መደብ ምስ ዕባይ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ሰማር & ተስፋይ ረሲእ ህዝቢ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 68

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  ปีที่แล้ว +5

    እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇
    donorbox.org/tefetawi-talkshow

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 ปีที่แล้ว

    Wenderful! ዝገርም ሓቂ።
    Thank you.

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 ปีที่แล้ว

    ሰመረ ፣ተሰፋይ ።ምስጋና የቅርብ ።።።👊👊👊👊✅🏳💝🎤🔉ፍትሒ ንህዝቤ።

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael2708 ปีที่แล้ว +4

    Unbelievable እዛም ሰባት ናይ ብሓቂ ነዚ ወለዶ ክቅይሩ ዝኽሉ ንናይ ህግደፍ ምድንጋራት ኣብ ጎሓፍ ከምዝድርበ ዘምህሩ መምሃራን እዮም
    ሰልጠነ ከምዚ ከማይ መድሃኒትካ ውሰድ ሱቅ ይልካ ስማዕ ።

    • @roxyjones8335
      @roxyjones8335 ปีที่แล้ว

      Keren👍👍👍💯💯💯💯

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael2708 ปีที่แล้ว +2

    ኣረጋዊ ማለት የዕብዮ ናይ ብሓቂ ረሲእ

  • @eyasutesfagabreal6099
    @eyasutesfagabreal6099 ปีที่แล้ว +2

    Selam kiburat deki meninet geganu tebat enkuay natna konkum.
    Seltene Ghirmay. Egzabiher yimesgen ezom lebamat deki meninet geganu. Bihaiyli Egzabiher telaikom allewu. Hizbitat Eritrean dekebat Eritrea. Kebrhiluna eyoumo.
    Egzabiher mssakatkum yikun

  • @tesbamicael9132
    @tesbamicael9132 ปีที่แล้ว +3

    assey des tblu selatekum tiumat

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 ปีที่แล้ว +1

    ናይ መጀመርያ ጥበብሲ ንእግዚኣብሔር ምፍራሕ እዩ ዝብል፡ ንእግዚኣብሔር ኣይፈራሕናዮን ረሲእና
    ድኣ ። ኣቦኻን ኣዴኻን ፡ ኣኽብር ዝብል ፡ ተጋደልቲ ንብዙሓት ወለዲ ደቅኹም፡ ኣምጽኡ፡ እንዳበሉ፡ ኣብ ኣኼባውን፡ መልሲ እንተሂቦም ብበትሪ ሓለንጊ ተገሪፎም፡ እዚ ረሲእነት እዩ። በስመ ኣብ ብስመ ወልድ፡ ብስመ መንፈስ ቅዱስ፡ ሓደ ኣምላኽ ምባል፡ እግዚኣብሔር ይመስገን ምባል፡ እዚ ኩሉ ብወላሂ ተለዊጡ። ብጠቕላላ፡ ንእግዚኣብሄር ረሲዕናዮ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ረሲእ ኮይና ተረኺብና ኢና። ስለዚ ብንስሓ ናብ እግዚኣብሄር ንመለስ።ረሲእ ማለት ንእግዚኣብሄር ምብዳል ማለት እዩ። ረሲእ ብኣምላኽ ምሕረት የብሉን፡ ስለምንታይ ነቲ ኣይትግበሮ ዝተባህለ እንዳፈለጠ ብድፍረት ስለዝገበሮ፡ ብኣምላኽ ምሕረት የብሉን፡ ካብዚ የድሕነና። ካብዚ ክንድሕን ንዑ ናይ ምድሓን መዓልቲ ሎሚ እያሞ፡ ንዑ ናብ እግዚኣብሔር ንመለስ። እግዚኣብሔር ማሓሪ ኣምላኽ እዩ። ምሕረቱ ኣይተወድኤን እሞ ንዑ ናብ እግዚኣብሔር ንመለስ። ኣምላኽ ይርድኣና። ንእግዚኣብሔር፡ብምእዛዝ ተባረኹ።

  • @Raki1204
    @Raki1204 ปีที่แล้ว +3

    ❤❤❤

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni9402 ปีที่แล้ว +2

    Krmey ዲኹም ትፍተዉኒ ቀጽልዎ ❤

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 ปีที่แล้ว

    Thank you.

  • @fggg6791
    @fggg6791 ปีที่แล้ว

    ተገዳላይ ኣይ ንነብሱ ኣይ ንስድሩኡ ዘርሞ ዘርሞ

  • @natnaelhabtom8138
    @natnaelhabtom8138 ปีที่แล้ว +2

    የማነ ደራፋይ ወይ ገጣማይ ድዩ?

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 ปีที่แล้ว +1

    ዝኸበርኩም የሕዋትና ተስፋይን ሰመረን እግዚኣብሄር ይባርኽኩም፡ እቲ ሓቂ ሓቂ እዩ።

  • @medeber0077
    @medeber0077 ปีที่แล้ว +1

    በው አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይህብኩም ብልክዕ ገሊጽኩምና እሳ እያ እታ ሐቂ እዞም ሽፋቱ ባህልናን ሃይማኖትናን ከምንርስዕ ገረሙና ስልጠነ በጃካ ደጋጊምካ አምጽአዯም ክቅይሩና ይክእሉ እዯም 👍🏽👍🏽👍🏽🙏🙏🙏

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 ปีที่แล้ว +2

    They are absolutely right!! And it’s well said

  • @loveyoucanada3569
    @loveyoucanada3569 ปีที่แล้ว +4

    ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ

  • @tekleweldu4223
    @tekleweldu4223 ปีที่แล้ว

    Independent nebsa kila iyu nexanet aykonen

  • @hannesgebreyesus8773
    @hannesgebreyesus8773 ปีที่แล้ว +2

    Btamie kneadu zgbeom nfuat Semere & Tesfay yekenyelna kemuwn Seltene.

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 ปีที่แล้ว +1

    ረሲእ ማለት ጸረ ክርስቶስ ንእግዚኣብሔር ክሒዱ ኣብ እግዚኣብሔር የሎን ምባል ዝበጽሔ እዩ።

  • @solomontesfay554
    @solomontesfay554 ปีที่แล้ว +2

    ፅቡቅ መደብ

  • @aidamenghistu2710
    @aidamenghistu2710 ปีที่แล้ว +1

    Ezom sebatsi hawtitom

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 ปีที่แล้ว

    ክቡር ህዝበይ ኣብ ምአጽሓፍ ፡ ቅዱስ፡ ብምእዛዝን ብዘይምእዛን ዝርከብ ፡ እታ ርሲእ እትብል ቃል ኣጸቢቕካ ክትበርሃልኩም እይስ።
    ዘዳግም ምዕራፍ 28፦ 1-14
    ዘዳግም ምዕራፍ 28፦ 15 - 60
    በጃኩም ኣንብበዎ እሞ ንርእስኹምን ነቲ ዘሎ መሪሕነትን ብቓል ኣምላኽ መርምርዎ። እዚ ሓውና በታ መኪና ገይሮ ዓባይ መረዳእታ ሂቡና ኣሎ። ተባረኹ። መምሪሒና ቃል ኣምላኽ ይኹን። ተባርኹ።

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +1

    ዝኸበርካ ሰልጠነ ኣብዛ በዓል ተስፋይን ሰመረን ብዘገርም ኣገላልጻ ዝተንተንዋ ፡ ቀንዲ ሕማም ረሲዕ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ፡ በቲ ግእዛዊ ቋንቋ ኸኣ ፡ እቲ ሕጊ ስርዓትን መነንትን ዝረሰዐ ፡ "ረሲእ" ወይ ሓጥእ ኮይኑ ብዙሕ ግፍዒ ይፍጽምን ይፍጸሞን ምህላዉ ብተግባር ንርእዮ ኣለና። ነዚ ግሩም ዝኾነ ትንተና ማለት ፋይዳ ናይ ረሳዕቲ ሕጊ ስርዓት መንነት ኣበዋት-ወለዲ ኣጸቢቑ ከብርሃልና ክድርዓልና በጃኻ ንኣቶ ዮሴፍ ገብረሂወት ፈላስፋ ዓድመልና።
    ኣብ ግእዝ ረሲዕን ወይ ረሲእ ማለት ሓጥእ ፡ ከምዚ ዝበልዎ ሓደ ቃል እዩ።

  • @amanuelmoges454
    @amanuelmoges454 ปีที่แล้ว

    ድሩዕ ቢትወደድ ዘንጊዖም እዮም ኩሉ ምስ አዳለወን ምስ ስርዓን ውሽጢ ውሽጢ ምንም ክገብሩ ከምዘይክእሉ ምስአረጋገጸ ጌም ኦሸር ተባሂሎም አብ ትሑት ሃገራውነት ዋጋ ምስደርበዮም ክትሱኡ እይካአሉን አብ ጸወታ እዮም ኔሮም ንሱ ጉርድን እኽልን አቀዲሙ ፈልይዎ ኢዩ ግን ናይ ሕጂ ንግበር ከምኦም ከንኸውን ዋጋና ክብረትናን አይንሽጥ

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 ปีที่แล้ว

    እወ: ከም'ቲ ዝበልኩምዎ: እቶም purposely, ኣንጻር መንፈሳዊ እምነትን ሓቅን: ምእንቲ ስጋኦም ክብሉ ንሓዎም ዝኽሕዱን ኣሕሊፎም ዝህቡን እዮም እቶም 'ረሲኣን' ዝብሃሉ።

  • @שימישימי-נ7ס
    @שימישימי-נ7ס ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @alexhabtom-sy3nc
    @alexhabtom-sy3nc ปีที่แล้ว

    ሰማር & ተሳፋይ ቡሉጻት ሰባት ቡሉጽ ሓሳብ ስልጠነ ከም ወቱሩ ብሉጽ ❤❤❤🎉🎉

  • @Belewkelew-s9o
    @Belewkelew-s9o ปีที่แล้ว +3

    ኣዝዮም በላሕቲ ሰባት ብፍላይ ኣብዛ ናይ ሕማም ራሲዕ ኣገላልጻ ዝድነቕ ኢዩ

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 ปีที่แล้ว

    ክቡር ህዝበይ ከምቲ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዝብለና፡ ጥራይ ከም ነህሚያ፡ ዘሩባቤል፡ ሓጌ፡ ዝገበርዎ፡ ነቲ ሰይጣን ፡ ኮሚኒስቲ፡ መንፈስ ዘፍረሶ ክንነድቕ ኢድ ንኢድ የተሓሒዝና ንበገስ፡ ኣምላኽ ሰማይ ከኣ ክሕግዘና እዩ። ነአህሚያ ምዕራፍ 1፦ 1 ብምሉኡ ኣንብብዎ።

  • @regatkahsay
    @regatkahsay ปีที่แล้ว

    💯💯💯💯

  • @anghesomghebremeskel1695
    @anghesomghebremeskel1695 ปีที่แล้ว +2

    ተስፋይን ሰምሃርን ኣሕዋተይ ኣብ የማነ ዝሃብኩሞ ርእይቶ ኣይሰማምዓሉን እየ። ምኽንያቱውን እዚ ህዝቢ ዝርእዮ ቃንዛ እዩ ዝቑንዞ ዘሎ። ንሰብ ኣብ ዘይፈልጦ ነገራት ምመሃርካዮን መንቃሕካዮን። እንዳተቐጥቀጠ ንዝተጸመመን ንዝደቀሰን እንታይ ኢልካ ኢኻ ክተበራብሮ? እንዳተጨፍለቐ ነቲ ወጽዓ ተጸሚሙ እንተድኣ ተቐቢልዎ ንመን ኢኻ ክትደኽመሉ? የማነ ጽራይ ሓሳባት እዩ ኣስሚዑና። ንዝርድኦ። የማነ ናይ ቅድሚ 100 ዓመታት ዛንታ ኣይኮነን ዘዘንትወልና ዘሎ። ነዚ ዝወርደና ዘሎ ግፍዕታት ዝርስዕ! ሰብ፡ ሓንጎሉ ዝተዘናበለን ዓይኑ ዝዓወረን ክኸውን ኣለዎ። ኣብ ዘይሰምዓካ ደብሪ ኣይትማህለል ስለዝኾነ፡ ኣብ ጸማማት ኣይንድከም እዩ ዝብለና ዘሎ የማነ። ሓቁ ድማ። ሰምሃርን ተስፋይን ሎምስ ኣይግድን። ምስ ሓሳባትኩም ኣይሰማማዕን እየ። ኣይኮነን ንዘጽንተልና ዘሎ ስርዓት፡ ሰብ ጸሪፉካ እኳ ዘይትርስዖ።

  • @fp6521
    @fp6521 ปีที่แล้ว

    Exu weddi nkuh see ab Asmara trah zelo eyou

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 ปีที่แล้ว

    እዚ ተስፋይ ዝበሃል ወዲ ይጋገ ኣሎ!!!!!
    ሰልጠነ ሓዝ ኣይትፈኑ
    ከየጋግየካ። እዚኦም ንባዕሎም እውን
    ንርእሶም ረሲዓት እዮም ።

  • @kebreabisaacwelde3825
    @kebreabisaacwelde3825 ปีที่แล้ว

    ረሲዕ (ረሲዓን) ማለት ብግዕዝ፡ ጠላም / ጠላማት ማለት እዩ

  • @ፍቅሪጥዑም-ዠ8ረ
    @ፍቅሪጥዑም-ዠ8ረ ปีที่แล้ว

    ጽን ኢልካ ምስማዕ ልመድ ሰልጠነ ዋላ ነቲ ሰማዒ ኢካ ትቆርጾ ዘለካ ሓሳቦም ከይ ወድኡ ኣይትሕተቶም

  • @emanuelgebrehiwet1872
    @emanuelgebrehiwet1872 ปีที่แล้ว +1

    ሃለውለው

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 ปีที่แล้ว

    ረሲእ ማለት ብቓል ኣምላኽ ነቲ ዝተዋህቦ ትእዛዝ ኣምላኽ ሓዲጉ ክሒዱ፡ ስራሕ ዲያብሎስ ክገብር ከሎ እዩ። ንኣምላኽ ነቲ ፈጣሪኡ ዝከሓደ ማለት እዩ።

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael2708 ปีที่แล้ว +2

    ሰልጠነ😂 ሽበት ክተውጽእ 😂 እኻ ምስ እዚኦም መይተ 😂

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 ปีที่แล้ว

    እዚ ናይ ኤርትራ ህዝቢ: ስድራ-ቤቱ: ዓዱ: ባህሉን ልምዱን ኩሉ ጠቅሊሉ ነዚ ሰይጣን ኣምላኹ ኢሳያስ ብኣምልኾ ኣረኪብዎ እዩ ዝርከብ።
    Thank you.

  • @medeber0077
    @medeber0077 ปีที่แล้ว

    እዚ ጠንባር ይከይድ አለኩ እሟ አርክቡኒ ዘይብል ግን ትማሊ ጫማ ተስፋጺን ሎሚ ድማ ናይ ኢስያስ ጽባሕ ድማ ናተይ ክከውን ጸገም የቡሉን

  • @bossbigger6129
    @bossbigger6129 ปีที่แล้ว +1

    ኣነ ኣባል 33 ዙራይ እያ ገለ ክብለካ ብዛዓባ እዞም ይሕዋትና ።ንነብስካ ኢካ ትቃለስ ትብል ሓሳብ ክብልቲ እያ ምክንያቱ ንስካ ሰልጠነ ንእብነት ንህዝቢ eritrea ኢልካ ኣብ ባይታ ክትቃለሶሉ ኢልካ አንተወሪድካ ኣነ ርግጼና እየ ህዝቢ 99% ኣንጻርካ ከም ዝዓጥቅ ሕጂ ንህዝቢ eritra ኢልካ ዲካ ትቃለስ ዘለካ ማለት ።ኣነ

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 ปีที่แล้ว

    Agedasii Medeb 💯👌👌👌

  • @logochiwa1
    @logochiwa1 ปีที่แล้ว

    የማነ ዝተዛሮቦ ቡዙሕ ትርጉም ኣለዎ ቀሊል ዘረባ ኣይኮነን። እዛ ዝበላ ዘረባ ንተቇዋማት ደጋፋይ ኢዩ ዝዛረባ ዘሎ ብከፊል ከኣ ንህዝቢ ኤርትራ። ደገፍቲ ህግደፍ ትሕምም ዘረባ ኢያ። ደገፍቲ ህግደፍ ከኣ ንዛ ዘረባ ከመይ ከምትሕሞም ክዛረቡላ ክንሪኦም ኢና።

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 ปีที่แล้ว

    ክቡራት የሕዋትና ብመጀመርያ፡ ካበየን ናበየን ወዲቕና ኣሎና ኢልና ክንሓስብ ንጀምር፡ እሞ፡ ናብቲ ቃል ኣምላኽ ነድህብ፡ ከምቲ የሕዋትና ዝብልዎ ደለዉ፡ ካብቲ ተሎጊምናሉ ዘሎና ልኋም ፈረስ ኮሚኒስቲ ወጺእና፡ ናብቲ ቅድሚ 70 ዓመት ዝነበርናዮ ንመለስ። ሰብ ናብ እግዚኣብሔር እንድሕር የመሊሱ፡ እግዚኣብሔር መራሒኡ እንተገይሩ፡ ፍርሓት ኣምላኽ እንተድኣ ፡ ኣልይዎ፡ እግዚኣብሔር ፡ ከኣ ፡ ንጸሎትና ክሰምዕ፡ ይጅምር። ስለዚ ቀንዲ ናብ ኣምላኽና ንመለስ። ሻዕብያ ምስ ኣተዉስ ብጀካ ወላሂ እንታይዶ ይፈልጡ ነይሮም እዮም። እግዚኣብሔር ይመስገን ክንብል ከለና የላግጹልና፡ ነይሮም፡ ንስኺ ንመዓልቲ ክንደይ ግዜ ፡ እግዚኣብሔር ይመስገን ትብሊ ይብሉኒ ነይሮም። መጨረስታ ከም ቅጽል ሽመይ እግዚኣብሔር ይመስገን ክብሉኒ ጀሚሮም። ካብኡ ከላግጹ ክብሉ እግዚኣብሔር ምባል ለሚዶም ፡ እቶም ኣብ ከባብየይ ዝነበሩ ወላሂ ተሪፉ፡ ናብ እግዚኣብሔር ይመስገን ተቐይሩ፡ ምስጓግ ኣርኪብዎም። ስለዚ ክቡር ህዝበይ ንሰብ ኣይትበድሎ እምበር ኣይትፍራሓዮ፡ ነቲ ሓቂ ሓቂ በል ነቲ ጌጋ ከኣ ጌጋ ክትብል ትባዕ። ንእግዚኣብሔር ጥራይ ፍርሓዮ። ኣጆኹም ኣምላኽ ክረድኣና እዩ። ንእግዚኣብሔር ተገዝእዎ ናባኹም ክቐርብ እዩ፡ ንዲያብሎስ ግን ተጻረርዎ ካባኹም ክርሕቕ እዩ ይብለና። ሰልጠነ ወደይ ከኣ እግዚኣብሔር ይባርኽካ፡ እግዚኣብሔር ብጥበብን ብምስትውዓልን፡ ይባርኽኩም። በቲ ኣብ ዳንኤል ዝነበረ ብሉጽ ኣእምሮ እግዚኣብሔር ይባርኽኩም። ናብቲ ህያው ዝኾነ ቃል ኣምላኽ ብምድ ሃብ ተባረኹ። ውሉድኩም ብሩኻት ይኹኑ፡ ዘመንኩም ኩሉ ይባረኽ።

  • @ሕቆፍኒ
    @ሕቆፍኒ ปีที่แล้ว

    ኩሉ ክብርታቱን ባህሉን መንነቱን ኣጥፊኡ ኤርትራዊ ገሮሞ ኢዮም ስለዚ ኢዮም ድማ ህዝቢ ዝበልካ እንተ በልካ ክሰምዕ ዘይክእል ዘሎ😊

  • @እሙን
    @እሙን ปีที่แล้ว

    Straight up on point I am talking my self what they are saying I felt they are onest.

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael2708 ปีที่แล้ว +2

    ኣንቱም ሰባት ፍርማሲ ቅድሚ ምዕጻው መድሃኒት ውሰድ ጸረ ህግደፍ ባልዕ😂

  • @tibezerai5571
    @tibezerai5571 ปีที่แล้ว +2

    💕🙏💪

  • @welesharegay6326
    @welesharegay6326 ปีที่แล้ว +1

    Asy zom deky alokumna tumat dmzi

  • @welesharegay6326
    @welesharegay6326 ปีที่แล้ว +2

    Wawwwwww👌👌👌👍👍👍👍❤❤💯💯

  • @danieltewelde6449
    @danieltewelde6449 ปีที่แล้ว +1

    RessiE menes Hasad morally wrong siner mirsaE forget discard disremember ignore neglected the sound looks like in Tigrinya the same but so you guys make sure make sure the difference of your topic about Evil or Forget.

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 ปีที่แล้ว

    እዚ ሓወይ ሲ ይጋገ ዘሎ ይመስለና
    ህዝብና ሓርነት ኣየምጽእሉን
    ስለዚ ከኣዩ ህዝብና ኣብዚ ወሪድዎ ዘሎ ሓደጋ ወዲቑ ዘሎ።
    ነጻነት ግን እታ ሃገር ካብቲ ብዓመጽ
    ሒዙዋ ዝነበረ ገዛኢ ተቓሊስካ ነጻ ምውጻእ ነጻነት ይበሃል
    July 4 independence day እንድዩ።
    እዚ ብኢንግሊሽ independence
    ብትግርኛ ድማ ነጻነት international
    ዝቕበልን ት ዘለዎ እዩ።
    ነዚ ስቕ ኢልኩም ኣይትደዋውስዎ።
    ነቲ ቀንዲ ነጥቢ የባላሽወልኩም ኣሎ።
    ሰልጠነ እውን ኣይትጋገ
    ነጻነት ኤርትራ ብሙሉኡ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ኣምጺእዋ። ሓርነት ህዝቢ ግን እዚ ሕጂ ንቃለሰሉ ዘለና እዩ ።

  • @tesfomiyob382
    @tesfomiyob382 ปีที่แล้ว

    🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏💪💪💪💪🙏🙏🙏

  • @logochiwa1
    @logochiwa1 ปีที่แล้ว

    ሰማር ፡ ድሩዕ ዘበሎ ዘረባ ኣይዶንጎየን ኣብ ግዚኡ እዩ ተዛሪቡ ።ቭድሕሪ ውግእ 1998 እካዮ ዝበዝሔ ሰብ ሞይቱ ተሰዲዱ

    • @amanueltesfamichael2708
      @amanueltesfamichael2708 ปีที่แล้ว +1

      ኣንታ ሓውና ሓቂ ተዛሪብካ መንገዲ ባብር ደቅስ ይበሃል ሃይለ ድሩዕ ሓደ ካብቶም ብዙሓት ተጋደልቲ ክእሰሩን ክስሸኑን ኣጽቅጡ ነሩ ኣብታ ርእሱ ምስ መጸ ኢሰያስ ክዛረብ ጀሚሩ ኣበይ ነሩ ብትወደድ ክእሰር ።

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 ปีที่แล้ว +1

    ረሲእ፦ እከይ፡ ክፉእ፡ ገበነኛ፡ ዘይሕጋዊ፡ ነውራም፡ ርጉም፡ ዘፈንፍን፡ ስዲ፡ ተንኮለኛ፡ ርኹስ፡ ሕሱም፡ ነውሪ፡ ክጥቕልሎ፡ ሕጊ ኣምላኽ ዝተሓላለፍ ማለት እዩ። ብኻልእ ኣዘራርባ ስራሕ ሰይጣን ዝሰርሕ ማለት እዩ። ኣምላኽ ዝኸሓደ ማለት እዩ። ሰብ ንኣምላኽ እንድሕር ክሒዱ ድላዩ ክገብር ዝኽልክሎ የልቦን። ሻዕብያ ከኣ ንኣምላኽ ዝኸሓዱ፡ ኣምላኽ የልቦን ዝብሎዶ ኣይኮኑን። ይሁዳ ማለት እዩ። እዚ ኣብ ሃገርና ዝተፈጸመን ክሳብ ሕጂን ዝግበር ደሎ ኣጋንንታዊ ስራሕ ሰብ ንሰብ ደይኮነን ዝባላዕ ደሎ። ንኤርትራዊ መንድዩ ዘጥፍኦ ደሎ ሓዉ ኤርትራአኢዶ ኣይኮነን። ኤርትራዊ በጃኻ ለብም፡ ዕሽነት ይኣኽለና። እስኪ ህዝበይ ናብ ኣምላካ ተመለስ እሞ፡ ኣምላኽ ከኣ ክምለሰልና። ህዝበይ ቃል ኣምላኽ ኣንብብሞ ምድሓንን እቲ ሓቅን ክትፈልጥ። ሓዊ ኣብቲ ቃም ኣምላኽ እዩ ደሎ።

  • @teklekidane9867
    @teklekidane9867 ปีที่แล้ว

  • @zaidghebreab7919
    @zaidghebreab7919 ปีที่แล้ว +1

    Tesla's kelo too much you don't have any respect

  • @regatkahsay
    @regatkahsay ปีที่แล้ว

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @zaidghebreab7919
    @zaidghebreab7919 ปีที่แล้ว

    Aye too far aytkidu ahwatna ninexanet hizbom eyom it doesn't make sense netom merahti zikehadu eyu

  • @asmerettekle55
    @asmerettekle55 ปีที่แล้ว

    No you are rong brother they are victim right now they are not defenseing them self

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 ปีที่แล้ว

    ክቡራት የሕዋት፡ ሓደ ነገር ክነግረኩም፡ ክልተ ተፈላለየ፡ ቃላት እይ። ረሲእን፡ ረሲዕን፡ እዩ። ኣብቲ ቃላት ረሲዕ ማለት ናይ ምዝካር ክእለቱ ዝደኸመ፡ ብፍላይ ብእርጋን፡ ረሲእ፡ ማለት ግን ረሲዕ፡ ሓጥእ ፡በደለኛ፡ ካብ መገዲ ኣምላኽ ዝሓረቐ። ማለት እዩ።

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

    እዚ ተስፋይን ሰመረን ዘቕረብዎ ትንተና ነቲ ቐንዲ ሱር ሕማም ፖለቲካ ኤርትራ ፍወሳ ዳያግኖሲስ ንምግባርን ንምርዳእን ዝግሕዝ እዩ።
    መራሕቲ ጀብሃን ሻዕብያን ንነዊሕ ዓሰርተታ ዓመታት በቶም ፍሉጣት ኣሰልጠንቲ ናይ ፖለቲካ ካድረታቶም በዓል ኢሳይስ ኣፈወርቂ ሃይለ ድሩዕ ፡ ኣሕመድ ቀይሲ ፡ ዓብደላ ጃቢር ፡ ዘምህረት ዮሃነስ ፡ ስብሓት ኤፍሬም ፡ ስዒድ ሳሊሕ ፡ ኣድሓኖም ገብረማርያም ፡ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ፡ ዓሊ ዒማሮ ፡ ስዩም ሓረስታይ ... ጌሮም ፡
    ታሪኽን መንነትን ኤርትራ ሓንሳብ ካብ መግዛእቲ ኢጣልያ እዩ ዝጅምር ፡ ሓንሳብ ከኣ ብ1961 እዩ ዝጅምር ፡ ሓሚድ ዓዋተ ዶ ኢሳያስ ከም ነቢይ ሙሴን መሓመድን ንኤርትራ ሓራ ከውጽኡ እተላእኩ እዮም ። ህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ ኢጣልያ ታሪኽን ዓውድን ኣይነበሮን ፡ ኣባሓጎታትና መንነትና ቋንቋታትና ስርዓትና ድሑር እዩ። ኤርትራ ከም ሃገራት ዓረብ ከም ሶርያ ኢራቕ ሊብያ ወይ ከኣ ከም ቻይናን ሶቬትን ክንገብራ ኢና፡ ኢሎም ፡ መንነት ታሪኽ ክብርታት ኣበዋት ፡ ባህሊ ስርዓት ህዝቢ ኤርትራ ከም ዝነዓቕን ዝርሳዕን ጌሮም እዮም።
    ነዚ "ታሪኽካ ንዑቕ እዩ" ኢሎም ንመንነትና ዘረስዕዎ ህዝቢ ፡ ሃንደበት ንህዝቢ ኤርትራ "ካብ ድቃስካ ተስእ ተበራበር ሃገር ትብርስ ኣላ" ፡ ምባል ነቲ "ደቅስ" ዝበልዎ ሓፋሽ ትርጕም ኣይነበሮን ወይ የብሉን። ሓፋሽ ውን ከም እተባህሎ ረሲዕ ኮይኑ ፡ ስጋብ ሎሚ ኣብ ቃንዛኡ ዘይውዳእ ሕልሚ ድቃስ ይርከብ።
    ኣብ ግእዝ ረሲዕን ረሲእ ማለት ሓጥእ ፡ ከምዚ ዝበልዎ ሓደ ቃል እዩ።

  • @ruthh1755
    @ruthh1755 ปีที่แล้ว +1

    💕💕💕💕👍👍🙏🙏