ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ ኣታ ዘይትገድፉና የሕዋትኩም ተደርቢዮም ከለወ ነዐአን ትገብሩለን ከምዚ ይገብራኹም
Ezias haqi eya nehwaatom dea zeyzkurba 😢
ናይ ብሓቂ ናይ ኢዶም እዮም ዝረኽቡ ዘለው
ኦ ፈጣሪ ከም ልበይ ፍርሓት አግዚኣቢሄር ዘለዎ መጻምዲ ፈጠረለይይ❤❤❤
❤❤amen yftereliki
ኣበይ ትቕመጢ ለኺ ክብረተይ ፍቓደኛ ተኾንኪ ግን ሓዳር ዘይገበርኪ ተኮንኪ ጥራይ ብቁምነገር ስለ ዝኾነ ኮለል ክብልን ከብልን ኣይደልን ኣነ ጀርመን የ ዝቕመጥ
@@rushbush7320hasiblka do koynu😅
💪🤔🤔👌👌👌👌👌 ጅግና በልዮም ከምዚኦም ዓይነት ሰብ ።
ኣሕዋተይ በይንኻ ዉን እኮ ይንበር እዬ ከምኡ ኢልናስ በይንና ንነብር ኣለና።ምሳኹም ዘለዋ ግዳ ዘይትምርዓው ንኣፍርቃ ገጽኩም ኣይትኽዱ በጃኹም ። ❤❤❤🙏
Abey hager ayiki ziyaday
ንየሱስ ክርስቶስ ቦታ ኣብልብኩም ሃብዎ ህዝበይ ክጥዕመኩም መታን
❤❤❤
❤❤❤❤
መስጣ ኣደን ኣቦን ኢዩ፡ ስድራ ብድኽነት ቆርቢዖም ሓንቲ 100 ሰዲዶምሎም ዘይፈልጡ፡ ንጓል ግን 36 ሽሕ ብላሽ
Ygerm eyu lezeyzey
ብላሽ እወ፡ሓቅኻ
😂😂😂ጎጆ ኣስሊ የኣኽ 😂😂😂😂 ናይ ጎጆ ሓሳብ ተቐቢለያ ኣለኹ።
ዳሕን ድዩ ዳኣ ዝሓበሻ በብዝሓለፍናዮ ወሲድኒ ወሲዳትኒ ዝበዘሐ🙁👍
እግዚኦ መሓረና😢
ንዘይትአምንወን ገንብኩም አይትኽሰሩ እርሰበርስኹም ትጠላለሙ ፍርሒ አምላክ ግበሩ ነዙ ዝሞተ ሓወና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድርኡ ንማሓዝቱ ፅንዓት ይሃቦም
Ayyy nay lomi zelewa haramu kea tilmetin kihidetn koinen terifen bog yeblkin zen komu zigebra zelewa
Haki do ymeslekum
ሓቅነት ዘለዎ ኮይኑ ኣይስመዓንን እዩ
ዳዊተይ ማራ ኢካ ትምችወኒ ማለተይ እቲ ትዛርቦ ዘረባካ ሓቂ ሰለ ዝኮነ ሓፍትካ ጋል ትግራይ❤
Ane ke
ይ ልበይ ተዛሪብካ ዳዊታታታታ❤
Antum sebat sdrakum zeythgzu,entay ikum tkonu zelekum,genzebkum,zeythzu
ጽቡቕ ገበረትኻ
ኤህ.ዋይ.የሕዋተይ.ንባዓል.ነጎዳስ.ባሐዊ.ተዅሶ.ከምዝባሃል.ከርቶቶም.ከይኣክልስ.ተጠንቀቁ
Eway dawit selamka ybzah
exactly 👌
ቀጽልኦ በለን ዳዊት ንስድራ ግን አሰዱእዮ ኢዚኢም
Ewe genzebe terai eyu meseta Sedrakume eyu ❤❤❤❤God blessed you
ውላድ ዝህብን ዝከልእን ኣምላክ እዩ ተዘይ ወሊደን ከ ክትገድፈን ፡ማዕረ ክንድዚ ጎጆ ዝብሎ የለን ኣበይ ቦታ እዩ 60 $ ዓቀን ዘለዎ ሓስዉ ብ20 $ ትንበር ድያ ኣዲስ ኔርናዮ ኢና ብሰንኪ እዘን ዉሑዳት ክንደይ ደኒነን ዝከዳ ይልከማ ኣለዋ ።
ሓቀን እየን ፋራ አለን ከቆናጽብኦም ዘይታኣደነ ገንዘብ እናሃብወን ነዚኤን ኣዝማሪኖ ከአኽብወን ኣለዎም ገጸን ብካሶቲ እናተብተቡ ኣብ ተሕቲ ሳእኖም ከሳልምወን።
Fara እዩ ዝተሓራረምን ብዘይ መደቡ genzebu ዝነፍን. ኣዝማርኖታትስ ኣወዳትና ኣዋልድና ጽፉፋት ኢና.
Ewa ata hawey weridwen azmarinotat abkemzi yekewan faratat ekum kefiekum zelekum
Dawit arkey nezen awald belen awarden aziye eye zedinkeka habib
አነ ግን ምጥላም በዚሑ ግን ባህልና ጠፊኡ ነተን ጡዑያት ይልክመኤን ፈርሀ እግዛቢሄር ይፍጠረኩም
Yewhana haftey edyu azi da
እግዚኦ መሳኪን አሕዋት🤲😢😥
ብሰንኪ ኣኽላባት ኣዋልድ ክንደይ ጥዑያት ሓዳር ዝደልያ ኣዋልድ ይልከማ መሳኽን ኣብ ኣድስ ወይ ካንባፓላ ኮፍ እለን ኣሕ
ዋየ ደቂ አንስትዮ ሎሚ ተበላሽየን ፍርሃት እግዚኣብሔር ጠፊኡ ዓይነ ልቦናይ ክፍተለይ አምላኸይ መስተውዐሊ ልቦና ይሃበና ፈጣሪ ደቂ እመብርሃነይ 🙏🙏🙏🤔
ዲቭይ ጅግና ኣሕዋቶም ፍቀዱ ማዓስከሪን ሊብያን ይሳቐዩ ኣለዉ ኣይሓገዙን ነዘን ሸጣውንቲ ንግ መዓት ፋካ ይውጽእለን
Dawiteyyy anes kftwka❤❤❤❤
Dawetome Ezome Entaye Eyome
Dawit hawey abi memhir. Kem Eshok ms blhi tewelde ❤❤❤❤
Dawitey shkorr ftret we love you ❤❤❤
እድሪስ (3)😂Diev Right 🥰👌& ጎጆ👌
Amlak Ytlema Lekamia Ajoka Kesi Aytbelon Eya Lekamia Ygbero Ezia Baantowae Sharmuta Nera ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ohh my god
Nice good job
አቱም ሰባት ቅንይ ኢልናስ ታይ ክንሰምዕ ዒና. ማሓረኒ ጎይታይ.
ሰላም ክቡራት የሕዋት ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም እባ ጥውቅ ኣብልዋ ❤❤❤ ❤❤❤❤ ❤❤
ዘይምሃር ህዝቢ
ማፕ ኣለወን በናና በሊዕን ትርንቅ ይብላ ኣታ እእእይይይይይ ጎጀ😮
ዳዊት ጉዳይ ላኢሊ አያ በጺሓ ዘላ ሓኒቲ መኒነታ ዘይ ተፈልጠ ዲሒሪ ናይ ቁሩብ ሰላሚታ ሚሊዊዋጢና ገዛ ኪራይ ተጸጊመ ኾይነስ ቁሩብ ገኒዘብ ሓጊዘኒ ዲሊየቲካ ኪኾነሊካ አየ ቲቢለኒ መጘመሪታ አቲ ቁሩብ ኢላቶ ዘላ 300 ዶላር ኢዩ መቸም ኢኒታይ ኢዩ ዲሊየቲካ ኪኾነሊካ ማለት ኢለ ይሓታ አቲ መሊሲ ብ online ኣካላታ ከተሪኢየኒ ኢዩ ነሩ ሲለዚ ነዚ ቲገቡሩ ኣወዳት ኣለኹም ማለት ኢዩ ሓሲርኩም አሒሲርኩምና ነተን ኣዋሊድ ካኣ ኣባላሽኹመን ኣብ ሒሊሚ ከም ዚነቢራ ገሪኩመን ቢሒጂ ሰት ኢላ ሓዳር ቲገቢር ጓል ከም ጺሊልቲ ኪሓስበኣ አየን ኢተን ቢኣቃራጽ ገኒዘቢኩም ዚለመዳ
Wellcome Dawit tv & SOLO 🙏⛪🙏
ፐው እዋይ ኤሪትሪን ፋሕ ኢላትና !2025 ገለ ክንሰምዕ ኢና ይክደነና ዩ ዴቫተይ!ጸሎት ነጽዕቅ!!
ሰላም ሓወይ ከመይ ትኸውን እዛ ፕሮፋይልካ ንምታይ ከምኣ ጌርካያ ።
Thanks you
ኣነ ዝገርመኒ እታ ን 9ወርሒ ኣብ ከብዳ ጸይራ ን ሰለስተ ዓመት ኣብ ዝባና ጸይራ ሓዚላ ዘዕበይትካ ኣደ ዘይገበርኻላ ሲ ነዘን ተሓጺበን ዘይጸርያ ረሳሓት ኣዋልድ ትሕግዙ ጽቡቅ ገበራኩም
Dave shikor ye’ak,,,, saHaq qetilkana,, kabey eka wedey temxom,,, ember deqi Adnas zsem’u aykonun blash nblash… እምበር ከ ከምዚ ጌርካ ኤውሮጳ ኣእቲኻስ፡ እቲ ፍቕሪ፡ እምነት፡ ምክብባርን ካበይ እያ ከተምጽኦ ትሓስባ ዘለኻ ወዲ ዓደይ፧ ኣየ ናትና ነገር፡ ብኹሉ ዛዕ ኢልና ወዲቕና።
@Dawtom Shikor Bravo ❤🇪🇷🌄♥️
ስጋብ ሕጂ ኣይማዕበለን በቃ እዚ ርእሲ ድንሽ
ስዲ😢😢😢😢
Dawit Good Answer for all
ኣብ ኣፍሪቃ ዘለዋ ኣዋልድ ከይ ወለዳ ከይ ተእምጽእወን 44 ነጥቢ ።
ዴቭ ከምዛ ዝበልከያ መቀመጫምኩም ሓሉዉ ዶ ኢልካዮም ሕጂ ከኣ ገንዘብኩም ኣኩቡ ጥራይ እያ እታ መልሲ
Ybel
Bereka zabeya ko Seb ashegiren
Eziam aysemun eyuom beqa...
😂😂😂 ክንደይ ዓምያን ኢያ ኮ ዘላ ,,,, ፍቅሪ ቀደም ነይሩ ,,,,, extra stress ይብሃል እዚ ክልተ ነናይ 5 እንተ ረኪበን ደኣ ሕርሻ ዳ ወዲ ለገሰ ከምስላኩም ኢዩን እበር ዋዕሮታት ❤❤❤
Dawita I like ❤
ኣንቱም ስባት ንስድራኩም ዘይትሕግዙ ኢኩም እዋ ኣነ እሞ ብፊጹም እንድየ ንሓበሻና ጓል ዘይኣምና ኦፍፍፍፍፍፍፍፍ ጋሓፋት ኣዋልድ ሓበሻና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
እዋ ሓዋዊስካ ኣይትዛረብ 50 100 ተተጠለሙስ ዋላ ነተን ኣሽሓት ኣብ ሓዳረን ጸኒዐን ዘለዋ ኣሕዋትና ክትጸርፍ😢
እተን ኣብ ሓዳረን ዘለቃ ኮ፡ንካልኦት ጠሊመን ወይ ኣማሪጸን ኢየን ሓዳር ገይረን፡እንበር ብፍቅሪ ኣብ ሓዳር ዝበጽሓ ኣዝየን ውሑዳት ኢየን@@BetelG.-ok8to
@@BetelG.-ok8to እወ ንሱ ጽቡቅ ኣለካ መርርና ሓወይ ናተይ ብጣዓም እዩ ዘሕዚን ኣነ ብወገነይ ትግርኛ ትዛርብ ጓል እንተ ስምዕ ደመይ ይፊልሓኒ 😢😢😢😢
@@ንግዜ እሞ እቶም ሕማቅ ዘጋጠሞም ጥራይ ኣብ social media ስለ ዝወጹ እዩ እምበር እቶም ዝበዝሑ እኮ ንፉዓት ኣዋልድ ተመርዕዮም ጽቡቅ ሓዳር ዝመርሑ ይበዝሑ፡ እዚ ደመይ ይፈልሓኒ ትብሎ ግን ናይ ጥዕና ኣይመስልን ነብስኻ ኣሀድእ
@@BetelG.-ok8to ንሱ ዳኣ እወ እኮ ኢለካ ወይ ኢለኪ ንዓይ ንስኪ እንታይ ትፊልጥን እሞ እንታይ ኣጋጥምን ሓደ ስብ ብዘይ ምኽንያት ኮሙኡ ክብል ኣይክእልን እዩ እት ናይ ጥዕና ትብሎ ዘለካ ኢካ ኣምላኽ ይመስገን ጽቡቅ እየ ዘለኩ ኦኬ
ዴቮ ዴቮ ናይ መጨረሽታ ንፉዕ ዩቱበር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤☝👆👆☝👌✊✊✊
ኣንታ ኣነ እዘን ደቂ ጋሽ ባርካ ኩለን ከሙ እየ ብዙሓት ኣለዋ ከሙ ዝገበራ ዝፈልጠን
እቲ ቭድዮ ምስ ካልእ እናተሳዓዓመት ዘርግሓዮ ዛዘራዳ ፅይቅቲ ቦሶሮ
ደፍ ወዲ ሓወቦይ ግደፍ እንዶ ቀላዓለም ኣይትዛረቡ ዞም ዩቱበራት ጽቡቅ ስራሕ ዳ ሃብኩምሲ
Beravo Dawit❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wseda habibi
❤
Dawitey eta nigal bigenzeb kegeza fetine ayteawetkun ekim tiblu zelekum zebelkaya nay bihaki 💯teterediwom si
ማፕ ኣለወን 😀😀👍
ጎጆ ግን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከሉ ጓል ድዩ ኔሩ ክክክክ ኩላ ኣጽኒዕዋ ወይ ንምጽናዓቲ እሉ ይመላለስ ኢዩ ክክክክክክ😂😂😂😂
Esa zeysemeateka Sedrea entay elom kesemuka genzebekume zeytekebu 🎉🎉🎉OMG.kebte Aykonane Begenzeb Aytegezeu
Nay behaki bro
ሕጂውን ካል ክንሰምዕ ኢና
Dawiteyyyy jgna des edabelom ysdlom dahar nana yechenquna kelyom alikala 😢😢😢😢
Yesssssss ofcores
Ofcores❌Of course ✅
ገሪምና እኮ ሎምስ፡ ነዚኤን ዝኣመነ ኣብዚ ግዜ እዚ ጸገም ገሩ ኣሎ ማለትዩ ስለዚ ጥንቅቕ በል ኣታ ህዝቢ እልፊ ጊሐ ሚሐ ይጻወታልካ ኣለዋ 😮😮😮😮
አን ሀንቲ ነገር ክዛረብ አውዳት ካብ ኤርትራ ካብ አፍሪካ ከትምፁ ጠሊማትኒ ትብሉ እሰካ ብገንዘብ ከምዝገጋያ ካልእ ካበካ ዝበልፅ ሰልዲ ዘለዎ ከምዘሎ ከትርእሶ ቅዲሚ ምስዳዲካ ገፅካን ገፃን ብመስቲያት ርአዬ
I like it bro.30hibkaya 26 eye zdeli 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Entayen koynen hmam genzeb dyu zelewen
ኢህ ይጥለምክን አምላኽ እትን ደቂ ሄዋን ርጉማት ኮበልል። መስኪን ወዲ ተባዕታይ አምላኽ ይሐልኻ🙏
ከም ሓሳብ፡ ዕውት መርዓ ኣሎ ዘይዕውት ኣሎ። ንሰብ ተስፋ ኣይተቁርጹ ዘይዕውት መርዓ አንዳ ኣምጻአኩም።
ዳዊቶም ገንዘብ ብላሽ ምዃኑ ካብዚ ንትራይ አንስቲ ጥራይ፣ ካዚ ንትግራይ ከኣ ሰብኡት ጥራይ ኢልካ ምዓዶም። ናይ Long distance መርዓን ናይ Long distance imported President እሞ ካብ አሜሪካ ገሪሙኒ ኢዩ ዘሎ ብጣዕሚ ዘሕዝን ዎደሓካ።😊
ሰክቲ በሰሮ፡
Deviy shikor
እዋይ ጎጆ ግን🎉😂😂😂😂😂አረ ይመችኻ ጎጆ ዓርከይ😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅
Nsa sle zeyneqehet eyu hagziwo ember lhx endo mebeleto😂😂
ተእማሃሩ እንዶ መንእሰይ ግደፉ ስቅ ኢልኩም ገዘብኩም ኣይ ትደርብዩ
Since She is Your Mother
Btaemi azia tsfifti melieckti eya Kabzi wexae maedan mckrin yelen
😂😂😂😂ክብርት ኣይፍትውልካን ኢዩ
ንዳዊት ተሽክዕ ገለ ኣይትርከብን ክክክ
ኣስተውዕል መንእሰይ እዚ ጎጆ ክብሎ ዝጸንሐ ኩሉ ሓቂ ኢዩ።ምስኣ ዝሐለፍካዮ ፍቅሪ ዘይብልካ ስቅ ኢልካ ኣይትነስነስ ቀታሊካ ከይከውን እቲ ትሰደላ ገንዘብዳሓር ከኣ እንታይ ኢዩ ዋሕስ ዘለካ ናይ ኣፍሪቃ ጓል ከም ተፍቅረካ ንሳ ክሳብ ኤሮፓ ትኣቱ ከም ተፍቅረካ ጌራ ክትዋሳእ ትክእል ኢያንኣብነት ዋላ ወዲ 50 ዓመት ከለካ የፍቅረኪ ኢየ በላ ዋላ ኣነ ዝያዳይ ብጣዓሚ ኢየ ዘፍቅረካ ክትብለካ ምሳካ ፍቅሪ ስለ ዘለዋ ዘይኮነስ ኤሮፓ ክትኣቱ ስለ ትደሊ ኢያ ኣስተውዕሉ ድንዙዛት ኣይትኩኑ።
Davdey❤❤
እዋይ ጉድ ረኺበን እዘን አሕዋትና:ክንዲ ገለ ትኾኑ ኣብዚ ሾሻል መድያ መጺኹም ዓንጀልጀል ትብሉ:ዝገርም ዩ እንታይ ጸገም አለዎ ገንዘብ ሒዘን እንተ ኸዳ? ክንዲ ኹሉ ክትኮኑለን ዩ እኮ ዝግባአከም ከም ደቂ ተባዕትዮ::Jesus Christ is Lord,
ሓቂን የን ከቢረን ኣቦ ወዲ ከፊእዎ ዘሎ ስድርኣን ስድሩኡን ኩሉ ወዲ ይስከሞ ሎ ብድሕሪኡ ከኣ ቤት ሰበይ ክዳን ክደነ ን ይብላ እዚ ክተርፍ አለዎ ጎስጉሰላ ዳዊት መንሰያትና ነንቅሕ
Amlak mihret yewerdela
ኣቱም ኣሕዋት ባዕልኩም ተምሃሩ ሰብ ኣምላክ እንተዘይፈሪሑ ንሰብ ኣይፈርሕን ሰለዚ ሰብ ባዕሉ ንባዕሉ እዩ ክሕሉ ዝግባእ ገንዘቡን ሰዉነቱን ስለዚ ንባዕልኩም ኩኑ ተማሃሩ ካብቶም ዝሓለፉ ብገንዘብ ሓንቲ ፍቅሪ ትግዛእ የላን 😢
Nay bhaqi dive king
Dawit bekayi tmali tmali nska aykonkan dika tetelime ilka tbeki zneberka
እዛ ማፕ ኣለወን ትብል ኣስሚረላ ኣለኩ 😂😂😂😂
ኦይ ምሕረት የውርደልኩም አቶም ስድራን ኣደን ከላትኩም ትንስነሱ አዋ ማሓሩና መገሰም ሙዃን ክሓስም
Neaka win 600 shih kishritaka eyen.Anta anes beza 6 indtegrrmku niska kelay kemue ilika.Zeben 6 ina zelena
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ ኣታ ዘይትገድፉና
የሕዋትኩም ተደርቢዮም ከለወ ነዐአን ትገብሩለን ከምዚ ይገብራኹም
Ezias haqi eya nehwaatom dea zeyzkurba 😢
ናይ ብሓቂ ናይ ኢዶም እዮም ዝረኽቡ ዘለው
ኦ ፈጣሪ ከም ልበይ ፍርሓት አግዚኣቢሄር ዘለዎ መጻምዲ ፈጠረለይይ❤❤❤
❤❤amen yftereliki
ኣበይ ትቕመጢ ለኺ ክብረተይ ፍቓደኛ ተኾንኪ ግን ሓዳር ዘይገበርኪ ተኮንኪ ጥራይ ብቁምነገር ስለ ዝኾነ ኮለል ክብልን ከብልን ኣይደልን ኣነ ጀርመን የ ዝቕመጥ
@@rushbush7320hasiblka do koynu😅
💪🤔🤔👌👌👌👌👌 ጅግና በልዮም ከምዚኦም ዓይነት ሰብ ።
ኣሕዋተይ በይንኻ ዉን እኮ ይንበር እዬ ከምኡ ኢልናስ በይንና ንነብር ኣለና።ምሳኹም ዘለዋ ግዳ ዘይትምርዓው ንኣፍርቃ ገጽኩም ኣይትኽዱ በጃኹም ። ❤❤❤🙏
Abey hager ayiki ziyaday
ንየሱስ ክርስቶስ ቦታ ኣብልብኩም ሃብዎ ህዝበይ ክጥዕመኩም መታን
❤❤❤
❤❤❤❤
መስጣ ኣደን ኣቦን ኢዩ፡ ስድራ ብድኽነት ቆርቢዖም ሓንቲ 100 ሰዲዶምሎም ዘይፈልጡ፡ ንጓል ግን 36 ሽሕ ብላሽ
Ygerm eyu lezeyzey
ብላሽ እወ፡ሓቅኻ
😂😂😂ጎጆ ኣስሊ የኣኽ 😂😂😂😂 ናይ ጎጆ ሓሳብ ተቐቢለያ ኣለኹ።
ዳሕን ድዩ ዳኣ ዝሓበሻ በብዝሓለፍናዮ ወሲድኒ ወሲዳትኒ ዝበዘሐ🙁👍
እግዚኦ መሓረና😢
ንዘይትአምንወን ገንብኩም አይትኽሰሩ እርሰበርስኹም ትጠላለሙ ፍርሒ አምላክ ግበሩ ነዙ ዝሞተ ሓወና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድርኡ ንማሓዝቱ ፅንዓት ይሃቦም
Ayyy nay lomi zelewa haramu kea tilmetin kihidetn koinen terifen bog yeblkin zen komu zigebra zelewa
Haki do ymeslekum
ሓቅነት ዘለዎ ኮይኑ ኣይስመዓንን እዩ
ዳዊተይ ማራ ኢካ ትምችወኒ ማለተይ እቲ ትዛርቦ ዘረባካ ሓቂ ሰለ ዝኮነ ሓፍትካ ጋል ትግራይ❤
Ane ke
ይ ልበይ ተዛሪብካ ዳዊታታታታ❤
Antum sebat sdrakum zeythgzu,entay ikum tkonu zelekum,genzebkum,zeythzu
ጽቡቕ ገበረትኻ
ኤህ.ዋይ.የሕዋተይ.ንባዓል.ነጎዳስ.ባሐዊ.ተዅሶ.ከምዝባሃል.ከርቶቶም.ከይኣክልስ.ተጠንቀቁ
Eway dawit selamka ybzah
exactly 👌
ቀጽልኦ በለን ዳዊት ንስድራ ግን አሰዱእዮ ኢዚኢም
Ewe genzebe terai eyu meseta Sedrakume eyu ❤❤❤❤God blessed you
ውላድ ዝህብን ዝከልእን ኣምላክ እዩ ተዘይ ወሊደን ከ ክትገድፈን ፡ማዕረ ክንድዚ ጎጆ ዝብሎ የለን ኣበይ ቦታ እዩ 60 $ ዓቀን ዘለዎ ሓስዉ ብ20 $ ትንበር ድያ ኣዲስ ኔርናዮ ኢና ብሰንኪ እዘን ዉሑዳት ክንደይ ደኒነን ዝከዳ ይልከማ ኣለዋ ።
ሓቀን እየን ፋራ አለን ከቆናጽብኦም ዘይታኣደነ ገንዘብ እናሃብወን ነዚኤን ኣዝማሪኖ ከአኽብወን ኣለዎም ገጸን ብካሶቲ እናተብተቡ ኣብ ተሕቲ ሳእኖም ከሳልምወን።
Fara እዩ ዝተሓራረምን ብዘይ መደቡ genzebu ዝነፍን. ኣዝማርኖታትስ ኣወዳትና ኣዋልድና ጽፉፋት ኢና.
Ewa ata hawey weridwen azmarinotat abkemzi yekewan faratat ekum kefiekum zelekum
Dawit arkey nezen awald belen awarden aziye eye zedinkeka habib
አነ ግን ምጥላም በዚሑ ግን ባህልና ጠፊኡ ነተን ጡዑያት ይልክመኤን ፈርሀ እግዛቢሄር ይፍጠረኩም
Yewhana haftey edyu azi da
እግዚኦ መሳኪን አሕዋት🤲😢😥
ብሰንኪ ኣኽላባት ኣዋልድ ክንደይ ጥዑያት ሓዳር ዝደልያ ኣዋልድ ይልከማ መሳኽን ኣብ ኣድስ ወይ ካንባፓላ ኮፍ እለን ኣሕ
ዋየ ደቂ አንስትዮ ሎሚ ተበላሽየን ፍርሃት እግዚኣብሔር ጠፊኡ ዓይነ ልቦናይ ክፍተለይ አምላኸይ መስተውዐሊ ልቦና ይሃበና ፈጣሪ ደቂ እመብርሃነይ 🙏🙏🙏🤔
ዲቭይ ጅግና ኣሕዋቶም ፍቀዱ ማዓስከሪን ሊብያን ይሳቐዩ ኣለዉ ኣይሓገዙን ነዘን ሸጣውንቲ ንግ መዓት ፋካ ይውጽእለን
Dawiteyyy anes kftwka❤❤❤❤
Dawetome Ezome Entaye Eyome
Dawit hawey abi memhir. Kem Eshok ms blhi tewelde ❤❤❤❤
Dawitey shkorr ftret we love you ❤❤❤
እድሪስ (3)😂Diev Right 🥰👌& ጎጆ👌
Amlak Ytlema Lekamia Ajoka Kesi Aytbelon Eya Lekamia Ygbero Ezia Baantowae Sharmuta Nera ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ohh my god
Nice good job
አቱም ሰባት ቅንይ ኢልናስ ታይ ክንሰምዕ ዒና. ማሓረኒ ጎይታይ.
ሰላም ክቡራት የሕዋት ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም እባ ጥውቅ ኣብልዋ ❤❤❤ ❤❤❤❤ ❤❤
ዘይምሃር ህዝቢ
ማፕ ኣለወን
በናና በሊዕን ትርንቅ ይብላ ኣታ እእእይይይይይ ጎጀ😮
ዳዊት ጉዳይ ላኢሊ አያ በጺሓ ዘላ ሓኒቲ መኒነታ ዘይ ተፈልጠ ዲሒሪ ናይ ቁሩብ ሰላሚታ ሚሊዊዋጢና ገዛ ኪራይ ተጸጊመ ኾይነስ ቁሩብ ገኒዘብ ሓጊዘኒ ዲሊየቲካ ኪኾነሊካ አየ ቲቢለኒ መጘመሪታ አቲ ቁሩብ ኢላቶ ዘላ 300 ዶላር ኢዩ መቸም ኢኒታይ ኢዩ ዲሊየቲካ ኪኾነሊካ ማለት ኢለ ይሓታ አቲ መሊሲ ብ online ኣካላታ ከተሪኢየኒ ኢዩ ነሩ ሲለዚ ነዚ ቲገቡሩ ኣወዳት ኣለኹም ማለት ኢዩ ሓሲርኩም አሒሲርኩምና ነተን ኣዋሊድ ካኣ ኣባላሽኹመን ኣብ ሒሊሚ ከም ዚነቢራ ገሪኩመን ቢሒጂ ሰት ኢላ ሓዳር ቲገቢር ጓል ከም ጺሊልቲ ኪሓስበኣ አየን ኢተን ቢኣቃራጽ ገኒዘቢኩም ዚለመዳ
Wellcome Dawit tv & SOLO 🙏⛪🙏
ፐው እዋይ ኤሪትሪን ፋሕ ኢላትና !2025 ገለ ክንሰምዕ ኢና ይክደነና ዩ ዴቫተይ!ጸሎት ነጽዕቅ!!
ሰላም ሓወይ ከመይ ትኸውን እዛ ፕሮፋይልካ ንምታይ ከምኣ ጌርካያ ።
Thanks you
ኣነ ዝገርመኒ
እታ ን 9ወርሒ ኣብ ከብዳ ጸይራ
ን ሰለስተ ዓመት ኣብ ዝባና ጸይራ
ሓዚላ ዘዕበይትካ ኣደ ዘይገበርኻላ
ሲ ነዘን ተሓጺበን ዘይጸርያ ረሳሓት ኣዋልድ ትሕግዙ
ጽቡቅ ገበራኩም
Dave shikor ye’ak,,,, saHaq qetilkana,, kabey eka wedey temxom,,, ember deqi Adnas zsem’u aykonun blash nblash… እምበር ከ ከምዚ ጌርካ ኤውሮጳ ኣእቲኻስ፡ እቲ ፍቕሪ፡ እምነት፡ ምክብባርን ካበይ እያ ከተምጽኦ ትሓስባ ዘለኻ ወዲ ዓደይ፧
ኣየ ናትና ነገር፡ ብኹሉ ዛዕ ኢልና ወዲቕና።
@Dawtom Shikor Bravo ❤🇪🇷🌄♥️
ስጋብ ሕጂ ኣይማዕበለን በቃ እዚ ርእሲ ድንሽ
ስዲ😢😢😢😢
Dawit Good Answer for all
ኣብ ኣፍሪቃ ዘለዋ ኣዋልድ ከይ ወለዳ ከይ ተእምጽእወን 44 ነጥቢ ።
ዴቭ ከምዛ ዝበልከያ መቀመጫምኩም ሓሉዉ ዶ ኢልካዮም ሕጂ ከኣ ገንዘብኩም ኣኩቡ ጥራይ እያ እታ መልሲ
Ybel
Bereka zabeya ko Seb ashegiren
Eziam aysemun eyuom beqa...
😂😂😂 ክንደይ ዓምያን ኢያ ኮ ዘላ ,,,, ፍቅሪ ቀደም ነይሩ ,,,,, extra stress ይብሃል እዚ ክልተ ነናይ 5 እንተ ረኪበን ደኣ ሕርሻ ዳ ወዲ ለገሰ ከምስላኩም ኢዩን እበር ዋዕሮታት ❤❤❤
Dawita I like ❤
ኣንቱም ስባት ንስድራኩም ዘይትሕግዙ ኢኩም እዋ ኣነ እሞ ብፊጹም እንድየ ንሓበሻና ጓል ዘይኣምና ኦፍፍፍፍፍፍፍፍ ጋሓፋት ኣዋልድ ሓበሻና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
እዋ ሓዋዊስካ ኣይትዛረብ 50 100 ተተጠለሙስ ዋላ ነተን ኣሽሓት ኣብ ሓዳረን ጸኒዐን ዘለዋ ኣሕዋትና ክትጸርፍ😢
እተን ኣብ ሓዳረን ዘለቃ ኮ፡ንካልኦት ጠሊመን ወይ ኣማሪጸን ኢየን ሓዳር ገይረን፡እንበር ብፍቅሪ ኣብ ሓዳር ዝበጽሓ ኣዝየን ውሑዳት ኢየን@@BetelG.-ok8to
@@BetelG.-ok8to እወ ንሱ ጽቡቅ ኣለካ መርርና ሓወይ ናተይ ብጣዓም እዩ ዘሕዚን ኣነ ብወገነይ ትግርኛ ትዛርብ ጓል እንተ ስምዕ ደመይ ይፊልሓኒ 😢😢😢😢
@@ንግዜ እሞ እቶም ሕማቅ ዘጋጠሞም ጥራይ ኣብ social media ስለ ዝወጹ እዩ እምበር እቶም ዝበዝሑ እኮ ንፉዓት ኣዋልድ ተመርዕዮም ጽቡቅ ሓዳር ዝመርሑ ይበዝሑ፡ እዚ ደመይ ይፈልሓኒ ትብሎ ግን ናይ ጥዕና ኣይመስልን ነብስኻ ኣሀድእ
@@BetelG.-ok8to ንሱ ዳኣ እወ እኮ ኢለካ ወይ ኢለኪ ንዓይ ንስኪ እንታይ ትፊልጥን እሞ እንታይ ኣጋጥምን ሓደ ስብ ብዘይ ምኽንያት ኮሙኡ ክብል ኣይክእልን እዩ እት ናይ ጥዕና ትብሎ ዘለካ ኢካ ኣምላኽ ይመስገን ጽቡቅ እየ ዘለኩ ኦኬ
ዴቮ ዴቮ ናይ መጨረሽታ ንፉዕ ዩቱበር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤☝👆👆☝👌✊✊✊
ኣንታ ኣነ እዘን ደቂ ጋሽ ባርካ ኩለን ከሙ እየ ብዙሓት ኣለዋ ከሙ ዝገበራ ዝፈልጠን
እቲ ቭድዮ ምስ ካልእ እናተሳዓዓመት ዘርግሓዮ ዛዘራዳ ፅይቅቲ ቦሶሮ
ደፍ ወዲ ሓወቦይ ግደፍ እንዶ ቀላዓለም ኣይትዛረቡ ዞም ዩቱበራት ጽቡቅ ስራሕ ዳ ሃብኩምሲ
Beravo Dawit❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wseda habibi
❤
Dawitey eta nigal bigenzeb kegeza fetine ayteawetkun ekim tiblu zelekum zebelkaya nay bihaki 💯teterediwom si
ማፕ ኣለወን 😀😀👍
ጎጆ ግን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከሉ ጓል ድዩ ኔሩ ክክክክ ኩላ ኣጽኒዕዋ ወይ ንምጽናዓቲ እሉ ይመላለስ ኢዩ ክክክክክክ😂😂😂😂
Esa zeysemeateka Sedrea entay elom kesemuka genzebekume zeytekebu 🎉🎉🎉OMG.kebte Aykonane Begenzeb Aytegezeu
Nay behaki bro
ሕጂውን ካል ክንሰምዕ ኢና
Dawiteyyyy jgna des edabelom ysdlom dahar nana yechenquna kelyom alikala 😢😢😢😢
Yesssssss ofcores
Ofcores❌
Of course ✅
ገሪምና እኮ ሎምስ፡ ነዚኤን ዝኣመነ ኣብዚ ግዜ እዚ ጸገም ገሩ ኣሎ ማለትዩ ስለዚ ጥንቅቕ በል ኣታ ህዝቢ እልፊ ጊሐ ሚሐ ይጻወታልካ ኣለዋ 😮😮😮😮
አን ሀንቲ ነገር ክዛረብ አውዳት ካብ ኤርትራ ካብ አፍሪካ ከትምፁ ጠሊማትኒ ትብሉ እሰካ ብገንዘብ ከምዝገጋያ ካልእ ካበካ ዝበልፅ ሰልዲ ዘለዎ ከምዘሎ ከትርእሶ ቅዲሚ ምስዳዲካ ገፅካን ገፃን ብመስቲያት ርአዬ
I like it bro.30hibkaya 26 eye zdeli 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Entayen koynen hmam genzeb dyu zelewen
ኢህ ይጥለምክን አምላኽ እትን ደቂ ሄዋን ርጉማት ኮበልል። መስኪን ወዲ ተባዕታይ አምላኽ ይሐልኻ🙏
ከም ሓሳብ፡ ዕውት መርዓ ኣሎ ዘይዕውት ኣሎ። ንሰብ ተስፋ ኣይተቁርጹ ዘይዕውት መርዓ አንዳ ኣምጻአኩም።
ዳዊቶም ገንዘብ ብላሽ ምዃኑ ካብዚ ንትራይ አንስቲ ጥራይ፣ ካዚ ንትግራይ ከኣ ሰብኡት ጥራይ ኢልካ ምዓዶም። ናይ Long distance መርዓን ናይ Long distance imported President እሞ ካብ አሜሪካ ገሪሙኒ ኢዩ ዘሎ ብጣዕሚ ዘሕዝን ዎደሓካ።😊
ሰክቲ በሰሮ፡
Deviy shikor
እዋይ ጎጆ ግን🎉😂😂😂😂😂አረ ይመችኻ ጎጆ ዓርከይ😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅
Nsa sle zeyneqehet eyu hagziwo ember lhx endo mebeleto😂😂
ተእማሃሩ እንዶ መንእሰይ ግደፉ ስቅ ኢልኩም ገዘብኩም ኣይ ትደርብዩ
Since She is Your Mother
Btaemi azia tsfifti melieckti eya
Kabzi wexae maedan mckrin yelen
😂😂😂😂ክብርት ኣይፍትውልካን ኢዩ
ንዳዊት ተሽክዕ ገለ ኣይትርከብን ክክክ
ኣስተውዕል መንእሰይ እዚ ጎጆ ክብሎ ዝጸንሐ ኩሉ ሓቂ ኢዩ።
ምስኣ ዝሐለፍካዮ ፍቅሪ ዘይብልካ ስቅ ኢልካ ኣይትነስነስ ቀታሊካ ከይከውን እቲ ትሰደላ ገንዘብ
ዳሓር ከኣ እንታይ ኢዩ ዋሕስ ዘለካ ናይ ኣፍሪቃ ጓል ከም ተፍቅረካ ንሳ ክሳብ ኤሮፓ ትኣቱ ከም ተፍቅረካ ጌራ ክትዋሳእ ትክእል ኢያ
ንኣብነት ዋላ ወዲ 50 ዓመት ከለካ የፍቅረኪ ኢየ በላ ዋላ ኣነ ዝያዳይ ብጣዓሚ ኢየ ዘፍቅረካ ክትብለካ ምሳካ ፍቅሪ ስለ ዘለዋ ዘይኮነስ ኤሮፓ ክትኣቱ ስለ ትደሊ ኢያ ኣስተውዕሉ ድንዙዛት ኣይትኩኑ።
Davdey❤❤
❤❤❤❤
እዋይ ጉድ ረኺበን እዘን አሕዋትና:ክንዲ ገለ ትኾኑ ኣብዚ ሾሻል መድያ መጺኹም ዓንጀልጀል ትብሉ:ዝገርም ዩ እንታይ ጸገም አለዎ ገንዘብ ሒዘን እንተ ኸዳ? ክንዲ ኹሉ ክትኮኑለን ዩ እኮ ዝግባአከም ከም ደቂ ተባዕትዮ::
Jesus Christ is Lord,