ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
❤❤❤❤❤❤❤
ወድ መምህር በልሕ መንእሰይ 🥰💙👏👌
መንእሰይ ትግራይ ቅድመኹም ይግበረን ብሕማቅት መረሕት ይዶ ጠፍእኹም ዓድኹም ፀልእኹም ዳስድት ኾይኑ መንገድኹም ኣሕሕ ሰቃይ ባ ኾይንኩም እዝኹሉ መከራ ሓልፍኹም 😥😥😥😥😥
Happy New Year, Thank You.💙
ዎሎዶይ ይካታተለካ የ ምስ ሓደ፡ቱሑት ትብሎ ስነ ምግባር ዘይ ብሉ መልሓስካ ኣይተርስሕ ነው በሎ ጸርፊ ፕሮ ብዝኮነ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ
ሰላም ሰላም ወድ ዓበይት ብሉፅ መንእሰይ 👏🥰💙
Ya wedi ዓብደላ ሓወይ ኪድ ዝወደቁ ኣብ ዓዲ ኣለዉ ፡ ኪድ ናብታ ዝጠለምካያ ኣደ ስዉእ ወይ ሰይቲ ስወእ😢😢😢
Happy New Year and thank you.
Dani smart ❤❤❤❤🎉🎉
All the best for Wollodey in 2025 .🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እንኳይዶ መንእሰይ እቶም ኣብ ጎኑ ዝተቓለሱ ምስኡ ን30 ዓመት ሓቒ ምስ ዝዛረቡ ኣብ፡ሰብ ክረኽቦም ዘይክእል እዩ ዘጥፍኦም። ብዓል ቢተወደድ G15 እዚኣቶ ካላሽን ሒዞም ኣይመጽኡን ክግምጥልዎ ሕጊ ይተግበር ጥራሕ እዮም ኢሎሞ።
❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🎉🎉🎉🎉
Happy New year wolodoy
እንታይ ይስመዓኒ ደኣ ይንዕቅናን ፈረቃን እንበር ኤርትራዊ መንእሰይ፡ደኣ ኣንነት ትምክሕቲ ነብስካ ዘይ፡ምፍላጥ ዩ ኣሕ
እዋይ ናይ ኤርትራውያን ወሪዱና ዘሎ ድንቁርና መዳርግቲ አልቦ እዩ,ተጋሩ ደአ እወ መሳኪን ኢሎም ንዒቆም ይገድፉና ዋላ ጸርፊ ንጻረፍ ዋላ ዓዕ ንበል ምስ ደንቆረ ክድንበቁሩን ግዝየኦም ክቀትሉ አይደለዩን እዮም.ብዝኾነ ዓመተ ሰላምን ለውጥን ዓወትን ምዕባለን ይግበረልና.
😅😅😅
እዚ ወደይ ህዝቢ ኤርትራ በዞም ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ካብ እግዚኣብሔር ሰብ ኢሳያስ ዝፈርሑ ኣይትገምግሞ ክንደይ ደላይ ፍትሒ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ከምኡ😂ኣብ ወጻኢ ከም ዘለዉ ኣስተብህል ስለዚ ሕልንኦም ዝሸጡ መንገዲ ሲኦል ዝመረጹ ደገፍቲ ህግደፍ ረሳዓዮም ዝምለሱ ኣይኮኑን
❤❤❤❤❤❤❤
ወድ መምህር በልሕ መንእሰይ 🥰💙👏👌
መንእሰይ ትግራይ ቅድመኹም ይግበረን ብሕማቅት መረሕት ይዶ ጠፍእኹም ዓድኹም ፀልእኹም ዳስድት ኾይኑ መንገድኹም ኣሕሕ ሰቃይ ባ ኾይንኩም እዝኹሉ መከራ ሓልፍኹም 😥😥😥😥😥
Happy New Year, Thank You.💙
ዎሎዶይ ይካታተለካ የ ምስ ሓደ፡ቱሑት ትብሎ ስነ ምግባር ዘይ ብሉ መልሓስካ ኣይተርስሕ ነው በሎ ጸርፊ ፕሮ ብዝኮነ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ
ሰላም ሰላም ወድ ዓበይት ብሉፅ መንእሰይ 👏🥰💙
Ya wedi ዓብደላ ሓወይ ኪድ ዝወደቁ ኣብ ዓዲ ኣለዉ ፡ ኪድ ናብታ ዝጠለምካያ ኣደ ስዉእ ወይ ሰይቲ ስወእ😢😢😢
Happy New Year and thank you.
Dani smart ❤❤❤❤🎉🎉
All the best for Wollodey in 2025 .🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እንኳይዶ መንእሰይ እቶም ኣብ ጎኑ ዝተቓለሱ ምስኡ ን30 ዓመት ሓቒ ምስ ዝዛረቡ ኣብ፡ሰብ ክረኽቦም ዘይክእል እዩ ዘጥፍኦም።
ብዓል ቢተወደድ G15 እዚኣቶ ካላሽን ሒዞም ኣይመጽኡን ክግምጥልዎ ሕጊ ይተግበር ጥራሕ እዮም ኢሎሞ።