Are you sure on what you are saying? Please use your mind if you have it and think positive. Come back to your mind. Think of the sufferings of the Eritrean people.
Thank you, guys, for the timely explanation of the basic right of people to elect and be elected and the suffering of our people because of the denial of this basic right, even though they sacrificed so many lives for it.
Komal Agame. We Eritreans 🇪🇷 are in love with HGDEF, we are thankful. You are the one who was an instrument of fake democracy exporters harming our people.
Ata Komal Agame you are the one who should ask for apology to the people of Eritrean. HGDEF is our hero who kept our country truly independent free from people like you traitors and Tplf agents.
Thank you for the excellent interview.
ዝኸበርካ ሓው ብርሃነ፡ ኩሉ ትገብሮ ቃለ-መጠይቓት እከታተሎ ኢየ። ብጣዕሚ ሚዛን ዘሎዎ ሓሳባት ኢኻ ተቕርብ፡ ይሳማምዓሉ ኢየ። ዕድመን ጥዕናን ይህብካ።
ጸገም የለን ረብሕኦም ንሕሉ ረብሓና ይሕልዉልና ፊኒቶ
Hz
Hzbi aretra edaketelkum dyu Rapha deleting hzbi a
Retra
E
Kum
Amlak Amlak Amlak ❤
❤❤❤
Well come Fanusina!
ግሩም ምህሮ ኣያናን ዩኤል ሓውናን። ኣቱም ኮራኩር ህግደፍ ከኣ፡ ሰብ ትኾኑሉ ግዜ ይሃብኩም።
ዝኸበርካ ብርሃነ (ማንጁስ) ጽሓፊ ብርሃን ኣብ ጸልማት ብቐዳምነት ብርሃን ተዓደል ይብለካ። ካብተን 10 ምዕራፋት ካብ ሓድሕድ ዘይሳነፋ እኳ እንተኾና: እታ ምዕራፍ 8 ክንራኸብ ኢና ካብ ገጽ 285 ክሳብ 326 ዘሎ ንኡስ ኣርእስታት ሓደ ካብቲ ምስ ተዘኩረታተይ ዝተኣሳሰር ስለዝኾነ ኢዩ ይመስለኒ: ንተዘኩረታተይ ጥምር ኣቢልካ ኣቕሪብካለይ እንተበልኩ ካብ ሓቂ ኣይረሓቕኩን።
ነዛ ብርሃን ኣብ ጸልማት መጽሓፍ ብምጽሓፍካ ዓቢ ዓቢ ክብሪ ዝግብኣካ ክቡር ሰብ ኢኻ🏆🏆🏆🏆
ምቕናይ ጥራይ ምቕናይ ንኹሉ ንምርኣይ።
@@abrahamkidane9170 ክብረት ይሃበለይ ሓው ኣብርሃም ስለቲ ምቕሉል ኣቀራርባኻን ናእዳኻን። ኣነ ንእሽቶ ነገር ኢየ ኣበርኪተ። ኤርትራውያን ድማ ብዙሕ መስገደልን ቃንዛን ምጽማምን ዘለዎ ታሪኽ ኢዩ ዘለና። ዝስንዶ ግን ኣይረኸበን ነቲ ዝተጻሕፈ እውን ከምቲ ዝደለ ይንበብ የለን። ብዝኾነ ኣነ ዕድመ እንተሂቡኒ ከምዚ ከማኻ ዘስንቅን ሞራል ዝህብን ክሳብ ዘሎ ብርዐይን ወረቀተይን ካብ ቅድመይ ኣይክፈልን ኢየ።
ሰሰናዩ እምነተልካ
🙏🌹🌹
Kab,Amlak,,I
Ane dea bmntay khafr, sheyt hageru n ska hfer
Busks eka mid Ertra zeyteareka
Yifeliyyoo emo yzongoakin
Your guest acts he knows American politics but I think he should go to school to learn American politics.
ሰብ ጸውዕ እንተ በልኩስ ... ዝተባህለ ከም'ዚ ምስ ዘጋጥም'ዩ ድዩ?
እንታይ ገደሰኩም ናይ ህዝቢ ኤርትራ፡ዝኾነ ምስ ኤርትራ በቃ፡ምስ አሜሪካ ባእሲ ዘይብልና ክንዕረቅ?እንኳዕ ንስኹም አይኮንኩም መራሕቲ ኤርትራ፡ቀደም ተሸይጣ ተለዊጣ ምሃለወት፡ክትዛረቧ መሬት ዓሪቡኩም፡ሕጂ ተሪፉ ዘሎ ነጸላኻ ጌርካ ቤተክርስትያንዩ፡
ዓለም ትውዳኣኩም ካብ ሕልምኹም ተበራበሩ ዕድመን ጥዕናን ነቲ ዘይሕለል ክቡር ፕረሲደንት ኢሰያስን ብጾቱን መሪሕነቶምን
Are you sure on what you are saying? Please use your mind if you have it and think positive. Come back to your mind. Think of the sufferings of the Eritrean people.
እዎይ ውርደት ኣለኹም ዲኹም ብሄወትኩም ዝተቀበርኩ ።
Lion welcome
Nbalka tearek, keda eyu telam ms hzbu kerek zelewo, tehfru.
You are saying to others the thing that you yourself deserve. Shame on you.
Shabia eko mis hizbu xegem yeblun niska nmengisti Eritrea xelika malet eko hizbi xeliwo malwt aykonen Shabia eyu get abilu hageru hiziwo zelo. Silezi niskatkum bejeka nay Eritrea alutawi kumneger tezaribkum aytfeltun ekum
Shame on you. You are advocating for slavery which you may deserve it. But the Eritrean people deserve better.
Thank you, guys, for the timely explanation of the basic right of people to elect and be elected and the suffering of our people because of the denial of this basic right, even though they sacrificed so many lives for it.
Wellekommen🎉❤
Komal Agame. We Eritreans 🇪🇷 are in love with HGDEF, we are thankful. You are the one who was an instrument of fake democracy exporters harming our people.
Ata Komal Agame you are the one who should ask for apology to the people of Eritrean. HGDEF is our hero who kept our country truly independent free from people like you traitors and Tplf agents.
Wedi zalambesa deu tigringa yshiger alo
unet unet 100
ወይ ጉድ ህግደፍ ቅድሚ ምስ ኣሜሪካ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ክዕረቕ ኣለዎ ኢልካ ዘረባስ እቲ ን34 ዓመታት ዘሕለፎ መስገደል ዝመሎኦ ናብራን ጽንጠትን ኣብ ልዕሊ ህዝብና ምስ ህግደፍ ተዓሪቑ ካብቲ ዘለዎ ዓዘቕቲ ክወጽእ ኢልካ ምሕሳብ ንባዕሉ ደግሲ ባርነት እንደገና ከም ምንፋቕ ኢዩ።
ኣቶ ረዳእ ገብረመድህን
ምናልባት ብገይጋ ተረዲእካዮ ከይትኸውን ማለት: ጉጅለ ህግደፍ ብሰንኪ እገዳ ኣመሪካ ጠንቂ ቁጠባዊ ጸገማትን ስደት መንእሰያትን ኣምሲሉ የደናግር ስለዘሎ ምስ ምምጻእ ትራምፕ ሕሰም ህዝብና ከምዘይፍታሕን ጉጅለ ህግደፍ ድማ ካብ ንትራምፕ ምውዳስን ብሓባር ክንሰርሕ ኢልካ ምሕሳውን: እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ትፍጽሞ ዘለኻ ግደፎን ገበናትካ እመንን ኢዩ። ህግደፍ ስልጣኑ ከየረከበን ብሕጊ ከይተማእዘዘን ህዝብና ዋጋ ዕዳጋ ግበር ተገዚእካ ንበር ማለት ኣይኮንን።
@berhaneh7587 ተሞክሮን ሓቅን ከም ዘረጋግጾ ኢሳያስ ይኹን ማሕበር ዕሱባቱ ዝኾነት ህግደፍ ናይ ምዕራባውያን ይኹኑ ምስራቃውያን ሰሜናውያን ደቡባውያን ኤሻውያን ሃገራት . ..ውዘተ
ከም ኡውን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብቲ ኣብ ርእሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝገብሮ ዝነበረን ዝገብሮ ዘሎን ከድሕና ዝገበርኦ ስጉምቲ የለን።
ትራምፕ ይኹን ባይደን ኦባማ ይኹን ቡሽ ጁኒዮር ክሊንተን ይኹን ቡሽ ሲንየር ኣብ ጉዳይና ኩሎም ሓደ ኢዮም።ዝኾነ ኣብ ዕንቅፋት ናይ ኣሜሪካን ጥቕሚ ዝዋሳእ ከምዛ የመንን ቃዛን ሊባኖስን ስርያን ሊብናንን
ዝረኽብዋ ዘለዉ መልእኽቲ ፡ኢሳይስ ተኾነውን ከምኣ
ከምተጋጥሞ ይፈልጥ ኢዩ።
ስለዚ ኢሳያስ እቲ ብዲፕሎማሲያ ክገብሮ ዝኽእል
ነቶም ዓስቢ ኢሳያስ ዝለመዱ ህዝቢ ቁጠባዊ ፖሎትካውን ሓገዛቱ ንምዕባይ ነቲ ናይ ማሕበረ ኮም ፋይናንሳዊ ምንቅስቓሳት እቶቱ ጸቕጢ ከይገብረሉ ጥራይ ኢዩ ክመጻደቖ ዝፍትን እምበር ምስ ትራምፕ ብኻልእ ህዝባዊ ጥቕምን ሰብኣዊ መሰልን ዝዝትየሉ ኣጀንዳ የብሉን።ትራምፕ ውን ከምኡ።