🔥ዶንቆሮ ናይ ሜዲያ እንታይ በለ🔥Eritrean Cinema: The Best Movies of 2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 23 ก.ย. 2024
- (Celebrating Biniam Girmay)
🔥ዶንቆሮ ናይ ሜዲያ እንታይ በለ🔥Eritrean Cinema: The Best Movies of 2024
#eritreanmusic #eritreancomedi #binyamgermay #eritranmovie
1)Welcome to Top 10 ሓበሬታ , an Top 10 ሓበሪታ entertainment official TH-cam channel.
We Produce Premium Content, Shows, movie, Interviews, Music Videos, and many other top-quality programs.
ሰላም ሰላም ተኸታተልቲ Top 10 ሓበሬታ ኣኣብ ዘለኩሞ ሰላምን ጥዕናን አና ተመነክይ ንዩቱብ ቻነልና ሳብስክራይብ ብምግባር ተኸታተልትና ንክትኮኑ ብክብሪ ይዕድመኩም
is fair use under U.S. copyright law because it is non-commercial, transformative in nature, uses no more of the original work than necessary for the video's purpose, and does not compete with the original work and could have no negative affect on its market. Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976, allowance is made for 'Fair Use' for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research, Fair use is a permitted by copyright statute that might otherwise be infringing, Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use
Share Subscribe Like Comment✔ Enjoy and Subscribe now
/ @melody_filmon
እንኳዕ ብሰላም ናብ Top 10 red sea camels ብደሓን መጻኩም ።እዚ ቻናልና ዓላምኡ ንምዝንጋዕን ንምምሃርን እዩ ። ኩሉ ግዜ በብ ማዓልቲ ሓድሽ video ናባኩናባኩ ክነብጽሕ ኢና subsribe ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ።
FORGET SUBSCRIBE AND CLICK ON BEEL 🔔🔔
yonas maynas comedy , dawit eyob comedy gangster , dawit eyob comedy 2023 ,maggy show, new, today, 2022, wez tube, Hanza Tube /ሃንዛ/, Awlo Media አውሎ ሚዲያ, ebstv worldwide,Eritrean Movie, Eritrean Comedy, New Eritrean Comedy 2023, New Eritrean Movie 2020, Wedi Shuq, Wedi Shuq 4, Wedi Shuk, Wedi Shuk 4, Wedi Shuk New, Wedi Shuq New, Yonas Mainas, Yonas Maynas, Yonas Minus,LTV World, ARARAT Entertainment, Neshnesh Tv, tigrigna, mekelle, Lele Entertainment, Minew Shewa Tube, Hope Music Ethiopia, ጦፎኛ ሚድያ, Asser Tegaru, Tigrai Mass Media Agency, Tigray Today, Dimtsi Weyane Television, Addis neger, Addis Mereja, Fana Television, EBC, Amel, Kemalatkum Entertainment, Wushatena Media, ገሬ እሙን Gere Emun, Star Entertainment, ቀዛሕታ Kezahta,Ethiopian wedding Dance, wedding, ethiopia, eritrean wedding, eritrea, eritrean music, eritrean music 2023, new ethiopian music, ethiopian news today, wedding dance, ephrem amare, admas music, new eritrean music 2023, ethiopian music 2023, new ethiopian music 2023, ethiopian movie, amharic film, new ethiopian movie, amharic movie, ethiopian comedy, ethiopian film, eritrean movie, eritrean
comedy, eritrean film, seifu on ebs, seifu fantahun show, heny emu, ሳልስቲ መርዓ
heny emu,henyemu,ሄኒ እሙ,ONE LOVE channel,couples challenge,jofi lovers,prank,neshnesh tv,eritrean couples,dadi & mami,natu hubi,ሊግ ፍቑራት,Couples league,ethiopia,eritrea,eritrean music,eritrean music 2023,new ethiopian music,ethiopian news today,ephrem amare,admas music,new eritrean music 2022,ethiopian music 2022,new ethiopian music 2023,amharic movie,ethiopian comedy,eritrean movie,eritrean comedy,eritrean film,ፕራንክ,ውድድር,መዘንግዕ ካሜራ,Eri-TV,ኮሜዲ.New Eritrean movie 202 new eritrean movie 2022,new eritrean movie 2023 this week,tik tok habesha,new eritrean movie 2023 today,eritrean movie,eritrean movie 2023,eritrean movie 2023 new,eritrean movie 2023 new today,comedy eritrean,comedy eritrean 2023,comedy eritrean 2023 new,eritrean music 2023 new today,dawit eyob comedy,yonas maynas comedy,tigray movie,gere emun,awel seid 2023,zomay channel,tefetawi talkshow,dr. sharon woldu
#Alena walta hager - ኣለና ዋልታ ሃገር#Festival eritrea usa 2024#Intermarche#Festival eritrea sweden 2024#New eritrean movie 2024#Wufuy beyene interview#biniam girmay#denden media news#eri tv news
#eritrancomedi #alenawaltahager @eritrea tv
Eri tv
Biniam girmay
Eri tv akbar Eri tv news today 2024 Eri tv zina tigrigna Eri Tv Eritrean movie 2024 New Eritrean Serie Movie 2024 Tigray tv eri tv news in tigrinya eri tv zena Eritrean news eritrea news eri-tv official eritrean news in tigrinya eritv zena tigrinya news ኤርትራ ታሪክ 🔥ዶንቆሮ ናይ ሜዲያ እንታይ በለ🔥Eritrean Cinema: The Best M eritrean tv abrham afewerki
Biniam girmay
Eri tv akbar Eri tv news today 2024 Eri tv zina tigrigna Eri Tv Eritrean movie 2024 New Eritrean Serie Movie 2024 Tigray tv eri tv news in tigrinya eri tv zena Eritrean news eritrea news eri-tv official eritrean news in tigrinya eritv zena tigrinya news ኤርትራ ታሪክ eritrean tv abrham afewerki
Biniam girmay
Eri tv akbar Eri tv news today 2024 Eri tv zina tigrigna Eri Tv Eritrean movie 2024 New Eritrean Serie Movie 2024 Tigray tv eri tv news in tigrinya eri tv zena Eritrean news eritrea news eri-tv official eritrean news in tigrinya eritv zena tigrinya news ኤርትራ ታሪክ 🔥ዶንቆሮ ናይ ሜዲያ እንታይ በለ🔥Eritrean Cinema: The Best M eritrean tv abrham afewerki
Tigrigna news
From zero to zero. Wey dima nuqux hari kab tiqmi wexai 😅😅😅😅
ስልጠነ ሩኻን ( ምግሊ ) ናይ ዓለም
ምጎሓፍ እዩ 👍👍🇪🇷🇪🇷🌹🌹♥️♥️🙏🙏
ሰላም ክቡር ሓው ፊሊ ከምዚ እንስሳ ዝብሎ ዘሎ ቅተል /ሕረድ ዝብል ቃላ ይትረፍ ንሰባት።ንእንሳታት ከማን እዚ ቃላት ኣይጥቀመሉን።ኣጁኻ በርትዕ ፊሊ ነብሲ❤❤❤።
Soloajoka ,,,,,, wedi hakari adgi si medhanitu eyu zeyweseded mesleni ,,, gen tigrway e
አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ
አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ
አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ
እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ
ናይ ባሓቂ ዶንቆሮ ናይ ማስሜዳ ወዲ ሳክት አዚ ሰብ ዚ ተላኢኩ ድዩ እንታይ ዩ ባ ዕላምኡ ፊላዊ ኬም ቦሎ ኣይትገደስሉ ኣመሉ ዩ❤
ብጣዕሚ ጂግና ኢኻ ሓቂ ሓቂ ተስምዖ ኣለኻ ዎዮድኣ ኣይሰምዕንዩ እምበር
ብጣዕሚ ጽቡቕ ጌርካ እዝኑ ኳሕኪሕካ ኣስመዓዮ🎉❤🎉 ቀጽሎ ወዲ ኤረይ ጅግና። ንሰኻ ምስ ረኣካያ ሓበሬታ ምስ ሃብካያ ናይ ብሓቂ ኩሉ ሰብ ኣስተብሂልላ ቀጽሎ ኣይትገደሰሎም ነዞም ጸለሎ ።
ካባኻ ዝኸፍእ ዳካ እንታይ አሎ አብዛ ዓለም ሕማም ነብስኻ ናበየናይ ጸድፊ የምርሓካ ከምዘሎ መፈጸምታኻ አይጽብቕን እዩ አይተ ሰልጠነ ✍️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🤲
Merhaba wedi eri hayet ❤️❤❤️💪💪🇪🇷🇪🇷👍👍
ሰላም ፊሊ ሐዉና 🇪🇷❤️🙏🏽 thank you ንኩሉ ትገብሮ ንህዝብካን ንሀገርካ ንመንነትካ ጠጠው ትብልገ❤️🇪🇷💪🏽 ደቂ ኤረይ ሐለፊቲ ጃንዳ አህባይ ነዞም ሕሱራትን ጋሐፋትን ሐንጎሎም ኩለንተነኦም ተጋሲሰም ዘለምስዎም እዮም ከምዚ ፋኛቱራ መእከቢ እንዳጋሐፍ ፍንፊን ሸዉ ኩሎም የእዱግ ንከብዶም (ጻዕዳ ክዳን ዝተከደኑ tdf ተጋሩ) ዝበሉ ካብዚአቶም ጽቡቕ ንህዝቢ ኤርትራ እንተተዛረቡ ክንሐስብ ዘለና እንታይሕማቅ ተላኢኮም አለዉ ኢልና። እዚአቶም ዝተጨማለቅዎ ገበናት አብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኤርትራዊ ጥራሕ ዘይኮነ አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘዉረድዎ ግፍዒን መገራን ደሚ ዝመጸይዎ ንጥቅሞም ገና ተሐተቲ እዮም አይ ተጋሩ አይ ኤርትራዊ አብታ ስደት ከም ክዳን ክበልዩ እዮም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks, brother we love you 🫶 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bravo wedi erey marey ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏
Selten resi adegi
Belo nezi lehasi🇪🇷🇪🇷🇪🇷👊
Seltene Fandia adugi 🫏🫏🫏🫏🫏
Seltene Gahafe eyou nereyo alena nay gahaf gahaf endeyou hiwt zeyblu seb eyou wedi eri🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤jgna eka hawey natey 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Seltene nay tegaru kemsh.
That is good !
❤❤❤❤❤ enqae bselam nexeka tefikana kenika ❤❤❤❤❤
ሰልተነ አባ ኣቢሉኩም ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ተኾይኑ ዳኣ የላፋልፈካ ኣሎ አዛ መልሓስካ ጸርፊ አምበር ገለካ ኣየስማዕካና ጸበልካውን ኣይልከፎ ዚህዝቢ ናብ ሓቀኛ ሂወት የብሎ ነዚ ንዓኻ ዝሰምዕ ምአንቲ መከራ ህዝቡ ሓቂ ክምስክር የብቃዓዮ ኒዓኻውን
Tawet Wedi Eri That is Truth boy
Nitegaru kemu yibelom,tegaru eyom seabtu,sheytene bi tigray zimuwel eyu
ቤላ ስራሕ ፊሊ ነብሲ ከይተቋርጻ ዩ ዝክፍታና ፡ዘይሰልጠነ ከኣ ዋላ ንሕና ኢና ጸርፊ ስኢናሉ ጥረ ዝኮነ ጉዕን ጀላተን ዩ እዚ ሰብ ወልሓንቲ ክኮውን ዘይክእል
Keep it up good Job 🎉🎉❤
ሰልጠነ ብዕልግ ረሳሕ መርገጽ ዘይብሉ ሸያጢ ዓዱ ረሳሕ
😂😂😂duldul Adgi👌
ገብራይ ኣብ ስልጡን ዘመን ዘይሰልጠነ ሰብ
ጂግና እዚ ዌዴይ ቤልዎም ዳእ ንዞም ርእሲ ባኾ ኔብሶም ቆርቤት ሴብ ውሽጦም ዝኔቄዜ ሓሴር ኤሪትራ እንኮይ ዶእ ክፌልጣ ባእ ኬማን ሓሊፉ እይፌልጥን ቤልዎ ጥራሕ ቴቃባቢልኩም ጄጋኑ 🙏💯💯🇪🇷🇪🇷💪💪📚✍️📚✍️❤👂👍👌👈
ሰላም ኩቡር ሓው ኣብ ሓደ ሓደ መደብካ ተምጽኦ ነቀፈታካ ይኩን ሓሳብካ ኣዝዩ ዝድነቅ እዩ እንተኮነ ግን ርእስካ ኣብቲ ዓንከል ናይ ስርዓት ህግደፍ ስለ ዘይ ወጸ ንኩሉ ንስርዓት ዝወቅስ ኣጸጊዕካ ሓመድ እንዳ ገበርካዮ
ርእስካ ካብቲ ሓሊኩ ሒዝካ ዘሎ ረሳሕ መንግስቲ ኣዉጸኣዮ ሽዑ ቡዙሕ ክርደኣካ እዩ ዩትበር ማለት ተጻራፊ ማለት ኣይ ኮነንን ንስካ ብልክዕ ዉጺት ናይቲ መንግስቲ ኢካ ኣብ ነብሱ ናጽነት ዘይቡሉ
ነውራም በሎ
Eritrean ❤❤❤❤
ሰልየ ተጠንቂቑ ዝዛረብ ሰብ እዩ፡ካብ ተኸታተልቱን ፈተውቱን ሓደ እየ፡ሶሎ መድያ ነዞም ረሳሓት ታሪኽ ስሬኦም ካብ ዘፍተሖም ዘሎን ሶሎሎ ካብ ዘእተወሎም ዘሎ ሓደ እዩ።
ፊሊ ኣጆኻ በርትዕ!!!
Amen ❤❤❤❤❤❤❤
እዋይ ሓወይ ናይ ትጸልኦ ሰብ ቀልቀል ኣብ ጎልኡ ከሎ ይጨንወካ ከም ዝበሃል፡ በታ ናይ ጽልኢ ስክሪን የሕሊፉ ይርኢ ስለዘሎ እኮ እዩ። ኣብ ዘይስልጣነ ሰልጠነ!
አዚ መልሓስ አዚ ሒዝኩም ንሰልጠነ ከተውዲቑ ትሓስቡ ቶም ኻብ ሻዕብያ ተፋትሑ አካ ከውዲቕዎ ኣይክአሉንዮም ንሓቂሞ ይሓቀላ አዩ ሰልጠነ ዘይ ኒሳ ኢያ ታ ንሰልጠነ ተጽልኦ ምኽንያቱ ኣብ ፉጹም ሓሳት ክሕደት ምስ ሕልንኡ ስለዘሎ ቲ ኤርትራዊ ደጋፋይ ምኽንያቱ ኣንጻር ሂወቱ ስለዝጋዓዝ ዘሎ
ሕማም ነብሱ ዘዕበድብዶ ዘሎ ቅርሱሱ ቀታል ነብሱ ብሂወት ከሎ ዝሞተ ሬሳ ብላሽ ሰብ ናይ ብሓቂ ከም ሰልጠነ ኣብ ህዋ ኣብ ሰጣሕ ጎልጎል ዝነብር ባዶ ኢዩ:: እቲ ዘገርም ግን ምስ ሕልንኡ ዝቃለስ ብሃም ናይ መወዳእታ ዓሻ ኢዩ
ኣነ ጡዑይ መልሲ ዘምጻእካ መሲሉኒ ብዛዕባ ምወላ ኣይኮነን እቲ ጉዳይ ብዛዕባ እተን ኣቐዲመን ዝተሰርሓ ድራማታት ኣነጻጺርካ ዘይ ትምልስ ዕትሮ ትመስል
ሰላም ክቡራት የሕዋት ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም እባ ጥውቅ ኣብልዋ ❤❤❤ ❤❤ ❤❤
ካብኡ ብምንታይ ትሓይሽ። ኣድጊ በረኻ ሜድያ ሒዝካ ትጻረፍ፤ ህግደፍ ሓሳዊ ብዛዕባ ተኣሲሮም ዘለው ብዘይ ገበኖም ዘይትዛረብ
ዓጋመ ጉዛይ😅😅😅
@filigunners ክክክ ብዘይ ገበኖም ተኣሲሮም??? ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ስድራኻን ፈለጥትኻን ኩሎም ተኣሲሮም ድዮም??
Asye. Like leko negr ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 tabrke
Merhaba ❤❤❤❤
good job wedi Eriy ❤❤❤❤
ፊሊ ሓውና ኣጆኻ በርትዕ ናይዚ ውውዲ ሓኻሪ ኣድጊ ሓሶት እዩ ልማዶ እበር ናይ ሶሎ ሜድያ ተኸታታሊት እየ ክቕተሉ ኣለዎም ኣይበለን እዚ ሓሳዊ ከጸልሞ ሰለ ዝደለየ እዩ እታ ጾሎሎ ሚድያ ዝበላ ግን ንዑኡ እያ ትውክል ብዝኾነ ነዚ ዝኸውን ጸርፊ የለን ግን ኣራዪ ውዳቅ ኢዮ ኣድጊ ነዚ ጎሓፍ ኣይውክሎን እዩ መኽንያቱ ኣድጊ ኣብ ሃገርና ብዙሕ ኣበርክቶ ኣለዎ እዚ ግን ዝብኢ እዩ ዝብኢ ጥሪትካ እንዳ በልዐ እዩ ዝውድኣልካ እዝን ሰዓብቱ ከኣ ኣዝብእ ናይ ዓድና እዩ ሰብ እንዳ በልዑ ዝነብሩ ብዕድመ መሳኪን ቆልዕ ማንም ዘይ ፈልጡ እንዳ ተጻወቱ ዝነብሩ ጎሓላሉ ለሓስቲ ትፍኦም እዮም
ሓሚሙ ድዩ እንታይ እዩ ረኪብዎ እዚ ዜግነቱ ዘይፍለጥ ወድዛ ሽጉርቲ❤❤❤❤ክክክክክ
Sgurti dea tqmi alewo eko
ሰልጠነ ሓቁ እዩ ኣብ ኤርትራ ኩሉ ነገር ናይ መንግስቲ እዩ ናይ ህዝቢ ዝብሃል የለን ፡ ብዓቢኡ እታ ሃገር ኣብ ግዝኣቱ እያ ዘላ።
ዓጋመ ጉዛይ😅😅😅
Seltne nay tegaru teldul adgi endiyu koynu
ብ1996 ኣብ ሳሕል ዒላ ጻዕዳ ዝብሃል ቦታ ዘይምእኩል ዝምድና'ዩ ተባሂሉ ክልተ ኣገልግሎት ፍንትት ኢሎም ክሰዓዓሙ ስለ ዝተረኽቡ እቲ ወዲ ንሽዱሽተ ወርሒ ድዩ ልዕሊኡ ሓሽመት ተኣሲሩ፡፡ ኣብቲ ግዜቲ ብጠዓሚ ፈሪሕናን ሰምቢድናን ይዝከረኒ እታ ጓል ኣሙቸ'ያ እቲ ወዲ ኸኣ 3ይ ሓይሊ ዝነበረ ናይ መወዳእታ ፊደል ስሙ "ስ" እያ፡ ኣይኮነን ከተባብዑስ ነቲ ንቡር ከማን ክትጠማመት ሳንሱር ይግበረልካ፡፡ ስለዚ ቅሩብ ሓሶት ኣምስሎ ንዓኻ ዝገልጽ ናይ ሓሶት ስያሜ ስኢነልካ ኣለኹ፡፡
ክክክክክ መቸም ህግደፍ ክትፍምሳ እንተደሊኽን ብሰልጠነ ኢኽን ትጅምራ ኣየ በራዩ እሰያስ ብእሱራት ህዝብኻ ተጣበቅ ኣታ ሃላይ ብዕራይ ኣዲስ
ዓጋመ ጉዛይ😅😅😅
@NatiNati ሃገርና ከም ክሊልኩም ሸየጥቲ ሃገርን ከዳዓትን መግቢ ናይ ረድኤት ዝሰረቑን ቆልዑ ዝዕምጹ ገበነኛታትን ብናጽነት ዝነብሩላ ክትከውን ኣይንደልን ኢና💚🇪🇷💚
ፊሊ ተጋጊኻ ምኽንያቱ ሓቂ እዩ ዝዝረብ ንምንታይ ሓቂ ትስሕት ሰልጠነስ ንዓኻ ክሕጉስ ክብል ድዩ ክሕሱ ንስኻ ምበር ሓቂ ከይትዛረብ ተሰማሚዕኻ እቶም ሰለጠነ ዘምፆም ድራማታት ናበይ ትኽሕድ ኣነ ኮ ወድ ኣስመራ እየ እቲ ሰልጠነ ዘምፆ ኸኣ ሓቂ እዩ ኣብ ኣስመራ ዝተሰርሐ እየ እቲ ድራማ
Keep going my brother
ዎዲ ኤረይ ጅግና❤🌹 በሎም ብፍላይ ነዚ ዎዲ ሓኹሪ ኣድጊ🤣🤣🤣🤣🐕 ኣድጊ ዎዲ ኣድጊ ገበን ነቶም ኑጹሃት ኡርትራውያን ኣብ ትግራይ ብኢድካ ዝተረሸኑ ጽናሕ መራት ስልጣንያ ስማዕ ናይ ጅግና መልሲ ዎዲ ኤረይ ❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🤣🤣🤣🤣ፉቱሕ በሎ
Besoro baeleka nay media mesuley meshati
Abit abit kthzo keleka nezi adgi kkkkkk xbuk girka eika tgebagebo ❤❤❤❤❤ bolo tray
ሰላም ሰላም፡፡፡ditective,...
አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ
በሎም ጥራይ ኣምበሳው !! ኣብ ጎንኻ ኣሎና !!
Fili arkey nezi Adgi tegskyo enber kkkk
ነውራም ሐኳር አድጊ አድጊ ክሐኩር ዘይሐፈረ ነዝግዳ አጸቢቁ ክድግፎምዩ ።።
Waw xbuk bedeb ketlo ajoka mska alena
❤❤❤ filawi 🎉🎉🎉
ሰልጠነ ርእሲ ታኒካ መሃይም
ከላ ስቕ በል ባርያ!። ካባኻ ንላዕሊ ኣድጊ የለን! እልፊ ባርያ ደቂ ባርያ ሃገር ብሰንክኹም ያ ኣብዚ ወዲቓ
ዓዲ ሰገድትን ጸለይትን ዩ ኣይሰልጠካን ዩ ኣታ ፍቱሕ ባህላዊ ኣድጊ 😅😅😅😅😅
Ebay eritrea Tgrawot eyom
አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ
አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ
Seltene denkoro ika nska hasawi mezarbka aykone hzibk eritrea mealtka texebe trah
መደብ ግን ግዜ ስለ ዘይብልካ ከይከውን እንበር ንግሆ ምሸትን ተትገብረልና ብጣዕሚ ደስ ምበለኒ ምሳይ ትሰማምዑ ርገጹኒ
ስልጠነ ፍንፋን
❤❤❤❤ ምሳኻ እሳማማዕ እየ ❤❤❤
ንፉዕ ብጣዕሚ እዛ ሜድያ ሳብስክራይብ ጌረ ክኸታተላ ጀሚረ ብሓቂ ብሱል ሰብ ። ኣነ ስለዝተሓጎስኩ ነዛ ቻነል ላይክ ጌረ ሼር ኢለያ ኣለኹ ። ታሪኽ ገድሊ ኤርትራውያም ኣቦታትና ቁንጭል እንዳበልካ ተትትንትኖ ብፍላይ ኣብ ውግእ ፈንቅል ኣቦታትና ከመይ ጌሮም ብጀልባ ናይ ኢትዮጵያ ሓይሊ ባሕሪ ከዕንውዎ ከለዉ ሕልሚ ይኾነኒ ። ዩትዩብ The History of Eritrean navy Operation Fenkil David vs Goliath
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ካብ ርእሱ ከይትወሪድ ፊሊ ጂግና
እንታይ ዓይነት ሰብ እዚ ቆማል ጨናዊ
❤❤❤❤❤❤
ፊሊ ሓወይ ኣጆካ ቤላ ኣለኻ ቀጽሎ። ነዚ ሞ እንታይ ክንብሎ ይደልየሉ ኣለኹ ጸርፊ። ገፊሕ ኣፍ መሃንቱስ በለለይ ክሳብ ዝረኽበሉ
Gele aynet ezi arkey ajoka eski😊
ናዓ መንእስይ ከም በጊዕ ተገቲትካ ኣየትከድ ህድእ በል ብናትካ ርእሲ ስራሕ ሳዕብቲይ ክትረከብ እካ እከለ ከምዚ በለ እከለ ከምዚ በለ ለሚ ኩሉ ህዝቢ ነቅሕሉ እዪ ።ሓቅን ሓድሸን ኣመጽእ
Ewayy nwayyy nnebsika atikiekala
Good job bro
ፊሊ ሰልጠኖሞ ፍሉጥ እዩ ናይ ኤርትራ መንሽሮ እንድዩ😅😅😅😅😅😅
Abargen sepk bel hsoway
ንስኩም ትገዱ ነዚ ኣድጊ ከም ሰብ ጽእን ኢልኩም ትሰምዑ
ጀሚሩ ሬድዮ ሩዋንዳ ክኣ ሕጂ ክኣ ቤላ መቐነይ ረኪቡ ምስ ነሹዋየ ህበይ ሓበሻ 😂😂😂😂
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣንታ ነዚ ሰብ እዚ እዚ ንዮ በልዎ ነውራም እዩ።
Lomi tekedime comment enqae selam mexeka anbesa ❤❤❤❤❤❤❤
Ajoka ajoka ajoka
Habibi nezi adgi shew nementay kebri tehbuwo kab adgi felikum aytraywo?
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Wed hakari adgi hifret also moghay zemed
Fili tv meqsen ❤❤🎉🎉
ደንቆሮ ደኣ ንስኻ እምበር ባርያ ሓሰማ ሓስዊ ጸረ ህዝቢ
ይቀተሉ ዝበለ ሰብ የለን ኣንታ ፋንድያ
ሰክት ኣድጊ፡ቆማል ትግራዋይ
❤❤❤❤❤🇪🇷👍🙏👍💓
ሰልጠነ ርእሲ-ፎፎል kkkk
Eway seltsena resah hasawi hasawiii eyu .
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንስኻ ኸ ዘመናዊ ኣድጊ ማለት ድዩ
ezi biaray entay alewo adgi endyu hasawi belo fili
Jegna xbuq afleto sele zeleka belom nezom hasewuti
Ata nayeyyy 😂😂😂😂😂😂 kemey dika tekeyfeni
Enda hasebkuwa eye amitsewa haki kortimwa higdef haki eya!!
@drarberhane Haki kab Seltene?? Aregay Hagos kab Tigraweti welidu, Bini Tigraway eyu, Maebel teasiru, Monika teasira, Ambulance nab Tigray sedide ezi eyu haki nay hawka Seltene😂
Ezi denkoro nai hosot kenina eyu ziwesid