Thank you, Mr. Sultani. And all your guest this is a good and meaningful talk show that we hope to expand so that it pervades all segments of the Eritrean people in order to get out of the predicament suffered by the Eritrean people in order to see the light at the end of the tunnel
I agree with Prof Araya Debesay. And let's leave the decision to the mass who will participate in the next conference. Decision will be decided by the majority vote and the majority vote must be respected.
I think you need data base record and create virtual electoral district, but how people would know who to elect if they don't live together in close community.
KEMZIOM KUBURAT ABEYTI ENDAADEMKAS TRKIMRKI POST AYTGBER PLEASE WITH FULL RESPECT BROTHER. 🙏 NIMEAL MEHARI & SENATOR TEFIOM ALEWU EMO GET THEM BACK PLEASE.
This time we should all come together to support each other’s if not we should stop tekawom all together there is point enough is enough no more dictator::
Don’t Forget To Like Subscribe & Share
መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
donorbox.org/tefetawi-talkshow
Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin
TEFETAWI ZELENAYIO MEDIA ERITRAWI KEM ZEYKONKA YEFELT EYE TIBLE ALA
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
wawww ሰልጠነ ናይ ሎሚ መደብ እታ ዝበለጸት መደብ ካብ በለካ ለከዓካ ወጺና ከምዚ ዓነት መደብ ተቀጺልካ ድሕሪወርሒ ዓድና ክንኣቱ ኢና🎉🎉🎉🎉🎉🎉
THANK BROTHER THAT I SAIDTOO
ሰልጠነ ናይ ባሓቂ ጹቡቅ ናብ ወሳኒ መድረኽ ንኸይድ ኣለና ኩሉ ጊዘ ንወለዲ ዘካትት ጉዕዞ ምይይጥ ኣገዳሲ ኢዩ።
ሰልጠነ አዚ ዓይነት ትምህርቲ ብብሱላት ሰባት ከምዚ ሎሚ ኢና ንደሊ፡ ነመስግነካ
ናይ ብሓቂ ብሱላት፡ እዛ ኤርትራና ተስፋ ኣለዋ🎉🎉🎉🎉🎉
I am speechless and very happy thank you Tefetawi Talk Show for the amazing work. Amlak ytehaweso!!!!!!
ሰልጠነ ሓወይ ፡ ጽቡቕ ፕሮግራም ፡ ዓቢ ስራሕ ኢዩ ዚ ።
ስለዚ ምስ ስክፍትኡ ፡ ክንከዶ ዘለና ፡ መፍትሒ ከምጸልና ዝኽእል ፡ ብዓዲ ኢዩ ።
እዚ ዝኾነሉ ፡ ኣነባብራና ከምኡ ኢዩ ።
እዚ መንግስቲ ኣብ ስደት፡ ቅቡል ዝገብሮ ፡ እቲ ምርጫ ብዓዲ ኮይኑ ፡ ብሰናይ እንተተግቢርናዮ ፡ ዓቢ ጽፉፍን ዓወት ክፍጸም ይኽእል ኢዩ ። 😘😘😘
ሰልጠነ ከመይ አለካ ፁቡቅ ተስፉ ንሰምእአለና እዋይ ተስፉአጀኩም መንእሰይኤሪትራ ሰአቱ አኪሉ እዩአድና ክንአቱ አቤት ብርጌድ ንሀመዱ ጥቃ ሀመዱ ብርክካ ይፅናእ ሰልጠነ እድመን ጥእናን ይሀካ ምስ ስድራካ
የቀንየና ሰልጠነ ተስፋ ዝህብን ጽቡቅን መደ፡ብ ቀጽሎ። well done keep up!! thanks!!❤
አምላክ ያአክል ይበልኩም እዚ ሰብ በላዕ ስረዓት ንዓናውን ለኪሙና አዩ እሞ ምኸሩ ዘትዩ ንፍተሕን ናፃነትነ ጠጠወበሉ
ዕልልልልልልልልልልል ሰልጠነ ክብረት ይሀብካ ወዲ ዓበይቲ ጽቡቕ ምጅማር ይግበረልና አምየን🙏🙏🙏👍👍❤️👍
Thank you, Mr. Sultani. And all your guest this is a good and meaningful talk show that we hope to expand so that it pervades all segments of the Eritrean people in order to get out of the predicament suffered by the Eritrean people in order to see the light at the end of the tunnel
Perfekt discussion 👌👏👏👏👏🙏🌹🇨🇭
ሎሚ ናይዚ ዝቀነየ ካሓሳ እያ መስለኒ ሰልጠነ😂🎉🎉🎉🎉
ሰልጠነ ጽቡቅ ስራሕ ከምዚ ቀጽሎ
ኣብዚ ዘሎ ህልው ኩነታት ከም ቀንዲ ተነቃፊ ሰብ ኢዮም ዘቅርቡኻ ስለዚ ባዕልኻ መገዲ ኣይትሃቦም ነዞም ሚኒን ዝብሉ ፡ ignore ግበሮም ብድሕሪኡ ኣጀንዳ ሲኢኖም ክድቅሱ ዮም ስለዚ ሰልጠነ ❤ ኣብ ዘይጠቅም መደብ ክብርኻን ክብሪ እዚ መድያን ክብሪ እዚ ቃልስን ክሃሲ ዝኽእል መድብ እንተዘይኣተኻ ይሓይሽ ይብል ፡
ጽቡቕ ስታሕ ሰልጠነ ከም ወትሩ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙
የቀንየልና ኩብራት ዕድማት ኣቦታትና ጽቡቅ መደብን እህን ምህን ምብሃሃልን።
Wow I love this Seltene. Bejaka kusto kemzi bele mibal gedifka kemzi entegerka etom minin ziblu kabaka kimeharu eyom.
this the best show ever. i love the idea of registering every one.
ናይ ዓዲ ወከልቲ በቢዓዱ ደሓር ናይ ወረዳ ደሐር ናይ ኣውራጃ ካብኡ ሃገረዊ ባይቶ ብድሕሪኡ መራሕቲ ሃገር ብመሰረት ሕጊ እንዳባ ክምረጹን ክቅለሱን ዝብል ኣምር ክድገፍን ክሕብሕበን ይድለን ይግብአን።
Selam kuburat weledi memaharan tsbuk timhirti ketsluwo kemakhum yebzahlna seltene kea tsbuk akerariba ketslo
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምይይጥ እዩ ሰላምኩም ይብዛሕ አብቀጻሊ አብሐደ ስምምዕ በጺሒኩም ነዛ ሀገርን ህዝብን ከተድሕኑ ንምሕጸን ንጽበይን
ዋው ቡሉጻት ቡሱላት ሙሁራትና ዓወትኩም የርኤና
Good program Tefetawi, this is what we want
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ኣጆኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዓቢይ ስራሕ ሰልጠን ❤
Waaaaw seltene ms agyshka yibel akerariba the way they talk respect ed 💙💙💙💙💙
Great discussion. I hope seltene u would bring mature ppl more often
ከምዚ መምህር ፍረወይኒ ዝበለቶ እዞም ናብ ግዳም ዘሎና ናይ ዓደቦና መሰረትን ሕጊ እንዳቦና ተኸቲልና ንዓዲ ምስ ንኣቱ ነቲ ናብ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ናብ መሰረቱ ስለ ዝመልሶ ንኽርዕሞ ቀሊል ይኸውን ከምኡ ውን( distribution of representetion in Wereja ) ምዕሩይን ቅቡልን ይገብሮ።
Tegadaly Hiruy gin seb enatezarebe tir elka mizrab gega. please abnet kitkewin fetin.
What a great idea and great job 👏
ጽቡቅ ምጅማር። ኣብቲ ዕላማ ሽግር ዘሎ ኣይመሰለን ከምቲ the devel is in the detail ዝብሃል። እቲ ሽግር ኣብ ኣተገባብራ እዩ። ከምዚ ኣሳላጢት ትብሉ ዘላ ንዑ ተመዝገቡ ክሰርሕ ኣይክእልን እዩ ምኽንያቱ እቲ ኣሳታፍነት ካብቲ መስርሕ እዩ ዝጅምር። መጀመርያ ብዛዕባ ኣሰራርሓን ዕላማን ጥቅምን እኹል ጎስጓስ ብኹለን ሚድያታት ክግበር። ኣለዎ። ህዝቢ ዘሳትፍ ሓበሬታ ክህሉ ኣለዎ፣ ግልጹነትን ኣሳታፍነትን ዘረጋግጽ ክኸውን ኣለዎ።
ናይ ብሓቂ ብስላት ኣቦታት ኣደታት ደስ ዝብል መደብ ኣጀኩም ቀጽልዋ።💙💙❤🎉🎉
ብጣዕሚ ጽቡቅ ከምዚ ዓይነት ቀጽል ካብዚ ኢሎምኒ ኢለዮም ውጻእ ኣቅሊ ከም ውፉይ ኩን ደኪሞም ክገድፉካ ኢዮም
ሰልጠነ ብጣዕሚ ብዘደንቕ ኣገባብ ኣሊኻዮ።
ጽቡቕ ዝርርብ ነይሩ ግን ዝጎደለ ኣገባብ ነይሩ ምጽሓፍ ኣየድልዮን።
ናይ ሎሚ ምሸት ኣጋይሽ ብጣዕሚ ፈትየዮም። መጀመርታ ካብ ኩሉ ምኳኖምን ከምኡ ካአ ምሁራት ምኳኖም ከምኡ ካአ ናይ ነዊሕ ግዜ ተቃለስትን ንነብሰይ ይጣዓመኒ ዘይብሉ ጀጋኑ ደቂ ሃገር። እቲ ኣልዒሎሞ ዘለው ኣርእስቲ ካአ ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ።
Awesome discussion.
ኩሉ ነገር ክስተካከል እንተደኣ ኮይኑ ብኣውራጃ ምውዳብ እዩ ዝበለጸ። ነፍስወከፍ ኣውራጃ ነናቶም መራሕቲ ይመርጹ እሞ ብድሕሪኡ እቶም መራሕቲ ዝተመረጹ ብሓባር ይመያየጡ ነን ኣውራጃኦም ከኣ ሓበረታ የመሓላልፉ፡ እቶም በብ ኣውራጅኦም ዝቀርቡ መራሕቲ ወይ ወከልቲ ግን ብህዝቢ ዝተመርጹ ክኮኑ ኣለዎም።
Very good solution. I stand with Ato Huruy.
ዋውውው ጽቡቅ መደብ ኩብራት ኣያታትና
ደሰ ብሃሎ ኣጋእሸ ሰላም ንዓኹም 🙏💙 እዞም ናኣከለ ጉዛይ መቀለ ተማህረ ዝበሉ ሓውና ምሰ ባህሎም አለው ደሰ ትብሉ 💙💙💙💙💙💙😍😍😍🙏
ኩሉ ግዜ ከምዚ ዝኣመሰለ ተተቅርብ ጽቡቕ እዩ። ናይ ቆልዑ ስራሕ ጸለመን ቆይቅን ገዲፊካ 😊
ሰላም ክቡራት ኣቦታት ጽቡቅ መደብ ሕጅ ደስ ይብል
This is the best solution for our problems.
ክትቅጽልወ ተስፋ ይገብር 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️👍♥️
Very interesting point!!!!
Good idea today,it was good point
Wawwwww kulu gize kemzi amxialna please nhna neashtu welodo kmziom zameselu hangolna zhanxu trau zedlyena thanks sltun bro.
ጥርናፈ ብዓዲ : ዲሞክራሲያዊ : ውክልና ዓድታት : ማዕረ መሰል ዓድታት የረጋግጽ :
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ሎሚ💙🌿💙🌿💙🌿
ጽቡቅ ስራሓ ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤
How are you going to define electoral district based on መርሓ ዓዲ in diaspora for so called government in exile or diaspora?
💙💙💙💙💙💙 thanks kuburat abotatna
ዋውው ኣለዉና ኣለዋና 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️👍♥️
ሰላም ስሉጡን ሓውይ መምህር ፍርታ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣፍልጦ ኣልኒ ግን ንፍዕቲ እያ ግን ሰብ ብዘይ ጎዶሎ ስለ ዘይፍጠር ኣዝያ ዝይግድፍ ሕማም ኣለዋ ንሱ ከኣ ሕማም ኣዉራጃ ዘበስበሳ እያ
Zekure serah kemzi elna kenkeyd abet knsebk amlak yhagzena ,seltene good job
Well done seltene hawuna 👏👏👏👏👏
Xbuk agelalxa ❤🎉❤🎉
I agree with Prof Araya Debesay. And let's leave the decision to the mass who will participate in the next conference. Decision will be decided by the majority vote and the majority vote must be respected.
I agree with gual kiros🎉
ኩሉኹም ሐሳብኩም ሕዝኩም ናብቲ ጉባኤ ሙጽኡሞ ጉባኤ ብአብዛሐ ድምጽ ይወስኖ
እወ ንፈልጦ ምሕላብ መንሳዕ እንድዩ
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️good job
ሰብ፡ ስድራ፡ ዓዲ፡ ወረዳ፡ ኣውራጃ፡ ብሄር፡ ሃገር፡ ሃገረሰብ፡ ሃገረ ኤርትራ 💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
ስላም❤❤❤❤❤❤
ሰላም ሰልጠነ ሓውይ 💙🙏💙
Eta1hanti ftah bie awrajaka mwdab eya slemntay kemu kona nnebr sle zelena thaks💙
Kihiskana timalli SELTENE......well done ✅✅
Keep the good work bro. ❤
ክብሪ ንዶ/ር ተጋዳላይ ሕሩይ ተድላ ምስ ብጾቱ ይኹኖም። ብዓዲ ተጠርኒፍካ ናብ ሃገር ምምጻእ ኣገዳሲ ኩይኑ ይስማዓኒ። ንወዲ ዓድኻ መንነቱ ኣጸቢካ ትፈልጦ ኢካ ሱልካ ህግደፍ ከተወግድ እንተኮንካ ብዓዲ ተውዲካ ምስ ከማካ ዝኣምሰሉ ኮንካ ንህግደፍ ካብ ስልጣኑ ኣሊካ ኔርትራ ዋናታታ ይምርሕዋ።ንሳ እያ ተስፋ ትህብ።
እዛ ኣዴና መን ወኪልኩም እናበለትስ ከነባራብሮም ትብል እሞ ንስኩም'ከ ድኣ መን ወኪሉኩም?
ብዝኮነ ጹቡቅ መደብ ግን ኣይትንሃሃሩ ከም ዓበይቲ መጠን
ሕጂ ግርም ሰልጠነ ንኩቡራት ዑዱማትካ ክኣ ክብረት ይሃበልና
S , H, O , igna A ,A bhbo inserlen weyanen bedenb inawkewalen
I think you need data base record and create virtual electoral district, but how people would know who to elect if they don't live together in close community.
Good job ❤
A ,A yalutn brged nehamedu atschrsu tetenkeku
KEMZIOM KUBURAT ABEYTI ENDAADEMKAS TRKIMRKI POST AYTGBER PLEASE WITH FULL RESPECT BROTHER. 🙏
NIMEAL MEHARI & SENATOR TEFIOM ALEWU EMO GET THEM BACK PLEASE.
እታ አውራጃ ትብል ቃል ብመሰረቱውን አምሐሪኛ ኢያ
ከም ርእይቶይ:
ዘይተዓወትናሉ ቀንዲ ምኽንያት ኩሎም ሓለፍቲ ውድባት ይኹኑ ናይ civic ማሕበራት እቲ ሓላፍነት ኣብ ልዕሊ ከቢድ ስርሖም ደሪቦም ስለዝሕዝዎሞ ከድምዑ ይኸብዶም።
እዞም ብሉጻት ጥሮታ ዝወጹ ተቓለስቲ ሓላፍነት እንተተሰኪሞም ተዓወቲ ኢና ዝብል እምነት ኣሎኒ።
ስለዚ እዚ ሕጂ ዝለዓል ዘሎ ጉዳይ ነዓታቶም ኣሚና ንበገስ ምበልኩ።
ሰልጠነ ግን ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ
ብርካት አቦታትን አዴታትን ጽቡቅ ሐሳብ ኢዩ ሰብ ይታአከብ ምኽሪ ክረከብ እለሞ ለባማት አቦታት
ኣብ ደገ ዘይተ ሰደ ዘለጽወን ከ ብኸመይ ወከልተን ? ይሰዳ?
እዚ ሓሳብ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ኣብ ባይታ ቦታ ከይሓዝካ ይካልዶ
❤❤❤❤❤
ኣነ ነቶም ብወረጃን ወረዳን ዓድን ክጥርነፍ ዝበሃል ዘሎስ፡ መን ንመን ኢዩ ክምስክር፡ ንሓዉ ወዶቡን ኣዲኡን ፡ እቲ ኣብ ምድጋፍ ነቲ ስርዓት ነቲ ኣብ ምቅዋም ዘሎ፡ ዓይኑ ብጨው ሓጺቡ ዶ ኣይኮነን ዓጋመ ዝብሎ ዘሎ። ንዝጸልእዎ ሰብ ካብ መቦቆል ዓዱ እንድዩ ዝሓኾ ዘሎ፡ ስለዝስ ብተግባር ክዉዕል ይኽእል ዶ?
Prof/araya akib elkum ed haf keteblu mo wekil merixna kitblu anafra qoqa zey felt ay hadanayn
Kubur haw abti tdgfo hasab degefka mglax wey neti zeytidgfo hasab aysemamialun mbal meselka qnuen eyu. Axehahfaka gn bdien mistniakn yimesl.
Please respect.
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
💙🌿🌿💙🙏💙🌿🌿💙🌿🌿💙
ክቡራት ወለዲ ዓበይቲ አሕዋትን አብ ቃልሲ ንሕዝብኹም ብምንቃሕን ዲፕሎማሲዊ ስራሐትን አብ ምክያድ መሪሕ ተራ ትጻወቱ ዘለኹም ከምኡውን እታ ብሕጂ ክትመጽእ ንደልያ ኤርትራ እንታይ ክትመስል አለዋ። ናብዚ ሽቶና ክንበጽሕ ክንዉስዶ ዝግበአና ስጉምትታትን አገባብ ቃልስን ክተነጽሩ ምቕራብኩም ከምኡውን ብዛዕባ መንግስቲ አብ ስደት ሙቛም አብ ዝብል ነፍሲ ወከፍኩም ዘለኩም ዘቕረብኩምዎ ሐሳባት ሃናጽን ዘሕግስ ኢዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንመጻኢውን ቀጽልዎ ይብል። ብንቕሐት እንተተቓሊስና ጥራሕ ኢዩ ሐቛፍን ዕዉትን ቃልሲ ክነካይድ።
ክቡር ሰልጠነ ይበል ስራሕ ዝነአድ ኢዪ ዝገበርካዮ። አብ ቀጻሊውን ንሳቶም ይኹን ከማኦም ዝአመሰሉ ነዚ ቃልሲ አገደስቲ ሰባት እናቕረብካ ከምዚ ናይ ሎሚ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኔሩ ይበል። ንእትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ ድማ የሞግስ
ዓወት ንደለይቲ ፍትሒ
Tsubuk mikri
ካብ ተጋዳላይ ባርያ ኣይሕሸካን ክክክክ ኣታ መን ክሓፍረልኩም እዩ እንታይ ኣምጺኩምልና በጃኩም መዲድ ተሰኪምኩም ንህዝቢ ኤርትራ ይቅሬታ ሕተቱ ሕፈር ወድሓንኩም😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏👏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Chat metet set gagegnu asalfew ysetalu
[ኣውራጃ] = ወረጃዶ ወይስ ውርድ-ሃገር፧
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
ሰላም I like this kind of program and keep up on💙💙💙💙🙏🏽🙏🏽🙏🏽
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
This time we should all come together to support each other’s if not we should stop tekawom all together there is point enough is enough no more dictator::
So let's leave the decision to the majority vote.
kidey deki adina higdefawian slezelewuna
Data base is the most important, like all other civilized countries, security number, social insurance number based computer system.