Teddy Press መንግስቲ ኣብ ግዳም - ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ቤ/ጽ ከፊቱ ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ก.ค. 2024
  • ገለ ደለይቲ ፍትሒ ሃገርና፡ "መንግስቲ ኣብ ስደት (ግዳም)" ኣብ ትሕቲ ብዝብል ክንቀሳቐሱ ካብ ዝጅምሩ ዓመታት ቆጺሩ ኣሎ። እዚ ብብዓል ኣቶ ገብረ ኣብ ዋሽንግተን ቤት ጽሕፈት ከፊቱ ይንቀሳቐስ ኣለኹ ዝብል ዘሎ ትካል፡ እንታይ ንጥፈታት እዩ ዘካይድ ዘሎ? ኣብዚ ሕጂ እዋን ኸኣ፡ ልክዕ ከምቶም ውድባት ተበራኺቶም ኣለዉ። ካብቶም ብብዓል ዶር ኣርኣያ ደበሳይን ከምእዉን ዶ/ር ሕሩይ ተድላ ባይሩ ዝምራሕ ጉጅለታት፡ ዝፈልዮ ኸ እንታይ እዩ? ንምዃኑ ክንደይ ዝኣኽሉ መንግስታት ድዩም ከድልዩና? ዓለም ኸ ንመኖም እያ ክትቅበል? ዝብሉን ካልእን ዝብሉ ሕቶታት ዝድህስስ መደብ እዩ።

ความคิดเห็น • 35

  • @samsonbereket2392
    @samsonbereket2392 9 วันที่ผ่านมา +7

    መንግስቲ ንህዝቢ እዩ ዝውክል። ኣብ ህዝቢ ዘይተሳተፉ መንግስቲ እየ እንተበልካ እንታይ እዩ ትርጉሙ።

  • @emabianalyst120
    @emabianalyst120 9 วันที่ผ่านมา +8

    This guy is a player.

  • @alganeshandebrhan4047
    @alganeshandebrhan4047 9 วันที่ผ่านมา +9

    ምሁራት ኣበይ ኣለዉ ክትብል ትጸንሕ ኢሞ ጽንሕ ኢልና ድማ ምሁራት ክንሰርሕ መጽና ኣለና ኣብዝብሉና ድማ መን ኢኩም መን ሓልፍነት ህብኩም ኢልና ከነናኣእሶም ንፍትን ኢሞ ከመይ ገርና ኢና ብሓባር ክንሰርሕ ? ከመይ ይሰርሑ ምጽንዖም ካብቲ ክንገብሮ ዝግባኣና ኣገዳሲ ኢዩ መን ኢኩም ኢንዳበልና ከነርሕቆም ን ከነህድሞምን ምንም ትርጉም የብሉን የሕዋት

    • @teklekifle2672
      @teklekifle2672 9 วันที่ผ่านมา

      You right, agree

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 9 วันที่ผ่านมา +4

      ቅኑዕ ዘረባ የግዳ ምአሁራት ኣበይ ኣለው ጥራይ ዘይኮና ክንብልዘለና ምሳኣ ምሁራት ኣእምሮ ዘለዎም እያ እታ ቅንዕቲ።ፊደል ዝቆጸረ ናይ ቆልዓ ዝሓስብ ከኣ ኣሎ።

    • @mosesamluck1013
      @mosesamluck1013 7 วันที่ผ่านมา

      @@alganeshandebrhan4047 ክንደይ ግዜ መንግስቲ ቆይሙ ኣብ ደገ ካብ 2005 ሰንዓ ፎረም ኣትሒዝካ

  • @mulubrhanteklegergis5730
    @mulubrhanteklegergis5730 5 วันที่ผ่านมา

    well done just keep updating us . thanks

  • @mosesamluck1013
    @mosesamluck1013 9 วันที่ผ่านมา +4

    ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሃሱሳት ከም ነፋሒቶ መልክዖም እናቐየሩ ነዚ ተቓዉሞ ከፍርሱ እነሆ 34 ዓመት ደፊኖም።

  • @zera1464
    @zera1464 8 วันที่ผ่านมา +3

    Who represent you?

  • @TrhasTesfay-zo9om
    @TrhasTesfay-zo9om 8 วันที่ผ่านมา +2

    ኣቱም ሰባት ንገዛእ ርእሱ ዘክብር እምበር ንህዝቢ ዝሓሊ ክንስእን ኣታ እዞም ኣረገውቲ ክንዋረድ ንዓል ኣቡክ

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-Amenay 9 วันที่ผ่านมา +4

    Congratulations to you! Let's hope for the best! Thanks....

  • @user-rq1zo1uc9l
    @user-rq1zo1uc9l 9 วันที่ผ่านมา +3

    ከይ ተቀደምኩ ክቅድሞም እምበር ቅንዕና ዘለዎ አይመስለንን። ቅንዕና እንተ ዝነብሮ ነቶም ቅድሚ ሕጂ GIE ዝግስግሱ ዝነቦሩ ክሐቁፍ / ዘማየጠን ክኸዎን ምተገቦኦ።
    ናይ "ተቋወምቲ" ሽግርና አነ.. አነ.. ዝብል ስለ ነቀድም > 30 ዓመት እግሪ ክንተክል ዘይንኽእል ዘለና።

  • @zera1464
    @zera1464 8 วันที่ผ่านมา +1

    Ata iziom kabey zinexu iyom izimke askut beim meswaeti zikeflu zelowu nihagiz tiray so please let’s forget these kind of people

  • @user-hx3bc9zk8l
    @user-hx3bc9zk8l 5 วันที่ผ่านมา

    I couldn’t believe what is saying

  • @kliensilva9240
    @kliensilva9240 8 วันที่ผ่านมา +1

    Unanswered questions remain: 1. The question of legitimacy and representation 2. A practical roadmap to taking over power in Eritrea. I hope that the different groups pushing for establishing GIE don't expect that after having get rid of the dictator somebody is going to gladly welcome them with red carpet at Asmara International Airport and usher them to the rightful place at the National Palace.

  • @user-hx3bc9zk8l
    @user-hx3bc9zk8l 5 วันที่ผ่านมา

    Please menghisti Eritrea akalilka aitrhaio

  • @samsonbereket2392
    @samsonbereket2392 9 วันที่ผ่านมา +1

    ከምዚ ዝህብረና ዘሎ ውድብ ወይ ምንቅስቓስ እዩ ዘለዎም ሽሙ ኽኣ መንግስቲ ኣብ ደገ ይብሃል።

  • @yonaskidane9267
    @yonaskidane9267 6 วันที่ผ่านมา

    Very funky, this guy looks like what hell is like dictatorship

  • @asmeromeyob2691
    @asmeromeyob2691 7 วันที่ผ่านมา

    Good job well done keep it up,proud of you

  • @mosesamluck1013
    @mosesamluck1013 9 วันที่ผ่านมา +5

    መደናገሪ ምዃኑ ካብቲ body language ክትርዳእ ትኽእል።

  • @user-zc3of8fl4j
    @user-zc3of8fl4j 6 วันที่ผ่านมา

    ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ማእከል ኣስመራ እናበሉ ባዓል Mr.G ዘርግሖማ ዘለዉ Video ሓቅነታ ክሳብ ክንደይ እዩ? ንምንታይከ ቀቀድሚ ምስ ERi PM ኢንተርቪው ምግባሮም ዘርግሖማ? እታ ዝራኣናያ Video፡ ኣጸቢቅና ነስተውዕለላ ፡ እቶም ሰባት ብቅድሚት ናብታ ማኪና ገጾም ዝጓዓዙ ዘለዉ፡ ዋላ ሓደ ሪኣክሽን ኣየርኣዩን። ስለዚ እቲ ኣርማ ናብ ውሽጢ ገጹ እዩ ተጠቒዑ ። እቶም ቪድዮ ዝወስዱ ዘለው ድማ ኣብታ ማኪና ኮይኖም ኢዮም ዝቀርጽዎ ዘለዉ። Double check is the safest way. Thanks
    ብምድንጋር ሳዓብቲ ከተብዝሕ ምፍታን ምስ ሻዕብያ ኣኽቲሙ እዩ።

  • @user-hx3bc9zk8l
    @user-hx3bc9zk8l 5 วันที่ผ่านมา

    I don’t why I don’t like him

  • @zufanfissahaye5414
    @zufanfissahaye5414 7 วันที่ผ่านมา

    Mr. G is this right time to go for detailed information?

  • @mihresemere4798
    @mihresemere4798 9 วันที่ผ่านมา +3

    እዚ ኮሜድያን ኢዩ ቴዲ ተጠንቀቅ

  • @yonasteages2600
    @yonasteages2600 7 วันที่ผ่านมา

    So far I like this president and he is from Bilen I am not from bilen . but I like him cos in our current situation there is a lot of people have awraja himam. So that’s interesting it’s no more talk those three awraja now . they giving us headache

  • @user-tf9iz3cj5s
    @user-tf9iz3cj5s 9 วันที่ผ่านมา +1

    Kabziom isayas yhshena zxegebe tukan,eziom kem abiy endegena demna kmexwuwo eyom

  • @lulyatesfatsion105
    @lulyatesfatsion105 7 วันที่ผ่านมา

    Nay qalsi meala mqyarka tray ekul eyu 👏

  • @mihresemere4798
    @mihresemere4798 9 วันที่ผ่านมา +2

    ነየናይ ህዝቢ ኣኪቦም ኢዮም መንግስቲ ኣብ ደገ ኣለና ዝብል ዘሎ ሻዕብያ ክሕንኩለና ኩሉ ክፍትን ኢዮ ነጽር ስፋሕ ታዓወት

  • @user-hx3bc9zk8l
    @user-hx3bc9zk8l 5 วันที่ผ่านมา

    This person is a liar

  • @faet9285
    @faet9285 8 วันที่ผ่านมา

    ኣምላኽ ይሓግዝኩም : ቀጽሉ::ቴድሮስ ሓሳቡ ክውድእ ኣይትገድፎን ዘለኻ::

  • @user-tf9iz3cj5s
    @user-tf9iz3cj5s 9 วันที่ผ่านมา

    Ane ezom jebhan shaebyan zbehalu kabzi polotica tealyom kabti hluf gsrtneom knterf abey abey eyom abelashyom nezi zqxl twldi arediom tezeleyu mhshena ember kabziom bjeka qimn qrhn kale tmrti yelen,kab isayas ayhsshun eyom ezi hadsh twldi ksogom trayu zelewo belaetegnatat

  • @michaeltekle66
    @michaeltekle66 8 วันที่ผ่านมา

    ቴዲ ሕጂውን ትጋገ አለኻ ንሱ ሚስጢር ከዕቅበ እንዳደለየ ኮሎ ንስኻ ግን መዓል መንዮም እንዳበልካ ከተጋጊዮ ትፍትን አለኻ ስራሕካ እንታይ እዩ ጋዜጠኛ ድኻ ዋላስ ዘረባ መቀባበሊ መርገጺኻ አፍልጥ ዓሻ ተመሲልካስ ትራሮም ወድአሎም ኮይኑ ናትካ ነገር

  • @user-zc3of8fl4j
    @user-zc3of8fl4j 6 วันที่ผ่านมา

    ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ማእከል ኣስመራ እናበሉ ባዓል Mr.G ዘርግሖማ ዘለዉ Video ሓቅነታ ክሳብ ክንደይ እዩ? ንምንታይከ ቀቀድሚ ምስ ERi PM ኢንተርቪው ምግባሮም ዘርግሖማ? እታ ዝራኣናያ Video፡ ኣጸቢቅና ነስተውዕለላ ፡ እቶም ሰባት ብቅድሚት ናብታ ማኪና ገጾም ዝጓዓዙ ዘለዉ፡ ዋላ ሓደ ሪኣክሽን ኣየርኣዩን። ስለዚ እቲ ኣርማ ናብ ውሽጢ ገጹ እዩ ተጠቒዑ ። እቶም ቪድዮ ዝወስዱ ዘለው ድማ ኣብታ ማኪና ኮይኖም ኢዮም ዝቀርጽዎ ዘለዉ። Double check is the safest way. Thanks
    ብምድንጋር ሳዓብቲ ከተብዝሕ ምፍታን ምስ ሻዕብያ ኣኽቲሙ እዩ።

  • @mosesamluck1013
    @mosesamluck1013 9 วันที่ผ่านมา +4

    ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሃሱሳት ከም ነፋሒቶ መልክዖም እናቐየሩ ነዚ ተቓዉሞ ከፍርሱ እነሆ 34 ዓመት ደፊኖም።