Azmra-ye6bd 2 หลายเดือนก่อน

    ባቡ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ጆን ስራሕ ❤ዓወት ኣቦ ዓቅሊ

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓወተይ ለባም ዋይ ዓቅላይ❤🥰🥰ባቡዋይለ ኣዋፅኢካ😅🥰🥰🥰🥰🥰

  • @merhawitmuaz1619
    @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

    መረሳ 😊😊ዓወተ ሓወይ ለባመይ ትሕትና ዘዓበየ ትምህርቲ ባብዋይ ማራ እየ ዝፍትወካን ዝክብረካን ናይ ፌበን ግን ዋይ ዋይ ሕያል እየ ኣብ ውሸጢ ዝነበረ እየ ተነገረ 😣

  • @trhasberhe1818
    @trhasberhe1818 2 หลายเดือนก่อน +1

    Awet gota tebay 🎉🎉❤❤

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 2 หลายเดือนก่อน +2

    ንዓ ባቡ ብስሩ ንስብኣየይ ፈታኒት ዝኮን ፕራክ ግበረለይ ብስሩ ካብ ዓወት ዝገደደ ደንጎላ እዩ

  • @መይራሞጓልተዋህዶ
    @መይራሞጓልተዋህዶ 2 หลายเดือนก่อน +3

    ተጋሩዋይ ጥዕማት❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩዋይ💖💛🤝

  • @FreHagos-v2p
    @FreHagos-v2p 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ዓወተይ ትዕግስተኛ ❤❤❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ
    @ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ 2 หลายเดือนก่อน

    ይበል ተዕግስት ልባም ዓውቼ ❤❤

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 2 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ትዕግስቲ ዓወት ሓወይ ተዓዲልካ ቀፅለሉ እስከ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael3385 หลายเดือนก่อน +1

    Awet hawey mearey adengxkani

  • @ZozoZoo-eb5zq
    @ZozoZoo-eb5zq 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ዝገርም ትእግስቲ ኣወት ይመቺካ

  • @سميره-ص3ي
    @سميره-ص3ي 2 หลายเดือนก่อน

    ዓወተይ ዓቅሊ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ባብየይ ኘራንክ ብጣዕሚ ኢኻ ትክእለሉ 😂😂😂😂😂😂

  • @HdjhNuuo
    @HdjhNuuo 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓወተይ ጅግና ጎይታ ዓቅሊ❤❤❤❤❤

  • @zenaanena1832
    @zenaanena1832 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓወት ዋይ ገይታ ዓቅል ኣነስ ክፈትዮ ማዓት❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤🎉

  • @semhalsara2133
    @semhalsara2133 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓወት ለባም❤❤❤🎉🎉🎉

  • @የቅዱስጊዮርግስልጅ
    @የቅዱስጊዮርግስልጅ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዊ ዓወተይ ትዕግስተኛ❤

  • @AnAv-ws2vp
    @AnAv-ws2vp 2 หลายเดือนก่อน +1

    ♥️♥️♥️ባብዋይ ሓሪፍ ስብ

  • @sgfghjpateg
    @sgfghjpateg 2 หลายเดือนก่อน +1

    wawww ዓወተይ ለባም ኣቤት ዓቅሊ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Cjakvv111
    @Cjakvv111 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ዓወተይ ለባም

  • @lemlemhagos9299
    @lemlemhagos9299 2 หลายเดือนก่อน +1

    Awechi lebame❤❤❤🎉🎉

  • @selamabraham1994
    @selamabraham1994 2 หลายเดือนก่อน

    Aqaxilkayoko babu mehrer ajoka Awce❤❤❤🎉🎉🎉

  • @XxXx-ks2rg
    @XxXx-ks2rg หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @bege8567
    @bege8567 2 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ባቡየ ዓውቸ ለባም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉🎉

  • @TadkanBrhana
    @TadkanBrhana 2 หลายเดือนก่อน +1

    💖💖💖

  • @SosA-tg4ll
    @SosA-tg4ll 2 หลายเดือนก่อน +1

    ባቡዋይ የተካኣልካይ ❤❤❤❤😅😅

  • @fhcg399
    @fhcg399 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️የነ ማር

  • @Sat43ya
    @Sat43ya 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓወት ትዕግስቲ100❤

  • @zfangelHalusheuser-kf2pg4th2d
    @zfangelHalusheuser-kf2pg4th2d หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lemlemlemlem5087
    @lemlemlemlem5087 2 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲእኻዮምኮ😂 ባቡ❤

  • @KgghkVvmgg
    @KgghkVvmgg 2 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂

  • @SurprisedAutoRace-ed2ki
    @SurprisedAutoRace-ed2ki 2 หลายเดือนก่อน

    ዓዉቸ ግን ለባም መስተዋዕሊ እዩ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @rroshan6975
    @rroshan6975 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላምካ ይብዛሕሓወይ ሰላምና ይመለስ ደቂ ሪመይ ❤❤❤❤

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 2 หลายเดือนก่อน

    ትዕግስቲ 100% ኣየ ዓውቾ❤❤❤❤

  • @BiruEbs
    @BiruEbs 2 หลายเดือนก่อน +1

    ባቡ and ዓውቾ❤❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉

  • @sas7080
    @sas7080 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ትዕግስቲ ዓውቸ ዋውውው ❤

  • @ابب-ذ9ن
    @ابب-ذ9ن 2 หลายเดือนก่อน +1

    ባቡየይ መዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ😊

  • @Bismillah-i5i
    @Bismillah-i5i 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣየ ባቡዋ ይሞችኻ😂😂😂❤❤

  • @elfwgare6576
    @elfwgare6576 หลายเดือนก่อน +1

    ባቡ ሽኮር 🎉

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 2 หลายเดือนก่อน

    ዓወተይ ለባም ባቡ መሕረር 😁♥️

  • @semharabraham162
    @semharabraham162 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰

  • @semhalsara2133
    @semhalsara2133 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓወት ሸኳር ❤❤❤❤❤❤❤

  • @YordanosKobrom
    @YordanosKobrom 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ Aseyyyy daes ketebulu ❤❤

  • @squals6222
    @squals6222 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MekelleMekelle
    @MekelleMekelle 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤ 🎉🎉🎉

  • @ንግስቲነብሳትግራወይቲ
    @ንግስቲነብሳትግራወይቲ หลายเดือนก่อน +1

    ኣይ ዝመረሳ ደይብ ዶሞ ተሰቀል ያ 😂😂😂

  • @حسينالحجوري-ع7ق
    @حسينالحجوري-ع7ق หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @YyGy-in6dt
    @YyGy-in6dt 2 หลายเดือนก่อน +1

    ayy awettt mara ashukuni😅😅😅

  • @Millionmikaele
    @Millionmikaele 2 หลายเดือนก่อน

    Mzlaf EU ezi prank aykonen giega eu

  • @GGmanchanel-n6y
    @GGmanchanel-n6y 2 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ባቡ ታኾንካ ዘይወቃዕኻኒ ትብሎ ኣለኻ ፃፀ ዶ ንሓርማዝ ትዎቅዖ እያ 😂😂😂😂

  • @tigraytigray5893
    @tigraytigray5893 2 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩዋኒ😘😘😘😘😘

  • @23ኣባትየ
    @23ኣባትየ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ባብዋይ ❤❤

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ

  • @OsamIbrahim-u5f
    @OsamIbrahim-u5f หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @seluAdokalu8121
    @seluAdokalu8121 2 หลายเดือนก่อน

    ዓወት ጎይታ ዓቅሊ❤❤❤❤

  • @ሸዊትጓልውቅሮ
    @ሸዊትጓልውቅሮ 2 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕቢሰላመፃኣካባቡ❤❤❤❤❤🎉

  • @GhDh-x9x
    @GhDh-x9x 2 หลายเดือนก่อน

    ዓወት ግን ዓቅሊ👌👌

  • @Slem-lv8gb
    @Slem-lv8gb 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @djdjhdufidiyy1387
    @djdjhdufidiyy1387 2 หลายเดือนก่อน +1

    Kkkk❤❤❤❤❤❤