ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብትግራውነትና ብሰንኪ ከብዳማት እንሐፍረሉ ጊዝየ በፅሕና
እመን አይትእመን ጌታቸዉ ረዳ ንትግራይ አፍሪሱ ንወፃእ ምኻዱ አይተርፍን
What you are trying to say? You want to see fighting again in Tigray? If that's your case: Am sure YOU should be one of these stupid diaspora who is cleaning restroom in America or Europe. Come or send your kids to fight. Got it Animalo!!!
ዕርቂ ምስ ኢርትራ
ካብ ውግእን ወረ ውግእን ውፁ ገቾ ጅግና
ንሰላም ክትብል ሰላምካ ኣይዝረግን ግዝኣታዊ ሓድነት መሬትካ ከይተመለሰ ተመዛበልቲ ህዝብኻ ናብ መሰበቶም ከይተመለሱን ዕጥቅኻ(ቁልፍኻ)ኣራግፍ ማለት ናይ ስንፍና ስንፍና መርአያ እዩ ህዝብኻ ኣብ ሓደጋ ኣውዲቅካ???መሬትካ ካብ ኢድ ፀላእቲ ከይተረከብካ???ናይ ወረርቲ ህዝቢ ትግራይ ድልዮቶም ምምላእ እዩ ብሓደ ኢድካ ዶ ይጣቃዕ እዩ???ፀላእትኻ ዕጥቆም እናጣናኸሩ ዕጥቀይ(ቁልፈይ) ከራግፍ እየ ማለት ከ እንታይ እዩ ዓላምኡ???
በትሪ ከይሓዝካ ካብ ተናኻሲ ከልቢ ኣይተምልጥን።
ጌች ግርማ ትግራይናካብ ጌች ወፃኢ ካልእ አማራፂ የብላን ትግራይ እዚ ፀለመታት ክሓሊፎ እዩሓቂ ጥራሕ ሐዚአደመ ጨኒቅዎ እዩ ዘሎ
ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ኩሉነገሩ ኣብትግራይ የለን መክንያቱ ኪፋል ነብሱ ኣኣ ቀፂሉ ዱባይ ቀፂሉ ኣሜሪካ ሲለዙይ ጉዳይ ትግራይ ኣይምልከቶን
አረ እዙ ጊዛውይ መንግስትይ ዝባሃል በቲኑ ወዲእና😊😢
ጌታቸው ረዳ ትግራይ ንከፍርስ ዕላማ ሒዙ ከምተልዓለ ገና ዘይፈለጠ አሎ ይመስለኒ በሉ ሃየ ሓቢርና ክንርኢ ኢና ምቅናይ በለ ኪሮስ
እዙይ ሰብአይ ትግራይ በቃ በታቲንዋ
ጌታቸው ረዳ ንtdfበቲኑ ትግራይ ንምዲካም አብ ቲህቲ አቢዪ ንምእታው እንበር ካሊእ አይከነን
ሕዝቢ ትግራይ በደልቲ ሻዕቢያን ብልጽግናን ይመስለኒ ነይሩ አብዚ ቁሩብ አዋርሕ ግን አብ ኩሉ ትግራይ ከባቢ ብናይ ሰራዊት ዓፈና ሕዝቢ ተማሪሩ ከም ዘሎ ብዙሕ ሰብ ይዛረብ አሎ
ጭገር ትግራዋይ አይኮንካን ትግርኛ ትናገር ኩልሻእ እሬኤካ
ጌታቸው ሓሰካ እዩ
ናትና ፈሮም ፅቡቅ አለኹም! ዝበለፀ ድፍኡላ🙏
Tsadkan &getachew r out of Tigray interest they live for themselves. Forgeted the displaced people of Tigray
❤❤❤❤❤❤❤
ዓጋመ እደርታ ራያ ራዩማ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዓጋመ ይኹን ራያ አይትውክልን ዝረኸሰት መልሐስ
ፍስሓ ማንጄስ መተሓባበሪ እቲ ረስሕ ጉጅለ ረስሓት እዪ
Mizenawi Kun nakedemica yhsheka yibel
ሚዛናዊ ዘይኮናሉ ነጥቢ ብግልፂ ይፅሓፉልና።
Kab had enzuze aimerou zedenezezie presidente Tegrai eyie bahali Ghetacew Reda sheute baeta eyou POLITICAWI akemen senie lebonane zegodelo kem sega zeraie Kelebi neseletanene negenzieben nenai baelu mechiotene kab z 3:19 eguaie seb Entai nezebie zekonu kuene hadenetena nesetem Abe metekelena nezenae.
ብትክክል
ብ ሰንኪ እከይ ተግባራት ጉጅለ ኣደመን ገለ ረይጣጥ ጀነራላትን ህዝባዊ ናዕቢ ከየልዕል ስግኣት አለኒ። እቲ ንህዝቢ የመና ንዒቑ ዘኹረምብጥ ዘሎ ጉጅለ ስድራ ንትግራይ ናብ ዝተፈላለየ ፖለቲካዊን ግዝኣታዊ ኣንፈት ክኸፍላ ተኽእሎ ኣሎ። ነቶም ደም ሰትዮም ዘይፀገቡ በለፀኛታት ከም ቀደም ይመስለክን ውሑጅ ይወስደክን በሉለይ። ንመለኽቲ ዘይርአ #ዝተደጎለ #ሓዊ ኣሎ!
ፅግተኛ ጉጅለ ደቃሉ ህጂ ተሪፍኩም ዘሎ አሀዳዊያን ጄኔላት ክትጥፍኡ አምድላይኩም ክትእንድሩ 😂😂😂ተእክርግሩ ዘለኩም ክትጠፍኡ ኢኩም 👌
ጌታችው ረዳ ምርጥ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ብትግራውነትና ብሰንኪ ከብዳማት እንሐፍረሉ ጊዝየ በፅሕና
እመን አይትእመን ጌታቸዉ ረዳ ንትግራይ አፍሪሱ ንወፃእ ምኻዱ አይተርፍን
What you are trying to say? You want to see fighting again in Tigray? If that's your case: Am sure YOU should be one of these stupid diaspora who is cleaning restroom in America or Europe. Come or send your kids to fight. Got it Animalo!!!
ዕርቂ ምስ ኢርትራ
ካብ ውግእን ወረ ውግእን ውፁ ገቾ ጅግና
ንሰላም ክትብል ሰላምካ ኣይዝረግን ግዝኣታዊ ሓድነት መሬትካ ከይተመለሰ ተመዛበልቲ ህዝብኻ ናብ መሰበቶም ከይተመለሱን ዕጥቅኻ(ቁልፍኻ)ኣራግፍ ማለት ናይ ስንፍና ስንፍና መርአያ እዩ
ህዝብኻ ኣብ ሓደጋ ኣውዲቅካ???
መሬትካ ካብ ኢድ ፀላእቲ ከይተረከብካ???
ናይ ወረርቲ ህዝቢ ትግራይ ድልዮቶም ምምላእ እዩ
ብሓደ ኢድካ ዶ ይጣቃዕ እዩ???
ፀላእትኻ ዕጥቆም እናጣናኸሩ ዕጥቀይ(ቁልፈይ) ከራግፍ እየ ማለት ከ እንታይ እዩ ዓላምኡ???
በትሪ ከይሓዝካ ካብ ተናኻሲ ከልቢ ኣይተምልጥን።
ጌች ግርማ ትግራይና
ካብ ጌች ወፃኢ ካልእ አማራፂ የብላን ትግራይ እዚ ፀለመታት ክሓሊፎ እዩ
ሓቂ ጥራሕ ሐዚ
አደመ ጨኒቅዎ እዩ ዘሎ