ሞኒካ ትፈልጦ ምስጢር ኣይሃብካ። ኣሉታዊ ጽልዋ ማሕበራዊ ሜድያ ዳኒ ወዲ መምህር። 7 ጥይት ዝተወግአ ሻዕብየኛ ንንሓመዶም ይፍክረሎም።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 24

  • @-zo7mx
    @-zo7mx 3 วันที่ผ่านมา +1

    ደሓንዶ ንከይድ ኣለና ኣብ ዝሓጸረ 100k ነብጽሓያ ጀምዓ❤❤❤❤❤

  • @SeluBehabelom
    @SeluBehabelom 4 วันที่ผ่านมา +4

    ሰሓቢት ግጥሚ ናይብሓቂ ንፉዕ ጸሓፋይ ብርዕኻ ይሰሰን ከምኡ እዉን ኣቕራባይ ብጣዕሚ ሰሑል ጎሮሮ ብሉጽ በርትዑ 🙏💙

  • @abebadebese7360
    @abebadebese7360 4 วันที่ผ่านมา +1

    ንፉዕ ገጣማይ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ይሃብካ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @AlaziziPhone8
    @AlaziziPhone8 4 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚኑፉዕ ግጣሚ መኩሲ ቀፅሎ

  • @ዘመን-ተቀይርካኒ
    @ዘመን-ተቀይርካኒ 2 วันที่ผ่านมา

    ይበል ኣቀራርባ ግጥሚ ሃብቴካ።

  • @زمزمدسته
    @زمزمدسته 4 วันที่ผ่านมา +3

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉

  • @ngstiyanet8866
    @ngstiyanet8866 4 วันที่ผ่านมา +1

    hebtom❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @tsehayeYetbarek
    @tsehayeYetbarek 3 วันที่ผ่านมา +1

    HADARNA KULNA KEMAU MESHEQETI TEZEYTGEBRI ABA KELEKI ZEYTBLYA

  • @Meron-h5g
    @Meron-h5g 4 วันที่ผ่านมา +1

    6:06 Wfuy💙✅✅✅✅✅✅💙💙💙💙

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli8017 4 วันที่ผ่านมา +1

    ኣበይ ዘሎ ባሃም ኢዪ ወደይ እዚ፡ 2 መሰንገለ የብለይን፡ ሰለፈይ ሰይራ ኮፍ ዝበለት ጥይት ኣለኒ፡ ናይ ርእሲ ማህረምቲ ኣለኒ፡ እዚ ኩሉ እሾኽ ኢልዎ። እዚ ወዮ ደኣ ፈጺሙ ዝንቡዕ ኣረኣእያ ሂወት ሒዙ ኣሎ ወይ ከኣ፡ ከምዚ በል ተባሂሉ ኣሎ እምበር እዚስ፡ ሞሳ ገድለይ ሞሳ ስንክልናይ ውላ ሓንቲ ዝረኸብኩዎ የለን፡ ስለዚ እዚ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ፡ ንዓና ነቶም ሞሳ ቃልስና ዘይረኸብና ክዝክረና ይግባእ ክብል ኢዪ መልእክቱ ከሕልፍ ዝግብኦ። እንተ እቲ ኣነ እንተዝኸውን ንኤርትራ ከቃጽላ ምተበገስኩ ዝበለ ግን ዕራ ኣይትብገስን ሓሪቕካ ኢኻ ኢለጥራሕ ክሓልፎ፡ ምሕራር ደኣ እንሀ እንዶ ህግደፍ ቃልቃል የብላ። ንስካ ካብ ትመርሓኒ ንምንታይ ፍሊስጠም ዘይትቕየር ኤርትራ ዝበለ ህግደፍ ኣምቸ ኢኻ ዝበለ ከኣ ዝገደደ፡ ምኽንያቱ ንሱ ኣበይ ኢዪ ዘሎ ገና ኣይተተድኦን፡ ብዛዕባ ዝወልዶም ደቁ ናብ ኤርትራ ከእንፍቱ እንተፈቲኖም ከኣ ብመልሓስ ኣቡኦም ክብድሁን ክምጎቱ ክርቱዑ ኢዮም።

  • @okubaybeyene6231
    @okubaybeyene6231 4 วันที่ผ่านมา +1

    ሻዕብያ ምስ ስነ ሓሳቡን ታሪኹን ብሓዊ ኣቃጺልካ ክጠፍእ ኣለዎ

  • @tsehayeYetbarek
    @tsehayeYetbarek 3 วันที่ผ่านมา +1

    MILES AKO ERITREA NEXA HAGERYA SLE ZBELE HLMI ISEYAS SLE ZAGEDE AYU XLAU

  • @gm5215
    @gm5215 4 วันที่ผ่านมา +2

    እንታዩ ነዚአ ተገዲስኩም ተቕርብዋ ዋእ

  • @hareguwoldu1704
    @hareguwoldu1704 4 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @SamiMahari-c5p
    @SamiMahari-c5p 4 วันที่ผ่านมา +3

    ወዲ ዓዃይ ተበሉኻ ኸ ወዲ ጭዋ ዓዃይ እምበር ወዲ እቲ ተቃሊሱ ደቁ ዘዕቢ

  • @1115asmara
    @1115asmara 4 วันที่ผ่านมา +1

    Monica, stop the Flip Flop. Pick a side.

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 4 วันที่ผ่านมา +1

    ሞኒካ ናይ መንነት ጸገም ዘለዋ ደኣ እንታይ ሚስጥር ክትፈልጥ ኣዲኣ ትግራወይቲ ኣቦኣ ኣምሓራይ ክክክክክ

  • @AndyiNuguse-mg1zx
    @AndyiNuguse-mg1zx 4 วันที่ผ่านมา +1

    👌👌💪💪👍👍💯💯✅️✅️👍👍👌👌💪💪💯💯✅️✅️💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @tsehayeYetbarek
    @tsehayeYetbarek 3 วันที่ผ่านมา +1

    ATUM SEBAT AZI KULU DELAYFTHIKO LALIHADE ASKUGO ZELEWO HAGER ZTEWAHSE AYU KNEBR AYKALEN BETISRAT MOT TETEFERIDWO MOT BMOTU HLMUKA NATU NSLTAN DIKTATER ELOM MOT TEFERIDOMO NDEQU AYU TESEDIDU ANBER HLMUS QIHIMU. AYU

  • @ዘመን-ተቀይርካኒ
    @ዘመን-ተቀይርካኒ 2 วันที่ผ่านมา

    ይበል ኣቀራርባ ግጥሚ ሃብቴካ።

  • @mebrahtombesrat-ml6ff
    @mebrahtombesrat-ml6ff 3 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤