ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Wazema jgna sebay sebut thanks Tv Asena ❤❤❤
ዋዜማ ሓዉና ጅግና ተባዕ ተቃላሳይ ደላይ ፍትሒ 🥰🥰🥰
ጅግና !!!!
ብጣዕ ጽቡቅ
ዋዙ ጅግና ኣጆኩም ኣይትሕመቑ
Wazema,you are intelligent articulate young man,one of a kind ,Bravo.
He is simply amazing 🌟👑🌟👑🌟👑🌟👑🌟👑🌟👑🌟👑🌟👑
Wazema jigna nay bhaki busul seb eka 💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤
I love your speech kept going 👏 👏👏
Wazema is our Hero we love you 💕 so much
Wazema jigna 💪💪💪
Wazema Jigna Wedi Eri ❤️🇪🇷💪
Great Person ❤
Mature man 👍
ዋውውውውውው👌🙏
Every Eritrean should fight back to liberate Eritrea from the colonization of PFDJ and Amhara.
ኣጀኩም ኣጆና, ኣንጻር ወጽዓና ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ርትዓዊ'ዩ!!::
አጆኹም አጆና ❤❤👍❤️💪
Nwazema wesani jigna nayjeganu beal hlna❤💯💝💌🌻🌻🌻
ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ።ኣጆኹም ኣብ ጉድንኹም ኣሎና እግዚኣብሔር ንህዝቢ ኤርትራ ዕረቲፍቲ የምጽእ።
ንቁሕ መንእሰይ 🤙🤙🤙🤙
በርጌድ ንሓመዱ ንቕድሚት !
Wazema jegna
መናእሰያት ኣጆና፡ ተስፋ ካባና እዩ፡ ነዞም ዓበይቲ ኣይረአ፡ ነዐኦም እንተሪእና እታ ናቶም ቃልሲ ናይ 30 ዓመት ኢና ክንደግማ
bravo wazema ajokum
ዋዜማ መስተውዓሊ መንእሰይ።
king
God bless you wazam 😍😍😍💖💖💖
Wazema jigna
ሓየት ተባዕ መንእሰይ ✊🏽⭐
ብጎነጽ ሽግርና ክንፈሕ ኣይንደልን ዝብሉ ህግደፋውያንዮም ኢሳያስ ይንበረልና እዮም ዝብሉና ዘሎው፡ እንታይ ኮይኖም ድኣ ብሕግን ብሰላማዊ መንገድን ኣብ አረቤዛ ከይፈትሑዎ ህዝቢ ክሳዕ ዝጸንት ተጸብዮም፧
I appreciate you you are thinking & struggle way
Wazema King Tigrinyanaslism hero 💪
Good jobbb
This is the time to wake up Eritrean🇪🇷 people for your homeland and your right good job wazemaTigray will prevail🙏🙏
Kemzi kemaka ahewat mehlwekum betami zekure eyu emo Amlake edmen tenane yehbka abe eritrea yerakbna amen 🙏❤💯💪
Ajokum ajona
Wazema jigna tebae menesey Beal newih raei ajoka ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
👏🏽👏🏽👏🏽🌺🌺
Jegna 👍♥️
Wazema abo haki nbereley 👍👍👍
Selamkum ybzah ahwatey
🙏🙏👍👍🙏👍👍👍
ህዝብና ካብ ምጽናት ክድሕን ተኾይኑ ኑኡስ ወሎዶ ክንዳኻን ከማኻን ክትስእ ኣልዎ ዋዜማ ንፍዕ ተንታኒ ጽቡቕ ስነሓሳብ ሰሚዕና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ውድቅት ንስርዓት ኣስመራ ዓወት ነቲ ውጹዕ ህዝቢ።
♥️🙏♥️🙏🙏🙏🌹
ጅግና ወሎደይ ሕቡን መንእሰይ ዘርእኻ ይሰስን
Ajokum BERGED NHAMEDU AbGonukum Alena GEGANU💚💚💚❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹
💪👌👍
Wazu nafiknayo 💙💙💙💙💙💙
Brave man keep going 💪
ኣብዚ ግዝየ ' ዚ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ከቢድ ሓዘን እዩ ዘሎ እሞ ምስኡ ዘይሓዝን ኤርትራዊ እንተልዩ ሕልና ኣልቦ ስሱዕ ከም ኣራዊት በረኻ ጥራሕ እዩ ::
ዋዜማ በዐል ሐሞት 💪✊
👍👍👍👍👍
ሚኪ ሓወይ ኣንበሳ
ዋዜማ ሐወይ ሀቡሳ ኩማኻ ስ ሽሕ ይኹኑ አጆኹም አብ ጎኑኺም አለና👍🏽👍🏽👍🏽💪🏾💪🏾💪🏾🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
♥️♥️♥️♥️♥️♥️
✅️✅️✅️
Wow nbesa ajokum
አዝኒ ዘለዎ ይስማአ አንበር ባኣል ንሕና ኑሱ አግደፍ ዝተጋሰሶም አናራኣዩ ዝጸመሙ
Wazma jigna
Yes Ajokum, Ajona. Wzema.
ዋዜማ ብጣዕሚ ቡሉጽ መንእሰይ እካ አብ ዛሃብካዮ ብዛዕባ ኢሳይያስ ዛሃብካዮ መልሲ ልክዕ አሎካ ምክንያቱ ን32 ዓመታት መንእሰይ አብ ክንድ ዝወልድን ዝዝምድን ሃገር ገድፉ ያሃድም ጥራሕ እዩ ዘሎ እሞ ካብዙ ዛዓቢ ጥጥፈትን ብርሰትን እንታ ክመጽእ ስለዙይ ታዓወት አቦታትካ አብ ጎድንኩም አሎና
"ብርጌድ ንሓመዱ ህዝባዊ እዩ ።"👉👌👈
እስኻ ኢኻ ተምሓደራ ሓደ ኢና ምባል እንታይ ማለት ድዩ፧ ባንዴራ ምምብልባል ሃገር ኣለትና ኣየብለኩምንዩ ኢሳዕ ምባል ልኡላውነት ዘድፈረን ዝዓደለን ኢሳያስዶ ኣይኮነን፧
😘❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Bireged Nhmedo they need help as soon as possible
HGDF Mothers.Fathers. Sisters and Brothers they are not our family they were the biggest our Enemy’s 🌹
selam.kuburat.yehwatna
እዚ ጠባይ ናይ ህግደፍ ወታሃደራታ ምስተማረኹዋ ምኽሓድ ምጥላም መጀመርታኣ ኣይኮነን ::ኣብ ውግእ ምማት ሙቕሳል ምምራኽ ዝነበረን ዘሎን ኢዩ :: ዋላ እተን ሓያላት ሃገራት ከም ባዓል ኣመሪካ ራሻ ኮታ ኩለን እተን ሓያላት ዝባሃላ ምዕራባውያን ሃገራት ከማን ወታሃደራተን ይሞቱ ይቖስሉ ይማረኹ ኢዮም :: እተን ሃገራት ድማ መንግስታተንን ህዝብታተንን ነቶም ዝወደቑ ወታሃደራተን ጀጋኑ ኢለን ኢየን ዘድንቖኦምን ዝሕበናሎምን :: ኣብ ህግደፍ ግን በንጻሩ ኢዩ :: ኣብ ቅድሚ ህግደፍ ኤርትራዊ ጅግና ይኹን ኣይኹን ክብረት ዝባሃል የብሉን :: ኩሉ ግዝየ ሑሱር ኮይኑ ከም ሰብ ከማን ኣይቁጸርን ኢዩ ::ንዝተማረኸ ክብረት ዘይምሃብ ኣብ ህግደፍ ጥራሕ ዘይኮነ ብግዜ ቃልሲ ንናጽነት ብህዝባዊ ግንባር ውን ኣብ ልዕሊ ሙሩኽ ክሕደትን ጥልመትን ከምዚ ሕጂ ብህግደፍን ብደገፍታን ነዞም የሕዋትና ብTDF ዝተማረኹ ዝስማዕ ዘሎ ጥልመት ነይሩ ኢዩ ::ከምዚ ዓይነት ክሕደት መበገሲኡ ካብ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኢዩ :: ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንህዝቢ ኤሪትራ ዝገበረ እንተገበረ ዋላ እቲ ዝላዓለ ዝተኸፍለ ንናጽነት ንዓለም ዘደንጸወ ጅግንነት ኣመዝጊቡ ውን ከድንቖን ክምካሓሉን ተሰሚዑ ኣይፈልጥን ኢዩ :: ኩሉ ግዝየ ከናሹዎ ኢዩ ዝፍትን :: ውግእ ከምዚ ናይ 1998 ናይ ሕጅን ናይ 2020 ክጽሕትር ከሎ ግን መታን ንህዝቢ ኤሪትራ ናብ ውግእ ክጠብሶ ነቲ ዝሓለፈ ንናጽነት ዝተፈጸመ ታሪኽ ጅሕንነት ብቲቪ ገይሩ እንዳኣርኣየ ክኸስቦም ይፍትን ::ኣብ ዓለም ቀዳማይ ከዳዕ ሰብ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኢዩ ::
ዋዜማ ጅግና ተባዕ 👍👍👍
Liliuokalani I’ll leto😮 😊
@@abrahamgebremedhin976 ጥዕይ ጊርካ ጽሐፍ ጉሓፍ
ስላም።ኢስያስ ኣፍወርቂ፡ ነጊርና ባዕሉ፡ ህዝባዊ ጎነጽ ኣድላይ ምካኑ፡ ኣብነት ናይ ህዝቢ ሱዳን ናዕቢ እንዳ በለ ዓቢ ኣስተምህሮ ሂብና ኢዩ።እዞም ጎነጽ ኣይድልን ኢዩ ዝብሉ ፡ ኣፍልጦ ዘይብሎም ኢዮም ብዛዕባ ኤርትራ። ኤርትራ ቅድሚ ስመን ኮረያ ብድክታቶር ክምትስራዕ ኣይፍልጡን ማለት እዩ።
ጉጅለ ህዝባዊ ግምባር ብጽፍርና እናበለብሓይሊ ንሃገርን ህዝብን ዘባደመ ዘይሕጋዊዘይፍትሓዊ ጨቋኒ እዩ ፡ብሓይሊ እምበር ብዘተ ዝውገድ ኣይኮነን !!ኢሳያሳዊ ኣተሓሳስባ ሃጼያዊ ኢትዮጽያ'ዩ፡ንኤርትራውነት ከጥፍእ እዩ ሰሪሑ ፡ሕጂ ንቶም ደገፍቱ ምህራም ሓላል'ዩ፡ህግደፍ ክጠፍእ ደገፍቱ ክጠፍኡ ኣለዎም፡ብደንጎላ ኣይኮነን ብዝኾነ መሳርሒ ክድምሰሱኣለዎም፡ ምኽንያቱ ንህዝቢ ኤርትራ ዝቐትልዝኣስር ዘከላብት ዘጥሚ ዝሕግዙ ጸላእቲንንረብሓ ኤርትራዊ ዜጋ ዕንቅፋት ዝኾኑ እዮም።
👍🏿👍🏿👍🏿💪🏿💪🏿💪🏿👏🏿👏🏿👏🏿
Brgid Nhamedu qall Btegbar eu
Ggna bkat zelkum menaiseyTahabine. Bakum hgi grmmHanschemenchi do sey kkotaZraayet ayni tmeskr. 🙏🏼✊🏼✊🏼✊🏼✊🏼✊🏼✊🏼💐💐💐💐💐👌👌👌👌👌Nmeseley. Ilu zkales. Yiwet brgz
Jigna
Very mature man advice John black behind doors to slow down a bit he is great man but he needs to relax 👀👀🤷♂️🤷♂️
ን። ዋዝማ ሕተትለይ እዞም ኩሎም ወታደራት ኢትዮጵያ ኣትዮምዘለዉ ዘውስኦም ሀይሊ ይህሉ ድይሉ
Good job
Wazwmas ne BITWEDED yezekakereka 💗💗💗
❤በሊሕ መኒእሰይ
He is brilliant indeed!!!
Wazema hayet inkai teweledka ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thanks kibur haw abi gonkum alna wedi serat jgina eto dubaruba gn seraye zayamnlu alwu nab dnbya ykarbna ybilu
❤❤❤🇻🇳❤❤
ኣባሓጎኻ ወን ጀግና ሃገራዊ ለባም እዮም ነይሮም ባኣልጻ ዕ ዳ ክዳኖም ክሓልፉ ንሪኦም ነርና ብሃገር ሜሬት ናይ ባእሲ ዛርቑ ዝነበሩ ኩቡር ኣቦ እዮም ነይሮም እቶም ምሳኻ ዘለዉ ዓዶም ዘይፍሉጥ እዮም ኣንትን ትሓቶ ዘለቅን ወን ከምኦም ኢኽን ሕክምና ኣበርትራ ብመጠኑ ኣሎ ተምሱኡዎ ነገር የለን ስብሕ ደፍካ ቃልሲ እይኮነን እቶም ትግራይትብሉ ዘለኩም ኣዋለድ ተጨውየን ተባላስየን ይድርበያ ንሕና ቃልስኹም ዓዲ ከይ ኣተው ዋጋ የለን.
Wazema btemi bsul menesey ab godnkum alena agokum
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
ውጽዕ'በር ዓማጺ ተዓዊቱ ኣይፈልጥን'ዩ!!::
kkkkk hj ke hzb eritrea tekabu alo malt dyu iseyas axnat u aywklenan nusun gujluin NO MORE hgdef
I think HGEDF has democration next weekend in Diessen German because of the last festival. Berged Nehamedu pay attention.
አሰና በጃኹም ሕቶ አለኒ መልሰለይ እየኤል ዮሓንስ ዝተብሓለ ካብ ደለይቲ ፈትሒ ተቃላሳይ እየ ዝብል ሰብ ሓቀኛ ድዩ? ካልአይ ብዛእባ ዘርአይ ደረስ ዝተብሃለ አብትግራይ ኮይኑ ተቃላሳይ እየ ዝብል ዞነበረ ሕጂ አበይ አሎ?
Kibrti hafti bzikone yqales aleku zibl aytitarateri sigab abadina zelewu jujmajuj sgab ztefu.thanks
Wazu wedi seraye
Deki anistyo eritrean b amharu ytensa alewa
ዋዜማ ሑፁብ መዓንጣ !!
Anta loms nestoy btweded abraha Katarina eyu kemaka blih hzibi eritrea kdbes eyuajokum zom ahwatey ane kem yodit ab godnukum aleku nunay tray nzi setay dem nsun sabtun bidom hizna ab kdimi hzbi nkrbom shu eyu eti kanza kemey kemzkone zrdaom nakakn 1000 gze jgna ileka alku arbate netbi
ራእይ ዘለዎ መንእሰይ::
Wazema jigna wedi seraye ajoka qexlo eske
I am specialised in east Africa poeple and culture
Atum hzbi nkid hzbnan hagernan nedhn 😥
Wazema jgna sebay sebut thanks Tv Asena ❤❤❤
ዋዜማ ሓዉና ጅግና ተባዕ ተቃላሳይ ደላይ ፍትሒ 🥰🥰🥰
ጅግና !!!!
ብጣዕ ጽቡቅ
ዋዙ ጅግና ኣጆኩም ኣይትሕመቑ
Wazema,you are intelligent articulate young man,one of a kind ,Bravo.
He is simply amazing 🌟👑🌟👑🌟👑🌟👑🌟👑🌟👑🌟👑🌟👑
Wazema jigna nay bhaki busul seb eka 💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤
I love your speech kept going 👏 👏👏
Wazema is our Hero we love you 💕 so much
Wazema jigna 💪💪💪
Wazema Jigna Wedi Eri ❤️🇪🇷💪
Great Person ❤
Mature man 👍
ዋውውውውውው👌🙏
Every Eritrean should fight back to liberate Eritrea from the colonization of PFDJ and Amhara.
ኣጀኩም ኣጆና, ኣንጻር ወጽዓና ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ርትዓዊ'ዩ!!::
አጆኹም አጆና ❤❤👍❤️💪
Nwazema wesani jigna nayjeganu beal hlna❤💯💝💌🌻🌻🌻
ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ።ኣጆኹም ኣብ ጉድንኹም ኣሎና እግዚኣብሔር ንህዝቢ ኤርትራ ዕረቲፍቲ የምጽእ።
ንቁሕ መንእሰይ 🤙🤙🤙🤙
በርጌድ ንሓመዱ ንቕድሚት !
Wazema jegna
መናእሰያት ኣጆና፡ ተስፋ ካባና እዩ፡ ነዞም ዓበይቲ ኣይረአ፡ ነዐኦም እንተሪእና እታ ናቶም ቃልሲ ናይ 30 ዓመት ኢና ክንደግማ
bravo wazema ajokum
ዋዜማ መስተውዓሊ መንእሰይ።
king
God bless you wazam 😍😍😍💖💖💖
Wazema jigna
ሓየት ተባዕ መንእሰይ ✊🏽⭐
ብጎነጽ ሽግርና ክንፈሕ ኣይንደልን ዝብሉ ህግደፋውያንዮም ኢሳያስ ይንበረልና እዮም ዝብሉና ዘሎው፡ እንታይ ኮይኖም ድኣ ብሕግን ብሰላማዊ መንገድን ኣብ አረቤዛ ከይፈትሑዎ ህዝቢ ክሳዕ ዝጸንት ተጸብዮም፧
I appreciate you you are thinking & struggle way
Wazema King Tigrinyanaslism hero 💪
Good jobbb
This is the time to wake up Eritrean🇪🇷 people for your homeland and your right good job wazema
Tigray will prevail🙏🙏
Kemzi kemaka ahewat mehlwekum betami zekure eyu emo Amlake edmen tenane yehbka abe eritrea yerakbna amen 🙏❤💯💪
Ajokum ajona
Wazema jigna tebae menesey Beal newih raei ajoka ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
👏🏽👏🏽👏🏽🌺🌺
Jegna 👍♥️
Wazema abo haki nbereley 👍👍👍
Selamkum ybzah ahwatey
🙏🙏👍👍🙏👍👍👍
ህዝብና ካብ ምጽናት ክድሕን ተኾይኑ ኑኡስ ወሎዶ ክንዳኻን ከማኻን ክትስእ ኣልዎ ዋዜማ ንፍዕ ተንታኒ ጽቡቕ ስነሓሳብ ሰሚዕና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ውድቅት ንስርዓት ኣስመራ ዓወት ነቲ ውጹዕ ህዝቢ።
♥️🙏♥️🙏🙏🙏🌹
ጅግና ወሎደይ ሕቡን መንእሰይ ዘርእኻ ይሰስን
Ajokum BERGED NHAMEDU Ab
Gonukum Alena GEGANU💚💚💚❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹
💪👌👍
Wazu nafiknayo 💙💙💙💙💙💙
Brave man keep going 💪
ኣብዚ ግዝየ ' ዚ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ከቢድ ሓዘን እዩ ዘሎ እሞ ምስኡ ዘይሓዝን ኤርትራዊ እንተልዩ ሕልና ኣልቦ ስሱዕ ከም ኣራዊት በረኻ ጥራሕ እዩ ::
ዋዜማ በዐል ሐሞት 💪✊
👍👍👍👍👍
ሚኪ ሓወይ ኣንበሳ
ዋዜማ ሐወይ ሀቡሳ ኩማኻ ስ ሽሕ ይኹኑ አጆኹም አብ ጎኑኺም አለና👍🏽👍🏽👍🏽💪🏾💪🏾💪🏾🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
♥️♥️♥️♥️♥️♥️
✅️✅️✅️
Wow nbesa ajokum
አዝኒ ዘለዎ ይስማአ አንበር ባኣል ንሕና ኑሱ አግደፍ ዝተጋሰሶም አናራኣዩ ዝጸመሙ
Wazma jigna
Yes Ajokum, Ajona. Wzema.
ዋዜማ ብጣዕሚ ቡሉጽ መንእሰይ እካ አብ ዛሃብካዮ ብዛዕባ ኢሳይያስ ዛሃብካዮ መልሲ ልክዕ አሎካ ምክንያቱ ን32 ዓመታት መንእሰይ አብ ክንድ ዝወልድን ዝዝምድን ሃገር ገድፉ ያሃድም ጥራሕ እዩ ዘሎ እሞ ካብዙ ዛዓቢ ጥጥፈትን ብርሰትን እንታ ክመጽእ ስለዙይ ታዓወት አቦታትካ አብ ጎድንኩም አሎና
"ብርጌድ ንሓመዱ ህዝባዊ እዩ ።"
👉👌👈
እስኻ ኢኻ ተምሓደራ ሓደ ኢና ምባል እንታይ ማለት ድዩ፧ ባንዴራ ምምብልባል ሃገር ኣለትና ኣየብለኩምንዩ ኢሳዕ ምባል ልኡላውነት ዘድፈረን ዝዓደለን ኢሳያስዶ ኣይኮነን፧
😘❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Bireged Nhmedo they need help as soon as possible
HGDF Mothers.Fathers. Sisters and Brothers they are not our family they were the biggest our Enemy’s 🌹
selam.kuburat.yehwatna
እዚ ጠባይ ናይ ህግደፍ ወታሃደራታ ምስተማረኹዋ ምኽሓድ ምጥላም መጀመርታኣ ኣይኮነን ::
ኣብ ውግእ ምማት ሙቕሳል ምምራኽ ዝነበረን ዘሎን ኢዩ :: ዋላ እተን ሓያላት ሃገራት ከም ባዓል ኣመሪካ ራሻ ኮታ ኩለን እተን ሓያላት ዝባሃላ ምዕራባውያን ሃገራት ከማን ወታሃደራተን ይሞቱ ይቖስሉ ይማረኹ ኢዮም :: እተን ሃገራት ድማ መንግስታተንን ህዝብታተንን ነቶም ዝወደቑ ወታሃደራተን ጀጋኑ ኢለን ኢየን ዘድንቖኦምን ዝሕበናሎምን :: ኣብ ህግደፍ ግን በንጻሩ ኢዩ :: ኣብ ቅድሚ ህግደፍ ኤርትራዊ ጅግና ይኹን ኣይኹን ክብረት ዝባሃል የብሉን :: ኩሉ ግዝየ ሑሱር ኮይኑ ከም ሰብ ከማን ኣይቁጸርን ኢዩ ::
ንዝተማረኸ ክብረት ዘይምሃብ ኣብ ህግደፍ ጥራሕ ዘይኮነ ብግዜ ቃልሲ ንናጽነት ብህዝባዊ ግንባር ውን ኣብ ልዕሊ ሙሩኽ ክሕደትን ጥልመትን ከምዚ ሕጂ ብህግደፍን ብደገፍታን ነዞም የሕዋትና ብTDF ዝተማረኹ ዝስማዕ ዘሎ ጥልመት ነይሩ ኢዩ ::
ከምዚ ዓይነት ክሕደት መበገሲኡ ካብ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኢዩ :: ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንህዝቢ ኤሪትራ ዝገበረ እንተገበረ ዋላ እቲ ዝላዓለ ዝተኸፍለ ንናጽነት ንዓለም ዘደንጸወ ጅግንነት ኣመዝጊቡ ውን ከድንቖን ክምካሓሉን ተሰሚዑ ኣይፈልጥን ኢዩ :: ኩሉ ግዝየ ከናሹዎ ኢዩ ዝፍትን :: ውግእ ከምዚ ናይ 1998 ናይ ሕጅን ናይ 2020 ክጽሕትር ከሎ ግን መታን ንህዝቢ ኤሪትራ ናብ ውግእ ክጠብሶ ነቲ ዝሓለፈ ንናጽነት ዝተፈጸመ ታሪኽ ጅሕንነት ብቲቪ ገይሩ እንዳኣርኣየ ክኸስቦም ይፍትን ::
ኣብ ዓለም ቀዳማይ ከዳዕ ሰብ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኢዩ ::
ዋዜማ ጅግና ተባዕ 👍👍👍
Liliuokalani I’ll leto😮 😊
@@abrahamgebremedhin976 ጥዕይ ጊርካ ጽሐፍ ጉሓፍ
ስላም።
ኢስያስ ኣፍወርቂ፡ ነጊርና ባዕሉ፡ ህዝባዊ ጎነጽ ኣድላይ ምካኑ፡ ኣብነት ናይ ህዝቢ ሱዳን ናዕቢ እንዳ በለ ዓቢ ኣስተምህሮ ሂብና ኢዩ።
እዞም ጎነጽ ኣይድልን ኢዩ ዝብሉ ፡ ኣፍልጦ ዘይብሎም ኢዮም ብዛዕባ ኤርትራ።
ኤርትራ ቅድሚ ስመን ኮረያ ብድክታቶር ክምትስራዕ ኣይፍልጡን ማለት እዩ።
ጉጅለ ህዝባዊ ግምባር ብጽፍርና እናበለ
ብሓይሊ ንሃገርን ህዝብን ዘባደመ ዘይሕጋዊ
ዘይፍትሓዊ ጨቋኒ እዩ ፡
ብሓይሊ እምበር ብዘተ ዝውገድ ኣይኮነን !!
ኢሳያሳዊ ኣተሓሳስባ ሃጼያዊ ኢትዮጽያ'ዩ፡
ንኤርትራውነት ከጥፍእ እዩ ሰሪሑ ፡
ሕጂ ንቶም ደገፍቱ ምህራም ሓላል'ዩ፡
ህግደፍ ክጠፍእ ደገፍቱ ክጠፍኡ ኣለዎም፡
ብደንጎላ ኣይኮነን ብዝኾነ መሳርሒ ክድምሰሱ
ኣለዎም፡ ምኽንያቱ ንህዝቢ ኤርትራ ዝቐትል
ዝኣስር ዘከላብት ዘጥሚ ዝሕግዙ ጸላእቲን
ንረብሓ ኤርትራዊ ዜጋ ዕንቅፋት ዝኾኑ እዮም።
👍🏿👍🏿👍🏿💪🏿💪🏿💪🏿👏🏿👏🏿👏🏿
Brgid Nhamedu qall Btegbar eu
Ggna bkat zelkum menaisey
Tahabine. Bakum hgi grmm
Hanschemenchi do sey kkota
Zraayet ayni tmeskr. 🙏🏼✊🏼✊🏼✊🏼✊🏼✊🏼✊🏼💐💐💐💐💐👌👌👌👌👌
Nmeseley. Ilu zkales. Yiwet brgz