ድራማ ህግደፍ፥ ምብካል ረኢ ቶታት ህዝቢ፦

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 38

  • @ZaryeBarye
    @ZaryeBarye 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣነ ዮድተይ ዘርእሰናይ ባርያጋብር ይብሃል ኣብ መደብኪ ክመጽእ ይደሊ የ ባዛዕባ ንነበረ ጉዕዞ ይደሊ የ 💙💙💙🌿🌿🙏🙏😊

  • @alisaid9015
    @alisaid9015 3 วันที่ผ่านมา +1

    Happy New Year to all
    Of You ,
    Radio Assab , Paris
    Francce🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @YordanosTsehaye-e9d
    @YordanosTsehaye-e9d 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አነስ ክንደይ ጊዜ ጺሒፈልኩም, ንስኩም ንዐና ንኤርትራውያን ብ100 ዐመት ቀዲምኩምና አለኩም።።። አነ ዝብልሲ ብዝርድአና ጌርኩም ተተረዱኡና🙈አብ ሽወደን ጋዜጣ አሎ ብዝቀለለ ሽወደን🙈 አምላክ ከማኩም የብዝሐልና አነ እሞ እቲ ዝሐሰብክዎን ዝደልዮን ስለ ትብሉለይ ናይ ብሐቂ እየ ዝሕጓስ

  • @BiniYonas
    @BiniYonas 4 วันที่ผ่านมา +2

    Happy new year 🎉 zelenayo show ms buluxat memharan

  • @Bilu689
    @Bilu689 2 วันที่ผ่านมา

    Happy new year guy's
    Thank you

  • @NeguseM-z2o
    @NeguseM-z2o 2 วันที่ผ่านมา

    These two smart guys they hgdef very well.

  • @TecleAsghedom
    @TecleAsghedom 4 วันที่ผ่านมา +3

    ትኽክል

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 4 วันที่ผ่านมา +1

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @selam2953
    @selam2953 3 วันที่ผ่านมา

    Great as always ❤❤❤

  • @gabeg464
    @gabeg464 4 วันที่ผ่านมา

    Happy new year three of you i wish one day to meet you in person. I'm from California. Never kneel down.

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 2 วันที่ผ่านมา

    ኣብብርጌድ ንሓመዱ እቲ ዝዓበየ ሓደጋ ሕቶ መንነት ዘቀላቕሉ መንእሰያት ስለዝረኣዩ እዩ ዘስንብዶም ዘሎ።

  • @matthewshaile5072
    @matthewshaile5072 3 วันที่ผ่านมา

    Thanks very good pragram ❤

  • @brahaneandemariam7154
    @brahaneandemariam7154 4 วันที่ผ่านมา

    Happy New Year hzbi Eritrea gdef endo temahru

  • @zeraiweldab4863
    @zeraiweldab4863 3 วันที่ผ่านมา

    Thanks guys happy new year❤

  • @Ali-horreAburus4823
    @Ali-horreAburus4823 4 วันที่ผ่านมา +2

    Best wishes for 2025 zellenayo. Kibur President Esayas Afwerqi ABRAHAM is the Father of Eritrea. I don't need missing him because he Knows that we the Danakils need Human Rights. Dan'kal wald Arrata

  • @TesfuAsfaha-m9t
    @TesfuAsfaha-m9t 3 วันที่ผ่านมา

    ሪኢቶ ኣላትኒ ኣነ ድማ
    ብከመይ ተረዲኣትኒ ብደንበ ፍትሒ ዝተፈነወት ዘረባ ፡ንባዕል ጊደዎን፡ብርሃነ፡ኣወል፡ሰለሙን ድራርን፡ካልኦት ዩቲቨራትን፡ሰዓብቲ ስለ ዘለዉዎም ብብዝሒ መንግስቲ ክግምጡሉ ድርልዮም ኢልካ ኣነዊርካ፡እቶም ስዓብቶም ኣብ ጥርጣሬ ኣትዮም፡ክንጽልዎምን ተሰማዕነት ንክሱእኑን ዝተሃንደሰት፡ኢለ ድማ በዚ ኩርናዕ ክጥምታ ኪኢለ ከመይ ይመስለኪም።

  • @yohannestesfamariam2969
    @yohannestesfamariam2969 4 วันที่ผ่านมา

    2025 ክንቅበል መደብኩም ሓሊፍና ግን ከይሰማዕናዮ ኣይንድቅስን ሩሑስ ሕድሽ ዓምት ይግበርልና

  • @fishtareke3654
    @fishtareke3654 3 วันที่ผ่านมา

    ቀዳምነት ክንግምግም እንተኾይኑ ሰብ ጉዳይ ተኸሰስቲ ዘይምጉቱ እንድሕሪ ባሓቂ ካብ ምስ ህግደፍ ምስ ተቋወምቲ ውድባት ኢዩ ቅርበት ዘለና ዝብሉ እንተኾይኖም

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 2 วันที่ผ่านมา

    ኣብኢርትራ ስርዓት እሎ እንተተባሂሉ ትግራውነትካ ዘኽድዕን ኢሉውን ዝቐትልን ዘቃትልን ስርዓት እዩ ዘሎ እንተደኣ ስርዓት ኣሎ ክበሃል ኮይኑ፨፨፨.🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mebrahtomgebremariam4271
    @mebrahtomgebremariam4271 3 วันที่ผ่านมา

    ጉጅለ ዓዳይ ርእሲ ደርሁ ወረ ክደይ ትደፍሩ ንወለድኩም ትደፍሩ ሎምሰ ያለኩም ናብ ልብኩም ተመለሱ።

  • @debraiandehanes9356
    @debraiandehanes9356 4 วันที่ผ่านมา

    ዮዲት መሃሪ መጎተ ናይዞም ክልተ ደቅና ብቐጻሊ ክንሰምዕ ዕድል ዝሃብክና ምስጋና ይግባኣኪ:: ርሑስ ሐዲሽ ዓመት ክኣ ይግበረልኪ:: እዛ ናይ ደርሆን “ቢሄረ ትግርኛን” ተዛምድ ዝሃብኩማ ተረት ክኣ ኣዚያ ከም ዝመሰጠትኒ ክገልጸልኩም ይፈቱ:: ካብኡ ዝተረፈ ሻዕብያ መጥቃዕቲ( እልልልልል! ኢልና ክንቅበሎ ዝግባእ) ካብ ኣቢ ከመጾ ሪዒዱ ኣሎ ኢለ ይኣምን:: ህዝቢ ኤርትራ’ውን ኢቕ ኢሉዎ ስለ ዘሎ ምስ ኣቢ ብብዝሔ ከይተሐባበር ስግኣት ኣለዎ:: በዚ ምኽንያት እዩ ኽኣ:: ድፋዕ ሳሕል የሔድስ ኣለኹ: ዕርቂ ዋላ ምስ ኢሳያስ ወዘተ ዝብሉ ሽጣራታት ናይ ምፍርራህን ኣንፈትካ ምስኣንን ዝስንዝሩ ዘለው:: ምዚኦም ሲዒቦም ዝመጹ ሽጣራታት’ውን ኣለው ነስተብህለሎም::

  • @alisaid9015
    @alisaid9015 3 วันที่ผ่านมา

    ንኢሳያስ ያኢ ወንጌል ተኸታሊ ኮይኑስ
    ቁዱስ ተግባራት'ይፍጽም ኣሎ ምባል፡
    ላግጺ ኣብ ልዕሊ ቁዱስ ወንጌል'ዩ፡ ንቲ ብቁዱስ ቁርኣን ዝኣምን ድማ ንዕቕት'ዩ፡
    ኣይሓፍሩን እዮም እዞም ሓስውቲ ህግደፍ፡

  • @desbeleabreha8215
    @desbeleabreha8215 3 วันที่ผ่านมา

    የዲታ ተስፋይ ሰማር ኣይትሳኣኑ ኣጀኩም እቲ ትገብርዎ ዘለኩም ምንቅቃሕ ኣብ ልዕሊ ሕብረተሰብኩም ቀጽልሉ

  • @alisaid9015
    @alisaid9015 3 วันที่ผ่านมา +1

    ስዩመ እግ ዚኣብሄር ቀዳማዊ ኢሳያስ ንጉስ ኤርትር 😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @biniamyosief4675
    @biniamyosief4675 4 วันที่ผ่านมา

    B kal Amlack zedenagru kemmtzu iyom

  • @okbamikaelredae6294
    @okbamikaelredae6294 3 วันที่ผ่านมา

    እንተኾነ ሓሶት እዩ እኔተዘይኮነ ውን ንለውጢ ኢሎም ተበጊሶም እንድሕሪ ኮይኖም ንሕና እውን ንለውጢ ኢና እኮ ንቃለስ ዘለና፤ ንዓና ኸ ስግኣት ድዮም።

  • @Erichane
    @Erichane 4 วันที่ผ่านมา

    እንዳ ራጂ ፋሕ ኢላትኩምያ። ቶንኮሉኛታት

  • @bitanyaabraham4836
    @bitanyaabraham4836 3 วันที่ผ่านมา

    😂ስእለ ሓሳብ

  • @fqrihaqi5453
    @fqrihaqi5453 4 วันที่ผ่านมา +1

    ሓባሓባ ክብል መደብ ሓሊፍቢ

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 3 วันที่ผ่านมา

    ሰማርን ተስፋይን; እዞም ፕሮፌሰር ዕንወት ድዮም ዝበሃሉን ወንጌላዊያንን ሙስሊያት እዮም:: ኣብ ዕድሜና እንታይ ርኢና ይመስለኩም? ኢህኣፓ ዝበሃል ውድብ ኣብ ከተማን ገጠርን ዝገብሮ ዝነበረ ቃልሲ ምስ ተሳዕረ ንሱዳን ዝኸይድ ከይዱ ናብ ደርጊ ኢዱ ዝህብ ኢዱ ምስሃበ: መብዛሕትኡ ናብ ወንጌላዊያን ብምእታው ድሕሪ ሕጂ ኣምላኽ ኣማኒ እየ ኢሉ:: ገሊኡ ድማ ናይ ደርጊ ካድረ ኮይኑ ፀኒሑ:: ድሒሩ እውን ደርጊ ምስ ተሳዕረ እዛ ኩላ ህዝቢ ትጭፍጭፍ ዝነበረት ካድረ ናብ ወንጌላዊያን ተፀጊዓ ናይ ወንጌላዊያን ቁፅሪ ብዕፅፊ ኣብዚሓቶ::ስለዚ በዓል 7 ነጥቢ ናይ ወንጌላዊያ ቅዋም ፃዕዳ ሓሶት ወይ ወስላታታት እዮም:: ኣብ ዓለም ናይ ወንጌላዊያን ግፍዒታት እኮ ንሪኦ ኣለና:: ኣብ ኬኒያ ቅድሚ ቁርብ ዓመታት ሓደ ፓስተር ን47 ሰባት ነብስኹም ኣጥሚኹ እንተሞይትኩም ናብ መንግስተ ሰማያት ክትኣትው ኢኹም ኢሉ ዶ ኣይቀተሎምን; ኣብ ናይጀርያ ድዩ ካልእ ፓስተር እየሱስ ካብ 30 ድየን ቁፅሪ ብዘየግድስ ደቂ ኣንስትዮ ውለድ ኢሉ ኣዚዙኒ እዩ ወ.ዘ.ተ ይብሉ: እዚኣቶም መንግስትነት ናይ ምምራሕ ዕድል እንተዝረኽቡ ውልቀ መለኽቲ ዘይኮኑስ ዓለም ብምልእታ ደም ብደም ምገበርዋ ነይሮም:: ስለዚ መን ክሰምዖም ንየው በልዎም::

  • @Matose-n7o
    @Matose-n7o 2 วันที่ผ่านมา

    Eze.nshetay.weldo.entay..kekber.alw.yehwat

  • @ruttateklezgy5666
    @ruttateklezgy5666 4 วันที่ผ่านมา

    You are not priest you are detector
    Back off God bless Eritrean people and the land 🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿

  • @EliyaskidaneTesfamichael
    @EliyaskidaneTesfamichael 3 วันที่ผ่านมา

    Bog belu neakum zikatatel seb trah eyu zedengxeni

  • @berhetsegaye6068
    @berhetsegaye6068 วันที่ผ่านมา

    ሕልሚ.ምስ .ኢማጂሽንሽ ይሳማማዕ ዶ.ሕቶ. ኢዩ 😅

  • @akliluasfaha794
    @akliluasfaha794 4 วันที่ผ่านมา

    Semar suke elu yeshek kulu gize anjal 😂😂

  • @Matose-n7o
    @Matose-n7o 2 วันที่ผ่านมา

    Gobaz tsfa.smre.ydatam.gobz