ሰበር TDf ዕጥቂ ምፍታሕ ጀሚሩ/ሓድሽ ምዕራፍ ታሪኽ፣ትግራይ ፅባሕ ታይ እዩ ክፍጠር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ก.พ. 2025
  • Turn your videos into live streams with restream.io
    #tigray #tigraynews #ethiopiannews #DDR #tdf #tplf #ህወሓት #ትግራይ #ሰበር

ความคิดเห็น • 57

  • @haregmusr5624
    @haregmusr5624 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks Hager to your neutral analysis

  • @HuleHager
    @HuleHager 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢

  • @zewdiredaey2696
    @zewdiredaey2696 2 หลายเดือนก่อน +1

    The interim government is compromised. I believe the current leadership is stand for PP not for Tigray, needs to go. They are protecting their personal interests and power not vital interest of Tigray. Thank you Natna Forum❤🙏🏽

  • @aregawihailu-u4v
    @aregawihailu-u4v 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቅ እዩ ምክንያቱ ሰላም እንተኮነ ኣይፍለጥን ሰባት ምፅራፍ ኣየድልን

    • @XXXFFY
      @XXXFFY 2 หลายเดือนก่อน

      48% ሚኢታዊ ግዝአት ትግራይ ንኤረትራን አምሓራን አረኪብካ ሰላም እዋይ ሑምም ቺድ ወይ ቺድ❤

  • @tester8090
    @tester8090 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰራዊት ትግራይ ብዝበለፀ ክጠናኸር እናተገበኦ ኣብ ክባ ኣእትዮም ዕስለ ፀላእትና ክውሕጡና ኣብ ዝተዳለዉሉ እዋን ዕጥቅኻ ምፍታሕ ማለት ንህዝቢ ትግራይ ባዕሉ ይፈልጥ ኢልካ ንበላዒ ምሃብ ማለት እዩ እቶም መራሕቲ ኢና ዝብሉ ንትግራይ ሸይጦማ እዮም

  • @leteberhanabraha6932
    @leteberhanabraha6932 2 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ሕዚ እውን አብ ዓብይ ሓደጋ ክምዘላ እዩ አነ ብወገነይ ዝስማዓኒ እተን ካልኦት ክልላት ስራዊተን የጠናኽራ እታ ብኹናት እተሓሰየትን ፍትሒ ዘይረኽበትን ሕዚ ውን አብ እፅዋን ክባን ዘላ ትግራይ ድማ እጥቃ ትፈትሕ እግዚኦ እዩ ዘብል ሕዝቢ ትግራይ ፅዮን ትርዳእኻ እምበር መራሕትኻስ አሕጊሮምኻ እዬም ትግራይ ከም ሎሚ ተዋሪዳ አይትፈልጥን ከምታሪኽ ዘንበብናዬ ዝነግረናን ሕራሮት

  • @AsemelashRr
    @AsemelashRr 2 หลายเดือนก่อน +1

    TDF እጥቁ ክፈትሕ የቡልን መረትና ነፃ ከይወፀ

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 2 หลายเดือนก่อน

    ብትግራዉነቱ ሰብተዋርዱ 😢😢😢😢😢😢

  • @vhhhhf5887
    @vhhhhf5887 2 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏💔💔💔💔😢😢😢😢😢😢

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey9582 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ዓሕሕሕሕ ህዝቢ ትግራይ ኩሉ መኸተኻ ከንቱ ዝገብሩ ዝተሸጡ ጌታቸውን ጻድቃንን ጎረባብትኻ አምሓሩ ብብዝሒ አጽዋር እናእተውን ብስልጠናታት እስትንፍስ ሲኢኖም አብ ዘለውሉ ግዜ አብይ ንኤርትራ ከም ጋዛ ዝገብር አጽዋር አሎኒ አብዝብለሉ ግዜ ንስኻ ግን በትርኻ ከተረክብ እንታይ ስለ ዝኾንካ?? ሃገር ተክለብርሃን ንስኻውን አብዚ ምስ ግዚያዊ መንግስቲ ደው ኢልካ አንጻር ህውሓት ክትኩንን ብዙሕግዜ ትፕከታቲለካየ!! ❤❤❤

  • @aden1829
    @aden1829 2 หลายเดือนก่อน

    that’s sad we lost so many for this ahhh..🥲

  • @SeyoumGenre
    @SeyoumGenre 2 หลายเดือนก่อน

    ባሓቅ መስግኢ.ዩ ብሰላማዊ መንገዲ ፒፒ አብቁፅፅር አውዒሎሙና ማለት.ዩ።

  • @destaAman-xn7td
    @destaAman-xn7td 2 หลายเดือนก่อน

    መራሓቲ ትግራይ ቀያሕትን ፀለምትን ክፉሉ ዝማረካ መሳርያ ወረረቲ ከብ ዛሓዘዎም ሕሞራ ባድመ ወለቃይት እንተዘይወፂየም መራሕቲ ትግራይ በትዲኤፈ ሰግምቲ ከም ዘወሰደሎም ጥርጥር የብሉን

  • @GooklGookr
    @GooklGookr 2 หลายเดือนก่อน

    Tigray tkehad ala

  • @TopHero-ew8kq
    @TopHero-ew8kq 2 หลายเดือนก่อน

    አረዝገርምዩ እታይ ሒዞምዮም ዲዴኣር

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 2 หลายเดือนก่อน

    ሃገር ዞም ጀነራላት ትግራይ ተስዓ በርሰንቲ ሃፍታማት ኢዮም ሃፍቶም ኣድስ ኣበባ ኢይ ትግራይ ትስዕር ኣይቕበሉዎን ሓቂ ንዛረብ ሓደ ጀነራል ፎቌት ይሰርሕ መልሱ ኖ ሓጺነ መጽን መን ሸጡዎ ወንጀለኛታት ናኣብነት መራሒ ሰራዊት ወዲ ወረደ ኢዩ 400 ወንጀለኛታት ፈኒዎ ከምዚኦም ዝኣምሰሉ ኪረሚናላት እይም

  • @Ambaye-h7s
    @Ambaye-h7s 2 หลายเดือนก่อน

    ታሪኻዊ ስሕተት ንህዝቢ ናብ ሓደጋ ዝወስድ እዩ

  • @Adisu-w4k
    @Adisu-w4k 2 หลายเดือนก่อน

    ጀነራላት ትግራይ ካብ ኣብይ ገንዘብ ክወሃቦም ቃል ተኣትዩሎም እዩ።

  • @TeferMekonen
    @TeferMekonen 2 หลายเดือนก่อน

    መንግስቲ ወይ ዝሓስብ ንህዝቢ ዝግደስ መራሒ ዝሳኣነ ህዝብ የሕዝን ጌታቸዉን ፃድቃንን እዮ ዝብድሉና ዘለዉ

  • @بنبنب-ط8ص
    @بنبنب-ط8ص 2 หลายเดือนก่อน

    መሐፍረቲ😢

  • @HaftomGebremicheal-e2t
    @HaftomGebremicheal-e2t 2 หลายเดือนก่อน

    tikikilegna nay ddr ewan eyu.

  • @asgedomtekie1738
    @asgedomtekie1738 2 หลายเดือนก่อน

    አብ'ዚ 21 ክፍለ ዘመን መሬቱ ብሓይሊ ተወሪሩ እናሀለወ ዕጥቁ ዝፈትሕ ሰራዊት ኣብ'ዛ ዓለም ናይ መጀመርያ ኣብ ትግራይ ምዃኑ ሎሚ መዝግቡ። 😮😮😮

  • @FanusgaraFanus
    @FanusgaraFanus 2 หลายเดือนก่อน +1

    እንታይ ንበልዕ አብ በረካ ኮይና ደቅና ዝበልዕዎ ሲኢናም ብዲዲአር አይትዘረቡ

  • @MisgnaMewcha
    @MisgnaMewcha 2 หลายเดือนก่อน

    Ab muwka kef elka, dekimen ktketl delika gazetegna

  • @tester8090
    @tester8090 2 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ የሕዝን እዩ ምምራሕ ኣይከኣልናን መራሕትኻ ምረፅ ህዝቢ ኢለሙዎ ክወርዱ ይግብኦም ኔሩ ኩሎም እቶም መራሕቲ ኢና ዝብሉ ብዝዓባ ስልጣኖም እምበር ብዝዓባ ህዝቢ ትግራይ ጉዳዮም ኣይኮነን ሐዚ ውን ህዝቢ መራሕቱ ክመርፅ ኣለዎ በሃላይ እየ

  • @Ala-o3x
    @Ala-o3x 2 หลายเดือนก่อน

    ዕጥቁ ኣይኮነን ስረኡውን ይፍታሕ እዚ ስራዊት እዚ ንድሕንነት ህዝቢ ዝቆመ ይመስለና ነይሩ ጎን እዚ ንሓደ ጉጅለ ደጊፉ ንሓደ ጉጅለ ጠጠው ዝበለ ምካኑ እዚ ክብተን ኣለዎ ኣብ ሓደ ተኮሚሩ እቲ ህዝቢ እናተጨወየ እናተጨፍለቀ ምንም ኣየምፅእን

  • @aden1829
    @aden1829 2 หลายเดือนก่อน

    ጥር ትብል መሬት ከየሞለሰካ ህዝብኻ ናበ ገዝኡ ከይመለስካ እንታይ ማለትዮ? ፍትሒ ንህዝብና ዝብሃል ሞ ኣብ ሕቶ የለን መሕዘኒ

  • @Berihuhaile-c1l
    @Berihuhaile-c1l 2 หลายเดือนก่อน

    ጉዳይ ዲዲአርዝምልከት፡ ህዝብናኸይተመለሰዕጥቅኻምፍታህ አስጋኢ እዩ ።

  • @yirgalemgebrhiwet9347
    @yirgalemgebrhiwet9347 2 หลายเดือนก่อน

    Ngujele sbhat nega teshkimu zkeyd hzbi miman eka kieso eyu

  • @All-w9s
    @All-w9s 2 หลายเดือนก่อน

    ፀገም ተጋሩ መንግስትን ፖለቲካዊ ውድብ ፍልልዩ ዘይምፍላጥ እዩ።

  • @kidanetsegaye2482
    @kidanetsegaye2482 2 หลายเดือนก่อน

    very alarming and worest decision. this not supposed to be think at this time. because peritoria agreement ment said DDR when all non ENDF military forces out of Tigray and Tigray Teritory back to Tigray before the war based on ethiopian constitution. but now with implementing the peritoria why DDR

  • @HaftomGebremicheal-e2t
    @HaftomGebremicheal-e2t 2 หลายเดือนก่อน

    abzetifeltiwo aytizarebu selam eyu diliyetina.

  • @yonastamrat5417
    @yonastamrat5417 2 หลายเดือนก่อน

    ዘሐዝ ዜና ኢልካ ዘይትነግረና?ወረርቲ ካብ መሬተ እተይወፁ??

  • @yirgalemgebrhiwet9347
    @yirgalemgebrhiwet9347 2 หลายเดือนก่อน

    Tigireway zybla tgiray kemy gerka bzeba tgiry thasb eti eko tigirway met eyu nsu man eyu telka memihr gebrekidan eyu

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 2 หลายเดือนก่อน

    ሃገረ ብርሃነ ፕረዚደንት ኢሳያሰ ኣፈወርቂ ተጋዳላይ እኮ እዮ ነይሩ.ኼሉ ተጋዳላይ ዓላሙ ሓደ ኣይኮነን that is what happening in tigray.some leaders are running for their benefit. We call them opportunists. 😢😢😢😢😢😢😢

  • @BerhanemeskelTesema-m2h
    @BerhanemeskelTesema-m2h 2 หลายเดือนก่อน

    Meraheti Tegraine TDF EN nementai nehezebi yiekehedu alewu behezebi Tegrai zetesearu zielaetena lomi bemeraheti Tegrai kemzemebereke yiegeberewo alewu Woi gude hezebi Tegrai kem kediemeka teleale bezom desekulate merahetena neseletanom kebelu gegenenetena yieshetewo alewumo kuleka ab zeloka halik kem kediemeka teleale merahetena mese zelaitena behabare kenkeberom ina.

  • @Alemgodolo123
    @Alemgodolo123 2 หลายเดือนก่อน

    ዓሕ ኣዋሪዱና ዝወድሻርሙጣ

  • @GereMl-xm2ky
    @GereMl-xm2ky 2 หลายเดือนก่อน

    ብስሩ ንትግራይ ዝሓስብ መራሒ ኣለና ዶ? ኣቱም ሰባት ኣፅዋርና እነ ረክበ ዘለና ሓሲብና አንትንሰርሕ ኣይመሐሸናይ ዶ? ህዝቢ ን መ/ትን ብውነ ተንሓስብ;

  • @girmayzemicheal
    @girmayzemicheal 2 หลายเดือนก่อน

    ንኣብይ ኣሚንኻ ጭዕጥቂ ምፍታሕ ኣየዋፅእን።

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 2 หลายเดือนก่อน

    ሀገርይ ገና ካልእ ከምፁኡሊና እዯም አብስልጣን ምሽማይ እዯም ዘለዉ ካብአቅም ህዚብትግራይ ኮይኖም አለዉ. ሰበስልጣንና ገነካል ከመፀና ሀሚምና ቆሲልና መንሞ ቆላህታ ስእና ከምህዚብ

  • @miriamberhane1217
    @miriamberhane1217 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ተሕዝን ትግራይ ዐዲ ጀጋኑ : ብሰነኪ ጀልፉፉት መራሕቲ ዋጋ ከላ::

  • @aden1829
    @aden1829 2 หลายเดือนก่อน

    ሃገር ሓወይ እቲ ንስኻ live ትኾነሉ ግዜ ምስ ናተይ ግዜ ዘይጥዕም ኮይኑ ምበር ሃደ ሓሳብ ምበልኩ። ኣነ ዝብል እቲ ሕዝብና ሰላማዊ ብዝኾነ መንገዲ ንምንታይ ዘይሓትት DDR ኣብምንታይ ኮነት ኮይንካ ኢካ ዕጥቂ ትፈትሕ? ንሱ ጥራይ ዘይኮነ ማዕድን ትግራይ ኮ ብናይ ካልኦት ዐዲ ይዉሰድ ኮ ዩ ዘሎ መንዮ ዝፈቅድ እኔሀ እዞም ሓለፍቲ ንምናታይ ዘይሕቱቱ? ኣብ ክነዲ ፀገም ሕዝቢ መፍትሒ ከኾን ትግራይ ሓፍታ ማንም ኽፃወተሉ መሕዘኒ ዮ። this is not about to taking side on Getachew or Debretsion, at the end of the day if your people are suffering, and dying; cannot even use God given natural resources, who are they trying to lead? It’s just sad.

  • @ZenebeNegash-yr2ns
    @ZenebeNegash-yr2ns 2 หลายเดือนก่อน

    ሰራዊት ትግራይ ለውጢ ኣይረኣናለሙን

    • @wenshettamerate642
      @wenshettamerate642 2 หลายเดือนก่อน

      Mene endihone new yemetefelgiwe? Hiywetune kemekefel belaye?😢