ተረርቲ ሕቶታት ካብ ተሳተፍቲ ብሄራዊ ዋዕላ ፖለቲካዊ ምሕደራ ትግራይ 5ይ_ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.ย. 2024
  • Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
    Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Brakhe_Show
    #ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
    #brake_show
    #Berake_Show
    #Brake_Show
    #Medhin_Gebreslassie
    #ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
    #Amhara_ethiopian_criss
    #eritrean_community
    #Eritrean_Poletics
    #Tigiray_poletics
    #ethio_forum
    #Tefetawi_Tolk_Show
    Eritrean Interviews
    #ቃለ_መሕትት_ምስ_መም_ኣብርሃ_ተኽሉ
    #Eritrean_Poletics
    #Interview_Abrha_Teklu
    #Proffesor_Fiseha_Asgedom
    #ብፁእ_ኣቡነ_ሰላማ
    #ሊቀ_ጳጳስ
    #mulugeta_Tuemzgi
    #Eritran_Activist_Mulgeta_Tuemzgi
    #ሙሉጌታ_ጥዑምዝጊ
    #Dejen_mezgebe
    #ደጀን_መዝገበ
    #ውናት
    #ናፅነት_ትግራይ

ความคิดเห็น • 330

  • @YosepheYehdego-cc8zw
    @YosepheYehdego-cc8zw หลายเดือนก่อน +11

    One people one language one family. What is the problem not to understand each other in tigray ETHIOPIA. Please get back to the reality. Thanks 🇪🇷 brother from ERITREA USA 🇺🇸 💙

  • @user-yk2xs3vn4v
    @user-yk2xs3vn4v หลายเดือนก่อน +12

    አማንኤል ነመስግን ብሱል ሐሳብ ደርሖ ስርናይ እምበር ካራ አይረአየትን ንብ ሕግ አልቦነት ንኸይድ አለና ዝበሎ ትክክል እዩ ፅብቅ መብርሒ thankyou amaniel asefa

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 หลายเดือนก่อน +16

    WOW in Tigray Democracy is working, Good job 👍

  • @Sele-lx3iz
    @Sele-lx3iz หลายเดือนก่อน +5

    ኣማኒኤል ኣሰፋ ናይ በሓቂ ተባዕን ፈላጥን

  • @user-rg9ex6ez4w
    @user-rg9ex6ez4w หลายเดือนก่อน +5

    ኣማኒኤል ብሓቂ ንፉዕ ቡሱል ሰብ ሰማዓይ ተረኺቡ ገምጋምካ ብጣዕሚ ይበል ዘብል እዩ።

  • @danielmekonen4426
    @danielmekonen4426 หลายเดือนก่อน +15

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ግን ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋትና ኣብመድረክ ከይመጻ ፍታሕ የለን መድህን ንቅድሚት ክወጻ ግበሪ 💙🌿💙🌿💙🌿💙

    • @tsegu6068
      @tsegu6068 หลายเดือนก่อน

      Medhin beyena keteraye iya tedeli

  • @user-gz9qx7dz9m
    @user-gz9qx7dz9m หลายเดือนก่อน +7

    ኣታ ንኩሎም ኣባሪርኩም እንዶ ነን ኣማንኤል ኣሰፋ ናብ ቅድሚት ኣምፅኡልና።

  • @fidleytube
    @fidleytube หลายเดือนก่อน +37

    እዚ ኩሉ ሙሁር አቀምጥካ ህዝቢ ሳአን መሪሕነት ክሳቀ ከሎ የሕዝን😢

    • @hiwotberane1375
      @hiwotberane1375 หลายเดือนก่อน +4

      ናብ መሪሕነት ምስ መፀ ከብድን ከብድን ጥራሕ ስለዘቅድምዩ ህዝባውነት ስለዝርስዕዩምበር ምሁር ስለዘይአቱ አይኮነን ።

    • @maxtec2835
      @maxtec2835 23 วันที่ผ่านมา +1

      Tigray scholar is ignorant

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 หลายเดือนก่อน +5

    ናይ ባሓቂ ኣቶ ኣማኒኤል ብራቮ

  • @bent.7396
    @bent.7396 หลายเดือนก่อน +3

    Happy to see the dialogue among Ty people for the better outcome.

  • @user-je3ij7ph1e
    @user-je3ij7ph1e 26 วันที่ผ่านมา +3

    ጅግና ሓሳብ መንእሰይ እዚ ቅድሚ ደኩተር ደጀን ሓሳብ ዝሃበ

  • @YosepheYehdego-cc8zw
    @YosepheYehdego-cc8zw หลายเดือนก่อน +3

    There's a lot of educated young men and women in tigray and the world 🌎. People call them all educated people who can help to structure the government in tigray ETHIOPIA 🇪🇹. Thanks brother from ERITREA 🇪🇷 USA 🇪🇷 🇺🇸 👍

    • @user-li7ti6ip8w
      @user-li7ti6ip8w หลายเดือนก่อน

      ክበር ወዲ ኹቡራት የቀንየልና ዮሴፍ ሐውና🎉

  • @frewoinidebesai8309
    @frewoinidebesai8309 หลายเดือนก่อน +4

    God job tigray 💙💙💙💙💙💙👍👍👍👍👍

  • @sahledebesay4229
    @sahledebesay4229 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ዝገርም ኣጋላልፃ ሓሳባትኩም ይስዓር ♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏

  • @AdisuTerefe-ju9lc
    @AdisuTerefe-ju9lc หลายเดือนก่อน +3

    አማንኤል በሳል ገምጋምን ትንታነኻን አርሒኻቂኻ ትርእየሉ መንፀርን ከየድነቅኻ ምሕላፍ ንፉግነት እዩ Long Live

  • @user-li7ti6ip8w
    @user-li7ti6ip8w หลายเดือนก่อน +2

    ትግራይ ዓደይ ሰብ አለዋ፡፡

  • @Sele-lx3iz
    @Sele-lx3iz หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ ዝገርመኒ ዝኩሉ ምሁርን ፈላጥን ሒዝናስ መፍትሒ ምስኣና

  • @woredeimam6966
    @woredeimam6966 หลายเดือนก่อน +1

    ትግራይ እታ ሓንቲ ምርጫኡ ምስ ኤርትራ ምሕዋስ ይሓይሽ::

  • @HenokGebi-we8vg
    @HenokGebi-we8vg หลายเดือนก่อน +4

    Good idea keep up it well done
    😊❤

  • @user-bu5jd3lz9t
    @user-bu5jd3lz9t หลายเดือนก่อน +2

    ጅግና የማነ ታደሰ ማሃረለይ ንኹሉ ትግራዋይ ከማኻ ዝበለ ትግራዋይ የብዛሓዮ

  • @mkinay843
    @mkinay843 หลายเดือนก่อน +3

    እይትድኸሙ ህወሓት እናሃለወት ዝፍታሕ ፀገም ትግራይ የለን ።

  • @Beserat
    @Beserat หลายเดือนก่อน +2

    ትግራይ ተፍርሒ ኢኪ ብጉድለት መርሕነት ክትሳቀይ ከላ ብአመጽን ብልሽውናን ስርቅን ዘረፋን ሃግን ቅትለትን ከም ልብያ ከምሲናይ ከም የመን ከም ሱዳን አብ ግብዝበለ ጸልማት አትያ ሙሁራት ዝበዝሖ ህዝቢ መራሒ እዩ ዝስእን ብዘይ ጋሳ ጥርት አይበዝሐን ።ጡኡይ መራሒ ይፍጠረልካ ጅግና ህዝቢ ትግራይ።

  • @gerehaile2737
    @gerehaile2737 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሉላ ብትኽክል ዝገለፆ ይመስለኒ

  • @luelgselassie5669
    @luelgselassie5669 หลายเดือนก่อน +2

    እቲ ለውጢ ትክክል የድልይ እዮ ግን ውዕል ፕሪቶርያ ምስ ውድብ ሕወህት ስለዝተፈረመ አብ አፈፃፅማ ፀገም ከይፈጥር።

  • @fff-g3q
    @fff-g3q 5 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤

  • @shumaibirhane5681
    @shumaibirhane5681 หลายเดือนก่อน +8

    መራሕቲ ትግራይ ብዘይካ ክድምና ታሪኽ የብሎምን ዋላ ሕጂ ከደምቲ ኣቢኣሕመድ ከም ዝኾኑ ባዕሎም ይነግሩና ኣለው።

    • @dsegtjioojgvvfv
      @dsegtjioojgvvfv หลายเดือนก่อน +4

      ክልል ሙኻና ኣይትረስዕ ምስ እቶጵያ ክትዛተ ኖርማልዩ ዝጠቅም ክትቕበሎ ተዘይ ኮይኑ ሃገር ከይኮንካ ንምንታይ ምስ እቶጵያ ትቐርብ ዝበሃል ዱንቁርናእዩ።

    • @tsegu6068
      @tsegu6068 หลายเดือนก่อน +1

      Ata hawena tekileka temhar ezi waela keredeka

  • @Kmkk-f3j
    @Kmkk-f3j 22 วันที่ผ่านมา +1

    አነ ዝገርመን ዝኹላ ሙሁርን ፈላጥን ሕዝካ ሰአን ፍትሕን ሰናይ ምምሕዳርን ህዝብ ክሳቀይ ከሎ እዩ❤❤❤❤❤❤❤ 22:04

  • @HagosHaileGebru
    @HagosHaileGebru หลายเดือนก่อน +1

    Best idea and question

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 หลายเดือนก่อน

    Very in to the point and in to the issues. ❤🙏

  • @user-cz7fg5gp5u
    @user-cz7fg5gp5u หลายเดือนก่อน +2

    Right !! Comment !

  • @Nureaney
    @Nureaney 22 วันที่ผ่านมา

    ,እወ ቲሕቲ ረቢ ረቢ ረቢ ሓቀኛ ጠንካራ መንግስቲ የድሊየና thanks እሞ ሙሑራን ደቅናን አሕዋትናን ሒዝና

  • @user-im8fs2ob4o
    @user-im8fs2ob4o หลายเดือนก่อน +1

    "ኣብ ክንዲ ሰናይስ እከይ ዝፈዲ ፣ መከራ ካብ ቤቱ ኣይርሕቕን " ።

  • @Yonas-jp7sp
    @Yonas-jp7sp หลายเดือนก่อน

    ታደሰ ናይ ብሓቂ በሳል ኣዝዮ ደስ ዘብል 10 Q

  • @Hile208
    @Hile208 หลายเดือนก่อน

    Well explained Alula

  • @user-jl6mu3em9y
    @user-jl6mu3em9y หลายเดือนก่อน

    ዶ/ር ደጀነ ብትኽክል ገሊፁዎ

  • @user-zj1gh2ow3w
    @user-zj1gh2ow3w หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ማፍያ ስርዐት ካብ ዝአቱ ቡዙሕ ገይሪ ሐውና

  • @Nureaney
    @Nureaney 22 วันที่ผ่านมา

    ,ክቡር ክንፈ ፅቡቅ ሓሳብ ኣብ ርእሲይ ፀገሙ ተስፋ ምስኣን

  • @Nureaney
    @Nureaney 22 วันที่ผ่านมา

    Wowwwŵ ቀፅለሉ

  • @berihunderbew3201
    @berihunderbew3201 หลายเดือนก่อน

    የወኒ ናይ ብሓቂ በሳል ርኢቶን ሕቶ!!!

  • @InnocentCheetah-hx4ki
    @InnocentCheetah-hx4ki 4 วันที่ผ่านมา

    ፍፁም ፅቡቕ እገላልፃ

  • @yohannes3206
    @yohannes3206 หลายเดือนก่อน

    ኣዝዩ ደስ ዘብል መጽናዕታዊ ስራሕ ምስናይ ናይ ኣገባብ ድኽመቱ። ኣብቲ ናይቲ መጽናዕቲ ሳይንሳዊ ኣተሓሕዛ ከምቲ ሓደ ተሳታፋይ ዝገለጾ እሰማማዕ እየ። ይኹን'ምበር ከምዘለዎ ኮይኑ'ውን ከኽይድ ዝኽእል መጽናዕቲ እዩ። ከምዚ ዓይነት ኣገባብ ስለዝጎደለና ኢና ኤርትራውያን ኣብ ዘይምሕር ውልቀምልኪ ኣቲና፡ ካባና ሓሊፉ ንከባቢ ዝምርዝ ስርዓት ወዲቕና ዘለና። ከምዛ ሒዝኩማ ዘለኹም ጸኒዕኩም ኣስተኻኽሉዋ።
    ቅዱስ ቅንኢ ዘትሕዝ ስራሕ እዩ፡፡

  • @kaym4389
    @kaym4389 หลายเดือนก่อน +1

  • @Nureaney
    @Nureaney 22 วันที่ผ่านมา

    ,ዉይ ዉይ ዉይ ሓቅኻ ክቡር ሓወይ ፅቡቅ አገላልፃ ከይንወድቅ የፍረሓና በጀኹም ሕሰቡሉ የህዝን የህዝን

  • @DestaAlemie
    @DestaAlemie หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 หลายเดือนก่อน +2

    ሕጋዊ መንግስት ይቓቓም አዲ ክጥኢ እንተኾይኑ ።

  • @yemanefrey6253
    @yemanefrey6253 หลายเดือนก่อน

    Gerem

  • @seyoum7656
    @seyoum7656 หลายเดือนก่อน +1

    Lesebesbawe❤❤❤❤❤❤❤

  • @InnocentCheetah-hx4ki
    @InnocentCheetah-hx4ki 4 วันที่ผ่านมา +1

    ተስፋ'ለና

  • @berhehagos6149
    @berhehagos6149 หลายเดือนก่อน

    Keep it up

  • @tigraithelandofqueenofsheba
    @tigraithelandofqueenofsheba วันที่ผ่านมา +1

    ወይ ትግራይ ዓደይ አዚ ኩሉ ሙሁር ናሓለወኪ ብሰኽራማት ትማደርለኺ? 🤭🤔

  • @user-ke1cp9jc6o
    @user-ke1cp9jc6o หลายเดือนก่อน +1

    ታደሰ አማኒኤል ዝሃብክምዎ ሓሳብ ብጣዕሚ ጠቃሚ አበይተመስሪትና መፍትሒ ክነምፅእ ከምነርኢ ዝሕብር

  • @fkreayele3056
    @fkreayele3056 หลายเดือนก่อน +2

    ብሐሳብ ብገንዘብ ብሂወት ዝመከቱን ባንዳን ድአ ሐደ ክኾኑ?

  • @Nureaney
    @Nureaney 22 วันที่ผ่านมา

    ,እወ ትግራይ ትስዕር ኡንዳበሉ ተሰዊኦም ግን ይጥለሙ አለዉ ፅቡቅ አገላልፃ አብትግባር ይዉዓ እምበር

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria หลายเดือนก่อน +1

    አገንዕ አይተ አማኑኤል ህረፍ ስልጣን ብተለይ ጻድቃንና ጌታቸው ህረፍ ስልጣን ፅሉላት

  • @aregawigebremichael307
    @aregawigebremichael307 หลายเดือนก่อน

    burning desire for BBT.

  • @KaleabGebreegziabher
    @KaleabGebreegziabher หลายเดือนก่อน +1

    መንግስቲ ተባሂልካስ ኣብ ክንዲ ፀገም ትፈትሕ ፀገም ትትንትን ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ክብሎዝደሊ መንግስቲ መንግስቲ ክመስል ኣለዎ እንድሕር ዘይክእል ይወድረድ በቃ ንሳእያ ክትከው ዘለዎ።

  • @gebreyesusreda5959
    @gebreyesusreda5959 หลายเดือนก่อน

    ቀንዲ ፀገም ህዝቢ ትግራይ:
    1. ድሕሪ ውድቀት ስልጣነ አክሱም - ህዝቢ ትግራይ ዓይነ መርፍኡ ጠፊእዎ ስለዘሎ - ማለት ንፁር ርእዪን ዕላማን ዘይምህላዉ
    2. ፀላእቱ ዘይምፍላጡ (ተንኮልን ሽጣራን ፀላእቱ ዘይምርድኡ)
    3. ከባቢኡ ምንባብን ምርዳእን ዘይምኽኣሉ
    4. ኣብ ሕድሕድ እዋን ነቲ እዋን ብዝምጥን ኩለመዳይ ክኾኖ ዝግበኦ ኾይኑ ክርከብ ዘይምኽኣሉ
    5. ድሕሪ ውድቀት ስልጣነ አክሱም ህዝቢ ትግራይ ፀላእቱ ብዘብፅሕሉ ጨፍጫፋትን ወፅዓታትን ከምኡ እውን ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ዘብፅሕሉ ፅዕንቶታት - ሕማቕ ባህሪ እናማዕበለ ምምፅኡ። እዚ ሕማቕ ባህሪ ድማ ---- ኣሉታዊ ህልኽ (መዕነዋይ ኣነነት)። እዚኣ ብኣብነት ከጠናኽራ ----
    ሀ. ውልቃዊ ህልኽ ራእሲ ኣሉላን ራእሲ ሓጎስን
    ለ. ደጃት ገብርሄትን ካልኦት ደገፍቲ ሽዋን ብላታ ኃይለማርያምን
    ሐ. ህልኽ ኣመራርሓ ትህሓትን ግግሓትን
    መ. ህልኽ መለስን ተወልደን/ስየን
    ረ. ውልቃዊ ህልኽ ጀነራል ሳሞራን ጌታቸው አሰፋን
    ሰ. ውልቃዊ ህልኽ ዶር ደብረፅዮንን ጌታቸው ረዳን
    ስለዚ ከም ህዝቢ አፅሪና ንነጋገር ዝብል ሓሳብ ኣለኒ🎉❤

  • @birhanebezabihambaye6636
    @birhanebezabihambaye6636 หลายเดือนก่อน +1

    If it is scientific study it should be expressed in objective terms

  • @user-fx2fk9pu7t
    @user-fx2fk9pu7t หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ትግራይ ፖሎትካ ውድባ ናይ ባዕልቶም መማረፅ ሕዞሞ ዝቀርቡ መርገም ህወሓት ጥራሕን ጥራሕን እዩ ናይ ባንዳነት ዞሎዎም ዝመስሉ ኣካላት ይበዝሑ ኣሎው ኣደብ ይገበር ህዝቢ ንምድሓን ነቀድም

    • @tsegu6068
      @tsegu6068 หลายเดือนก่อน

      Gujele sebhat😂😂😂

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 หลายเดือนก่อน +1

    ሓሳብ ዝወደአ ውድብ በለ ጌቾ!
    እቲ ሓሳብ ኣበይ ከምዘሎ ኣብዚኣ ብመጠኑ ሪኢናዮ። ህዝቢ እተን ኣማኒኤል ዝበለን ዝጠልብ ይመስለኒ።
    ልዕሊ ኩሉ ቅድሚ ኩሉ ....በለ ጌቾ
    ካብኡ ንባዕሉ ትሕቲኹሉ ድሕሪ ኹሉ ይኾን። ብኣፈፃፅማ ማለተይ እዩ።
    ልኡኽ ደጋዊ ሓይሊ ብምዃን ቀዳማይ

  • @gasted5828
    @gasted5828 หลายเดือนก่อน +2

    The first speaker does not show respect to Atse Yohannes. Not showing respect to Atse Yohannes or anyone else shows me he is not as wise (educated) as he thinks he is.

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria หลายเดือนก่อน +1

    ጠሪጣስ ተትሓፍረለይ ዶበሉ
    ሰለስቲኦም መራሕቲ በአልቶም ዘበላሽዎ ዘለዉ ንመንዮም ዝነግርዎ ንምንታይ ዘይወርዱ
    ኩሉ ዘካተተ መንግስቲ ዘይምስረት ብስርዓትን ብሕጊን ምእንቲ ክንምራሕ

  • @InnocentCheetah-hx4ki
    @InnocentCheetah-hx4ki 4 วันที่ผ่านมา +1

    እዙ "እና" ዝብ ቃል ክተርፍ እይኽእልን'ዶ

  • @nurhusenmohammod2269
    @nurhusenmohammod2269 หลายเดือนก่อน

    Yes aman!!!

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቶ ኣማኑኤል ገብረዝጋኣቢሄር ደጊሙ ብዛዕባ "ትካላውነት" ኣልዒሉ ይነቅፍ ነይሩ እሞ መን ድዩ ቅዝያዊ ምምሕዳር መሓውሩ ከይሰርሕ ኣልሚሱዎ ዘሎ እታ ናይ ሃንግ ጉጅለኹም ዶ ኣይኮነትን?😊😊

  • @netsawalta9078
    @netsawalta9078 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ክትዕን ፖለቲካዊ ቃልሲን። ክእረም ዘለዎ ብዝከኣል መጠን ንጹር ትግሪኛ ቛንቛኹም ተጠቐሙ፡ ንህዝቢ ትግራይ ብዘርብሕ ቀጽልዎ።🇪🇷እንተተኸባቢርናንን ተሓጋጊዝናን ብሓባራዊ ሰላም ክንነብር ንኽእል ኢና።

  • @Nureaney
    @Nureaney 22 วันที่ผ่านมา

    ,ሽምካ አይፈለጡኩን እምበር ክቡር ሓወይ ሓሳብካ ፅቡቅ እዩ

  • @filimonbrhane131
    @filimonbrhane131 หลายเดือนก่อน

    አማኒኤል አስፋ ብዕሸላት ዕድመ ኮሚደረ መስልካ ትነብር አለካ

  • @GebreGebre-bz4sn
    @GebreGebre-bz4sn หลายเดือนก่อน +1

    አቱም ሰባት አብዛ ሕጂስ እዚአ ዳያ ተዲልየና በጃኹም ቅድማ ኩሊ እዛ ውዕል ፕርቶሪያ አፈፅሙ ድሕሪኡ ነዚ ትብልዎ ዘለኹም ነዛረበሉ

  • @gebremariamberhane7199
    @gebremariamberhane7199 หลายเดือนก่อน

    አሉላ ሐቂ ይሀብካ በርትዕ !!

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 หลายเดือนก่อน +3

    ተነሓናሕቲ ውድባት ንትግራይ መዋፀኦ ዝኾን ሓሳብ ከምፅኡ ኣይኽእሉን ብፀርፍን ፀለመን እዮም ዝናሓነሑ 😁

    • @tsegu6068
      @tsegu6068 หลายเดือนก่อน

      Gujele😂😂😂

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 หลายเดือนก่อน +3

    እዋይ እዞም ተጋሩ ዝይሓፍሩ።ናይ ትማሊ ዝይትሓስቡ 1ምልዮን መንእስያት ኣጥፊኩም

    • @dsegtjioojgvvfv
      @dsegtjioojgvvfv หลายเดือนก่อน +4

      ኣብታ ስኦል ሃገርካ ከምዝ ገይሮም ክዛተዩ ዑዱል ፍጠርሎም ዕድመልክዕኩም ባሓደ እሳያስ ኣብ ባርነት ክትነብሩ😅።

    • @user-li7ti6ip8w
      @user-li7ti6ip8w หลายเดือนก่อน +1

      ምስኪናይ ብሐደ ትግራዋይ ዓድኻ ገዲፍካ ወፂኻ ሸሐነኻ ድአ ሕጸብ እንታይሞ አፍሊጡካ ምስኪናይ😅

    • @user-li7ti6ip8w
      @user-li7ti6ip8w หลายเดือนก่อน +1

      ​@@dsegtjioojgvvfvይቅርታ ነቲ ኤርትራዊ እዮ መልእኽተይ

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 หลายเดือนก่อน

      ኣየ ክልል ተጋሩ!!! ናይ ዘረባ መሰል ከምዘሎ ብዘምስል ግን ከኣ ተዛሪቦም ምንም ቁምነገር ከምዘይገብሩ ጌሩ ህወሓት ጎራሕ ልክዕ ከም ደርሆ ብነዊሕ ገመድ ኣሲሩ ዝጻወተሎም ዘሎ ድሁል ህዝቢ!!! ካልእ ከኣ ምሁር ንኽመስሉ ብዘይካ እንግሊዝኛ/ኣምሓርኛ ሓዊስካ ለለለለለለ ለ ለ ለለለ እንተዘይኮይኑ ካልእ ቁምነገር ዘይብሎም ሓሳዳት ፍጥረት ፎእ ፎእ እ እ እ።

    • @dsegtjioojgvvfv
      @dsegtjioojgvvfv 28 วันที่ผ่านมา

      @@azaziyohannes8873 ባርያ ንጎይታኡ ፎእ ክብል ኣየጥዕመሉን 🤮🇪🇷🤧👎🤣🤮ግላ ናይ እሳያስ ክኣቱን ክወፅእን ናመንግስት ሕቶ ዝፅበ ህዝብ ሕዝካ ክንድዝ ትዓፍር ምስክናይ የግዳስ ካብ ባርነት ወፅኻ ንነፃነትን መሰልን ተቓለስ ጉሓፍ ስደተኛ 🤧🤮🇪🇷👎

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria หลายเดือนก่อน +1

    አይተ ታደሰን አይተ አማኑኤልን ብሱል ሓሳብ ዝመጎቱ
    ምክንያቱ ተጋሩ ትዋና ሕመቅና ስልጣን ምህራፍ
    አብዛሒዚካ እንተሪኢና ጌታቸው ምክትል አቦወንበር ነአይ ተዘይተውሃበኒ ብዝብል ገመድ ጉተታ ብዙይውን አየብቀአን ሂዚውን አቦወንበር ይወሃበኒ ይብላሎ ንምንታይ

  • @AAA-kc7jj
    @AAA-kc7jj หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቕ ዘተ ኔሩ ግን ከ ሓስብ ዝህቡ ዝነበሩ ሱሞም ዝመፅሉ ውዳብ ወይ ካብ ውዳበ ዝውፁ(Neutral) ዝኾኑ ተዝገልፁ ግልፂ ንኾነ:
    እትመፀናዕቲ ካብ ውድብን ክብ ጊዛዊ መንግስቲ ክኸውን ኣይግባኣን ነፃ ዝኾነ ብትካል ክፅናዕ ኔርዎ: ናይቲ መፅናዕቲ ውፂኢት ግን ግሁድ እዩ ኣነውን ምስክር እየ: ሰበር ዝወሰኖ ታሕታዋይ ፍርዲቤት ዘይቕበል ቤት ፍርዲ ዘለዋ ትግራይ እያ::

  • @bezabihhailu217
    @bezabihhailu217 25 วันที่ผ่านมา

    priority should be "security " ...security...security... I could not understand why this happened.

  • @syumyohannes
    @syumyohannes หลายเดือนก่อน

    Excellent meeting! However, it requires attentive and discerning listening. The clear solution is a holistic reform, particularly political reform. TPLF must acknowledge that its current approach is no longer suitable.

  • @semeregebre2835
    @semeregebre2835 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቶ/ ደ/ር ደጀኔ መዝገቡ በሓቂ እታ ድቃስ ሲኢኑ ዝምነያ ሥልጣን እንተዝረክብ እንታይ ክገብር ከምዝኽእል ንምርኣይ ብጣዕሚ ተሓዊኸ ኣለኹ። ኣምሓሩ # ከበሮ ሲመታ ሲያምር ዝይዙት ያደናግር ከምዝብልዎ ኩሉ ናይደጀን ዘረባታት too much stupidity & Naughtiness.

  • @Nureaney
    @Nureaney 22 วันที่ผ่านมา

    ,ዶክተ,ደጀኔ ኩሉ ጊዜ ምፅራፍ እዩ ዝቅድሞ ለሞዐንቲ ግን ፅቡቅ ይመስል መንግስቲ ንምረፅ ትኽክል ንህዝቢ ዘሃይሽ

  • @berekethagoshagos4889
    @berekethagoshagos4889 หลายเดือนก่อน

    እንትን፡ ክስታይ ዝብል ቃላት ንጹር ኣይኮነን።

  • @kuwajabahta292
    @kuwajabahta292 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ኩሉ ሊቅ ትግራይ ወሊዳ ግን መኻን

  • @user-rk5yd8sz2l
    @user-rk5yd8sz2l หลายเดือนก่อน +1

    ጹቡቅ እዮ ችግርኻ ፈልጥኻ መደሐኒቱ ምፏላጥ ቆራጽ ሙኻን የድል ችግር እነዘርዘረካ ምስ ህዝብኻ ምቅላድ የአክል ችግር ዝፈጥር ዘሎ በሕግ ክጥየቅ ካብ ሰራሑ ክባረር ይግባእ እዙይ ድማ ከፏጽሞ ዝኽል ተአካባይ ሙሁር አይኮነን ዝምልከቶኩ መራሕቲ እንበር

  • @user-fp2ey6qu7r
    @user-fp2ey6qu7r หลายเดือนก่อน

    አፄ ዪሃንስ ዝብሓል ስብዓይ ክትብል አይነበረካን ኽብሪ ዘለውም አቦ እዪም ''😢😢😢😢

  • @user-jl6mu3em9y
    @user-jl6mu3em9y หลายเดือนก่อน

    ትግራዋይ ይስብሰብ እምበር ተሰብሲቡ ፀገም ህዝቢ እንትፈትሕ ፍፁም ኣይልማዱን።

  • @user-bz7ts1td4g
    @user-bz7ts1td4g หลายเดือนก่อน

    እዚ መድረኽ እዚ ኣዝዩ ዝድገፍ መድረኽ ስለዝኾነ ክቕጸል ኣለዎ።

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 หลายเดือนก่อน

    አንሽቲ ዘይብሉ አይፅቡቅን ብብዙሕ ክሕግዛ ይኽእላ እየን እሞ አሕዋት ሕወሱ።

  • @yaredtesfa97
    @yaredtesfa97 หลายเดือนก่อน

    Bezi elka beti hzbi tgray mehogesi zeykones abiy Ahmed zhgoselu eyom zgebru ane ehsheka ane ehsheka eyom zblwo n abiy Ahmed

  • @kingkaleb8386
    @kingkaleb8386 หลายเดือนก่อน

    Talking on media is easier to them than taking an action

  • @Shiden-bd2vp
    @Shiden-bd2vp 29 วันที่ผ่านมา

    Except for the wise & highly intellectual Amanuel Asefa, All are whether self observed, irrational or simply short sighted Morans.

  • @user-jl6mu3em9y
    @user-jl6mu3em9y หลายเดือนก่อน

    ኣሉላ ትኽክል

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael9123 หลายเดือนก่อน +2

    Tplf እዩ ንትግራይ አብ ኩፉእ ውድቀት ኣውድቅዋ... ሕጂ ውን ንሱ እዩ.. ዝመርሕ ዘሎ.. ብቀሊሉ ኣይለን... Tplf ከይተኣለ ሕዝቢ ትግራይ.. ድኽነትን ሽግርን ጥራሕ እዩ
    ልዕሊ ዝ ግን ትግራይ አብ ትሕቲ አትይፖያ ኮይና . ኻብ ሽግራታ ፍጹም ኣይትወጽን

  • @user-pw9td3ew8g
    @user-pw9td3ew8g หลายเดือนก่อน

    ብጣእሚ ዘሀዝን ንሰምእ አለና ጊዛዊ መንግስትን ደብረፅዮን አብ ጎሳ ስራህ ተፀሚዶም አለው ትግራይ ተመሊሳ አበይ /አምሀራ/ሻእብያ /ተመሊሶም ትግራይ ክበታትኑ ይሠርሑ አለው ። ሕዝቢ ትግራይ ታይ ይፅበይ አሎ ትግራይ ብወያነ አመራርሃ አብዙይበፂሃ እያ ተጋሩ ዝውክል መንግስቲ ተዘይትቋቁሙ ።ትግራይ አብ ውሽጢ ጉድጓድ አትያ አላ ተከአኢልና ከይጠፋእና ንስራሕ ።

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp หลายเดือนก่อน +1

    ፦ እቲ አኼባ ናይቲ ግዝያዊ መግስቲ ድኽመታቱን ፀገማቱን ዝሓብእ እዩ።
    አብታሪኽ አብካሊእ አዙሪት ዒክሊል እዩ ዝብሃል ዘሎ።
    ፦ ካሊእ እተን ተቃውምቲ ፓርትታት መዛረቢይ ስሚዒተን እዩ ኾይኑ ዘሎ።
    ፦ ብትኽክል አብ ህዝቢይ ትግራይ ሐዚይ ዘሎፀግም ጠፊእኩምድዪ አብዘይኾነ ዘረባ ዘዝረኩም ዘሎ?
    ፦ ማሓሩና እባ አቱም ለማሳት ግዝያዊ ምምሕድዳር። ብዘረባ ህዝቢይ ትግራይ አይተዕሽውዎ።

  • @nigusumersha298
    @nigusumersha298 24 วันที่ผ่านมา

    TPLF is responsible for the cessation of Eritreans and the two ports, not the treaty of wuchale

  • @theodrosBuruk
    @theodrosBuruk หลายเดือนก่อน

    ብሕጊ ዝገዝእን ዘይኮነስ ብሕጊ ዝግዛእ የድልየና።
    እማን

  • @user-ke1cp9jc6o
    @user-ke1cp9jc6o หลายเดือนก่อน +1

    ደኩተር ደጀን ዝበሃል ግን
    ከመይ ንዚ ናይ ደኩተር መዓርግ ከምዝረከቦ አይርደአንን ኩሉ ዘረብኡ ፀልማት ተስፋ ዘይብሉ ኣነግን ዝረአየኒ ዝሰብዚ ካብቶም ህወሓት ቀጥቂጡ ጥቅሞም ዘሕደጎም ፀረ ህዝቢ ዝነሩ ውልድ ይመስለኒ ሓፍ ዘይብል ቅሬታ እዩ ዘለዎ

    • @ahmaduhfyui2521
      @ahmaduhfyui2521 หลายเดือนก่อน

      ደንቆሮ ታጌርካ ረጋፂ ሓርኡ

  • @Nureaney
    @Nureaney 22 วันที่ผ่านมา

    ,አቶ አማኒኤል ትኽክል ዘሕፍር ንስልጣን ሽምያ አነ ዝመስለኒ ስልጣን ብሓቂ ንህዝቢ ዘገልግል

  • @user-uq7cl9er7c
    @user-uq7cl9er7c 14 วันที่ผ่านมา

    እቲ ቐደማይ ድልየት ህዝቢ ፓርቲ ክቅየር ኣልው

  • @danielfekadu3507
    @danielfekadu3507 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @tomtom-qj4fv
    @tomtom-qj4fv หลายเดือนก่อน

    ነባራት ተጋደልቲ ይፈለጦም አይፈለጦም ስአን ፍልጠት ፣ስአን ህወሓት ናይ ህዝቢ ትግራይ ምኳና ምእማን ናቶም ናይ ግሎም ጌሮም ምቁፃር ንህወሓት ቀቲልዋ። ህወሓት ብመናእሰይ ተጋደልቲ ዘይነበሩ ክትምራሕ አለዋ ለውጢ ተደልዬም። ደብረጽዮን ባዕሉ ክእለ አለዋ ሓድነት ከምፅእ አይከአለን

  • @user-bu5jd3lz9t
    @user-bu5jd3lz9t หลายเดือนก่อน

    ዓቕሚ ዘለዎ ተቓማይ ሓይሊ ኣብ ትግራይ የለን እንታይደኣ ምርጋም ጥራሕ እዩ ዝፈልጡ ::