ምስ ጆን ብላክ ደቂ ኣሃዱ ጥራይ ዘይኮነስ ቀንዲ የዕሩኽ ኢና ነይርና ልዕለይ ዝፈልጦ የለን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 43

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  18 วันที่ผ่านมา +10

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share
    መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
    donorbox.org/tefetawi-talkshow
    ኣባላት ኩኑ Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
    th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

  • @mikeberhane
    @mikeberhane 17 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ዝነኣድ ምስክርነት ሂብካና ሓው ዮናስ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ብጣዕሚ የቐንየልና ። እቲ ነውራም (መንግስቲ ዝባሃል) ናብ ከምዚ ምውራዱ ከም ዝተሳዕረ ዝርእይ ኢዩ።

  • @WediNega
    @WediNega 18 วันที่ผ่านมา +6

    #ተቃላሳይ ዮናስ:ብሓቂ ክትድነቅ ዝግብኣካ ተባዕ መንእሰይ ኢካ💙💙💙ምክንያቱ ሓደ ሓቀኛ ሰብ ዝብሃል ከምዚ ትገልጾ ዘለካ እዩ: ኣብ ክንዲ እሙን ብጻዩ ሓቀኛ ምስክርነት ንህዝቢ ዝህብ ብሓቂ ኣድኒቀካ: ጆን ኣብዘለካዮ ሰላም ሃሉ ዝድነቁ ኣዕሩክትን:መቃልስትን ይምስክሩልካ ኣለዉ:ከምዚ ሓቀኛ ምስክርነት ናይ ዮናስ ንልመድ በጃኩም መቃልስትና ኣይነጸልም የቀንየልና ስለቲ ልዙብነት ትንተና ሓሳብካ ዮኒ💙💙💙💙

  • @zenakeshi1566
    @zenakeshi1566 18 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣጋላልጻ ኡሙን ዓርኺ

  • @angesomabraha2072
    @angesomabraha2072 18 วันที่ผ่านมา +4

    ኣዝዩ ጽቡቕ መደብ : ግዜ ዓቢ መምህር ኢዩ ጊዜ ዘይገልጾ ሓቂ የለን ።
    ኣዝዩ ብሱል ሓሳብ ሂቡ ኣሎ እዚ ሓውና ።

  • @sgrbietna374
    @sgrbietna374 18 วันที่ผ่านมา +7

    ኣገላልጻ ማለት ከም'ዚ'ዩ።

  • @elilta70
    @elilta70 18 วันที่ผ่านมา +1

    ጸሊም ነብሪ ጆንብላክ ናፊቅናካ 👌🌿🌿💙🌿💙🌿💙

  • @Redairise
    @Redairise 17 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ከውሒ ዝተሰረተ በሳል ሓሳብ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ሰብ:: ስልጡን ከማን ከም ወትሩ ሕቶታትካ ደስ ይብል::

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 18 วันที่ผ่านมา +2

    ሓቂ ተዝርብክ አመንግዲ ባቡር ደቅስ ዮናስ ጽብቅ ተዝርብካ ንብሕቂ እሙን ዓርኪ

  • @MusluyAykonkun
    @MusluyAykonkun 18 วันที่ผ่านมา +4

    ዓፍራን ጸለመን ናይዚ ጥስጡስ ሓሳዊ ዘግሃዶ እንትዳሃልዩ - ዉጺኢት ቃልስና ህግደፍ ኣብ ክሓብእዎ ዘይክእሉ ጽፍዒትን ፍርህን ምህላዎም ኮይኑ ነቶም ተባዓት ተቃለስቲ ኣብ ባይታ ከም ጆን ብላክን ሓያላት ተንተንቲ ከም ካልድን ብምጽላም ኣቃልቦ ቃልስና ንምጥምዛዝም ንተባዓት ተቃለስትና ኮን ዶኮን ይእለዩልና ዝብል ዝፈሸለ ተስፋብዩ። መልስና ኣይትድከም ኮይኑ እቲ ጸለመኩም ዓወትና ርሑቅ ዘይሙካኑ ዘሪኢ ስለዝኮነ ክንሕጎስንን ዝያዳ ክንሰርሕን ዘተባብዕ እዩ። ነቶም ኣምለክትኩም መቀነዪ ከኒና ጥራይ ተጠቀምሉ።

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 18 วันที่ผ่านมา +1

    አምልክ አብ ቀርብ ግዝይ ጆን ብልክ ውጽካ ይረና❤❤❤

  • @SimonHaile-x6x
    @SimonHaile-x6x 17 วันที่ผ่านมา +1

    Entaymo Beyene ni John telimwo !!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @merrytsegay8121
    @merrytsegay8121 18 วันที่ผ่านมา

    Thank you yonas for your testimony

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 12 วันที่ผ่านมา

    John Black, my hero king of King🩵🩵🎉🎉👍

  • @ghirmaihaile7910
    @ghirmaihaile7910 17 วันที่ผ่านมา

    Undisputed hero John black

  • @sofiafeshaye1569
    @sofiafeshaye1569 17 วันที่ผ่านมา

    Good job 💙💙✅️✅️💚💚

  • @yosiefmokenen
    @yosiefmokenen 18 วันที่ผ่านมา +4

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤💙💙💙💙💙💙❤💙💙💙💙❤

  • @samrawithayelom1900
    @samrawithayelom1900 17 วันที่ผ่านมา

    Hansey nebri ab zelekayo selamka ybzhalel

  • @TsegayMengs-w6j
    @TsegayMengs-w6j 18 วันที่ผ่านมา

    ይበል ኣጋላልፃ ደስ ዝብል ሓሳብ

  • @welduzeray3632
    @welduzeray3632 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @BN_Ageneration_mussie1973
    @BN_Ageneration_mussie1973 17 วันที่ผ่านมา

    🌿💙🦁🙌

  • @jontekle-c8w
    @jontekle-c8w 17 วันที่ผ่านมา

    🌿🌿🌿💙💙💙🌿🌿🌿

  • @andebrhanteame2234
    @andebrhanteame2234 18 วันที่ผ่านมา

    Bhaki dayment❤❤❤

  • @andebrhanteame2234
    @andebrhanteame2234 18 วันที่ผ่านมา

    Tbat jhon bzgbae gelitskayo nfue ❤❤❤

  • @Habesha45
    @Habesha45 18 วันที่ผ่านมา +1

    🎉🎉🎉🎉

  • @freweynihabtu5386
    @freweynihabtu5386 17 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🥰🥰

  • @teweldeabrha3470
    @teweldeabrha3470 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉

  • @muluhabesha-e3y
    @muluhabesha-e3y 18 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙

  • @MeraBrhane-j3l
    @MeraBrhane-j3l 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @elilta70
    @elilta70 18 วันที่ผ่านมา

    💙👏💙🎄💙🌿💙🎄💙🌿💙🎄💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿❤️

  • @danielk4607
    @danielk4607 14 วันที่ผ่านมา

    Hakoari adgi😅

  • @YonasYowhannas-bf9ek
    @YonasYowhannas-bf9ek 18 วันที่ผ่านมา +4

    ህግደፍ ነቶም ተቤዖም ዝሐትዎ ስለ ዝፈርሖም ንከጥፍኦም ዩ ዝሰርሕ

  • @wedebtewelde5870
    @wedebtewelde5870 16 วันที่ผ่านมา

    Kkkkkkkkk ata xebuq gierkum ke edit zeytegebrewo 😂😂😂😂😂😂😂 kemzefelet tegeberewo waye feshulat tegaru

  • @habtomgebre1523
    @habtomgebre1523 17 วันที่ผ่านมา

    gone black black lion bro

  • @efremyohannes4536
    @efremyohannes4536 17 วันที่ผ่านมา

    I do not think he was operator for Wedi Finansa and Fssehay Weldegebriel the years does not add up

  • @arbeidersteamreno3367
    @arbeidersteamreno3367 17 วันที่ผ่านมา

    ጆን ብላክ ኣበይ ተወሊዱ

    • @Redairise
      @Redairise 17 วันที่ผ่านมา

      ባፅዕ

  • @AsefaTafere
    @AsefaTafere 18 วันที่ผ่านมา

    አታ ወዲ ጎንደር እዩ አጢነ

    • @MF23720REG
      @MF23720REG 17 วันที่ผ่านมา

      men EU wdi gender