ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ጌታቸው ኣይጥዑይን እናበልና ንሰኑይ ሠሉስ ዘቀድም ተግባር ይፍፀም ኣሎ።
ፊደራል ሐደ ባንቡላ ዓሲቦም አለው አብ ትግራይ ብግልፂ ቋንቋ ጌታቸው ገልቱ
መሓዛ /መዋዕልቲ/ፀላእቲ ፀላዒና እዩ
ትግራይ ንምራስ ነይ መጀመሪያ ዙር እዩ
መሕፈርቲ ለባማት ጠመንጃ ንምቁፃር ጉያ እዙኹሉ ሕዝቢ አብሕቦብላን አባራን ጥምየትን እናሐለወ
Koribet getachew .
ትጥቅ ልትፈቱ ስለሆነ ደስታቸውን ለመግለፅ ነው የመጡት ይልቁንስ ንቁ የምንጊዜም ጠላቶቻችሁ ናቸው
ብዝኮነ ግምት ንትግራይ ካብ ምሻጥ ካብ ዝጅምሩ ልዕሊ ዓመት ገይሮም አለዉ ምክንያቱ እንታይ ከም ዝቅድም ዝጠፈኦ ትግራይዋ የለን ።ግን ትግራይን ህዝባን ባርነት አይቅበልን ኢሉ ዝኩለይ መስዋእትን መቁሰልትን ከፊሉ ሕዚ ድማ ናብ ባርነት መግዛእቲ ይወስዱና አለው ።
ይዋእያ ትግራወይቲ ኣዶክልተ ግዜ ብላሽ ደቃ ኣሰዊኣ !!
እቲ ኹናት ጌታቸው ወይም ፃድቃን አይኮኑን ናብ ትግራይ ጎቲቶም ዘምፀኡወ ንቶም ሀደምቲ ሕዋሐት ዘድሔንዎም ፃድቃንን ጌታቸውን ወናኡ ድማ ህዝቢ ❤ትግራይን❤ TDF❤ ኢዮም
ይገርመናሎ ንፃላታ ትሽቋልጥ ዓዲ ኮይና ተሪፋ😢 ሰማታትና ሕድሮም ተረሲሁ
ህዝብና ከነ ጀጋኑ tdf ይህዋትና ዝኮነ ሐደጋ አተገጥምዎ ተሃተቲ ጌታቸው አና ፃድቃን አዮም ህዝበይ ልብ በል
ትግራዋይ ምሕሳብ ጠጠው ዘበለ ፍጡር...ጉጅለ ለያቡ ቅድሚ ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ምጥያሹ ዘረኸቦ ጠመንጃታት ይበዝሕ ካብ ሐዚ ዝርኸብ ዘሎ ...ስለዚ ብስምዒት ኣይትቃወም ኣስተውዕል
መሕፈርቲ
ወዲረዳ ግን ልምንታይ እዩ ኣቀዲምኻ እቲሕዝብኻ ኣብፀገም ምሕላው ነቶም ልኡኻት ለይታርእዮም ?
እዙይ ናይ ጉጅለ ደፂ ስራሕ ኢዮ👌 ጌታቸው ኮነ ካሊዕ ሰብ ካብዙይ ወፃኣ ኣይገብርን፡፡ ግዚያዊ ምምሕዳር ቕድሚ ምጥያሹ ዘረከቦ ኣፅዋርዶ ኣይበልፅን? ጥራሕ ኢዱ ዘሎ ሰራዊት ኣኺብካ ዘልዕልዎ ሕቶ እታ ዝንኣሰት ቐረብ ምግቢ ንምምላዓ ኣቕሚ ዘይብልካ ሱቕ ኢልኻ መጥቐሚ ፓለቲካ ረብሓ ጉጅለ ምዃን ድኹም ኣተሓሳስባ ምሕላዉካን ብኣይኒ እሙተይ ንዝኾኑ ጉጅለታት መደገፊ ኣጀንዳ ምግባር ኢዮ ድሌቱ፡፡ ብስሩ ድሕር ሕዚ ዉግዕ ተዘድሊ ብክላሽ ድዮ ክዋገዓሎም ዝደልዮ? ህወሓት ትመርሖ ጦርነት ዝገብር ህዝቢ ዘሎ ድዮ ዝመስሎም ዘሎ ፈፂሙ ኣይኮንን👌ኹሉ ሰራዊት ክሰናበት ኣለዎ፡፡ ዘድሊ ተኾይኑ ካብ ህወሓት ወፃኣ ዝምራሕ ኢና ክንገብሮ ድማ
Abyi zeble weshetam
እም ንስካ ሃገርካ ደቅቕን ድካን ዓዲ ሒዝኩም ወስንቲ ቦታ ክትረክቡ ደሊካ
ጌታቸው ኣይጥዑይን እናበልና ንሰኑይ ሠሉስ ዘቀድም ተግባር ይፍፀም ኣሎ።
ፊደራል ሐደ ባንቡላ ዓሲቦም አለው አብ ትግራይ ብግልፂ ቋንቋ ጌታቸው ገልቱ
መሓዛ /መዋዕልቲ/ፀላእቲ ፀላዒና እዩ
ትግራይ ንምራስ ነይ መጀመሪያ ዙር እዩ
መሕፈርቲ ለባማት ጠመንጃ ንምቁፃር ጉያ እዙኹሉ ሕዝቢ አብሕቦብላን አባራን ጥምየትን እናሐለወ
Koribet getachew .
ትጥቅ ልትፈቱ ስለሆነ ደስታቸውን ለመግለፅ ነው የመጡት ይልቁንስ ንቁ የምንጊዜም ጠላቶቻችሁ ናቸው
ብዝኮነ ግምት ንትግራይ ካብ ምሻጥ ካብ ዝጅምሩ ልዕሊ ዓመት ገይሮም አለዉ ምክንያቱ እንታይ ከም ዝቅድም ዝጠፈኦ ትግራይዋ የለን ።ግን ትግራይን ህዝባን ባርነት አይቅበልን ኢሉ ዝኩለይ መስዋእትን መቁሰልትን ከፊሉ ሕዚ ድማ ናብ ባርነት መግዛእቲ ይወስዱና አለው ።
ይዋእያ ትግራወይቲ ኣዶ
ክልተ ግዜ ብላሽ ደቃ ኣሰዊኣ !!
እቲ ኹናት ጌታቸው ወይም ፃድቃን አይኮኑን ናብ ትግራይ ጎቲቶም ዘምፀኡወ ንቶም ሀደምቲ ሕዋሐት ዘድሔንዎም ፃድቃንን ጌታቸውን ወናኡ ድማ ህዝቢ ❤ትግራይን❤ TDF❤ ኢዮም
ይገርመናሎ ንፃላታ ትሽቋልጥ ዓዲ ኮይና ተሪፋ😢 ሰማታትና ሕድሮም ተረሲሁ
ህዝብና ከነ ጀጋኑ tdf ይህዋትና ዝኮነ ሐደጋ አተገጥምዎ ተሃተቲ ጌታቸው አና ፃድቃን አዮም ህዝበይ ልብ በል
ትግራዋይ ምሕሳብ ጠጠው ዘበለ ፍጡር...ጉጅለ ለያቡ ቅድሚ ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ምጥያሹ ዘረኸቦ ጠመንጃታት ይበዝሕ ካብ ሐዚ ዝርኸብ ዘሎ ...ስለዚ ብስምዒት ኣይትቃወም ኣስተውዕል
መሕፈርቲ
ወዲረዳ ግን ልምንታይ እዩ ኣቀዲምኻ እቲሕዝብኻ ኣብፀገም ምሕላው ነቶም ልኡኻት ለይታርእዮም ?
እዙይ ናይ ጉጅለ ደፂ ስራሕ ኢዮ👌 ጌታቸው ኮነ ካሊዕ ሰብ ካብዙይ ወፃኣ ኣይገብርን፡፡ ግዚያዊ ምምሕዳር ቕድሚ ምጥያሹ ዘረከቦ ኣፅዋርዶ ኣይበልፅን? ጥራሕ ኢዱ ዘሎ ሰራዊት ኣኺብካ ዘልዕልዎ ሕቶ እታ ዝንኣሰት ቐረብ ምግቢ ንምምላዓ ኣቕሚ ዘይብልካ ሱቕ ኢልኻ መጥቐሚ ፓለቲካ ረብሓ ጉጅለ ምዃን ድኹም ኣተሓሳስባ ምሕላዉካን ብኣይኒ እሙተይ ንዝኾኑ ጉጅለታት መደገፊ ኣጀንዳ ምግባር ኢዮ ድሌቱ፡፡
ብስሩ ድሕር ሕዚ ዉግዕ ተዘድሊ ብክላሽ ድዮ ክዋገዓሎም ዝደልዮ? ህወሓት ትመርሖ ጦርነት ዝገብር ህዝቢ ዘሎ ድዮ ዝመስሎም ዘሎ ፈፂሙ ኣይኮንን👌
ኹሉ ሰራዊት ክሰናበት ኣለዎ፡፡ ዘድሊ ተኾይኑ ካብ ህወሓት ወፃኣ ዝምራሕ ኢና ክንገብሮ ድማ
Abyi zeble weshetam
እም ንስካ ሃገርካ ደቅቕን ድካን ዓዲ ሒዝኩም ወስንቲ ቦታ ክትረክቡ ደሊካ