General Youhannes, we are not going to pay any sucrify anymore. The Lord God will fight against our enemies, and we will have full victory, in Jesus' precious name I pray
That is great speaking general Jhon no matter what Abiy Ahmed plan must be failed by tigray defense forces .Because still our land being taking by Amhara milsha and Hgdef and federal military
ናይ መዋእል ጀግና አብ ጎንኻ አለና እቲ ሓቂ ንሱ እዩ ንበረልና በቃ ክበሃሉ አለዎም ።
Way way Tigray Oromy 100 years home work
ኢትዮጵያ አብ 100 ክትመቃቀል ኢያ አብ ቀረባ ተዳለው ተጋሩ
ናይ ጀግንነትን ህዝባውነትን መርኣያ ንበረልና ተጋ. ጆን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
John Medid, you hit the nail on the head. Embi to Tsadqan and his cohorts
ጅግና ወዲ ህዝቢ
ጀ/ል ዮሃንስ (መዲድ ) እታ ሓቂ ተዛሪብካያ።ብጣዕሚ የመስግነካ።
እዚ እዩ ወዲ ህዝቢ ጀነራል ማለት❤❤❤❤❤
ጀግና ኣያና ዋዕስ ይገርመና ኣሎ ብፖለቲካኛታትና
Tigray Abayyy ankexi 39 abelo abeyy bexhu Tigray tiweti TDF Nayy alem hayali Komando kkkk
ቀንዲ በደልቲ መናእሰይ=ንስኩም=ጀነራላት
❤
ብጣዕሚ ብዘግርም ህዝባዊነትን ወያናይነትን ፅኑዕ ትግራዋይነትን ንቅሓትን ታሪካዊ ዘረባን ረዚን መልእኽትን ንመፃኢት ትግራይና እዩሞ የዒስ ወዲ ህዝቢ !!👍🤝👏💪✌️✌️
ጀነራል ወደ ሃፄየ የውሃንሰ❤❤❤❤💪💪💪💪👏👏👏
ንበርልና ጀጋኑና ❤🎉❤
John you are really side of people & you are our hero , I proud of you !!
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤ ጅግና 🎉
ጅግና ❤❤❤
😢😢😢 ata nezom nay sawa treiwom do bejakum baelkum aytgetemu 😢
ጅግና ጀነራል ዮውሃንስ/መዲድ ንስኻን ከማካን ዝበሉ ጀጋኑ እንተዘይህልውስ ትግራይና እንታይ ምኾነት ነይራ--???? ንበርልና ጀጋኑ❤❤🎉🎉🎉🎉
እንታይከ ዘይኮነት። ካብዚ ዘላቶ ንላዕሊ እንታይ ክትከውን ትጽበ ኔርካ።
❤❤❤❤
Bahlawi General kkkk
ወይለከይ ግምጥል ግምጥል ንዓ ግደፍ
❤❤❤❤ጅጋኑ ሰራዊት ተጠንኪርኩም ብሕም ዝብል ፖለትከኛ ኣምሃልዎን ።
Thanku. So. Much. Jegenana❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ጅግና!!ጀጋኑ..........❤❤❤
ጀጋኑና❤💛❤💛💪💪💪
መሬት አምሉሱ ትስምምዐ እንተየ እዩ
Tesfana niskum ekum tdf
ኩሉ አባል TDF ከምኡውን ህዝቢ ትግራይን አብዛ ወርቂ ዝኾነት ወርቃዊትን ዘመን ተሻጋሪት ቁልፊ መልእኽቲ ክዓስል ግድንዩ .
Wey kea medit hhhhhhhhh 😅😅😅
Our beloved hero GOD bless you 🙏
ንዞም ዘይረብሑ ንወንበሮም ዝፋጠጡ ሂወቶም ከድሕኑ ሂወት ብዙሓት ዕሸላት ኣብ በረኻ ምትራፉ ብጣዕሚ የሕዝን። መንእሰይ ንኹናት ዘይኮነስ ንመሪሕነት እውን ዕድል ክወሃቦ ይግባእ። ኣብ ክልተ ሸነኽ ኮይኖም ዝራግሑ ንትግራይ ዝረብሑ ኣይኮኑን።
❤❤❤❤one tigray
❤ ዝገርም መሳጢ ዘረባ❤
Thanks Johne
❤💪💪💪🙏🏻🙏🏻💪💪💪👍🏻💖💪🥰❤💖tdf viva ተዲፍ ናብ ቦታኩም ክብረትኩም ን ሕዝብኹምን መንነትኩም ን ዘናሸዉ ንይው በልዎም አጆኹም ❤❤❤
አንድ ጥያቄ አለኝ ወጣቶች ብቻ ይምራው ማለት አያዋጣም ወጣትም ከትልቆች ምክር ያስፈልጋል አብይም አህመድ ውጣት ነበር ሲመጣ እውቀት ስላነሰው ኢትዮጵያ ወደ ገደል አፋፍ አደረሳት ወጣት መሆኑ አልጠቀመመም ስለዚህ የተበላሹት መሪዋች አውርዳቹሁ ለትግራይ የሚመጥን መሪ ማምጣት ነው እንፀልይ
አዮካ አያና ጀ. ዮሐንስ (መዲድ )
General Youhannes, we are not going to pay any sucrify anymore. The Lord God will fight against our enemies, and we will have full victory, in Jesus' precious name I pray
ክቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና
Amen Amen Amen
ነዚ ካብ ስልጣኔ ዝረሓቐ ከም ፍጡር ናይ ምንባር ቃልሲ ዘካይድ ዘሎ ህዝቢ ንስኻን ብጾትካን ምንባር ከሊእኾሞ። ኣብ ዘይምልከቶ ኲናት የእቲኹም የህሊቕኩሞ ኢኹም። ህዝቢ ትግራይ ምሕረት የውርደሉ'ምበር ንስኻትኩም ክሳዕ ዘለኹም ሰላም ረኺቡ ክነብር ኣይክእልን ኢዩ። መጥፊእኹም ጥራይ ይፍጠረሉ ኣቡነ ኣረጋዊ።
❤❤❤❤ love video ❤️❤️❤️❤️
If tigray a life, I'm ertaway a life. If no,no...awet nafash enka tigray tawet 10,10..
ጆን መዲድ ፁሩይ ትግራዋይ
Is this new?
ክቡር ጀነራል ዮሃንስ / መዲድ ብጣዕሚ ፅቡቕ ወድዓዊ መልእኽቲ እዩ; ንተግባራዊነቱ መንእሰይ ሓይሊ ብልሓትን ልምድን ካባኹም ይደሊ ኣሎ ሞ ኣብ ሚዲያ ቀሪብካ መልእኽቲ ምሕላፍ ጥራይ ዘይኮነስ ብግብሪ ሓግዝዎ ወድብዎን ታሪኽ ክሰርሕ እዩ::
I'm ertaway werasay TDF I'm ageme tigray tawet 10,10 ajokom awet nafash enka tigray tawet 10,10 ♥️ ❤️ ❤❤..
ኬድካ ዘይትሕግዞም እሞ አቶ ዋርሳይ
ኤርትራውነት ባርነት እዩ ብሮ ተፀየፎ 😅
tustus xahxahi wekarya
ትግራይ ምስ ኤርትራ ክትሕወስ አለዋ
Never ever
::ኤረትራዊ ሑሱር ዜጋ ተደምረና ጽንሕ ኢልካ ተሰጊጉና :ኣብ ኢሪትራ ሱር ዝሰደደ ድንቁሩና ኣሎ
❤❤❤❤❤❤❤
:የጊዜ ጉዳ ነው እንጂ ሁሉም የዋጋውን ያገኛል :: ትግራይ ሃገር ናት 💪💛❤️
@@gebmeb1193 kkkkkk you are funny ንስካትኩም እምበር ሕሱራት ሀገር የብልኩም ክልል የብልኩም ዝፈረሰት ሀገርኩም ሒዝኩም ተሰወሩ ዝደልየኩም የብልኩም
ሠራዊት ወሳኒ ክኸውን አለዎ።
ንዝተማዛበለ ሕዝቢ ቀዳምነት አብ ቴንዳ 4 ዓመት ሕሰቡ አዘዝቲ ሠራዊት
እንዳ አደመ ተሐብኡ ኩሉ ፎእ እልኩም
Ezyom kedat meles, essays and ezyum kedat fo. Adey tigray lowha tigranes tigray tegre Eritrea 🇪🇷 awet nafash tigray tawet 10,10..I'm ertaway werasay TDF..awet nafash..
Thank you for your service all Generals Tigrai and TDF. May the Lord God fight on the behalf of Tigrai, in Jesus' precious name I pray
Kubure. Jegena. Merahena. Jenerale. Jones. Medede. Bejaka. Neze. Jegena. Hizebena. Betsehalome. Nezoeme. Banedatate. Hizebe. TIGERAY. Keagesome. Yebelune. Bi. Kelele. Ayetereayewo.HADERA. 💯
እወ ህዝቢ ናብ መረብቱ ከይተመልሰ
ልእላውነት ትግራይ ምሉእ ብምሉእ መሬቱ ሓራ ክይወፀ ስራዊት ትግራይ ክድቅስ የብሉን ቀይሕ መስመር ህዝቢ ትግራይ ኢዩ
Eski wedi konmo azabe nay hwhat meraht teklilka atfelna
Bejakume. Ahewate. Kime. Kelele. Ayetereayewo. Banedatate. Merahete. TIGERAY. Zebahalu. Abiye. Yeweaelu. Mese. Mene. Yeweaelu. Elena. Asefehena. NEHESEBE. BANEDATATE. NAYE. DEGE. YEKUNE. NAYE. WESHETE BE. TENEKAKE. KEREAYU. ALEWOME.PS PS. WAKEUP. NETENEKEKE. TIGARU. BE. KELELU. AYETEREAYEWO. SHELELE. AYENEBELE.HADERA. HADERA. HADER. TDF. TDF. TDF. VICTORY OF TDF ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መዋፂኢ ትግራይ ንስኻትኩም ክትሓስቡ አይትኽእሉን ህዋሕት ብዛዕባ ትግራይ ምሕሳብ ጠጠው ካብዘብል ንልእሊ 30 ዓመት ኮይኑ አሎ ትግራይ ነቶም ካሐስቡ ዝኽእሉ መናእሰያት ግደፍሎም
ዓጀዉጀዉ፡ንሱስ ታይ ድዩ ዝብል ዘሎ፡መንእሰይስ በዘይ ሰራዊቱ ታይ ክገብር ድዩ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንቋዕ እዚ ኣርኣየና፡ ሕጉሳት ኢና ፡
ፋሕ በል ኩልኻ ወዲ-ማይጠላሚት !!!
😅😅😅😅😅😅😅😅
ብሰሜን ዝተተሐዘ መሬት የለን ኤርትራ አብ ቦተአ ኢያ ደላ ጠንቀምቀም እንቴልካ ከአ አብአ ትረክባ:: ናይ ሑምራ ወልቃይት ዝበሃል ናይ ባዕልኩም ጉዳይ ኢዩ ወላ ተኮሳተሩ
ከም ኣመንዝራ ሰበይቲ ክዳና እናቐልዐት ትኸይድ ዲኻ መሓስካ እናውፃእኻ ትኸይድ ኣይትረበፅ ንስኻ ብዝፃሕተርካዮ ዝውሰን ኣይኮነን ውኻርያ ሳዋ 😅
ሰራዊት መራሕቲ ሓደ እንተኾንኩም ዋላ ሓደ ፍሕጥ ዝብል የለን ።
ክቡር ተጋዳላይ ጆን ጽሩይ መብርሂ የቀንየልና።
ኣቱም ጀጋኑ ኣብ ቁዋምኩም ፣ ኣብ መትከልኩም ፅንዑ ልዕሊ ኹሉን ቅድሚ ኹሉ ድማ ብቁሸት ኬይኸፋፊልኹምን ሕሊሚ ፀላእቲ ከይተሳኽዑን በቶም ጀጋኑ ከም ወርቂ ኣብ ሓዊ ዝተፈተኑ ሰብ ሰለስተ ምዕራፍ ከም እኒ ጆን መዲድ ዝበሉን ብፀቱን አሰር ስዕብኩም ከምቲ ኣብ እዋን መኸተ ንዓለም ጉድ ዘበለን ብናይ UN መራሒ ጉተሬዝ ዝተመስከረልኩም ንዚኦም ብኩናት ዝስዕር የለን ኢሉ ኣብ ቅድሚ ዓለም መስኪርልኩም እዩ ስለዚ ንዛ ሓድነትን ስምረትን ሰራዊትና አፅንዕኹም ሓልውዋ ነዃል ከይቲ ፈጥሩ ብዙሓት ጥቅመኛታትን ብኼብዶም ዝሓስቡ ተጋሩ አክቲቪስት ወይ ናይ ዩቱበራት ነጋዴታት አለው ከምኡ እውን ብፀላእቲ ዝምወሉ ነዓኹም ብቁሸት ከፋፊሎም ህዝቢ ትግራይ በዘይ ሓለዊ በሪ ከትርፉ ለይቲን ቀትርን ይሰርሑ አለው ንዚ ብዕምቆት ሓስብኩም ኣብ መትከልኩም ፅኑዓት ኩኑ ጀጋኑ። ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና ! ትግራይ ሓንቲ እያ ፣ ህዝቢ ትግራይ ሓደ መንነት ሓደ ልቢ እዩ። ትግራይ ትስዕር ።
ርገፅ አብ መትከልካ
ጋማን መራሒ ሰልፊ😂😂😂😂😂😂😂
እቶም ዝክሓድ ህዝቦም ዝጠለሙ ሓወልቲ ክሰራሓሎም እየም
ተጋሩ !!
ፖለቲካ ንሳ እያ ትፈልጠኩም'ምበር፡
ንፖለቲካ ንስኹም ኣይትፈልጡዋን ኢኹም ።
ነቢይ ኢሳያስ ብዙሕ ግዜ ነጊርኩም ኔሩ ።
ዓቕምኹም ፍለጡ !!
1.ዕሱባት ምዕራባውያን!!
2.ምግባት'ምበር፡
ካርታ መሬትኩም ዘይብልኩም!
3.ብሕስድና ፍሉጣት
4.ብፈኸራን ጃህራን ከም በላንቺና ትምጠጡ !!
እዚኦምን ካልእን መወዳእታ ዘይብሉ ኣበርን ድኻማትን ተሰኪምካ ሃገር ኣይምራሕን እዩ።
Our hero
That is great speaking general Jhon no matter what Abiy Ahmed plan must be failed by tigray defense forces .Because still our land being taking by Amhara milsha and Hgdef and federal military
Tikikil tikikil ❤️💪❤️Bravo 👏❤bravo 👏💪
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 VICTORY. OF. TDF TDF. TDF. TDF. .
Hasbe eyu.
ዕንኪላሎ😂😂😂😂
እወ ወይልኦም ብኽሕደት ህዝብን ትግራይን ጽሊም ታርኽ ዝሓድጉምበር ክሓልፍዩ ኹሉ !!!
ካሓድቲ ጉጅለ ማሌሊት እንታይ ከምዝባሓል ንስኻ ኢኻ ትፈልጦ??
ንበረልና ጆን በአኹም ንተአማመን አከስጅን ህብካና ከከምሽሙ ክፅዋዕ አለዎ ወርቃዊ ግዜና ንጠቀመሉ።
ሓፍቲ ትግራይ እናተዘረፈ እንታይ ትገብር አለኻ???
ዕሱብ ሃፍቲ ትግራይ እኮ ጌታቸው ምስ ኣብይ ኮይኑ እዩ ዘብረሶ ዘሎ
@ግዜተወንጫፊ ጌታቸው ኮነ ደብረፅዮን ሓፍቲ ትግራይ እክዝረፍ ከም ሓደ ትግራዋይ ጄኔራል እንታይ ይገብር ? ህዝቢ ብሜርኩሪ ዘርኡ እክፀንት?
አነ ጌታቸው አይዘረፈን አይበልኩን ። ኩሎም ዘረፍቲ ከምዝኾኑ እየ ዝፈልጥ አነ። ግን እቱይ ይዝረፍ እቱይ , እዚጀኔራል እዙይ ከም ሃደ ትግራዋይ እንታየ ይገብር አሎ? ናይ ትግራይ ፀጥታ አካል ኮይኑ?
@danaitadam3107 ኣብ ስልጣን እኮ ጌታቸው እምበር ደብረፅዮን ኣይኮነን ዘሎ ጌታቸው ብኣብይ ተኣዚዙ ካዓ ሃፍቲ ትግራይ ይዝመት ኣሎ ሃፍቲ ትግራይ የብርስ ኣሎ ንዓገብ ክብሃል ዝግብኦ ኢካ ዓገብ ክትብል ትክእል ኣብ ስልጣን ዘይለ ሰብ 24 ሰዓት ምኒን ምባል ንጥዕናካ'ውን ኣይፅብቑን ጌታቸው ባንዳ እዩ ተለኣኣኪ ናይ ኣብዩ ብህዝቢ ትግራይ ኣይሓስብ ብህዝቢ ትግራይ ካዓ ኣይተመርፀን ኣብይ ባዕሉ እዩ ሰቂሉዎ ኣብ ስልጣን
አቦ ጐይላ ትግራይ ሳዕሳዕቲ ካብ ደገ ዝመጸ ወይ ምስ ናይ ደገ ጭርኡ ዝዘርግ ከይተተእናግዱልና ሓደራ ! ሀልውልና !
አፍልጥ አበየናይ ጉጅለ ኢኻ?
ተረዋእ ወዲ ጋሕባ ቡሸቲ ጥቕመኛ
It's your identity bad word is your cloth!
ገፅ ውርደት ባርያ ወዲ ቢርያ መሬት መሱይካ ሻንጣ ማሌሊት ተሸኪምካ!!!
Stupet general zirooooo idiea ? 1.5 million people Tegaru you finshe
Kkkkkkkkk feki ahduge
አበይ ነይርካ ክሳብ ሎሚ ? ሎሚ ድዩ ተረዲኡካ?
ባህላዊ ጄኔራል እንዋጋ እያለ ነው
ስዲ ኢካ
Ethiopia can't stop Tigray people. They are hero people in Africa period
ደንቖሮ እንኻን ሌላ የተነገረው እንኻ ኣይገባህም
ሓደ ፀገም ንስኻ ኢኻ !!
💀💀💀💀💀💀💀
ፀገም ናይ ትግራይ እማ እቶም ንስኻ ትድግፎም ጎጀልቲ ከፋፈልቲ ልሙሳት ኢዮም
ጀነራል ወደ ሃፄየ የውሃንሰ❤❤❤❤💪💪💪💪👏👏👏
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤