ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መም በየነ ብጣዕሚ ጽቡቅ መብርሂ ብማእሰርቲ ጆን ብላክ ደዉ ዝብል ቃልሲ የብልናን እኳ ድኣ ብዕጽፍ ክንቅጽሎ ኢና ።
ኣዚዩ ብሉጽ ሰሚዕካ ዘይጽገብ መግለጺ❤❤❤❤
Thanks to both of you: W & F
Wufuy beautiful human being and beautiful book of wisdom 🙏🏻
ዕድመ ይሃብኩም ኣጆኩም ቀርብና ኢና💙💙💙💙💙💙💙✅✅✅✅✅
Thanks 💯 ❤
ጅግናንቡር እንዳኣሉ ክእሰር ጅግናብድሕሪ ብላክኣሻሓት ኣለና ትርጉም ዉሑጄ ዘይፈልጡዉሕጅ ኢሎሞ ንቃልስና
ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና የሕዋት መም በየነ ዓይንና የብርሃልና ልብና ይኽፈተልና ፈጣሪ እንምበር ኹሉ ግዜ እትዛሮቦን እቲ ህቦን መጠንቀቅታን ምኽርን አብ መሬት ጥብ አይብልን እዩ እሞ ማቃለል ሂወት የስምዓልና ልቦና ይሀቦ ንህዝብና ፈጣሪ
❤❤❤ God bless you and your family thanks Beyene g/z and fnan ❤❤❤ help God
እንቃዕ ብሰላም መጻኹም ፋናን & ውፉይ 🎉❤🤴🤴💙
ትኽክል
Wufuy excellent the way forward to a new political strategy 👌
Thank you guys ❤❤❤❤
ፍናን ምስ ኩቡር በየነ ከመይ ዊኢልኩም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤we love you
Wufuy ajokum ajona.💙💙💙😊
መርሐባ ፍናን ኸምኡውን መም በየነ ወፉይ ጽቡቅ ዘረባን አበሃህላን ብዛዕባ ጆን ብላክ ጆን ክአ ብዓል ዕላማ እዩ አብ ዕላማኻ ኽአ ኹሉ ነገር ኢኻ ትኸፍል ስለዚ ንሕና ኽአ እቶም ዘለና ነቲ ናይተቃለስቲ ዕላማ ምቅጻልን ምሕያልን አብ ዓወት ምብጻሕ እዩ
Xebuk hasab.Fnan
👍👍👍👍💙💙💙🙏🙏🙏
💙💙💙💙💙💙💙💙
ፍናን ከምእዉንጀግና ውፉይ ድሀን ህግደፍ ብሳላሳ አስናኖም ይስሀቁ ግን ናይፅፋ እፅፋ ከም ዝበክዩ ክፈልጡ አለዎም ፍናን ውፉይ እዛ ቃል ከይትርስእዋ ሀደራ ሀደራ ይብለኩም ሀሳማ ብንእቶይ ይህጐሱ ብንእስቶ ይበክዩ ምክንያቱ ህግደፍ አያሱ እዮሞ ካብኦም የድህነና ጆን ብላክ ንእኦም መሰል ናፅነትእዩ ከምፅአልና ተአሱሩ
He is very smart man! Wufuy jigna hawey
You are king 🤴
Agoka Beyene hwey hwey gegna igzabher idimen tinan yhabka 🦁🫅💯🫶💙💙💙💙💙💙💙💙
hakeka wefeyu haweye betefeat hezbi hageren zerebehe zedeli seytan eyu.
ወዲ ፈረስብልጓም -ይግራሕለባም ህዝቢብሕጊ-ብቅዋም-ይምራሕ
አየ ፍናን ንብርገድ ንሐመዱ ዝቓወሙ እናምጸእካ ንባዕልካ ከተጽርፎም ትዉዕል እናሀለካስ አይትዎራዘ
GOD is Saving John Black will come out stronger and Wiser 💙🇱🇷
💙💙💙
መም ውፉይ ኩሉ ጊዘ ዘረባ ጥራይ ኮይኑ በቃ ለውጢ ዝበሃል የለን እዛ ጊዘ ብዘረባ ኣይትስገርን ኢያ ንምንታይ ኢኩም እቶም ውድባት ተራኪብኩም ገለ መፍትሒ ከተምጽኡ ዘይትክእሉ
❤❤
ፍናን ሐወይ ጽቡቅ አለኻ ኸምዚትብሎ ዘለኻ ኢዩ እቲ አገባብ ነቶም ወከልቲ ናይተን ዓድታት ሐቲትካ ተመያይጥካ ኢኻ ናብ ህዝቢ ትፍንዎ ብሱል ለባም ሐሳብ እዩ እሞ ነቶም ህውኽ ኢሎም ኸይተመያየጡ እንታይ የኽፍአልና እንታይ ከየ የጸብቀልና ኸይበሉ ህውኽ ዝብሉ ስብ ሚድያ ደለይቲ ፍትሒ የሐዋትና ምስትውዓልኩም የዕብዩ ኽንብል ነፈቱ
💙💙💙💙💙📚
ፍናን ሓወይ እዚ ሃብቶም ዮውሃንስ ዝበሃል ጋዚጠኛ አዩ ጋዜጤኛ ኪኣ ኩሉ ዚረኣዮም ዚሰሚኦን አዩ ዘቅሪብ ኣብ ሚንታይ አዩ አቲ ጌጋ ዚበሃል ዘሎ አሱ ስርሑ አዩ ዚገብር ዘሎ ኣብ ቤት ፍርዲ ዚወዓለ ኣቡ ተሳቲፉ ነሩ ጸብጻብ ኪኣ ኣክሪቡ ከም ጋዜጠኛ አዩ ኣቅሪቡ ከም ደጋፊ ወይ ተቃዋሚ ኮይኑ ኣይኮነን ኣቅሪቡዎ ።
💙💙💙 📕 📕📕you are a book 📚
💙💙
Selam Fnan mx Memher Bayana
💪🏾🇪🇷❤🇪🇷💪🏾 ዕድመን ጥዕናን ነዚ ለባምን ፣ዓቃልን መሪሕ ፕረዚደንት ኢሰያስ አፈወርቂን፣ብጾቱን፣፣ናይ አቦኻ መለስ ዜናዊ ኣመስግን፣ጥፋእ ዘይምሁር።
Nisika (ki ) nihgdef degafi aykonkan amlaki eka nay wedi medhin berad eka , teberaber aytemlk,,,, Confidence yhalka,,,,,
ንስኻስ ደሓን ቆሎ መልኣኽካ እዩ ዘዛርበካ ዘሎ። ጉኑፍ!
ጸገዝኣብ ኩርኩር ስሒናታ። ስሞል ክነሳ ኤክስትራ ላርጅ ዝኾነ ካቦት ከዲኖም ጉድ ጌሮማ በዓል ዮናስ። ብሩህ መጻኢ ማይ ዝጀብጀበት በጊዕ ኮይና።
ረሳሓት
ዉፉይ ናይ ሆላንድ ኣኬባ የድለይና ስሎ ፍትሓዊያንንንን
💙💙💙💙👍👍👍💪💪💪💙💙💙
❤️❤️❤️❤️❤️
በየነ ዉፍይ አቡ ሐቂ ከምወትሩ ተባዕን ቆራጽን ኤካሞ ከበረልና ንበረልና አይትታዓንቀፋ ጎይታ ይባርኩም። ኩሉ ንግዜ ንግደፍ ተባረኩ። 🙏🏾🙏🏾
Gohaf ,ጥፋእ ኢኻ💪🏾🇪🇷❤️🇪🇷💪🏾
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙✅✅✅✅✅✅✅
😍👌
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wufuy brilliant n libn aemron zelewo sebs btaimi agedasi meliekti u may God bless you bro 🙏
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
Black King 🤴
🌿🌿🌿✅✅✅✅
ግና ንቆልአ ሀዊ እዳርአካ ሁህ ትብሎ ንሀሳማ ህግደፍ ከአ ሁህ ምባል እዩ ንአሳ ሱቁ እተልካዮ አሳ ስለዝኮነ ምእራም የድልዮ አጆና አጆኩም ክወግህያ ከይፀልመተ አይወግህን እዩ
Meftehiu nezi kulu 1 temawitka beretawi qalsi mejemar 2 Nanfedayen (squadron)adalika 2% dekefele seb nay seteta abalat meqensale,abalat family nay Iseyas meqensal kejemer alewo Bberged nhamedu.Shieu kebret nay hezbi Eritra kemeles u Hezbi kea ketebe u.
ፍናን! እቲ ዕላማ ንጹር እዩ። ቃልስኻ ኣቓልቦ ክረክብ ሸብሮ፡ ኣድማ፡ ምልዕዓል ክትገብር ግድን እዩ። ዓሊ ሰይድ ዓብደላ እውን ኣብ ካራቺ ከምኡ ጌሩ እዩ። ኣሲሮም ሰዲዶሞ። እቲ ኣብ ጊሰንን ደንሃኽን ዝተገብረ ድማ ከምኡ እዩ። ዓለም ጸገምን ሽግርን ኤርትራውያን ንኽተፈልጥ ዕድል ረኺብና። እዞም ኩብኳብያ ናይ ህግደፍ ፡ ነዚ ክርድኡ ኣይደልዩን እዮም። ንውፍይ ዕርፍኻ ኣጽንዕ ጥራይ በሎ። ነዞም ኣብ ገዝኦም ብኣንስቶም ጅሆ ዝተታሕዙ መቓልስትኻ ነበር፡ ግዲ ኣይትሃቦም ጥራይ በሎ። ሞራል ናይ ቀላሲና ናይ ምሕላው ሓላፍነትና እዩ።
wufuy lele mase lele mase awlo. chemcham listro miliflaf tiray.
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
ፍናን ሓወይ እዚ ሃብቶም ዮውሃንስ ዝበሃል ጋዚጠኛ እንታይ ዕላማኡ፧ ኣብ ልዕሊ ብርጌድ ንሓመዱ ራዕዲ ክፈጥር እዩ ዝገብር ዘሎ። እዚ ሰብ እዚ ብዝተካእለ ኣደብ ክገብር ኣሎዎ።ናይ ጆን ብላክ ጉዳዩ ንደገ ከውጽኦ ፍቃድ ኣለዎ ድዩ፧
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
Higdef plan is always Divid and conconcer !!
Eway Beyene nai zereba nai tihlo koinka terifka. Ata zereba aysilchiwekan diu? Ni ametat leflifka Wufuy. Dos metewi genzeb ekum tiserhu zelekum?
ፍትሒ ምድላይ ንኩልና ዝምልከት እንበር ሲነማ / ፊልም ኣይኮነን ዉፉይ ክሰርሕ ካልእ ሰብ ኮፍ ኢሉ ክዕዘብ። እሱ ዓቅሙ ይሰርሕ ኣሎ እቲ ዝተተፈ ድማ ኣነን እስካን ክንምልኦ ይግባእ ወይ ድማ ኣፍካ ሒዝካ ምጽባይ
You are next…
🦋🦋🦋🦋🩵🩵🩵🩵💙💙💙
💙💙💙💙🙏🏻🙏🏻🙏🏻
Thank you my king 💙💙💙💙💙💯💯
ውፍይ ጆን ብላክ ኣቦ ኅርነት ጅግና ፀሊም ኮኮብ ኢዮ
Nezi political nay kerni African kem wetru brilliant geru zfeleto yelen keep going on bro
😂😂😂😂
ለቅማጽ
❤❤❤❤❤
🩵🩵🩵
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መም በየነ ብጣዕሚ ጽቡቅ መብርሂ ብማእሰርቲ ጆን ብላክ ደዉ ዝብል ቃልሲ የብልናን እኳ ድኣ ብዕጽፍ ክንቅጽሎ ኢና ።
ኣዚዩ ብሉጽ ሰሚዕካ ዘይጽገብ መግለጺ❤❤❤❤
Thanks to both of you: W & F
Wufuy beautiful human being and beautiful book of wisdom 🙏🏻
ዕድመ ይሃብኩም ኣጆኩም ቀርብና ኢና💙💙💙💙💙💙💙✅✅✅✅✅
Thanks 💯 ❤
ጅግና
ንቡር እንዳኣሉ ክእሰር ጅግና
ብድሕሪ ብላክ
ኣሻሓት ኣለና
ትርጉም ዉሑጄ ዘይፈልጡ
ዉሕጅ ኢሎሞ ንቃልስና
ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና የሕዋት መም በየነ ዓይንና የብርሃልና ልብና ይኽፈተልና ፈጣሪ እንምበር ኹሉ ግዜ እትዛሮቦን እቲ ህቦን መጠንቀቅታን ምኽርን አብ መሬት ጥብ አይብልን እዩ እሞ ማቃለል ሂወት የስምዓልና ልቦና ይሀቦ ንህዝብና ፈጣሪ
❤❤❤ God bless you and your family thanks Beyene g/z and fnan ❤❤❤ help God
እንቃዕ ብሰላም መጻኹም ፋናን & ውፉይ 🎉❤🤴🤴💙
ትኽክል
Wufuy excellent the way forward to a new political strategy 👌
Thank you guys ❤❤❤❤
ፍናን ምስ ኩቡር በየነ ከመይ ዊኢልኩም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤we love you
Wufuy ajokum ajona.💙💙💙😊
መርሐባ ፍናን ኸምኡውን መም በየነ ወፉይ ጽቡቅ ዘረባን አበሃህላን ብዛዕባ ጆን ብላክ ጆን ክአ ብዓል ዕላማ እዩ አብ ዕላማኻ ኽአ ኹሉ ነገር ኢኻ ትኸፍል ስለዚ ንሕና ኽአ እቶም ዘለና ነቲ ናይተቃለስቲ ዕላማ ምቅጻልን ምሕያልን አብ ዓወት ምብጻሕ እዩ
Xebuk hasab.Fnan
👍👍👍👍💙💙💙🙏🙏🙏
💙💙💙💙💙💙💙💙
ፍናን ከምእዉንጀግና ውፉይ ድሀን ህግደፍ ብሳላሳ አስናኖም ይስሀቁ ግን ናይፅፋ እፅፋ ከም ዝበክዩ ክፈልጡ አለዎም ፍናን ውፉይ እዛ ቃል ከይትርስእዋ ሀደራ ሀደራ ይብለኩም ሀሳማ ብንእቶይ ይህጐሱ ብንእስቶ ይበክዩ ምክንያቱ ህግደፍ አያሱ እዮሞ ካብኦም የድህነና ጆን ብላክ ንእኦም መሰል ናፅነትእዩ ከምፅአልና ተአሱሩ
He is very smart man! Wufuy jigna hawey
You are king 🤴
Agoka Beyene hwey hwey gegna igzabher idimen tinan yhabka 🦁🫅💯🫶💙💙💙💙💙💙💙💙
hakeka wefeyu haweye betefeat hezbi hageren zerebehe zedeli seytan eyu.
ወዲ ፈረስ
ብልጓም -ይግራሕ
ለባም ህዝቢ
ብሕጊ-ብቅዋም-ይምራሕ
አየ ፍናን ንብርገድ ንሐመዱ ዝቓወሙ እናምጸእካ ንባዕልካ ከተጽርፎም ትዉዕል እናሀለካስ አይትዎራዘ
GOD is Saving John Black will come out stronger and Wiser 💙🇱🇷
💙💙💙
መም ውፉይ ኩሉ ጊዘ ዘረባ ጥራይ ኮይኑ በቃ ለውጢ ዝበሃል የለን እዛ ጊዘ ብዘረባ ኣይትስገርን ኢያ ንምንታይ ኢኩም እቶም ውድባት ተራኪብኩም ገለ መፍትሒ ከተምጽኡ ዘይትክእሉ
❤❤
ፍናን ሐወይ ጽቡቅ አለኻ ኸምዚትብሎ ዘለኻ ኢዩ እቲ አገባብ ነቶም ወከልቲ ናይተን ዓድታት ሐቲትካ ተመያይጥካ ኢኻ ናብ ህዝቢ ትፍንዎ ብሱል ለባም ሐሳብ እዩ እሞ ነቶም ህውኽ ኢሎም ኸይተመያየጡ እንታይ የኽፍአልና እንታይ ከየ የጸብቀልና ኸይበሉ ህውኽ ዝብሉ ስብ ሚድያ ደለይቲ ፍትሒ የሐዋትና ምስትውዓልኩም የዕብዩ ኽንብል ነፈቱ
💙💙💙💙💙📚
ፍናን ሓወይ እዚ ሃብቶም ዮውሃንስ ዝበሃል ጋዚጠኛ አዩ ጋዜጤኛ ኪኣ ኩሉ ዚረኣዮም ዚሰሚኦን አዩ ዘቅሪብ ኣብ ሚንታይ አዩ አቲ ጌጋ ዚበሃል ዘሎ አሱ ስርሑ አዩ ዚገብር ዘሎ ኣብ ቤት ፍርዲ ዚወዓለ ኣቡ ተሳቲፉ ነሩ ጸብጻብ ኪኣ ኣክሪቡ ከም ጋዜጠኛ አዩ ኣቅሪቡ ከም ደጋፊ ወይ ተቃዋሚ ኮይኑ ኣይኮነን ኣቅሪቡዎ ።
💙💙💙 📕 📕📕you are a book 📚
💙💙
Selam Fnan mx Memher Bayana
💪🏾🇪🇷❤🇪🇷💪🏾 ዕድመን ጥዕናን ነዚ ለባምን ፣ዓቃልን መሪሕ ፕረዚደንት ኢሰያስ አፈወርቂን፣ብጾቱን፣፣
ናይ አቦኻ መለስ ዜናዊ ኣመስግን፣ጥፋእ ዘይምሁር።
Nisika (ki ) nihgdef degafi aykonkan amlaki eka nay wedi medhin berad eka , teberaber aytemlk,,,, Confidence yhalka,,,,,
ንስኻስ ደሓን ቆሎ መልኣኽካ እዩ ዘዛርበካ ዘሎ። ጉኑፍ!
ጸገዝኣብ ኩርኩር ስሒናታ። ስሞል ክነሳ ኤክስትራ ላርጅ ዝኾነ ካቦት ከዲኖም ጉድ ጌሮማ በዓል ዮናስ። ብሩህ መጻኢ ማይ ዝጀብጀበት በጊዕ ኮይና።
ረሳሓት
ዉፉይ ናይ ሆላንድ ኣኬባ የድለይና ስሎ ፍትሓዊያንንንን
💙💙💙💙👍👍👍💪💪💪💙💙💙
💙💙💙💙💙💙💙💙
❤️❤️❤️❤️❤️
በየነ ዉፍይ አቡ ሐቂ ከምወትሩ ተባዕን ቆራጽን ኤካሞ ከበረልና ንበረልና አይትታዓንቀፋ ጎይታ ይባርኩም። ኩሉ ንግዜ ንግደፍ ተባረኩ። 🙏🏾🙏🏾
Gohaf ,ጥፋእ ኢኻ💪🏾🇪🇷❤️🇪🇷💪🏾
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙✅✅✅✅✅✅✅
😍👌
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wufuy brilliant n libn aemron zelewo sebs btaimi agedasi meliekti u may God bless you bro 🙏
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
Black King 🤴
🌿🌿🌿✅✅✅✅
ግና ንቆልአ ሀዊ እዳርአካ ሁህ ትብሎ ንሀሳማ ህግደፍ ከአ ሁህ ምባል እዩ ንአሳ ሱቁ እተልካዮ አሳ ስለዝኮነ ምእራም የድልዮ አጆና አጆኩም ክወግህያ ከይፀልመተ አይወግህን እዩ
Meftehiu nezi kulu
1 temawitka beretawi qalsi mejemar
2 Nanfedayen (squadron)adalika 2% dekefele seb nay seteta abalat meqensale,abalat family nay Iseyas meqensal kejemer alewo Bberged nhamedu.
Shieu kebret nay hezbi Eritra kemeles u
Hezbi kea ketebe u.