I love their thoughts and their ideas. They have outstanding idea but nobody is understanding their ideas because hgdef hypnotize their mind for long time.
This is an extremely polarizing opinion. Trying to rewrite history will take us no where. I admire their courage of speaking their mind, however this will take us nowhere. For sure Ethiopia is not our option. Period
Selam ane n kusun szle zfelto anxar hzbawi tenbar kemzkone yfelt ei Gn AB zi MS maxe abey eu mergaxi aeu krdani ay kealen mkniatu nezom Tega delti ena nbl ay tamenuna zbela astwalela sleia hz
Ahwatm kab talim sahl n wexai MS wesdwo bzuh tezarib e Gn zbul zbl him yltfulka kab serawt tnxel kulu megadom MS reaku AB 1984 dhri kunat hdhd abal slela slezne brku nkesalan kebabian temdabku n kterf AB kesala hgizuni trik awrr tenbar resah denkoro sensa aamuro zero tedmero zero ei zblo
እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇donorbox.org/tefetawi-talkshow
Be A Member 👇🏿
th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin
❤❤😊
እዚ ኣገላልጻ እዚ ፈጺሙ ገጋ'ዩ።
ጸባ ስተዩ የሕዋት ይበል ግብረ-መልሲ የቐንየልና
These brothers are brilliant. I love their analysis and I learned a lot. Thank you
Ane Ms Etiopia Aydelyn 💯💯💯 Ariesti qeyuru Eritrea Ni Eritrawian💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
I love their thoughts and their ideas. They have outstanding idea but nobody is understanding their ideas because hgdef hypnotize their mind for long time.
ናይ በሓቂ ጀጋኒ ከማኹም ይብዛሕ
ሰላም ስልጠነ ተስፋይ ሰማርን 100% ትክክል ኣለዉ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ hiyabna
💙💙💙💙💙💙 I finally understood these guys. Well done!!!!!!!!!! Thank you for being honest to your people.
ንስኻትኩም እንቃዕ አሕዋትና ኮንኩም
አዚ ተስፋይ ትብሎ ዘለካ ኣቢ ዞባ ደቡብ ናይ ልምዓት ኒ ከርሓርያት ወድሓዉ ኣድምነፈር ዓዱ ኣሎከይከውን. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜አዝኣያ ባንዴራና.
ደቂ ኤረ ፈተውትናን ጸላእትናን ንፍለጥ ብኣፍልጦን ብርዲኢትን ድኣምበር ብስሚዒት ምጉዓዝ ኣየርባሓናን
Woooow thanks very much you so brilliant guys ⚘⚘⚘
ተጋዳላይ ሻዕቢያ ፈሪሃ እግዛኣብሄር የብሉን ፡ እቲ ቀዳማይ ፍልጠት ከኣ ንሱዩ ። እዞም ሰባትዚኦም ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብ ፡ ኣብ ማእከል ስድራቤት ኣትዮም ንሓድሕዱ ከየሳኒ ዝጥቀምሉ ሜላ ክሳብ ሕጂ ኣሸጊሮሙናለዉ ።
ሰማር ተስፋይ ⭐️⭐️👍🩵
ስልጡን ወደይ ፡ ንድሕሪትዶ መሊስናኩም ኢልካ ! እወ ሓቅኻ ንድሕሪትእንዲና ተመሊስና ዘለና !
💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙
ሓቂ ዝዛረብ ገድም ተጋዳላይ የለን ።
ፈራሓት ኢዮም ። ፈራሓት ኢዮም ። ፈራሓት ኢዮም ። ሓቂ አይዛአርቡን ኢዮም ።
Very true
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አሞ አትደርፍ ተስትሊሙ ከመይ ይጎሱ ብድትስተልመደርፍ ንዝካርካግን ጽትቡቕዩ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ኣሸትትካዮም. ደርፍ ምዝካርካ ይክኣሎዩ ንዓመታ ዓ ድን 2024. ኩሉክክኣልዩ.
ተስፋይ ወ ሰመረን ወዲ ንጉስን ሓበርቲ ትስፉው መጻኢ ወለዶ ኢኹም እሞ በርትዑ። ዝተኾመረ እንተተኾመረ ኩምራ ሓሶት ብሓንቲ ሽርጣጥ ክርቢት ሓቂ ናብሓሞኽሽቲ ከምዝቕየር ኩሉ በዛ ንኡሽተይ ኣበርክቶኹም ን60 ዓመታት ዝኣክል ዝተደረሰን ዝተዓብዐበን ሓሶታትን ገበናታትን ኣጋድል ንፋስ / ብርሃን ክኣትዎን ፀሓይ ክወቕዖን ይጀማምር ኣሎ።
አሞ ሕጂ አዚ ወድመለይ ብኸመይ የስትፍኡዎም. ሕጂ ኣይነግረኩምኑየ. ቕንይ ንበል ብዓ ሎም. ክርድኦምዩ. መብስቦ የላን. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
ደይኣረገ ባርያስለዝኾነ ከም ጅነራል ስብሓት አፍርዮም. ወይ ከም ጂ 15.
💙💙💙💙💙💙💙
አይንሐስብን ኢና እካዳአ ሰወራና ትሕሎ አላ ኢና ንብል ኔርና አቡኡ ዝአተወ ክም ዙንቡዕ እዩ አድሐርሐሪ እዩ ኢና ንብሎ ኩሉ አይተረዳአናን ምስ ተረዳአና ግን ንምክቶ አለና
🎉🎉🎉❤❤❤
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
አነ ዝድግፎም ዘለኩ " ናይ ተስፋይን - ሰመረን " አነ ተግስዳላይ ጀብሃ ብ1979 መጨረሻ ተሰልፈ ። አብ ሻዕብያ ብ1984 በሰልፍ ። በኩል ዝብልዎ - ዘለዉ - ሓቂ - ኢዩ ።
ሓፈሻዊ ተረድኦኹም ኣብ ሰውራ ኤርትራ እናኣመጎስኩ: ንነጻነት ንምዕብልና ቃልሲ ምውፋርን ኣገባብ መስርሑን ክልተ ዓበይቲ ኣርእስቲ ኢዮም ኣብ ገለጻኹም ትሓዋወስዎ ወይን ውን ሓደ ኢዩ ዘምስል መልሲ ትህቡ። ንፍቶ ንጽላእ እቲ ዕላማ ነጻነትን ሓርነትን ቅኑዕን ርትዓውን ነይሩ: ነቲ ባህጊ እቲ ጌናውን ሕጂውን ንደልዮ ዘሎና ባህጊ ዘዔውት ቁንዓት ቀለስቲ ኣይረኸበን። ብሰንኩ ድማ ኣብ ጽንተት ንርከብ። ኣብ ታሪኽና ክሳብ 1970 እቲ ሓጎጽጎጽ ተግባራትን ሽርሕን ላዕለዎት መራሕቲ ነይሩ: ደሕሩ ድማ ልብሲ ክርስትና ለቢሱ ዝመጸ መራሒ ርእይናዮን ንርኦን ኣሎና። ብርግጽ ድማ ነቶም ቅድሚ ሰበዓታት ይኹን ነዚ ዘሎ ባህሪ ዝውኩሉን ዝሓልሙን ጉጅለታት (ሓይልታት) ምህላዎም ዝሕባእ ኣይኮነን። ነዚ ናይ ለውጢ ሃዋርያ ዝኾነ መንእሰይ ጉዕዞኡ ምስ ኩሎም ጸላእቱ (ብዝወሓደ ብሓሳብ) ተቃሊሱ ክዕወት ታሪኽ (ኣቦታቱ) ብልክዕ ክፈልጥ: ካብኡ ክመሃርሞ ጉዕዞ ቃልሱ ክቅይስ የኽእሎ። ብሐጺሩ እቲ ዕላማ ገድሊ ቅኑዕ ኔይሩ ሕጂውን ዝካየድ ዘሎ ንዕኡ ኢዩ።ነዚ ሓሳበይ ፎው ከብል ዝደፍኣኒ ኣኤንጋዲ ገድሊ ቅኑዕዶ ነይሩ? ዝተዋህበ መልሲ ብቑዕን ብሩህን ኮይኑ ኣይረኸብክዎን። ህዝቢ ኤርትራ ነብሱን ደቁን ዝገበረ ንሕልሙን ባህጉን እምበር ንመራሕቱ ኣይነበረን። ሕማቕ ዕድል ኮይኑ ግን ሕልሙን ባህጉን ተዘሚቱ:ተጠሊሙ:ነድዩ።
ሓቂካ ድሩዓ ስሕኣይ ኣፍልሕልና በለ. ወይክኣ ኣንዛይመር ሕዛቶላ ዛንታ አንተገልቢስቱ.
Tesfay hqi zereba tezaribka ezom ab dege koynom Eritrea edabelu zedakiru dekem haqifo
dekiseb yetifu
Tesfay & semhar You are Hero Hero Hero that s truth History never lies
You good two of you Tesfay and Semhar
Even the forign affaires of ethiopia is an eritrean
Excellent discussion poiny
💙💙💙🙏🙏🙏🙏💙
i am proud of you my brothers
Tesfey beravo
Amnetn heimanotna yblnan Ezia ei OTA difto mgemria amnet zkehedu eyom ane zblom kulu gze akalsi anxarm slezkeid ketfani bztefalaleie fetane tefaximu eu Gn ay teawotun
These guys deeply read really histroy
አቶ ሶሎምን ወልደማርያም. አቶም ኣቢ ጅብሃ 270ተምሃሮ አዲስ. ኣበባ ተምሃሮ ኣቢ ጅብሃ ተረሺኖም ካብኡ ያ ሽዓብያ ተፈጽትራ.
This is an extremely polarizing opinion. Trying to rewrite history will take us no where.
I admire their courage of speaking their mind, however this will take us nowhere. For sure Ethiopia is not our option. Period
ሰላም ሰልጠነ ምስ ኣጋይሽ ተስፋይን ስማርን ብምቅጻል ተጋደልት ዝባሃሉ ይቅሬታ ኣይፈልጡን ዮም ስማዕ ሰልጠነ ሓቆም ዮም እዚ ናትኻ ሜድያ ናይ ሓቂ ሜድያ ዩ እንተደልዮም ናብታ ናይ ሓሶት ምሕብእቶም ኤሬሳት ይኪዱ እታይ ድይ ኣሳሓሕቡኩም ምስ ኢሰያስ ኣስፍሃ ሰልጠነ ግን ከም ሕማም ሕርስ ትርስዕ ኣለኻ ንሕና ናይ ሳሕል ታርክ ኣየድልየናን ዩ ካብ 91 ኣብ ልዕል መንእስይ ኤረትራ ዝፈጸምዎ ገበን ጽሕፍካን ኣዘንትኻን ሰፍ ዘይብል ረዝን ገበን ኣሎ ሰለዚ ሰልጠነ ናይ ሰማርን ተስፋይን ሓሳብ ቁኑዑ ዩ ዘሎ መንእስይት ድማ ኣብ ክንዲ ኣብ ትክቶክ ምዉዓል ናይ ዞም የሕዋትና ዘረባ ሰምዕኩም ቃልስኻ ክተሕይሉ ይግባእ ብፍላይ ኣብ ምንቅስቃስ ብርጌድ ንሓመዱ ዘለኩም ሰላም ምሽት።
መሬትን ሃብትን ሓብትኣብይ ያ ሺም አትኣንተውይ ድበልክኩም. ተኽላይ ኣደን ሕጂ ተመንዩ ስትባሕግን ክግብልዩ ኤልዎም. ዓራኣሮ ኣስፊርዎ.
ተጋዳላይ💗💚 ኮ ይኣርግ እምበር ኣይልብምን ዩ ናይ ብሓቂ
ተስፋይ - ጅሃድ - ኢዩ - እልዎ ።
ኢዝአ ኢያ ኢታ ሓቂ ።
ሰውራ - ኤርትራ - ጅሃድ - ኢዩ ።
አብ 40/ታት - ኢዩ ክአ ተመስሪቱ ።
መስረቱ ክአ ፡አብ ግብፂ ፡ ብእስልምና ሃይማኖት ኢዩ ። ስጋብ ሕጂ ክአ ኢቲ ጅሃድ ይቅፅል አሎ ። ኢዞም መንእሰያት ጥራይ ኢዮም ተረዲኡዎም ዘሎ ። እምብአር ነፃነት ክንወፅእ - ሕጂ ምስ ብርገድ ንሓመዱ - ንቃለስ ። ንኩሎም አንፃር * ነፃነት / ሓርነት * ህዝቢ ( ዝደልዩ ) ንቃለሶም ። ክንዕወት ኢና ።
Sema and tesfay ab yodit show and fnnan Tray misiu seltene borrrrrin
ሰልጠነ ሓውና ፡ እዛ ኣማኑአል ዘቕረባ ብዛዕባ ቻይና ብዙሕ ኣይተማርሩዋ ፡ ታሪኽ ቻይና ሕማቑን ጽቡቑን ኢዩ ኣማኑአል ኣቕሪቡዋም ኣመና ኣይትተናኸፉ ማለትየ ፡ ሰብ ምስ ሞተ ፍርዲ ናይ ኣምላኽዩ ።
Kemakum xebebti risi rie ayfelitin, bzaba kusun hito tenerukum, n abinet durue tekebiluni elukum tihatiwo ab afu, b dhri srb mizirab natkum eyu eritrean. Ab fit aytizarebun ekum entirfo b dihri seb
ኢቲ ዝገርም ግን ሻዕብያ ኢያ ብ70/ታት ፡ ነዚ ታሪክ ዝሰርሔት ። መሰረት ናይዚ ታሪክ ግን ካብ 40/ታት ብ ተ ሓ ኤ ( ብጀብሃ ) አብ ግብፂ ዝተመስረተ [ እስላማዊ - ዓረባዊ - አል ራብጣ አል - እስላምያ ኢዩ ] ። ስጋብ ሕጂ ክአ አሎ ። ብርገድ - ንሓመዱ - ጥራይ - ኢዩ - መድሃኒት ።
Ezom sebat ezihom seltene bfxum dlyetomn kebzkone ekum zkefien dlyetn raienn zelewom eyom mnalbat leekuat wn kkonu ykielu eyom Entay tgebr aloka Ms zom sebat flet Ms erisat wn kebaesuka yhasbu gele ,,,,, nayzom sebat end gol Entay u elka hsab please bzuhat brain wosh ygebru alewuu
Semere tesfa hager.
ሰላም ሰልጠነ እቲ ዝሓለፈ
ገድሊ ጉድለት ከምዝነበሮ
ርዱእ እዩ።።።
ኣነ ዝገርመኒ እዚ ናይ ሕጂ
ወለደ ኸ ዋላ ንስኻትኩም
ትዚረበ ዘለኹም
32 ዓመታት እንታይ ጌርኩም
ኣነ ዝርኢ ዘለኹ ኖዝሓለፉ
ቀንጺልካ
ሽምካ ምዕባይ እዩ
ኣታ ተስፋይ ምነውምነው ስቴፌካ ኣመሕርና ኣይርድኣካንድዩ ምምምምም.
Kkkkkk ezi Tesfay zbhal si chekan eyu I like his emotion
ተፌ:ሰማር:ተስፌ ሓንቲ ኩሉ ግዜ ዝብላ ኣላትኒ:: ኢሰያስ ንመቃትልቱ ክበልዖም ከሎ ማይ ከነቀብሎ ኣለና::
ሃይለ ሳሙኤል ቀደም ብህይወቱ እንከሎ ንስርዓት ኢሳያስ ከገልግል ሕልናኡ ሸይጡ ዝሞተ እዩ።
ናይዚ ኣገልጋሊ ኣበርክቶ ኣብ ኤርትራ ፡ ንስቓይ ናይ ኤርትራውያን ኣብ ምንዋሕ እዩ። ኣብ ታሪኽ ናይ ኤርትራ ተራእዩ ዘፈልጥ ን400 ኣብያተ ማእሰርቲ ከም ሓወልቲ ክህነጽ ዝደገፈን ዝሓለወን ሰብ ፡ ኣሸሓት ዜጋታት ኣብ ውሽጢ እዚ ክሳቐዩ ተራኡ ዘበርከተ ደኣ ቀደም እንድዩ ሞይቱ። ሰብ ኵርኵር ናይ ውልቀመላኺ ኮይኑ ኣይሙት።
Selam ane n kusun szle zfelto anxar hzbawi tenbar kemzkone yfelt ei Gn AB zi MS maxe abey eu mergaxi aeu krdani ay kealen mkniatu nezom Tega delti ena nbl ay tamenuna zbela astwalela sleia hz
Kinhamm eyom zgebruna
Nhadsh filter yftrn gizena giho kihzuna eyom zidelyu
Kibur Seltene. Astewuil. Ezom geganu dekebat meninet hizbitat Eritrean Tigrayn. Tesfa hizbitatna eyom.
Egziabiher tesfa lieklna allo. Kembal. Tesfayn Semeren ❤🎉🎉🎉❤
ብራቮ!!! ብራቮ!!! ሰመረ።
ብራቮ!!! ብራቮ!!! ሰኔተር።
ሰልጠነ ወደይ ንፉዕ ኢኻ፡
ግን ንእሽቶ-ንእሽቶ ትጎድለካ
ኣላ። ስምዒታዊ ኣይትኹን።
ኣስፍሕ ኣቢልካ ሱረ-መሰረት
ታሪኽና መርምር። ትግራዋይ
ሓበሻ ምዃንካ'ውን ፍለጥ።
ብዝተረፈ ምግዳሽካ ጽቡቕ
እዩ።
ሰልጠነ! ኣኽብሮት ኣይጉደልካ
ክቡር ባህሊ ኣለና። ንሹመኛ
"" ኣታ""/ኢልካ ኣይዝንጠልን እዩ።
ብግዜ ጃንሆይ ድማ ደርቂ ክ
ኣትወና ከሎ እኽሊ ኣምጺኦም
ቀሊቦምና እዮም።
ብብዝሒ ኢንዱስትሪታትን ኣብያተ ትምህርትን ተሃኒጸን
ንገድ ነጋዳይ፡ ሕረስ ሓረስ
ታይ፡ ተመሃር ተማሃራይ ሸቅል ሸቃላይ ኔሩ። ናይ ኤርትራ
ወርቃዊ ግዜ እዩ ኔሩ!!!!!!!!!
ከ ድ ዓ ት ኣ ይ ን ኹ ን።
መ ር ገ ም እ ዩ።
አበይ ክትረኸቦም ሐለዋ ሰውራ ዝአተወ ዶ ይወጽእ እዩ አይ ዳስ ሐውያ እንድዩ ወዝቢ ንጥር ኢኻ ትረክብ ትኸውን
You shouldn't ask such questions to such small kids at that time.Please know what to what type of people to ask.
Kbkuluna ber tezaribom zehlfwo tarik yblomn wuxet tarikom hasabomn do aykonan fah btn elna kem deki zagra
በጃኻ ሰልጠነ ሓወይ ነዞም ሸፋቱ አይተምጸአዮም ናይዚኦም ዘረባ ወላ ሓደ
MY MOTHER.BORN TWO LIONS TES AND SEM.BLESS YOU
💙💙💙
አንተድኣ ኣውጽትአን አሉ ሓድሺ ባረያ ስለዝኾነ.
ቦግ በል ይብል ሰልጠነ ቦግ በል ንሕናስ ምስቶ አብ ህግድፍ ዘለዉ ብሐንስብ ክትቆጽረና ሐሳዊ ኢኻ ነቲ ዝሐለፈ ገድሊ ጹቡቅ ጌርና ንነቅፎ ፈረቃን ክብገስ ኮሎ እቲ ገድሊ ጡዑይ አይነበረን ንሕና ናአሹቱ ኮይና ተጋዲልና እቲበዝሕ በጀካ ሃገር ካልእ ዝይንፈልጥ ናዓና ከምዚ አይግባአናን እዩ ክፈሊና አለዎም ሰለዚ ዋላ እካ አብ ገለ ይሳማማዓ እንተኾንኩ ብድፉኑ ግን አይግባአን እዩ
✅
Kkkkkk tesfay mnistry bihiwet kelo zimote tesfay riesi fisto dea alo ember ayrekumon endikum ab dubay lekine ezi sebay ezi dea nibeal sherifo petros nikulom tegemtilu zerekebom nejis telam merir telam endiu
Zanita..kiniger..xubuq..eiu
ሻዐብያ ምስ ታሪኻ አብ ትሕቲ መሬት ክትቅበር ጥራይ እዩ ዘለዋ
💙💙💙💙💙 Xbuq medeb
Seltene ezi chanelka nay hizbi tekoynu, zanta gedle zantana aykonen ,,,
ትስፋይ: ሰመረ ቅሩብ ነዚ ዘይሕለሎ ወድና ሰልጠነ ተኽብድሉ ኣለኹም ወዲ ቐሺ እኮ እዩ:: ግዲ የብልክምን ግን ክስዕበኩም እዩ ክሳብ ዘርክበኩም ማርሻ ቐንሱ ናብ ቴርሳ ውረዱ:: ኣብቁም ነገር ክንኣቱ ኣብነት ክህበኩም ንቁሱን ምእንቲ ክንርድኦ:- ኣብ 80 ታት ብግዜ ኤናስኣ ኣስታት 11 ሰዐታት ተጏዒዘ እየ ንሐፈሻዊ ኣኬባ ኣብ DC ዝሳተፍ ነይረ:: ኣብቲ እዋን እቲ GPS ኣይነበረን ብካርታ ኢኻ ኣለጋጊብካ ትምራሕ:: በዚ ምኽንያት መንገድኻ ሐንሳብ-ሐንሳብ ትስሕት ኢኻ:: ሲሕትካ ንገለ ደቒቓት (15ደቓይቕ) ምስ እትጏዐዝ ዋላ 15 ደቓይቕ ምስ 11 ስዐታት ክዋዳደር ዋጋ እኻ እንተዘይሃለዎ ብምጥፋእካ ዝስምዐካ ሕርቃን ድኻም እዚ ክባሃል ኣይካኣልን እዩ:: ትጠፍእ ከምዘለኻን ካልእ ኣማራጺ ስለ ዘይብልካን ጥራይ ኢኻ U-turn ጌርካ ናብታ route ካ ትምለስ:: እንተዘየሎ እንተ ዝካኣል ኮይኑ ናይ ወዲሰብ ባህሪ denial እዩ:: ምሽክናይ ቕሱን ንዕስራታት ዐመታት ብምልኡ ጉዕዝኡ ኣንፈት ዘጥፈኤ ብኸመይ ይቀበሎ ትርፊ denial:: ንረድኣዮም!
Ezi natsinet amtsinayo ziblwo beynom aykonun amtsemo Europawyan amerikan:: adetat abotat eritreawyan yerswom alewu abzihomo. Aboy tegadalay eyu gin hademalti tesamamiena aynifelitin.
yes exizome ab baheri guahafu eyu zelewome
100% True you cant defeat them by morality
Ezihom fxum anxar hzbi wn eyom
Komatsu etekoynom abeziewan kizareb alewo
ብ1961 ካብ ግብፂ አስላም [ አል ራብጣ እስላምያ ] ኢዮም ጀሚሮሞ ፡ ኢዚ ታሪኩ ነውሕ ኢዩ ። ስጋብ 1965 ፡ አብ ጀብሃ ፡ዝነበረ ታሪክ ብሓቂ ይተንተን ፡ሓቂ ክንፈልጥ ። ስጋብ 1970 / ትግሪኛ ወይ ደቂ ከበሳ ፡ ይሕወስዎ ሙሁራት ይቅተሉ ብጅምላ ። ( ዘገርም ኢዩ ) ። ስጋብ ሕጂ ብምስጥር ይቅፅል አሎ ። ልዕሊ 7/ውድባት አስላም ሕጅውን ይቅፅላ አለዋ ። ናይዝኤን ፕላን ኢቲ ሓቂ እንተትፈልጥዎ ዘስንብድ ኢዩ ። ኩሉ ቀይሕ ባሕሪ ፡ ናብ አስላም ክከውን ከም ዘለዎ * ካርታ ሕዞም ኢዮም ዘለዉ ። ኢቲ ስትራተጂ ብቱርክን - ኢራንን ኢዩ ዝፍፀም ዘሎ ። ኢዚ ዐብይ ምስጥር ኢዩ ። { ሰልጠነ - ክትሰምዕን / ከተዋህልልን አለካ ) ። ፕሮፕጋንዳ - አብ - ኤርትራ - ን80/ ዓመት ተሰሪሑሉ ኢዩ ። ኢዚ ወለዶ ኢዚ ፡ አብ ወፃኢ ዘሎ / ዝተማህረ ኢያ ትድሕን ። ሓደ ክላበዋ ዝደሊ * ታርክ ክንፈልጥ - ናይ መ/ ቦክረ - ምድያ - ንስማዕ ።ታርክና ክንፈልጥ ። ሓቂ/ ጭብጢ ፡ዘለዎን ። ቃልሲ ክአ - ምስ ብርገድ - ንሓመዱ - ንቅድምት ። ኩሉ ኤርትራዊ ክረብሕ ኢዩ ። ኩሉ - ግዳይ - ኢዩ - ዘሎ ። ዋላ ኢቲ አስላማይ / ከስታናይ ፡ ረብሓና አብ ብርገድ ንሓመዱ ኢዩ ።
Seltane nezom sahl zweradna n kulna Kay tamununa
ብዝሓለፈ ግቡእ ገምጋምን ዳግመ ሪኢቶን ንዘይገበሩ ጌግኦም ዘይኣመኑ ሰባት ኣብ መድረኽ ምምጻእ ትርጉም ዘለዎ ኣይመስለንን እዚ ጉዳይ ብግቡእ ርኣዮ ሰልጠነ ኣእምሮኦም ብኣንነት ዝተበከሉ ተጋጊና ክብሉ ትብዓት የብሎምን።
እዞም ሰባት ቅኑዕ እዮም ዘለው ስምዓዮም፤
Please respect Tigrinya. Don't add Amharich words thank you.
Please respect tigrinya. Don't write in English.😂😂😂
እዞም ሰባት ነቲ ዝተኻየደ
ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ
ይኣሙኑ ድዮም ሕተተልና።።
ንጥፍኣት ዝተማህዘ ገድሊ ወይ ቃልሲ እኮ ይብሉ ኣሎዉ
ብጀካ ወለድኹም ዘይተሳተፍዎ ቃልሲ
እዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ ዋላ ሓንቲ ኣይግበርን እዩ
ኖስኻቶኩም ዝኖገር ታራኽ
ኣየርኤኹምን
Hizom ezihom sereqti eyomm
ኤርትራ ክብሀል ብወገነይ አነ አይደልን አራዊት
አታ እንታይ ዕቡዳት ዓዲምካ
ካብ ሰቦም ይጥዕዩ እቲ ጸገም ንሶም ዝበጽሕዎ ደረጃ ፍልሰት ኣበጻሕካን
Ahwatm kab talim sahl n wexai MS wesdwo bzuh tezarib e Gn zbul zbl him yltfulka kab serawt tnxel kulu megadom MS reaku AB 1984 dhri kunat hdhd abal slela slezne brku nkesalan kebabian temdabku n kterf AB kesala hgizuni trik awrr tenbar resah denkoro sensa aamuro zero tedmero zero ei zblo
አቶ አስያስ ኣፎርቂ ስትይቲ ኣይዎግኦንዩ ይብሉኻ. አንታይኣምስሉ ይቀርባ 1977 ኣብሱዳን ነይሩ ይብሃል ድርኣዩዎ. ኣቢ ሱማልያ ነዩሩ የማነ ግብርገርግሽ ነግርና.6ወራር ኣብኣድስትልያን. ኣቢ 1991ዓዲ አንግሕሊዝ. ውሕጅን ስትይጥን አንተከድካዮ ይወስዳካ ብነፋሪት አንሓደምካ ኣበይ ትርክበካ ኣነኩ 1983/4.1998ሃዲመመወዳአታ ብነፋሪ ሓሙስ ደውስዱን ንሳዋ ሱንይ ብነፋሪት ሃዲመ. አንብር ኣሎቆ 1960 ሒጅ 64 2024አዬ.
ቀደም ሻዕብያ ንጀብሃ
ከተኽፍኣ ኮላ
ጀብሃ ቀታሊት ኣሳሪት ዓማጺት ይብሉ ኔሮም
ዋላ ስለምንታይ ካብ ጀብሃ
ተፈሊኹም ኢልካ ምስተሓትት ጀብሃ ቀንጻሊት
ሰለ ዝኾኑ ይብሉ።።።
ሻዕብያ ግን ካብ ጀብሃ ንላዕሊ ንህዝቢ ኤርትራ
ትቅንጽለኩም ኣላ
ተስፋይን ሰማርን ከኣ ዘረባ
ሰብ ትቅንጽሉ ኣለኹም
ብመሰል ሰባት እመኑ
ብተግባር ተቃሊስኩም ፍትሒ ንሆዝቢ ኤርትራ
ኣምጽኡሉ ክንኣምነኩም።።
እዚ ኹሉ ረሳሕ ዘረባ ኢዩ
Hallo Hallo Dgsa zbehal Adi htet kulubwedi dgsa tegefifu aykonen b 80tatvtegefofu zkede seb yelen
ንምንታይ ( ኤር- ሳት ) ተምፆኦም አላ ፡ ኩሉ ክፈልጥ [ ቡዝሓት አስላም ዲሞክራስያን ኢና ዝቡሉ ሙሁራት አስላም ፡ስለ ዘለዉ ኢዮም ።አብዚኦም ክአ 5/መስርዕ አለዉ ] ። ኢቲ ዝገርም ግን * አነ ዲሞክራሲ ኢየ ዝብል ሙሁር አስላማይ * ናይ ቱሩኪ መራሒ ፡ዝበሎ ዲሞክራሲ ባቡር ኢያ " አብታ ትደልያ ምስ በፃሕካ ( ትወርደላ ) ኢሉ ኦርደጋን ናይ ቱርኪ መራሒ ። ናይ ሞስሊም "ሱና" ነቢ ማለት ኢዩ። እምብአር ኢቶም ግርህ ልባ ትግሪኛ ግን ብንፅህና ይቃለሱ አለው ።
አሰላማት በይኖም ቃልሲ ዝጀመሩሉ ምኽንያት ስርዓት ሀይለስላሴ ንኣስላም ብፍሉይ ስለዝቀትሎም ዝነበረ ምቅላስ ሐንቲ አማራፂ እያ ኔራ
Anta halewlow eyom ayhaxkayomnn emberr
ብርግጽ ቅንጸላ እዩ እዞም
2 ሰባት ዝዛረብዎ ዘለው
ተጋደልቲ ይሕመቕ ይጸብቕ
ተቃሊሶም እዮም
32 ዔመታት ከ ንስኻትኩም
ነቲ መንግስቲ ቀይርኩም
ዝረኣ ህዝቢ ዝኣምነሉ
ስርዓት ኣርእዩና ቅድም
ብዛዕባ ሃገረ ኤርትራ ኸ ይኣሙኑ ድዮም መልሲ ንደሊ?????
ቅድም መስዋእቲ ከፊልኩም
ኣርእዩና
ብኣፍካ ንዝተቃለሱ ሰባት
ምውንጃል ጌጋ እዩ
ብወገነይ ብኣፍካ ጣቓ እዩ
ቅድም ናቶኩም ግበሩ።።።።
❌❌❌❌❌
Program Mehal Media
Could you ask them do they have country
What a stupid question😂😂😂😂😂
his fact Eritrea's people fight for 30 years do it your won history what ypu teaching as nothing