"እዚ እዋን ፍልይ ዝበለ ቃልስን ምድግጋፍን ስለዝሕትት ኢና ፀዊዕናኩም ዘለና!" ድር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል መኽፈቲ መድረኽ ዋዕላ ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น •

  • @teshemekidane2302
    @teshemekidane2302 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +13

    ውድቐት ንብልጽግናን መጋብርያታቱን!!
    ዓወት ንሓፋሽ!!!

  • @gamlak1
    @gamlak1 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +20

    ትግራይ ዓደይ ጽቡቕ ምንዮት ትግራይ ዓድና።❤❤❤❤

  • @MeargHaylemariam
    @MeargHaylemariam 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    አይዘኩም ክሐልፍ አዩ ኩሉ ጀጋኑና ሰብ መትከል 👏👏☺️😎✊✊✊✊✊✊✊✊✊ ውድቀት ንከደዓት

  • @sabagebru6850
    @sabagebru6850 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    የ ትግራይ ጠላቶች ድንጋይ እንጂ ምን አለው ትግሬ አገር ለሚሉ ሑላ እግዚአብሔር የትግራይን መሬት ወርቅ በወርቅ አርገው እግዚአብሔር ይመስገን የትግራይ መሪዎች የትግራይ ሀብት እዝቡም እንዲያጣጥመው በርትታቹ አንድ ሆናቹ ስሩ ❤️💛💪

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ሕዝቢ ትግራይን ስራዊት ትግራይን ንቅድሚት ትግራይ አድና ወጋሕትኣ የርእየና ❤❤❤❤❤

  • @michaelkidane6578
    @michaelkidane6578 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    Viva Tplf let's stand together for Tigray people period and no more banda place in Tigray done.

  • @app9839
    @app9839 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +14

    ሕብረት ከሙዙይ ክከውን አለዎ 😍😍😍😍💓💖💓💖💓💖
    ዓወት ትግራይ ሰላም ትግራይ ፍቅሪ ህዝባ የርአና

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    👍👍👍
    ❤️❤❤️❤️💛💛💛❤️❤️❤️❤️
    ✌️✌️✌️
    God bless Tigray!
    Thank you.

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ትግራይ እንካእባ ተጋሩ አለዉዋ እንበር ዉላዲ ዘይብላ እንተትከዉን ጠቢሰም ጨሪሰምዋ ነይሮም ጉደኛታት ባንዳታት ትጋሩ ባሐሊቲ ንበር ካፊቶም ናይመጀመርያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ማላ እወ ሜላ እወ ❤❤❤❤❤❤

  • @HoHo-bp6tx
    @HoHo-bp6tx 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ❤❤❤❤❤Tigray first

  • @ብርሃንንሂዝበይ
    @ብርሃንንሂዝበይ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Long life Dr Debrits ion stay strong we r supporting u , fight for the good fight to ur ppl

  • @letaygebrehiwot9415
    @letaygebrehiwot9415 50 นาทีที่ผ่านมา +1

    ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ናፊቑና♥️♥️♥️🙏

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ትግራየይ እወ እዛ ፀዋር መዓዝ ኮን ይኾን ዝርህወኪ💔😭😭

  • @GebregergsGeb
    @GebregergsGeb 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እወዕብየታየርኢየና/ክቡርሓውና/ክብርንምስገናንይብፃሕካ/ሰላምንዕብየትን/ንትግራይና/ሰላም።

  • @jeygg2348
    @jeygg2348 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Love Tplf, I am Weyane today , tomorrow and ever

    • @salamb9556
      @salamb9556 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤💪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️

  • @zaksum2398
    @zaksum2398 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ናይ ወሽጢ ጸላእቲ ገዲዶሞና ዋ

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ጽሁፍካ ልኽእ እዩ።
      ኩሉ ትግርኛ ተዛራቢ ኢልካ ምስ ወገኑ ክስለፍ ምባል ዘይምእማን ተሚህርና። ባንዳ ትግራዋይ ዝኾነ ከኧ ከምጸላኢ ተፈርጁ ክቅጸል አድላይ እዩ። አብቃልስኻ ውጺኢት ክተምጽእ ጸላእትኻን ባንዳታትን ናጸርግኻ እንተኬድካ መስመርካ አጽኒእካ እንተተጓዝካ ትእወት ሃብሂብካ ትከይድ ተኮነ ኸኧ ከምዚ ህጂ ዘላናዮ አብ እንክሊልን ምክፍፋልን እዩ ዘምጽእ።

  • @Agyaw-b4b
    @Agyaw-b4b 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ውድቀት. ንካሕዳማት. ህወሓት. ፍትሒ. ንህዝብና

  • @MahugaSamicho-lx6ow
    @MahugaSamicho-lx6ow 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +15

    🎉🎉🎉🎉🎉ኣጆኹም ኣለና ኣብጎንኹም ኣለና ❤❤❤❤ መድሂን እውን ሎሚሎሚስ እናፎተኩኪ ይመፅእ ኣለኩ ምኽንያቱ ንኩሎም ሓቓፊ ዝኾነ ነገር ተምፅኢ ኣለኪ ምክርካርኪ ኣይፀልኦን ግን ብፅሊኢት ትከድዮ ዝነበርኪ መንገዲ ተማሐይሺ ኣለኪ🎉🎉🎉🎉

  • @TafereHagos
    @TafereHagos 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ የሪኤኒ ክልተ ዓመት ሙሉእ ዉዕሊ ፕሪቶሪያ ክፈተሐልኪ እዩ እናተባሃለ አብ ቅልዉላዉ አለኺ እመቤታችን ኩሉ መፍትሒ አብኢድኪ እዩ እሞ ፍትሒ አምፅእልና ቀደሙ እዉን ካብሰብ ፍትሒ የለን

  • @anwarmohamed-bf4hu
    @anwarmohamed-bf4hu 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ልበዝሑ ቆልዑት እዮም ደቂ70 የድራማው ስብሰባ

  • @Dhf-o2f
    @Dhf-o2f 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +13

    Hwehat Nkidmit 👍👌💛❤️

    • @ahmaduhfyui2521
      @ahmaduhfyui2521 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ርኹስ ኤህህህህህህ😢

    • @ArAr-dp5sl
      @ArAr-dp5sl 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ርኹስወድቶም ርኹሳት ባንዳ ሸየጢ ዓዶም እምበር ንስኻ ወድሽዋ

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😅😅😅😅 ከም ደገፍቲ ህግደፍ ባ ኣለውዎም ህውሓት ከኣ ወይ ጉድ።

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አጆካ ሕዝበይ ክወግሕ እዩ ❤❤❤❤

  • @AwitBarak
    @AwitBarak 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣየኩም እንድሕር ፀገምና ኣብዪ ዝፈትሐልና ንምንታይ መስዋእቲዐእና ሀዚለ ኩነታት ተረዲእኩም ብጥብቂ ንቃለሶም ንግምት

  • @NomarBegala
    @NomarBegala 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣታ እዚ ሓሳዊ ኣመራርሓ ኣየሓፍርን ሎሚ እውን ኣብ መድረክ ወፁ ይዛረብ

  • @rishanbitow3197
    @rishanbitow3197 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍

  • @HaftomDesta-r5r
    @HaftomDesta-r5r 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣበበ ጂግና ካብ ቃልሱ ፈተኽ ዘይብል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rimeydejen4140
    @rimeydejen4140 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትግራይ ኩሕሎ ብደቃ ትሕሎ ።
    ራአይማ ካበ በንደ ምፅራይ ከጥዕመላ ዛወሎ
    በሉ እሰከ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ጥኸሙ የሰሐዐና።

  • @alemhailay2423
    @alemhailay2423 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ስላም ንህዝብና
    ኣቱም ብክልቲኡ እንጨብጩቡ ዘለኩም
    ከይሓሰብክምዎ ሓዘን ኢቶ ገዛኩም እንበርክስ እቲ ሓዘንን ጥምየትንስ ስለ ንፍልጦ ምንም ኣይንብልንን :ኣቦ ግደፉና በቃ ስላም ሃዉና እንታይ ዝገበረ ህዝቢ እዩ:

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie8873 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Beal Debrexion btaemi ekum tehfru

  • @mekonengebremedhin3722
    @mekonengebremedhin3722 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +16

    ከም ጋዜጠኛ መድህን ዝበለ ሓቀኛን ደፋርን ጋዜጠኛ ትግራይ የድልየና አሎ።

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣነ ንመድህን ካብ ቀደም ጀሚረ እየ ዝከታተላ :: እትብሎ ኩሉ እትፈልጥ : ሓቂ ንምውጻእ ብኽብረትን ትዕግስትን ትዋጥር ጋዜጠኛ ያ ::

    • @TimmyTurner5-l5z
      @TimmyTurner5-l5z 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Tikikil. Ane wun misaka/Misaki.
      Medihin is our hero; Real Tigraweity of this critical TIME.

  • @senaytesfay-t4u
    @senaytesfay-t4u 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    "ሓደራ ከይጥለሙ" ይብል ኣሎ ትፅሑፍ ሪአስ ሓፊረዋ ቶም ኣያታትናኸ ኣይሓፍሩይ ድዮም ። ሓደራ ስረቁዎ ዙህዝቢ
    ሓደራ ኣበሳብሱዎ ዙህዝቢ
    ሓደራ ሰላም ከይትህብዎ ዙህዝቢ
    ሓደራ ስልጣን ከይትለቁ
    ሓደራ ፉሉይ ሓሳብ ዘምፀአ ውላድኩም ኣሸብርዎ ፈርጅዎ ድዮም ኢሎምኩም ኮይኖም ቶም ሱዋኣት እስቲ ዘብራህረሀለይ ?

  • @gwalsheka1709
    @gwalsheka1709 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዘይሓፍሩ ! ዐሰርተ ጊዜ እውን ቃልሲ ተተገበረ እሳቶም ኣይሞቱን መንእሰይ እዩ ዝውደኧሎም ውድብ ዶ ልዕሊ ሕዝቢ እያ ?ሕዝቢ ክህሉ እኮ እያ ውድብ ትህሉ ! መዐሸዊ ሕዝቢ ዝኾነት ውድብ ! ኧረ ጡረታ ውጹታ 10:59

  • @tomtom-qj4fv
    @tomtom-qj4fv 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ደብረጽዮን ንህወሓት ካብ መንግስትነት ናብ ሽፍታነት ዝቀየራ ዱኩም መራሒ እዩ። እዚኦም ካድረ ምንም አይገበሩን ዝመርሖም ዘሎ አካል ግን ገድል የፅድፎም አሎ።

  • @abrahateklu7226
    @abrahateklu7226 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    🎉እዚኦምስ ሰባት ድዮም 'ባ መፍትሒ ከብ ምድላይስ ሙዚቃ ገይርካ ሲስ ኣይ ናይ መሪሕነት ውድቀት። ኣቤት ውርደት እንታይ እዩ ወሪዱናባ ክሳብ ሕጂ ንዚኦም እናደግፍና ዝመፃና። ካብዚ ንላዕሊ ዘይምጥፋእና ናይ ፈጣሪ ምሕረት ምሳና ስለዝኮነ እምበር መራሕቲ ዝበሃሉስ ሪኢናዮም ሲስ ኣብ ጥራሕ ኢድካ።

  • @BinyamHagos-rc1yz
    @BinyamHagos-rc1yz 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መንእሰይ ትግራይ ከመይ ጌርና ብፀገም ነሳቅዮ ድዩ ፃዊዒትኩም መሕዘንቲ መቅበሪኹም ግዘ ኣኺሉ እዩ ደጊም ዕግርግር ኣይትበሉ

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኖ ሕጂ ውን ኣይንብርኸኽን ኢዮም ዝብሉ ዘለው

  • @GerezgiherHabtemariam-k2u
    @GerezgiherHabtemariam-k2u 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዓይትህመቁ,ናዓለምና,ጅግናኣ,ዝባሀል,,ፀላኢ,ዘለአሊእኢ,ዕንድሕር,ኣለእልኻ,ምእንባር,,ሕወአት,ኣሎካ,አብእ,ምሕላውካ,ልምዓት,ፍቅሪ,,ኣሎ,ሓደራ,ሓደራ,የሕጉስዎ,,ዮውሓንስ,አብእመተማአ,ተሰውዑ,እታዝመኦተላ,ገአረብ,ደምእ,ትውሕዝ,ይብሉ,ኣቦታኣትና,ዶብዕ,ትእግራይ,ዓውሕሱ,ትእግራይ,ሀአገር,እያአ,ናአይትማሊ,ፅንተአት,ኢትዮጵያው,ኣኮንካን,ዘአብል,ፅንእተአት,ተፈፀመ,ድሕረህጂ,ትእግራይ,ሀአገር,ናፅነት,ዓውጁኡ,ሰአብ,ኩቡር,እዩ,ክህረም,ኣይነብርን,ሀገረ,ትግራይ

    • @JohnGmariam
      @JohnGmariam 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ግርም 'ባ ሕንኽ ዘይብሉ ምእንተ ስልጣኖምን ግላዊ ጥቅሞምን ህዝብን ዓድን ሸይጥካስ ጓይላን ዳንኬራን ።ፀገም ህዝቢ ዘይስወጦም ስሱዓትን ነውራማትን።ህዝቢ ትግራይ ብሰንኮም ደም ይነብዕ ንሳቶም ሕንኽ ከይበሉ ኣብ ኣደባባይ ይጭፍሩ ።ኣብየት ጭካነ.....

  • @HaftomDesta-r5r
    @HaftomDesta-r5r 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጀኩም ጀጋኑና ባንዳ ዳሓር ክጃፍር እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @girmaye6398
    @girmaye6398 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ብጎይላን ደርፍን ዝመፅእ ለውጢ የለን! ናይ ኣተሓሳስባ ፖለቲካዊ ለውጢ ኢዩ ዝደሊ ህዝቢ፡፡ ህዝቢ ንምንታይ ናብ ኩናት ኣእቲናዮ፣ ኩናት እንታይ ለውጢ ኣምፂኡ፣ ሓዚ ህዝቢ እንታይ ይፅበ ካባና ፣ በቲ ዝሓለፈ ዝነበረ ኣከያይዳ ህዝቢ ክትምርሕዎ ከምዘይትኽእሉ እንተዘይተዲእኩም ምስብሳብኩም ለውጢ ኣየምፅእን፡፡

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
    @ወዲዓጋመትግራይደመይ 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሕጂ ከ ካብ ሕልፍ ኣይተማሃርኩምን ዝተረፍ ህዝቢ ከተጽንትዎ ዲዩ ዕላማኹም ፈኸራይ ጃሃራን ሪኢናዮ ህዝቢ ኣዳዳ ስደት ጥሜት ለማኒ ተባሃሉ ክፍንፈን ገይርኩሞ ሕጂ ካብ ፈኸራ ውጽእ ኣብ ኣድስ ኣባባ ከይድኩም ትሰግዱ ኣብ መቀለ መጽእኹም ትፍክሩ ግዳመናታት መረሐት ሎሚ ናዓኹም ኢሉ ዝቃለስ መንእሰይ የለን ከም መራሕኹም ክትማረኹ ኢኹም እዚ ህዝቢ ሰላም ሃብዎ ምድረ ደናቁር ሎሚ ዛኣምነኩም የለን ብፈኸራ ብጀሃራ ብደርፊ ዝመጽእ ምዕባለ የለን ስለ ዝተማሃርናሉ ካብ ሕልፍና

  • @AmirNuru-l3t
    @AmirNuru-l3t 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ብራኸ ሸው ኣዚና ኢና ነመስግን። ከምኡ ክኸውን ኣለዎ። ብዘይ ኣፈላላይ ልሳን ምዃን።

  • @JemalJmi
    @JemalJmi 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናይ ዓዋሉ

  • @SamiSami-jg3wi
    @SamiSami-jg3wi 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አየ ትግራይ ዓደይ ዘላአለም ብጉራን ፈከራን ደመ ህፃውንቲ አነስተዬ ክነብሩ ኣስተውዕል መንእስይ ካብ ዝሓለፈ ተማሃር ከሙኡ ኣንተኮይኑ አውን ውፃእ ከፍቲ ዓዲ ዋላ ናብ ስደት ይኩን ዋላ ናብ ውሺጣ ዓዲ

  • @Adisu-w4k
    @Adisu-w4k 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ቃልሲ ትግራይ ብድራማ ኣይዕሾን ።

    • @TimmyTurner5-l5z
      @TimmyTurner5-l5z 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Tikikil!!!

    • @ማማG-o3i
      @ማማG-o3i 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ቮድካቸው ተዋርዳሀል😂😂😂😂

    • @TimmyTurner5-l5z
      @TimmyTurner5-l5z 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ማማG-o3i
      Do you understand English?
      Resahat!!! Bootlickes are happy this TIME.

  • @freybare5825
    @freybare5825 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    I will stand in support of the TPLF. ❤️❤️

  • @WeyniTsehaye
    @WeyniTsehaye 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤👍👍

  • @negasiknfe5490
    @negasiknfe5490 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    Keep it up 💪

  • @sentayobelay9805
    @sentayobelay9805 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እናንተ ሰዎች አሁንም መጨፈር አረ ባካቹሁ ልብ ግዙ ምናለብት በፀሎት ብትከፍቱት ግራ ተጋብታቹሁ አይደል ያላቹሁ እግዚአብሔር መንገዱ እንዴያሳያቹሁ የጥበብ አምላክ ጥበብ ግለፅልን ግራ ገብቶናል መሬታች ተወሮ ሕዝባችን ተፈናቅሎ ሕዝባችን በየቀኑ እየሞተ መፍትሄ ስጠን ብላቹሁ ብትከፍቱት መፍትሄ ይመጣል ካልሆነ በአብይ አህመድ ክፍ መንፈስ ተበልታቹሁ ትግራይ መታደግ አትችሉም እግዚአብሔር ትግራይ በምህረት ያስባት

  • @iyosiasyifru3584
    @iyosiasyifru3584 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ብእኒ ደብረፅዮን ዝድሕን ህዝቢ የለን።

  • @MikiwediGebru
    @MikiwediGebru 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣረ ይመችኩም በልዎም ዞም ፅግዕተኛ ናይ ሸዋ

  • @smc1-k5w
    @smc1-k5w 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እንኴዕ ተፋለጥና ደረፍቲ አንቱም ሌያቡ

  • @rehan222-l1h
    @rehan222-l1h 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ህዝበይ ልዕልየኽም ፀላእይ የብላን ከሕዳማት ሰገድትይ😊

    • @TimmyTurner5-l5z
      @TimmyTurner5-l5z 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      10000% More......Agree with you ❤️ ♥️ 💕 💖 💙 💛 ❤️ ♥️ 💕

    • @TimmyTurner5-l5z
      @TimmyTurner5-l5z 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Number one enemies of Tigray and Tigrians are these so called incompetent tplf corrupted leaders!!!!

    • @tsgabugebremaria3829
      @tsgabugebremaria3829 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኸደምቲ

  • @abebaeyasu
    @abebaeyasu 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትግራዋይ ኸኸምተዋረደ እዝይ እዩ መርአያኡ ዘህዝወረደ ናይ ደንቆሮታት መራህቲ ህወሓት ሀሳቦም ፀንቂቆም

  • @kibromabraha-u5y
    @kibromabraha-u5y 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህወሓት ንቅድሚት❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢🎉😂

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael2708 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ደብረፅዮን ነስኻ ምስ እትእለ ጥራዮ ህዝቢ ትግራይ ዝሓልፍሉ።

    • @habenhabtu6214
      @habenhabtu6214 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ንጥፍኣት ትግራይን ህዝብን ዓይኑ ጨፊኑ ዝመርሕ ዘሎ ደብረጽዮን። ዝሓለፈ ዘፍሰሶ ደም ከይኣኸሎ ሕጂውን ቀርና ከምተሃርመት ላም ዕውንውን ዝበል ዘሎ ደብረጽዮንን ጉጅልኡን። ህዝቢ ትግራይ ኣይተዓሹ ንደብረጽዮን ይኣክል በሎ።

  • @A.abraha3712
    @A.abraha3712 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ደብረፅዮን ብዘበን አያሌው ዘዓወር አያሌው እናበለ ይነብር አያኛ ክፍለዘመን ከመዘለኻ አይትረሰዕ ቅድሚ ሕዚ ንተጋዳላይን ህዝብን ብድራማን ጓይላን ዘታለለቶ ወያነ መራህቲ ይአክል ናይ ወርቂ ተጠቀምቲ ዝኾኑ ከየንቲ አቅሪብካ ህዝቢ ክተጭበርብር ናይ ውድቀትካ ምልክት እዩ

  • @HabeshayouTubeሓበሻዩቱፕ-z3y
    @HabeshayouTubeሓበሻዩቱፕ-z3y 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደም መናእሰይ ትግራይ ሰትዮም ወዲእክምዎ ለያቡ ንስኩም ኣይጠቅሙና ጌታቸዉ ኣይጠቅመና ለያቡ

  • @AsefaTafere
    @AsefaTafere 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መጀመርታ ኔትወርክ ይበጠስ ካብ ህዝቢ ውድብ ድዩ ዝዓቢ መሕፈሮ

  • @Dagibiruk-x6n
    @Dagibiruk-x6n 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አብዚ መድረኽ ዝተረኸብኩም ከየንቲ ሌያቡ ኢኹም ብደም መንእሠይ ትንግዱ ን25000 ብር ክትብሉ ሕሊናኹም ትሸጡ ርኹሣት ኢኹም መንእሠይ ትግራይ እንኳእ ፈለጥናኩም

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ወኒ እንበር ወነ ዘይብሎም ጀኖሳይደራት ናብ ሕጊ ዓለም ክታቀሪቡ እኹም ግዜየኹም ጥራሕ ተፀበዩ።

  • @dfac9592
    @dfac9592 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰💋💋🙏🙏

  • @brandtubechannel
    @brandtubechannel 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    debertii

  • @fritakidane
    @fritakidane 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዕውት አኼባ ክኾነልኩም እምነ ዓወት ንህቢ ትግራይ ውድቀት ንኸሓድቲ

  • @DelinaMF19
    @DelinaMF19 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትግራይ ምልባማ

  • @wedi_hizbi
    @wedi_hizbi 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    Deki hizbi be adom zeharu be genzeb zayshwetu TPLf 💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @AlemMulu-c6q
    @AlemMulu-c6q 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አረ ሼም ይሓዝኹም እስካብ ከዚ አብ 1960ታት ዲኩም ኒኤኹም

  • @MeargFikadu
    @MeargFikadu 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የዎ ትግራይ

  • @SamiDan-op8pt
    @SamiDan-op8pt 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ናይ ደናቑር ኣኪባ 😂😂😂

  • @FjfDo
    @FjfDo 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    wawwww መድህን ሓፍትና እንኳዕ ናብ ምስትውዓል ተመለስኪ
    ሐዚ ን ህወሓት ፈቲናያ ዘይኮናስ ኣከያይዳ ጌታቸው ስለ ዘሰከፈና እዩ ።
    ሐዚ ለ ህወሓት ድሒና ማለት ህዝቢ ትግራይ ብዓብዪ ዓወት መሰስ ኢሉ ማለት እዩ

    • @tesfayaberhe
      @tesfayaberhe 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ችድ ጠልቋም !

  • @HABENABRAHA-d9b
    @HABENABRAHA-d9b 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነይረ ዲየ

  • @ትግራዋይ-አ3ኘ
    @ትግራዋይ-አ3ኘ 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    መድህን ሓፍተይ ከምኡ ግበሪ ኢና ንብል ዘለና አሽኳን ንስኻቱም ሙሁራት ንህዝቡ ዝጠቅም ዝጎድእ አይጠፍእኩምን እና ንህዝብኺ ሓግዝኖ ዝሓፍተይ አጆኹም ተጋሩ አሕዋተይ ክንዕወት ኢና አይትጠራጠሩ ተጋሩ ኢና 👍💪💪💪❤👌🙏

  • @bereketkidane3786
    @bereketkidane3786 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Kabakum zeriy mukaney hafirey

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኪድ ተበገስ ናብ አምሃራኻ

    • @bereketkidane3786
      @bereketkidane3786 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @AyalewAlemu-m5y resahh

  • @ፀባየ
    @ፀባየ 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፀጋ ልኡልከ መዓዝ ሑወሓት ኮይኑ

  • @habenhabtu6214
    @habenhabtu6214 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሳዕስዒት ኣብ ልዕሊ መቓብር ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ።

  • @hailemichelasfaw-du3et
    @hailemichelasfaw-du3et 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እምበር ተጋዳላይ እናበልካ ልዕሊ 1000000 መንእሰይ አወድእኻ ኸዚኸ 2000000 ንምዉዳእ ድዩ?

  • @WediTgarayoutube12
    @WediTgarayoutube12 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንታይ እዩ ብላሕቱ ውድብ ምድሓን ድዩ እዛክሉ መንእሰይ ተስው ኡ

  • @yonatanakalu-tk2xl
    @yonatanakalu-tk2xl 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Berake show Adwa media!

  • @gereziherberhe3626
    @gereziherberhe3626 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    hasewuti medanagerti

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ውድቀትን ሕፍረትን ነቶም ጠላማት ብደምን ኣዕፅምትን ጀጋኑና ዝዕንድሩ ዘለው ናይ ታሪኽ ሓተላታት

  • @habenomgedey9898
    @habenomgedey9898 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mehtaf dea meaz tefiekum!

  • @zemaryamboy6794
    @zemaryamboy6794 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ሎሚ እውን ቃልሲ መኸተ ትብሉ ኣለኹም ዘይትምሕርዎ እዚ ህዝቢ እዚ !!!!

  • @AbebaYared
    @AbebaYared 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ለያቡ ስብሐታውያን የአክል። ሕዝብ ዓኽ እንቱፍ ኢሉኩም እዩ።

  • @atsbehasyum3319
    @atsbehasyum3319 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Shame on TPLF and interim government

  • @Mahari-f2c
    @Mahari-f2c 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Atfikumuna

  • @teshemekidane2302
    @teshemekidane2302 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዓወት ንሓፋሽ!!!

  • @trustingod2549
    @trustingod2549 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    Thank you Brake Show. This is true journalism, showing all sides. Not like the traitors DW and Tigrai TV

    • @abebaeyasu
      @abebaeyasu 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Arrogant ☠️

  • @Hereawnet
    @Hereawnet 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዝቁሉ ህዝቢ ኣህሊቆም ሕጂ ድማ እዚ ኩሉ ሸበድበድ ንስልጣኖም እዩ ንህዝቢ ዝጠቅም የብሎምን
    እቲ ህዝቢ ግን ክሳብ ሕጂ ገና ኣይፈለጦምን

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መጣቆሲ ጉዳይ ሃገርካ ግበር

  • @goytomk1672
    @goytomk1672 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ንስኩም ድረፉ ምክንያቱ 30ዓመት ክራባሕ ትእምት =$$$$$$$$$$

  • @Weldemariam-l9w
    @Weldemariam-l9w 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትግራይ ኣብ ዝተሓላለኸን ቁርፀኛ ርብርብን ዝጥይቅ ንዘይተርፍ ዓወት እትገብሩዎ ምኽክር ክኾነልኩም ይምነየልኩም

  • @frewyein
    @frewyein 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣይትድከሙ ህዝቢ ኣይትሸውዱ፣ተደሊኹም ምስ ጌታቸው ረዳ ተመርሑ፣ስርሑ ተወዲኡ እዩ መላእ መናእሰይ ትግራይ ኣብ ጎኒ ጌታቸው ረዳ ኣሎ ሰለዚ ብሓደ ኢድካ ምንጭብጫብ ኣይካኣልም እሞ ዓሪፍኩም ተቐመጡ።

  • @bereketab70
    @bereketab70 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሕሱራት ብደም ልሰኸርኹም ውርደታማት!

  • @hiruytitigray5379
    @hiruytitigray5379 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Mahari-f2c
    @Mahari-f2c 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Dirbayat

  • @Bnatu-27
    @Bnatu-27 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ቅድሚ ሕዚ የካቲት መፀ÷ኣሸንዳ በፅሐ÷ሕዳርፅዩን መፀ ኢልኩም ክትለሃዩን ክትፍኩሩን ምንም ከይሓዝኩም ህዝቢ ኣደዳ ብርሰትን ውርደትን ጌርኩምዎስ ሕጅም ክትስዕስዑ ቁሩብ ኣይትሓፍሩን? ገፅኩም ትርሓቅ መሕፈሮ!

  • @tirhashagos-lp2xp
    @tirhashagos-lp2xp 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መድሂን ወሓለ ለባም ብራኸ ንኹሉ ትግራዋይ

  • @zaksum2398
    @zaksum2398 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናይ ምጭፋር ሱስ (አመል) ሕዝስ አብመድረኽ ዝጨፈረሉ ግዜ ድዪ

  • @BinikflomBini
    @BinikflomBini 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብቃልሲ ትዓቢ ዓዲ የላን ኣበበ ብቃልሲ ጎቲማ በል ንህዝባ ዘይትኮን ድሕር ሐዚከ ወድመን ንመስዋእቲ ተጋብዝ ኣለካ ደም ኣይፀገብካን

  • @EatMoya
    @EatMoya 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Viva TPLF💜💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾Tigrai TEESER gegna hezbee gegna wedebe . It is built on concrete foundation the people::

  • @kidanutadele921
    @kidanutadele921 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ከዳዓት ሃይማኖ እምነት ዘይብልኩም በላዕቲ መናእሰይ መንእሰይ ኣይትፎትው ረሳሓት እንትርፊ ንረብሓኹም ንህዝቢ ሓዚንኩም ኣይትፈልጡን ኢኹም ንስኹም ካንሰር ናይትግራይ ኢኹም

  • @abinetlideto3443
    @abinetlideto3443 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ምንም ነውርይ ንውርይ ዘይፍለየሉ ክልልይ ውድብይ. ብጥዓሚ ያሕዝን ህዝቢ ብስደት ብጥምየት ንሐዘን ብናብራ ኣብ ሕማቕ እናሀለወ ርእስኹም ግን ብብዝሓት መግለፂ ሎሚውን ኣብ ናይ ህዝብና ሓዘን ልክዕ ምንም መርፊእ ከምዘይጠፈዕኩም ትግራይ ስላምን ቅሳነትን መለኣ ዓዲ ፅጋብ ብላዕ ስተ ከምዝኾነት ናይ ክንደይ እሽል መንእሰያት መስዋእትነትን አካል ጉዱአት ብምርስዓን ብምርኻስን ምንም ሞራል ሃይማኖት ዘይብልኩም ፈጣሪ ተዘይፈራሕኹም ክትስዕስዑ ምርኣይ ናይ ጭካነኹም ናይ ኢስብአዊነት መርእያኹም እዩ. ጥዕና ተዝህልየኩም , ህዝብኹም ተታኽብሩ ህዝብኹም ብምስማዕ ኣብ ፍታሕ ምምጻእ ምጻኣርኩም ምሳኹም ኣብ ኣላ ተምቤን ዝወፈሩ ፖለቲካ ውድባት ብምምኽኻር ብማዕረ ናብ ህዝቢ ወሪድኩም ሐሳብኩም ብምሻጥ ብህዝቢ ዝተገዘእ ሐሳብ ተመሪጹ መንግስቲ ይኸውን ዳሕራይ ቅቡል ይኸውን ንስኻትኩም ግን ክንደይ መንእሰይ ንዓኻትኩም ክድሕን ህይወቱ ሂብኩም እንዳሃለወ ልተሓናሕቲ ውድባት ኣፍልጦ ኣይንህብን ብማዕረ ክሳተፉ ኣይብሎምይ ብምባል 100% ንስኻትኩም ልትውንንዎ ፖለቲካ ትግራይ ኢኹም ትደልዩ እዙይ ኸዓ ግዚኡ ሓሊፍዎ እዩሞ ተኸባቢርኩም ህዝቢ ዝደልዮ ከም ኩሉ ትግራዋይ ብማዕረ ትሳተፉ ፕሪቶሪያ ስለዝፈረምና ኩሉ ንሕና ኢና ንውንኖ ንመርሖ ናፍርሶ ወዘተ ምባል መስከፊ እዩ. ትግራይ ትሕመስላ ብናታትኩም ምምቕ ቓል ምኳኑስ ይርዳኣኩም ድዩ? ናይ ህዝብኹም ዕርቂ ብምግዳፍ ናብ አ/ አበባ ብምክያድ ኢድ ምንሳእ ኣያሕፍረኩምን? አብይ እንድሕር እሺ ዘይብለኩም መፍትሒ ኣላኩምደ? ናታትኩም ምክፍፋል ኣብቱ ጅግና ስራዊት ትግራይ አሉታዊ ጽልዋ ከምዝፈጠረ ይርዳኣኩምደ? ውዕል ፕሪቶሪያ ከምዝተቐበልኩምዎ እርግጸኛታት ዲኹም ? ልምፍጻምከ ንሐቂ ብቕንዕና ዲኹም ትስርሑ ወይስ ዛግድሽኩም 51% / ልዕሊኡ ስልጣን እዩ? ብሐቂ ንስኻትኩም.እሽካብ ወረዳ ንሕብር እንድሕር ሃሊይኩም ንምንታይ መሬት ወርቅን ካልኦት ክባራት ንዕድም ትግራይ ብዘይሕጋዊያን ስብከትን ናይ ወጻኢ ዜጋታት ይጓሓሉ ?እቱ ጉሕለት እናፈለጥኩም እናራኣኹም ስጉምቲ ንነይምውሳድ ኢድኩም ኣጣሚርኩም እናራኣኹም ተመሊስኩም ግምት እዩ ዝምልከቱ እንዳ በልኩም ንህዝቢ ዘይኾነ ኢንፎርሜሽን ምሃብ ረብሕኡ እንታይ እዩ? ኣብ ግምት 51% ስልጣን ናታትኩም እዩ 100% ተዘይኮይና ሕጊ ጸጥታ እይናኽብርን , መሬትን ማዕድናት ትግራይ ይጓሓል አይምልከተናን ናይ ግምት ሓላፍነትን ስራሕት እዩ ኢልኩም ትኣምኑ? ልምኳኑ ፓርቲን መንግስትን ይፈላለ , ሕጊ መውጽኢ , ፈጻሚን ተርጓሚን ይፈላለ ስርሑ ይስራሕ ቼክ ኤንድ ባላንስ ልክህልው ድልዋት ዲኹም? አቱም ኣብ ግምትን ህወሓትን ኣብ መሪሕነት ዘለኽን/ ኹም ፈጣሪ / ኣላህ ልንስሀ ላብቅዕ ልምጽጻት ኢሉ ውን ህዝብና ልምክሓስ ልቢ ምስትውዓል ኣእምሮ ይሃብኩም ብተወሳኺ ናይ ስልጣንን ወንበርን ፖለቲካ ቑማር ጠጠው አቢልኩም ምሱና ምዕንዳር ምጭፋር/ ምስዕስዕ ልትጽየፉ ናይ ህዝብኹም ጸገም ቶሎ ተረዲእኹም ኣብ ፍታሕ ምእላሽን ፍታሕ ምሃብን እትነጥፉ ዜጋታት ተኾንኩም ጽቡቕ ይመስለኒ. ትግራይ ናይ ኩሉ ትግራዋይ ብምኳና ኩሉ እስላማይ ክርስቲያን, ደጋፋይ ይኹን ተናሓናሒቲ,ሲቪክ ማሕበራት , ስብ ሙያ , መምህር ተማሓራይ, ደቀ ኣንስትዮ, ነገድቲ ኩሉ ብማዕረ ዝርኣዩላ ዝሳተፉላ ዝነብሩላ ዝመርሑላ ዝምረሑላ ዝዳነዩላ ፍትሒ ዝረኽቡላ ክትኾን ይግባእ እውን እዩ ተስፋና እዙይ እዩ ምውጣጥኩም ገዲፍኩም / ዛዚምኩም ናይ ጎረባብቲ ክልላት , ሃገራት ይኹን ከባቢኹም እም እብል ዘሎ ጅኦፖለቲክስ ብግቡእ / ሳይንሳዊ መገዲ ብፈላጣት ብምግምጋም ምስ ኣሕዋትኩም ብቅልጡፍ ዕርቂ አድላይ ምዃኑን ተረዲእኹም ሐቢርካ ምስራሕን ነቱ ውድብ ይኹን ንህዝቢ ትግራይ መማረጺ ዘይብሉ መስርሕ ምኳኑ ብምእማን ምስ ግዚኡ ልትጓኣዙ ንጠፉ . ኣብ ግዘ ወራር ህዝቢ ትግራይ ብምሕባሩ ንሽዑ ጸላእቱ ምስ ዘመናዊ ዕጥቆም ምስ ዝተፈላለየ ሃገራት ስግኣት ገጢሙ ኽቡር መስዋእቲ ኸፊሉ መኪቱ ንህዝቡ ካብ ጆኖሳይድ ኣድሒኑ እዩ ንኣኻትኩም ብፍላይ እህም መራሕቲ ንኣኻትኩም ንምድሓን ክንደይ ኮማንዶ,መላምል እሽላት መንእሰያት መስዋእቲ ኸፊሎምልኩም , እዙይ ድዩ ኢዶም ? ፍረ ዘይብሉ ኣኼባታት ጠጠው አቢልኩም ኣብ ፍታሕ ህዝቢ ዛምጽእ ኣድላይ ኣኼባታት አድህቡ ክትድሕኑ ተደሊኹም, ኣብ ቴሌቪን / ሚዲያ ወጺእኻ ምፍካር ጠጠው ይበል , አንደበተ ርቱዕ ዝኾኑ , ህዝባዊ ሕቶ ዝሐቱ ስባት ኣይትኸልክሉ. ክብረት ይሃበለይ ብራኸ ሾው / ሓፍትና መድህን::

  • @Mule24
    @Mule24 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    👍👍👍