ባቡ ፕራንክ👌 ኣብ ሞንጎ ሰብ ሓዳር ኣይትእተ 👪 ንኣያዘብረኣብሩክ ፕራንክ ገይረዮም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 316

  • @endababuentertainment
    @endababuentertainment  หลายเดือนก่อน +118

    ሰላም ዝተከበርኩም ኣሕዋተይ ዝደለኩሙኒ በዚ ደውልለይ 0968894208
    ፕራንክ ቀፅል ዝብል ላይክ ኣብዝኣ ግበሩ እዚ ናይ ጆቴ ዩቱብ እዩ እናኣተኩም ሳብስክራይብ ግበሩሉyoutube.com/@joteleul?si=2laP0Jsn4tmi7i0H

    • @ዉዉዋ
      @ዉዉዋ หลายเดือนก่อน

      ቀፅል ሰብ ሓደር ግን ግደፍ

    • @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ
      @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ หลายเดือนก่อน +1

      የተካአልከይ አታ ወዲይይይይይ😂😅

    • @selam-sm2rm
      @selam-sm2rm หลายเดือนก่อน

      ባቡየ ቀፅለሉ ...

    • @Seniseniii
      @Seniseniii หลายเดือนก่อน

      ቀፅሎ ፕራንክ ደስ ዝበለካ ስራሕ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ​@@ዉዉዋደምረን ሰበይ🎉

  • @ሚሊሚሊ-ጠ4ተ
    @ሚሊሚሊ-ጠ4ተ หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ ዝኩሊ ትፅቢት ናመዳም ኣቁሑ ገዲፈ ሃህ ዝበልኩ ኣነይገድድ😂😂😂

  • @DhdHe-p2h
    @DhdHe-p2h หลายเดือนก่อน +7

    ልሰመረ tdf ፕራንክ ግበረና ማጊዋይ😊❤🎉

  • @smareh5581
    @smareh5581 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ ማዓዝ ድዩ ክመፀእ እንድበሉኹ ተፀብ😂ብዝተረፈ ይመችኹም ሓፍትኩም ካብ ስደት ጋል ትግራይ👏😘

  • @ነኝፈቃርነቦኣ
    @ነኝፈቃርነቦኣ หลายเดือนก่อน +8

    ሸለል በሎም ባቡዋይ ሰብ ድኣ ታይ ዘይብል ብጣዕሚ ኣድናቂትኻ እየ ወለላይ❤

  • @HiwotHadish
    @HiwotHadish หลายเดือนก่อน +5

    ዋይይ ባቡየ አነ ገድድ ሸበካ አቢኒን ነጀዉ ነጀዉ ክብል ምፅናሐይ ብዝኮነ ይመቸካ ብጣዕሚ እየ ዘክብረካን ዝፈትወካን❤❤❤❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd หลายเดือนก่อน +5

    ባቡዋይ ለባመይ ጆተይለ ብሓቂ ፕራንክ ተጌርና 😁♥️

  • @AfariAfari-ql7it
    @AfariAfari-ql7it หลายเดือนก่อน +7

    ዋይ ሰሪሕኻልና ባ 😂😂😂😂 ይሞችኽም ግን ሓባይቢ

  • @DwedDwdd
    @DwedDwdd หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤

  • @DgG-ji1sr
    @DgG-ji1sr หลายเดือนก่อน +7

    ዋይ ስረሐይ ገዲፍ ዘብራኣቡሩኩ ላትፀበኩ ዊዒለ ክብላዕ😂😂😂😂 እየ ባቡ ሓቢቢ ፕራንክ ያ😂😂😂😂😂 ይሞችካ ግን❤

  • @dehabtesfay769
    @dehabtesfay769 หลายเดือนก่อน +15

    ባቡዋይ ሓቅካ መሲሉኒሲ ዓሞይ ድራር ስርሒ ኢላትንስ ሒሙኒ ኢለያ yes አነለ ፕራንክ ገይረያ ታዓዊተላ
    ስረሐይ አቅሊልካለይ ❤❤

    • @hruhru3084
      @hruhru3084 หลายเดือนก่อน

      😂😊ስልኪ ትሕዚ ተለኪ ማዓዝ ሓሚምኪ ትባሃሊ ካብኡ 😂

    • @dehabtesfay769
      @dehabtesfay769 หลายเดือนก่อน

      @@hruhru3084 ክላሰይ ዓፅየ ሄልፎን ገይረ
      ዓምይ ማራ እዩ ዝሕመንሎ ደቂሰ እየ
      ኢለስ ዓይነይ አፍጢጠ ምፅባየይ እዩ
      ተመለሱ✌️😂😂😂

  • @KiratAbdulqader
    @KiratAbdulqader หลายเดือนก่อน +12

    ዋይ ኣፈይ ከፊተ ክፅበ ፀኒሐስ 😂ክንደይ ማዓልቲማ ናሰብ ፕራንክ ክንርኢ ባቡ ዓይነይ ፕራንክ ጌርካኒ😂😂😂

  • @ZszsZszs-h6i
    @ZszsZszs-h6i หลายเดือนก่อน +4

    አጀኩም እዙም አሕዋተይ ብጣዕሚ ኢነ ንፎትየኩም ነይ ሰብ ዓጀው ጀው አይትስምዑ ዋይ ሃህ ኢለ ነተፀበኩ አያ ዘርአ ብሩክ ክመፁ ንባዕልነ ኘራንክ ረኪብካነ🎉🎉❤❤

  • @GhDh-x9x
    @GhDh-x9x หลายเดือนก่อน +4

    ዋይይ ባቡቡ ኣነ ይገድድ ናብ መንደቅ ተፀጊዐ ሸበካ ኣዊኒ ምሪኣይ ዋኝኝኝኝኝ ተፃዉትካልና እባ 😂😂
    ዝሮ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ❤❤🎉🎉

  • @يحيىهزازي-ق5ق
    @يحيىهزازي-ق5ق หลายเดือนก่อน +6

    ሰላም ባቡ ሓወይ አጀካ ናሰብ ብዘይ ገድስ ፀርፊ ዳርጋ ደርፊ ይቡሉ ዐበደይቲ ወለዲና እና አጀካ ቀፅሉ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ShewitShewit-d4n
    @ShewitShewit-d4n หลายเดือนก่อน +1

    ኮመንቲ ማለትኮ ርእተካ ፀምቅካ ርእቶ ዎድእካ እዩ ዝፅሓፍ እና ኣጆካ ባቡ ሓዎይ 👏👏👏

  • @LoveA-en1sy
    @LoveA-en1sy หลายเดือนก่อน +1

    ባብ ሓወና ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊ አጀኪ ቀፅለሉ ማዓረይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ባጡነኝቀባጥዋ
    @ባጡነኝቀባጥዋ หลายเดือนก่อน +1

    ባቡዋይ መልካም ሰብ ቀፅለሉ ኣይዘካ 🥰🥰🥰🥰ባቡ ንዘትድኑቁ ላይክ ወቅጡኒ ኣሕዋተይ🙏

  • @ShewitShewit-d4n
    @ShewitShewit-d4n หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዋይ ብራንክ ተፀብየ ክፅሕፍ እለስ ብራንክ ኮይንና ብዝኮነ ብጣዕሚ ፅቡቅ ዞም ሓተይ

  • @ጓልድጅታልወያነ
    @ጓልድጅታልወያነ หลายเดือนก่อน +4

    ዋ ኣበይ ኣለዉ ዘብርኣብሩክ😅😮 ሃነን ላበልኩ ስረሐይ ገዲፈ ክርኢ

  • @mdimtlaz3182
    @mdimtlaz3182 หลายเดือนก่อน +4

    ኣይይይ ማርያምን ፕራንክ ገርካኒ ስረሐይ ገድፋ ላተፀበኩስ 😂😂😂😂😂😂😂 ዝሮ ይመቺኩም እሕዋተይ❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉

  • @BNGK-el2yf
    @BNGK-el2yf หลายเดือนก่อน +1

    ኣይ ስቅ እስኪ በሉ ባቡዋይ ጄትየዋይ ኣነ ይገድድ ስረሐይ ሓዲገ ተመሲጠ ክሰምዕ ተፀብየ ዋይይይ ባይዘወይ ይመችኩም ቀፅለሉ ደቂ ረማይ ማዓረይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MaryamY-uj3mq
    @MaryamY-uj3mq หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን አሜን

  • @SaSa-x8t9z
    @SaSa-x8t9z หลายเดือนก่อน +1

    እዝ ኹሉ ትፀብየ እዝ ኾይን ባቡዋይ ብጣዕም የኤ ሲሒቀ😂😂😂😂❤❤❤❤

  • @gedu8644
    @gedu8644 หลายเดือนก่อน +3

    ካሚራ ማን ጆቲ ዓደየ ዓደየ ኣውላዕሎ ዓደየ ውቅሮዋይ ተናፋቂት❤

  • @YedguYrdfu
    @YedguYrdfu หลายเดือนก่อน +4

    አይ አነ ሀንቀው እለ ናተፀበኩሲ ንባዕለይ በረንክ ከም ለመዓንቲ ሲሒቀ አይ ፈለጠይ ባብ ሓወይ እና አደናቂትካ እየ ሰደተኛ ሓፈትከ ሓወይ ❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @edenzer8597
    @edenzer8597 หลายเดือนก่อน +10

    ዋይ ውርደት ኣነ ነያ ዘርኣብሩኽ ክርኢ ሽጉርተይ የሕሪረ

  • @FeeffCsef
    @FeeffCsef หลายเดือนก่อน +1

    ባብ ሓወይ እዋይ ሃነን እናበልናሰ ዘብረአብሩክ የላን ❤❤ደሰ ባሃሊ

  • @0ppH5
    @0ppH5 หลายเดือนก่อน +4

    ኣይዞኻ መዓረይ ናይዞም ዓጀውጀው ድውለዉ ኣይትሓዘሎም ስቕልኩም ሃምዚኣ ናበልኩም ቃፅሊሉ ኣሕዋተይ ❤❤❤ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም 👍👍ንኹሉኹም

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ደምረን ሰበይ🎉❤

  • @YedguYrdfu
    @YedguYrdfu หลายเดือนก่อน +7

    ባብ ሓወና ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊ አጀካ ቀፅለሉ ማዓረይ ❤❤❤🙏🙏🙏

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ደምረን ባብዋይ🎉

  • @FjjxjJdbdbd
    @FjjxjJdbdbd หลายเดือนก่อน +5

    ባኣ ጉድ ገይርካና ስረሐይ ገዲፈ ፕራንክ ናይ ሰብ ክርኢ ዓይነይ ኣቢልካኒ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂ግን ይመችካ 😂😂😂

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

  • @rgvcfajxf5923
    @rgvcfajxf5923 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ልማዓንቲ ኢካ ጉድ ዝግበረካኒ ባቡዋይ😂😁ዝሮዝሮ ይመችካ ዝኩሉ ተፀቢና😂

  • @zaid4763
    @zaid4763 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ባቡ ሓወይ ሃርርር ነበልኩ ዊዒለ 🎉❤ አሜን 3// ለባም ሓወይ ❤️❤️💕💕💕🙏🙏🙏🙏💕💕💕❤️❤️❤️

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ባቡ ለማዓንቲ ተፃዉትካልና እንበርካ ኘራንክ

  • @selamrasom
    @selamrasom หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ ማርያምን ታይ እዩ ኣንዊሕዋ ናብቱ ፕራክ ዘይኣቱ ክብል ፀኒሐ😁♥️♥️♥️

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

  • @HffyY-c6q
    @HffyY-c6q หลายเดือนก่อน +1

    Ere babuway wekero nafikya ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbebaAbeba-j6q
    @AbebaAbeba-j6q หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ባሓቂ ለባመይ🥰🥰

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv หลายเดือนก่อน +1

    እውይ ባቡ ናይ ጆን ክርኢ ናተፀበኩስ ንባዕለይ ፕራንክ ተገይረ😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @NahshhJeheh
    @NahshhJeheh หลายเดือนก่อน +1

    ባቡ ዘብሩ ኣብሩክት ፔራክ ትግብሮም መሲሉ ኣቀዲመ ላይክ ካሲረ😂

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie หลายเดือนก่อน +1

    ፕራንክ ይቀፅል መዘናጊዒ እዩ ባቡዋይ ናትካ ቪድዮ ክሪእ እንከለኩ ኣብ ሽንትቤት ከይነ እየ ዝሪኦ መዳመይ ካይትፅወዐኒ ምእንታይ ❤❤ጡዑም ላዛ ስለዘለካ የክብረካ እየባቡዋይ❤❤❤❤❤❤❤ናይ ብሓቂ ፕራን ገይርካኒይ ናተፀበኩ ነይረ❤❤❤❤

  • @DtEy-ki7cx
    @DtEy-ki7cx หลายเดือนก่อน +1

    ውይውይ ይብል ተከስተ ሲ ዋይ ባቡ ሃህ ኢለ ተፀበኩ ኣነ እገድድ😂😂😂😂😂

  • @FgTy-o6l
    @FgTy-o6l หลายเดือนก่อน +3

    እውነት ሀህ ኣቢልካኒ ባቡየይ ዋ ይመችኻ ወዲ ሪመይ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ደምረን ሰበይ🎉

  • @hamanot3362
    @hamanot3362 หลายเดือนก่อน +1

    ባቡየይ ኣጃካ ጠንክር ቀፅለሉ የኔ ለባም ❤❤❤❤❤

  • @SosA-tg4ll
    @SosA-tg4ll หลายเดือนก่อน

    ዋይኣነ ኻ ኣይመፂ ድዩ ናበልኩ ናተፀበኩ. ዝሮ ይሞችኻ ባቡዋይ😮😂😂😂😂😂❤

  • @Mahi-e7l
    @Mahi-e7l หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ ናተፀበኩ ነይረ ተገርና ኢና ፕራክ😂😂😂

  • @ጓልሃገረትግራይ
    @ጓልሃገረትግራይ หลายเดือนก่อน +10

    ሱቅ ጥዑም ጆቴ ማዓረግ ዋይ አነ ይገድድ ስርሕ ገደፈ ሸበካ ከይጠፍአኒ ተገቲረ ፕራንክ ክርኢ😂

    • @laylaal7008
      @laylaal7008 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂

  • @ethiopiaislovelove9620
    @ethiopiaislovelove9620 หลายเดือนก่อน +1

    Ufff Adna Nafikna Eko Amlakey Sdetey Ahtsreley

  • @ZxcvZxcvm-r3w
    @ZxcvZxcvm-r3w หลายเดือนก่อน +1

    ማርያምን ታይ ጊርናኻ ወደይ ታሃንጢየ ናተፀበኹስ😂😂😂ብራንኽያ

  • @BestiyaAli
    @BestiyaAli หลายเดือนก่อน +1

    አሚን

  • @لققزرغرففر
    @لققزرغرففر หลายเดือนก่อน +2

    ውቅሮዋይ ተናፍቂት❤❤❤❤❤❤

  • @borhanborhan1453
    @borhanborhan1453 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ካሲረ ዝሮዝሮ ይመቸኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs หลายเดือนก่อน +1

    አይሰርሑ አየስርሑ ዶ ኮይናምኩም
    አነስ ፕራንክ አይተገበርኩን ዋይይይይይ😢
    ግዳ ከም ቃልካ ንአያዘብራአብሩክ ግበርዎ

  • @rahewmiks4143
    @rahewmiks4143 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ መረገም ኣነሰ ሃሃ እለ ፕራንክ ላተፀቦኾሰ ሰራሕይ ሓዲገ ኣነ ይገዲዲ እፉ😂🙈

  • @sgfghjpateg
    @sgfghjpateg หลายเดือนก่อน +1

    Wayy ገይርካልና ዝኩሉ ትፅቢት😂😂😂😂❤❤❤

  • @ትግራይትዕወት-ዸ5ጘ
    @ትግራይትዕወት-ዸ5ጘ หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን የሃበለይ ፈጣሪ እሕዋተይ ማዓርይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @SarahAbirahim
    @SarahAbirahim หลายเดือนก่อน +1

    ሰርሕኻልና ባቡዋይ❤

  • @habushabus5009
    @habushabus5009 หลายเดือนก่อน +3

    ባቡ ፕራክ ናዘብራኣሩ ክርኢ ኣጣሊ ኣጥፍአ ዓምኦይ ኣዉፅኡኒ ካስራሕ እስኻ ትሓታቲ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

  • @Fds543
    @Fds543 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ላትፀበና ነይሪና ኘራንክ😂😂😂

  • @ZxcvZxcvm-r3w
    @ZxcvZxcvm-r3w หลายเดือนก่อน +1

    ዛሰበይቲ ምስ ራእኹስ ታይ ከም ዝኾንኹስ ነቢዕ ዓሕ😢አብ ስደትና ዘለኹም ደቂ ዓደይ ስደትና እሕፂሩ ብሰላም ይመልሰና❤❤❤

  • @AsQe-p2c
    @AsQe-p2c หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜንንን🙏🙏🙏🥰🥰🥰

  • @HyVivo-zk2di
    @HyVivo-zk2di หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤ጎይታዋይ ባብዋይ

  • @Fds543
    @Fds543 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይዞ ንዓኻ ዝጠቅም ኮመንት ንህበካ ኢና❤❤❤❤

  • @DgDg-g7k
    @DgDg-g7k หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ሰሪሑልና ባቡ

  • @selamrasom
    @selamrasom หลายเดือนก่อน +1

    ዝሮዝሮ ይሞቸኩም ዞምሓተይ ቀፅልሉ❤

  • @Suus-w9s
    @Suus-w9s หลายเดือนก่อน +1

    babuyey yenefaqi lomi eika brank zgeberkana ymechika gn😂❤❤

  • @FfAs-mc4oe
    @FfAs-mc4oe หลายเดือนก่อน +1

    ወይ ባቡ ሸውድና እንዳተፀበኪ እየ ነይረ😂

  • @RujxjjFghxtt
    @RujxjjFghxtt หลายเดือนก่อน +1

    ተፃዊትካና ታይኮን ይኾን እናበልናስ ዋይ ኣታ ወደል

  • @FtS-e5s
    @FtS-e5s หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ይገድድ ድቃሰይ ገዲፈ ሃህ ላበልኩ ዝፅበ😊❤❤

  • @KJk-p9u
    @KJk-p9u หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ባቡ ሓወይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ለማዓንቲስ ንዓና ኢኻ ፓራኽ ገይርኻና ብእነት ባባዋይ😂

  • @FggCg-ek9dg
    @FggCg-ek9dg หลายเดือนก่อน +1

    👍👍👍👍👍👍

  • @MymyRr-g8w
    @MymyRr-g8w หลายเดือนก่อน +1

    ባቡ ፅሩይ❤❤❤

  • @selamawitseyoum5884
    @selamawitseyoum5884 หลายเดือนก่อน +5

    ዋይ ዉሪደት ዝኹላይ ናመዳም ሰራሕ ገድፍና ኮፍ እልናሰ 😅😅😅

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @TgGg-iv6sd
    @TgGg-iv6sd หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @seluAdokalu8121
    @seluAdokalu8121 หลายเดือนก่อน +1

    ጉድ ገይርካና😂😂😂😂😂😂ማዓርግ ዋይ

  • @Skjs-hj7cj
    @Skjs-hj7cj หลายเดือนก่อน +12

    ባቡለባም ሶ ፕራክ ተኮይኑፕራክ እዩ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @MdBabull-m3h
      @MdBabull-m3h หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ​@@MdBabull-m3hደምረን ወለላይ🎉

  • @ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ
    @ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ ባቡዋ ቃፅል ድኣ ስራሕኻ ❤

  • @MariaKasy
    @MariaKasy หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ክክክክክክ

  • @djdjhdufidiyy1387
    @djdjhdufidiyy1387 หลายเดือนก่อน +1

    Amen❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ
    @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ หลายเดือนก่อน +1

    ኣይ ፈሊጥካስ ሃነን ክብል ፀኒሐ😂😂😂

  • @MahajjaMaanna
    @MahajjaMaanna หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ስረሐይ ገዲፈ እናተፀበኩስ ንዓና ብራንክ ጌርካና😂😂😂😂

  • @لققزرغرففر
    @لققزرغرففر หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GgdGdydg
    @GgdGdydg หลายเดือนก่อน +3

    ባቡ ሓለላይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AshmelashTeklay
    @AshmelashTeklay หลายเดือนก่อน +1

    ንሕድ ሕድ ኮመንት መልሲ ኣይትሃብ ናይ ባዕልኻ ግበር ካብ ኮመንት ልትምሃሮ ጥራሕ ውሰድ ባቡ ሓውና

  • @BealaNaif
    @BealaNaif หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ትግራይኩሑሎ-ወ3ጨ
    @ትግራይኩሑሎ-ወ3ጨ หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HffyY-c6q
    @HffyY-c6q หลายเดือนก่อน +1

    Waw ygerem eu 😮😮😮😮

  • @HiyaHasani
    @HiyaHasani หลายเดือนก่อน +1

    ኣይ ባቡ ቀቲልካና😂😂 ክሪእ ላኣኻ እንዶሚን ድራረይ ኣሕሪረ😂😂😂

  • @hagezomweldegebreal4202
    @hagezomweldegebreal4202 หลายเดือนก่อน +1

    ብደውና ቓትልኻና ነብርኻ።

  • @MkMh-c7qጋልፃባት
    @MkMh-c7qጋልፃባት หลายเดือนก่อน +1

    ❤ኣሜንኣሜንኣሜን❤ባብሓወናብጣዕሚደስባሃሊአጀካቀፅሉማዓረይ❤ባብወዲዓደይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adwx-n9e
    @adwx-n9e หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @ድንግልማርያመይዋሕስሂወተ
    @ድንግልማርያመይዋሕስሂወተ หลายเดือนก่อน +1

    ዋይይይ ኣነስ ሓቂ መስሉኒ ነይሩ😂

  • @ZxcvZxcvm-r3w
    @ZxcvZxcvm-r3w หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @ree-ji8vq
    @ree-ji8vq หลายเดือนก่อน +1

    አይ ታይገርናካ ስራሐይ ገድፈ ሀሀ ይብለኩ 😂😂

  • @DwrfDwef
    @DwrfDwef หลายเดือนก่อน +1

    Eway ezi kulu entetsbenas😂😂😂❤

  • @FcfYf-cx7qc
    @FcfYf-cx7qc หลายเดือนก่อน +1

    ማጊዋይ ኣብስፍር ዕደጋ ሶኒ ኮንካ ባ ዝኮነ ቪዲዮ እባ ስራሕ ወይ ቀሪፅካ ኣሪአና ኣብ ከባቢ ቀጠና

  • @MkMh-c7qጋልፃባት
    @MkMh-c7qጋልፃባት หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @salamharon
    @salamharon หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @hruhru3084
    @hruhru3084 หลายเดือนก่อน +1

    ዋላ ኣነ ይፅብ ዊዒለ😂😊😮