Yodit haftey i love you and desale tikabo i am. Proude you are the great of thé People of the eritrean bzaba desale tikabo zizareb zelo eti right zkone eski nikebelo :eti ab ajewjew zelo gn turgum yeblun kulom eritrawiya yahwatey wu. Kisenu bswur gudayna niketatel bzuhat alona ta ajokummmmmmmmmmmmmmml
From what I can see these two individuals never agitated hate nor Regionalism. Don’t they have the right to express themselves, it’s very unfortunate that Eri Sat decided to stop the interview with these guys.
Thanks Yodit 🙏🏾 pls forget this girl Semhar she is a simply soft shaebya, if abraha is a threat to her but her idea is simply dancing with wave first she behaved against Tigray until she saw we all justice seekers were against pfdj and then she turned 360 to say that opposite she does not has a proper stand! Eri sat should know that Semhar is the gerima’s follower!
ደሱ ኒሱሚሃር ገረመዱህን አቢ ሲዊዲን ዲዩ ኢቲ ጌጋ አይተረዲአኒ ተካሊቲ ምዓሊቲ ዚሰሪሒ ይጋገዩ።።።❤❤❤።
ወዲ ጣባ ንሒቲነኻ ወሪቃ መሊሲሊገለ አይሰሚዒኻን።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
Thank you yodita
2 ብሉጻት ስባት ስለ ዘምጻኽልና።
ዮዲታ ብጣዕሚ ጽቡቅጌርኪ ይቀንየልና
Yedita I am proud of you, for inviting them,I love desu and aya drar
መርሓባ ጀጋኑና እንኳዕ ድሓን መጻእኩም የቐምየልና ቀጽሉልና።
የቀንየልና ዮዲት
Yodit ermti hafti nay bhaki mkllti abay seb bravo 🎉❤❤❤❤
ዮዲት ሓብተይ ኣጆኺ ቅርጽልዮ፡ኣዚዩ ዘደንቕ ሓሳብ ከቢድ ዝብሃል የለን ዓቕሚ ርእሲ ጥራሕ ኢዩ
አቢ ጎኒ ወያነ ዘይኮነሲ አቢ ጎኒ ህዚቢ ሚባል ነዊሪ አይኮነኒ ቢዛዒባ ህዚቢ ኤርትራ ኒሒሰቢ።።።
መርሓባ ዮዲታ ሽኮር ክብረት ያሃበልና ስለቲ ውሕሉል መደብ የቀንየልና ናይዞም ሰባት ርእሶም ከትሕቱ ዝጽዕሩ ዕድል ኣይ ታሃቡ የቀንየልና
ኣሞ ዘይትኽይድ ንመቐለኻ።
እአብዛ መጨሻ ዝሃባ ሪኢቶ ኤረሳት ንሰምሃር ን ንኻሎኡትን ኢዮም ላእ ክብልዎም ነይርዎም ናይ ሚኪኤል ሪኢቱ ጽብቅቲ ሪኢቶ ኢያ👌👌👌👍👍👍
ስጋብ ነታ ትውክለኒ ዝበልካያ #ዘድነቕካን፡ ናይ ካልኦት ክኣ ስጋብ #ዘየቆናጸብካ ብዛዕባ ኣውራጃ ይኹን እምነት ወይ ካልእ ምዝራብ ምንም መንቅብ የብሉን። እቲ ጸገም ካብቲ እጀታኻ ወጺኻ 'ትገብሮ ምውስዋስ ጥራይ'ዩ። ኣጆኹም ኣጆና።....... ጥራይ ካብቲ ናይ ምፍልላይ-ምኣዲ 'ቲ ስርዓት ጥራይ ኢድና ንሰብስብ።
ሱዋ ሲተ ሜሲ ሲተ ሚሪጫኻዩ።ቢራወይ ዊሲኪ ሺሃይ ወይቡኒ።።።
ይሰማዓሎ
ዮዲት ብጣዕሚ ንፍዕቲ ከምዚ እዪ ደድልየና ብዓል እዛ ሰምሃር አንጭዋ ዒደር እያ አነ personaly ይፈልጣ እየ ወዲ ትካቦን አያ ድራርን አጆኩም ክገርመኩም ከአ ጎንደሬ እያ ተወሊዳዳዳ ጉንፍቲ ይቅሬታ ከይሐተተት ካብ ርእሳ አይወርድን እየ
ብሓቂ ዓበይቲ መማህራን እዮም፣ ነዚኦም መድረኽ ዝኸልእ ንቓልሲ ኤርትራውያን ከዐውት ዘይደሊ ጥራይ ክኸውን ኣለዎ።
ይስማዕ
ኦ።
ደሳለ ሐውና ለባመይይይይይይ ተስፋ ሎምን ፅባሕን ንበረልና
Yodit haftey i love you and desale tikabo i am. Proude you are the great of thé People of the eritrean bzaba desale tikabo zizareb zelo eti right zkone eski nikebelo :eti ab ajewjew zelo gn turgum yeblun kulom eritrawiya yahwatey wu. Kisenu bswur gudayna niketatel bzuhat alona ta ajokummmmmmmmmmmmmmml
ሰምሃር ተኮሎኛ እያ ንመምህር ተመስገን ካብ ኤርሳት ዝነጸሎቶ ሰምሃር እያ ንኹልና ደገፍቲ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ከኣ ብሎክ ገራትና እያ ሕጂ ውን ነዚ ናትኩም መልሲ ግብረ መልሲ ክትህበሉ ኣይ ትኽእልን እያ ትንኮሎኛ እያ ::
Sebouke alka kem semhar aletena lokamx yelen Beal ezen ab gondar zetweldet nesnet Eritrea zemsea se seb khsera betmea zehzene wala ne yodit block ketgbra eya eza fatat ketfea nekez ko elwa memher temsgen
ጽቡቕ ኣሎ።
ዮዲታ ንፍዕታ ብዙሕ የመስግነኪ ካልእ ኣያና ድራርን ደሳለን ብሓቂ ዝምስገኑ ንኾርዓሎም ደለይቲ ፍትሒ እዮም ጽቡቕ መደብ እኳ እንተኾነ ብሰንኪ ቴክኒክ ክማላልኡን ክሳማምዑን ኣይካኣሉን ከምዚ ዓይነት ንቃልስና ሓጋዚ ስለ ዝኾነ ካልእ ግዜ ኣምእዮም❤❤❤❤❤
ማዒበል 6ቢ6ጺርጊያ ይሰሪሒ አሎ ።ኢሊና ክሳቢ ብቲ ብቲቭ ኦረይ ኪሲቢ ዚርኤደይኅዒገሲ ።።ጸ፡ገሚና አውሪጂ ተንቤን ቲጊራይ ኢትዮጲያ ጸላኢና።።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።።።።
አጆኻ ደሱ ፈሊጥናዮም አሎና አይንቅበሎምን ኢና
ፈሊጥካ ኸ እንታይ ተምጽኦ ኣለካ ፧ ሽለት
Thank you are right 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏👍👍🇪🇷🐫🐪♥️♥️👍👍🙏👍🙏🇪🇷🐫🙏🙏
ይስማዕ ኣሎ
ዝጋሓፍ ዘረባ እንዳ ወያነ
ዮዲ ጽቡቕ አሎ
ዮዲታ ዓባይ ስብ ብልጽቲ ስብ ።
thx yodita abay seb Gaul hzbi eki nski❤
❤ዮዲታ ብልቢ ትምስገኒ ንኹሉ ብትብዓት ትገብርዮ❤
Desale he is smart man💯👏✅️
ውውውውውው ቡሉጻት ሰባት
Ooooooooooooooo
Iooo
Ooooooo
Oooooooo
እቲ ሐቀኛ ጶለቲካ ካብታ ዝንአሰት ክፍሊ ምሕደራ ማለት ዓዲ/ወረዳ/አውራጃ/ሃገር።።እዚ አብ ሙሉእ ዓለም ዘሎን ዝነበረን እዩ።።።እዚ አብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ግን ነዛ አውራጃ ትብል ሐረግ ከም መሕብእን ጽያፍን ጊሩ ይምህረለን ተባህርሮን እያ።።ሰለዚ አጆኩም ሃገር ክትድሕን እንተኮይና ጥርናፈ ዓዲ አበኩም አተስኡ።።።።።
You are my hero always say love you so much and I’m proud of you
ሰምሃር አንጭዋ ምጥቖሲ ክፍእቲ ናይ ስልጣን ስስዕቲ ካብ ህግደፍ ዝይትፍለ ናይ መልሐ ጨለ እያ አይትገደገደሱላ ኩቡራት ኣሕዋተይ
Thank you so much our heros God bless you. Lots and lots wish of success blessings.
❤❤❤❤❤
ደሱ &ድራር ብጣዕሚ ንፉዓት ኢይኹም ካብ ኩሉ ብርስፐክት ትዛረቡ እንተ ኤሪ ሳት ግን ቐደማ ውን ናይ ህግደፍ ያ እንተ እታ ሰምሃር ትብሃል ጋል ግን ሓንቲ ኣመዝራ ያ ካብ ኣመንዝራ እንታይ ጹቡቕ ትጽበዩ እዛ ግዳም ሓደር
አያ ዲራር ቢሪዲኢቲ ካቢ ሙሉኢ ኤርቲራ ተሰዊኡኹም ሒጂዊን ተሰዲዲኹም ኢሲኹም ቲቃለሱ አለኹም ኒሒና ተሓኒኹኺኒ ኢንታይ ተዛርቡና አለኹም ዘረባ የሒጺሪዎ።።።
Ahwat edmen tienan yhabkum❤
Yodit haftey btaemi btgebryo kemesgneki yfetu. Agayshna kaa btaemi lebamat hamexti bsulat eile ye dgelxo berteu kexlwo Awraja xegem koynu ayfeltn mkbbar sgab zhalewe.
Ata desu Ms mulue akbrot hansab hansab da belka nay trah sumuni aytkun teklala n yoditn n drarn asikayom eko.
Please ktsemie fetn
❤❤❤❤❤❤❤❤
አብ ደንበ ፍትሒ እውን ፋሕፋ ፋሕፍ አቢላ ብሰንካ ዝገደፍዋ አልዉ እዛርግምቲ አንጭዋ ሕጂ ትርቃሊዓ ርግምቲ ጎንደሬ
ዮዲታ ናትኪ ድምጺ ይስማዕ ኣሎ
ዝገርምዪ።ሰብ ተውዲኡ ባኣ ደሳለ፡ወዲቃ፡ፖሎቲካ።ቲዘይርብሕ ሙካኑ፡ሰብ፡ኣቅሙዩ።ዝገብር፡ዝወዲ፡ኣቅሙዩ ደሪፉ።
ዮዲታ ብትኽክል ከ ኣውራጃኺ ኣበይ እዩ።
አዉራጃ ዘሎ ዝነበረ ዝተወለድናሉ ቦቷ እዩ ብዝተወለድካሉ ምዝራብ እንቷይ ጸገም አለዎ እብል ኩሉ ሰብ ሐቂ ስለዝኾነ
ሕቶ ህዝቢ እንታይ ኢዩ?
ለዋጥ ስለ ዝሓተተ።
መንግስቲ ይለወጥ ኢሉ ስለ ዝሓተተ ዲዩ ዝእሰር ዘሎ?
ወይ ከኣ ኣብ ልዕሊ መሬት ዝወረዶ መስል ኢዩ።
ዓድታት ሓመሴን ይእሰራ ኣለዋ እወ ሕቶኤን ግን ናይ ለውጢ መንግስቲ ኣይኮነን፡ ሕቶኤን ናይ መሰል ሕቶ መሬት ኢዩ። ኣብ መንግስቲ ይተኣለ ዝብል ሕቶ ኣየልዓላን።
ደሳለ ሓወና ስለ እቲ ቃልስካን ግልጽነትካን ጽቡቅ ኣብዛ ጉዳይ ግን ግምት ግበረላ ኢካ።
Selam abeyti sebat🎉 🎉leave it about attention seekers
Yodita, keep up with your good work; don’t give any attention to the intimidation of those house slaves.
ወዲ ተካቦ ጅግና
ብትብዓት ዘድርገካ የለን
ቅጽሎ
Merhabae zom yehwatey jeganu seb hilna ajokum desale hawey and jigna haftey wana eritrawit haftey ab bet tilhrti sewra zneberi bzkone bzuhat biswur kem deki yehdertna niserh alona seba siteu kisenu kesliwo zom yehwatey jeganu
From what I can see these two individuals never agitated hate nor Regionalism. Don’t they have the right to express themselves, it’s very unfortunate that Eri Sat decided to stop the interview with these guys.
Ajoki trah kbrti hafti Ms Agayshki
መዓዲ ቀሪበ ንዚ ደራፋይ ዲዩ ሰርሳራይ ምግቢ ኣፂኒ ዝገርምዩ
አዚ ድራር ዝብልዎ ልኡክ አዩ ደንቆሮ ከይንብሎ ኣይኮነን ግን ልኡክ አዪ ብሓቂ ድለቱ ውን ንጹር ኣይኮነን ኣውራጃ ምሕደራ አዩ ትክክል በዚ ቶካን ድራር ዝብሎ ግን ሕልሙ ናይ ጽባሕ አዩ
Desale ambesa anent ketali iyu gede haqi dema heji yeheshu ember kem Akeleguzay beanenet
Zetetekea awraja yelen.
Thanks Yodit 🙏🏾 pls forget this girl Semhar she is a simply soft shaebya, if abraha is a threat to her but her idea is simply dancing with wave first she behaved against Tigray until she saw we all justice seekers were against pfdj and then she turned 360 to say that opposite she does not has a proper stand! Eri sat should know that Semhar is the gerima’s follower!
❤❤❤🙏🙏🙏🙏
እዞም ሰባት ሲ ሕማቅ አይተዛረቡን ኤረ ሳት ሕማቅ ጌሮም ንመጽሐፍ ብገበራ አይትፍረዳ ይባሃል እሞ ነዞም የሕዋት ብአውራጃ ክፈርድዎም ሕማቅ ጌሮም ዓገብ::
ኢዚ ብአውራጃ ምትእክካብ ቁንዕ ኢዩ ።
ዋላ ኢዚ ናይ ፡ደሳለ "ደቂ ባት "ዝብል ምትእክካብ ከማን ዝበለፀ ኢዩ ። ግን ብስምዕቲ ዘይኮነ / ብርዲኢት ክከውን አለዎ ። ኩሉ ኤርትራዊ ፡ቅድሚ ፡ኤርትራዊ - ሰብ ምካኑ ክአምን አለዎ ።* ሰብአዊ ክከውን አለዎ ። { ሓቀኛን - ፍትሓውን } ክከውን አለዎ ። አብዝአ ብአውራጃ ፖሎቲካ ክትሰርሕ ይካአል ድዩ ፡ንዝብል ሕቶ ? እወ ክትሰርሕ ትክእል ኢካ ። አብዝአ ድራር ጎደሎ ገሩ ፡መልስዋ ። ኢታ ጎደሎ ናይ ድራር ክአ ፡ስጋብ አውራጃ አከሎ ጉዛኡ " ክትግንፀል ትክእል ኢካ ፡ዝብል መልሲ ኢዩ ። ኢዚ አይቅቡሉን ኢዩ ። ንረብሓ አከለጉዛይ ዩኩን / ንኤርትራ ዘረብሕ አይኮነን ። ሽግርና ናይ ኤርትራውያን " ድንቁሩና ጥራይ ኢዩ " ። ህዝብና በብአውራጃ ክነቅሕ / ክማሃር አለዎ ። ምድያታት ንኩሉ ሓሳቡ ፡ይግለፅ ።
ብታኢሚ ደስ ዝብል show የቀኒየልና
ብቋንቋ ዝጽሁዋህዝቢ የለን ዝብልሲ እንግሊዝ ቋንቋ እዪ ዓሌትውን እዩ English and I am English ይባሃል
Bravo ezy kzareb xenha nbaelu nay xle eu
Hi yedeta can I ask you questions when you invite desale and dare what's coming from baplic to you
ኣንታ ካብይ ዝመጸ ብአራይ ሃዘሞ አዩ ደራፍይ ኢልኪ ዲኪ ኣብጺኪዮ፥ ዮዲት ተካል ኣይትኩኒ ኮነ ኢልኪ ከምዘምጻአክዮ፥ይርዳኣኒ አዩ ፥
ድራር ሕስር ሞዴስ ተጋሩ ፎእ
ኣያ ድራር ቡሱል ሰብ አዩ ኪንዱኡ ዘይ የአክሉ ኣውራጃዊ ይብሉዎ አዚ ሰብ አዚ ጊን ካቶም ቡኰአት ሃሰብቲ አዩ
ሓንቲ ሕቶ አላትኒ ንሳ ክአ * ፖሎቲካ * እንታይ ማለት ኢዩ ? ? ? ንድራር ንደሳለን " ንፖሎቲከኛታት ? ? ?
ኣያ ድራር ኣብዛ ናይ ኤረሳት ምስ ደሳለ ዕድሜኹም ብህዝቢ ዝተኾነነት ዝበልካያ ኣብ ደገ ኮንካ ንህዝቢ ንቃለስ ኣለና እንዴበልካ ዘሕዝንዩ ንስኻትኩም ብህግደፍ እትዉነን ሚድያ ግደፍዋ ዕድመ ንሚድያታት ደለይቲ ፍትሒ
Adgi nehamedo mallet awrajakom awraja aklogzya eyo, ado yehlifo zesheyet hatela hager
ዮዲት ለባም ሰብ
Yodit ❤
Merhaba merhaba kbrti hafti Yodit Ajoki trah Ms Agayshki
good
ኣብ ኣሪትራ ኣውራጃ ከም መለለይ ኣልየት ኮይኑ ኣይፈልጥን ፥ኣውራጃ ምምህዳር ድኣ አምበር መፍለይ ወገን ኣይኮነን፥ኣነ ኣብዚኣን ክልተ ኣውራጃታት ይውለድ ፥አንተኮነ ህግ ወይ ህግደፍ ከም መፈላለይ ይጥቀምሉ አዮም ህግደፍ ብመሰረቱ ሃይማኖት የብሉ ፥ኣውራጃ የብሉ አንተኮነ ህግደፍ ይትረፍ ዶ ነዘን ክልተ ኣውራጃታት ነተን ካልኦት ብሀራት ዝብሎም ፖሮፖጋንዳ ካልአ ሰባብ ስነሃሳብ የስርጽ፥ህግደፍ ብ ኢሰያስ ዝምራህ ጃንዳ ንኩለን ኣውራጃታት ኣፍሪሰወን አዩ ፥
Yodit waero kexliyo!
ዋላ ሓንቲ ኣውራጃ ካብተን ብዝሒ ህዝቢ ዘለወን ኣውራጃታት ብብዝሒ ተላዒላ እንተትነብር ህግደፍ ክሳብ ሕጂ ኣብ ስልጣን ኣይምጸንሐን ኔሩ::
🖐
አታ ኣብ አሪትራ ዘላ ኣታሃዳስባ ሊኬአ አዩ ገሊጹዋ አያ ድራር 1000 ጊዘ ቡኰአ አዩ
ዮዲት ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኣነ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ንኹላትና ደለይቲ ፍትሒ ኢያ ትምልከት ኣብ ኤርትራ ንእሰያስ ምግምጣል ድዩ ዘድሉ ወይስ ሓደ ስሩዕን ተወዳዳሪ ውድብ ሒዝካ ኣብቲ ውድብ ዘሎ ኣካይዳ ምሕድርና ለውጢ ምግባርን ካብኡ ተኸቲልካ ከኣ ቀስ ኢልካ ህዝቢ ኣባኻ ዘለዎ እምነት ይዓቢ ሞ ደሓር ክሳብ ውድብካ ኣብ ቅድሚት ምምጻእ ኣይምሓሸን ይብል ኣነ እንተዘይኮይኑ ሓንቲ እሰያስ ምቅያር ትብል ዘረባ ብዙሕ እሰያስ ከምዘሎ ኣብቲ ወድብ ዶ ኣየስተበሃልናን ንኸውን
አብዚ ክልቲኦም ጌጋ አቀላልሳ አሎዎም ክባሃል አይካአልን ኢዩ ምኽንያቱ እቲ ስፊሕ ቃልሲ ብሐባር ዝነበረ ህግደፍ በተንቲ ስለ ዘዋፈረሉ ከይንታአማመን ብቀረባ ምስቶም ትአምኖም ምቅላስ ጹቡቅ ምጅማር እምበር ምብታን አይኮነን ግን ክንርድኦ ዘለና እቲ ዕላማ ናብ ስፊሕ ሃገራዊ ቃልሲ ዝመርሕን ዝሕውስን ምስ ካልኦት ብሔራት ወይ አውራጃታ ት ምኻኑ ኢዩ ብርግጽ ስለዚ ብዝተመርጸን ዝተባላሐተን ምንቅስቃስ ዝሐሽ እዩ
ዝኾነ ሕብረተሰብ መጀመርያ ሓቢሩ ክነብር እንተ ኾይኑ ሕጊ ዩ ዘድልዩ:ከምዚ ኣብ ደገ መጺኩም ዝተጋነነን ዝይነበረን ኣብቲ ሕብረተሰብ:ኣውራጃ እንዳበልካ ምክፍፋል:ብመሰረቱ ንህዝቢ ዝመቓቕል ስለ ዝኾነ:ብመሰርቱ ኮፍ ኢልካ ምሕሳብ የድሊ::
ደሓር ከኣ እቲ ምክፍፋል ካብ ኢትዮጵያ ምምሃር ይከኣል ዩ:ብናቱ መንግስቲ በኣየር ዝተደብደበ ሕብረተሰብ:ስለዚ ምፍልላይ ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ኩሉ ግዜ ዋጋ የኽፍሎ ዩ:ስለዚ ዝኾነ ሰብ ካብ ዝኾነ ሰብ ብልጫ የብሉን ብሰብኣውነት::
I love you all,
May God bless you,
Tell her still Tgray is victorious.
ድራር መሕፈር ዒታ ሰብ፣ ሰበይቱ ሰይቲ ድራር፣ ወያነ ኣብ ሳልሳይ ወራር ተጋሲሶሞስ ትግራይ ትዕወት ይብል
እዚ ሰብኣይ ተጋሩ ካብ ትግራይ መጺኦም ንሰበይቱ ተጋሲሶማ እንዳሃለው ትግራይ ትስዕር ይብል እንተሃልዩ እቲ ጌጋ ክኸውን ዝኽእል ናትካ ድዩ ናቱ ፧ ሓንጎልካ ኣንቀሳቅሶ ዝሓወይ
Haw Desale kolele ktbl jemirka Ajoka Drar Alena midya Yodit alewu
Hku alo drar
Awraja malet mor ayli nay hzbi kebesa iu esu kmles alewo kem hade wedi akele adnaki Desu iye 🎉
አዚ ባድመ አናበለ ዝቁዝም ዘሎ ሰብ ካብዞም ደቂ ጦር ሰራዊት ኣብ ኣሪትራ ሃሪኦምልና ዝከዱ ከይኮነ ኣይተርፍን ፥
እቲ ዘሕዝን ኣብዚ ምዕቡል ዘመን ብዛዕባ ኣውራጃ ቀቢላ ከገድሰከም ኣብየናይ ደረጃ ከምዘለኹም የረድእ ኤርትራ ብናይ ሓባር ገድሊ እምበር በዚ ዝተጎጃጀለ ስነ ርድኢት ኣይኮነን ፡ሃገራዊና ኣጀንዳ ናብ ምዕባለን ሰላምን የሰጉም ተዘይኮይኑ ኢትዬጽያ ኣትዬሞ ዘለው ዓሌታዊ ምትፍናን ጭቡጥ መረዳእታ እዪ ፡ እቲ ኔት ወርክ ባዕሉ ከማን ጊድኡ ተጻዊቱ ዘገርም፡ ብሃገር ደረጃ ሕሰቡ ነዚ ህዝቢ ሰላም ሃብዎ
ኣቦታትና ምሁራን ተጋደልቲ ደቂ ኣከለጉዛይ ኣብ እዋን ሰውራ ብውሑዳት ተበለጽቲ ደምቢያውያን፡ ኣብቲ ፖለቲካዊ ስልጣን መታን ከይወዳደሩ፡ ነቶም ዝቃወሙ ዝነበሩ ኣቦታትና ተጋደልቲ "ዙምቡላት፡ ኣድሓርሓርቲ፡ ተበለጽቲ"... ወዘተ እናበሉ ተስፋ ከም ዝቖርጹን ርእሶም ከም ዘድንኑን ብምግባር ፖሎቲካዊ ስልጣን ካብ ኣፈ-ሙዝ ከም ዚቦቁል እናፈለጡ ብግፍዕን ጸቕጥን ኣደናጊሮም፡ ኣብ ስልጣን ምውድዳር ከም ሓጥያት ከም ዝሪኡዎ ብምግባር ዕጫኦም ተዋጊእካ መስዋእቲ 'ምበር ኣብ ሓላፍነትን ስልጣንን ምውድዳር ከም ዘይሓስቡ ብምግባር ኣብ ኲናትን ሓለዋ ሰውራን ኣእቲዮም ኣሕቂቖሞምን ኣጥፊኦሞምን ኢዮም። እቶም ዉሑዳትን ጎራሓትን ተበልጽቲ ድማ ነቲ ስልጣን ደረት ብ ዘይብሉ መገዲ ተሻይሞምሉን ተጠቂሞምሉን።
እወ ሓቂ ግን ኢሰያስ ነቶም በላሕቲ ምሁራትን ብቁዓት ጀጋኑ ኣያታንና ንመሪሕነት ከይወዳደርዎ ከጥፈኦም ስለ ዝደለየ ጌርዎ ነቶም ዝቀተልዎም ብዝተፈላለየ ኣስዒብዎም ግን ካኣ ኣብስልጣን ክቅጽል እንተኾይኑ ንሓደ ኣዉራጃ ከም ሓላይኦም ( ፈታዊኦም ) ክመስል ሓላፍነት ብማሃብ ስጋዕ ሕጂ ይነብር ኣሎ ። ንሕና ደቆም ክንገብሮ ዘለና ኣብ ሕሉፍ ወጸዓ ካብ ምቅንዛዉ ኢሰያስ (ህግደፍ ) ናይ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ጸላኢ ምዃኑ ፈሊጥና ምስ ኩሉ ፍልልያትና በርቲዕና ንቃለሶ ምዉዳቁ ዘይተርፍ እዩ።
ምስ መዛተይትኻ ዘሰማምዕ ኮኔክሽን ተዘይብልካ ዘተ ክበሃል ኣይከኣልንዩ ክሕሰበሉ ይግባእ ፣ሓደ ናይቲሓደ ሓሳብ ከይሰምዐ ዝግበር ዲስካስ ዕግበት ኣይፈጥርንዩ ።
ካብ ቀደም ዝነበረ ኢዩ።ብዓል ኢሳያስ ንናቶም ረብሓ ክብሉ ከልኪሎሞ ስለዚ ዝኾነዓዲ መጸዊዕኡ ኢዩ።
ኣያ ድራር
ኣከለ ጉዛይ ኣብ ትግራይ ምስ ዘሎ ህዝቢ ሓደ ቋንቋ ስለዝዛረቡ ኤርትራውያን ኣይኮኑን ተጋሩ እዮም ይብልኹም ኣለው እዞም ህግደፍ ...
ንኹናማ ከማን ፅባሕ ዓጋመ ክብልዎም ኢዮም ኣብኡ ኩናማ ስለዘለው
ሳሆ ውን
ዓሌታውነትን ቋንቋን
ኣብዚ እንታይ ትብል፧
ቂቂቂቂቂ ባድመና ባድመ
ህግደፍ ከመይ ጌሮም እዮም ኣሕሊፎማ እዚኣ ደርፊ ድኣ፧
very funny
ደሳለ ወደይ ዘረባኻ ጥዑምን ልኡምን ምንዮትካ ይሀብካ
ህዝቢ ኤርትራ ንቅሓት ኢዩ ዘድልዮ
ዩኒቨርሲቲ የብሉን....ኣምህርዎ
ተኣሲሩ ኣሎ ....ኣፍትሕዎ
ተዓጺፉ አሎ ...ይርሃዎ
ተሰዲዱ ኣሎ ...ዓዱ ምለስዎ
ኣብ ርእሲ ሰብ ስርሑ
ስርዓት ተቀያሪ እዩ
ዝተኣልየን ዝሰልጠነን ሓንጎል ግን የድልያ እዛ ዓዲ !
በርትዑ !