ዕላል ምስ ኮሚቴ ዝኽሪ ከዋኽብቲ ስነጥበብ ኤርትራ - መደብ ጉዳይ ኣብ ዘተ - ER-TV

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 33

  • @senaitkidane9500
    @senaitkidane9500 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ምጅማር ኽተባቤዕ ዘለዎ መደብ እዮ አምላኽ ይሓግዝኩም።🙏

  • @berhanuabderhim8767
    @berhanuabderhim8767 หลายเดือนก่อน +1

    Grazie mille ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🙏

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 หลายเดือนก่อน +1

    God bless Eritrea and Eritrean People Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @mehretnegusse8569
    @mehretnegusse8569 หลายเดือนก่อน +2

    It's a start please 🙏 keep up the good work ❤❤.

  • @zeratsiontesfayweldemichae8094
    @zeratsiontesfayweldemichae8094 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዓሚ ደስ ዝብል እዩ ምዝቃታትናን ደረፍታትናን መሐዘል ኣደታትናን ንኩለር ጸላትና እዩ።

  • @Warsaywedieri1991
    @Warsaywedieri1991 หลายเดือนก่อน +1

    መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት ኹቡራት ኣቦታትናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤ ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🌹💟🇪🇷🌺👌🌺👍🇪🇷💟🌹🇪🇷👍🌺🌺🌹💟🇪🇷👍🌺👌

  • @zafubeyene4688
    @zafubeyene4688 หลายเดือนก่อน +1

    Agiokum deki Erei geganu kibri niakum ikon awet n hafach wetru zikri n sematatna ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹💯💯🙏🙏🙏🙏👍👍👍💯💯

  • @gegerbashay719
    @gegerbashay719 หลายเดือนก่อน

    ስነ -ጥበበኛታትና ኮዋኽብቲ ሃገርና ንዝሞቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንህልዋት ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤

  • @Tesfagabir456
    @Tesfagabir456 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @michealtewelde2855
    @michealtewelde2855 หลายเดือนก่อน

    Aman baman behaki tsibuk hasab ey derfe hagena tarki ey emo nekxelo 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 หลายเดือนก่อน

    Arkanat artist hagerna Edman tinana yehbkum 🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @margarettesfamicael4853
    @margarettesfamicael4853 หลายเดือนก่อน

    🎉tikkle deki Eriy kebrn mogson nsemaietna given their life for freedom peace beautiful music in my ears 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Weldezghi
    @Weldezghi หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Cherchu4Semere
    @Cherchu4Semere หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @berhaneghebremeskel5622
    @berhaneghebremeskel5622 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ሃገራዊ ባህልና ንምዝካርን ንምዕቃብን ነቶም ዘየምትን ገጠምትን ከምኡውን ሙዚቀኛታትን ክንዝክሮም ኣለናሞ ቀጽልዎ ጥራሕ❤❤❤

  • @user-df3lm6gm6o
    @user-df3lm6gm6o หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍

  • @biniamweldemichaelb9384
    @biniamweldemichaelb9384 หลายเดือนก่อน

    Nic see you after ling time ❤Eritrean musican old singer still I love it still I like it still I listened new singer is ?🐪🐪🇪🇷💯

  • @habtomrussom3689
    @habtomrussom3689 หลายเดือนก่อน +1

    Selam Abeyti Adi

  • @zafubeyene4688
    @zafubeyene4688 หลายเดือนก่อน

    Welcome kuburat harbegnatat Eritrawian geganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍💯💯💯👏👏👏👏💪👏👏💪

  • @himanteklemariam8749
    @himanteklemariam8749 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @samigilay139
    @samigilay139 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @OgubaiZere
    @OgubaiZere หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዘሖጉስ ታሪኽ (ዛንታ) ናይብሓቂ ናይብሓቂ ሕጉስ አነ ሙዙቀኛታ ኤርትራ ልዑል አበርክቶ ገይሮም ይገብሩ አለውን ሕጂውን አነ ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ኤርትራውነት ብማንም ከድዓት ዘይክማህ መንነት ይብለኩም ሓውኹም ዑቀቝባይ ዘረኤ ዓወት ንሐፋሽ ውድቀት ንፈሽፋሽ ቻው።

  • @galaxy7056
    @galaxy7056 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs7173 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nugusearey3923
    @nugusearey3923 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senaitgeremedhin6515
    @senaitgeremedhin6515 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉 🐫❤🇪🇷💪🇪🇷

  • @samiarai-pk7tt
    @samiarai-pk7tt หลายเดือนก่อน

    ሓወይ ኣታ ዕሻ፡
    ዓርከይ ኣታ ዕደ፡
    በረኻ ዘይትወፍር ክራማት ከይነጎደ።
    ቁመጦ ስሬኻ፡
    ግበር ጥላም ሳእንኻ፡
    ዉጻእ ንበረኻ፡
    ቀበጥበጥ ኣይትበል ስራሕ ንዓድኻ።
    ነዛ ደርፊ ክልተ ግዜ ጥራሕ ኢየ ሰሚዐያ፣ ሓንቲ ግዜ ብሬድዮ ኣስመራ፡ ካልኣይ ግዜ ከኣ ብድምጺ ሓፋሽ።
    ምስ ስዉእ ተስፋይ ፍስሓ ኣተኣሳሲረ ከኣ ይዝክራ። ጓል ሓወብኡ ንተስፋይ፡ ንኣቦኣን ንተስፋይን (ክልቲኦም ኣብ ገጠር ኢዮም ዝነብሩ ዝነበሩ) ነዊሕ ስረን ካልእ ህያብን ካብ ዓሰብ ትሰደሎም። ተስፋይ ከኣ ነታ ጽብቕቲ ነዋሕ ስረ ቆሚጡ ሓጻር ጌሩ፡ ዝተረፈ ከኣ ሳንጣ ሰፍይዎ። ብኣ ኣቢሉ ከኣ ናብ ህ.ግ. ተሰሊፉ፡ ንሱን ድሕሮም ዝተሰለፉ ኣሕዋቱን ከኣ ተሰዊኦም። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና!!!
    ስነጥበብ መራሒ ኢዩ ኔሩ፡ ባርያ ከኣ ሓደ ዓቢ ጀነራል!!
    ዶር. በረኸት ኣብታ ብስምኩም ቃኒና ደሪስና ዘሚርና እትብል ደርፉ፡ ብዓቢ ጥበብ ገሊጽዎ ኣሎ።

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉❤🎉❤😢❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale9974 หลายเดือนก่อน

    ታሪኽ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ውቅያኖስ እዩ፣ፍሒርካ ዘይውዳእ ክቡር ካብ ኣልማዝ ንላዕሊ እዩ። ክፈሓርን ክወጽእን ናብ ህዝቢ ኤርትራን ወለዶታትን ክቐርብ ብመንግስቲ ውን ግቡእ ኣቓልቦ ይወሃቦኳ ተኾነ ክዛይድን ንከምዚ ተበጊሶም ዘለዉ ኣቦታትን ባዕሉ በቲ ሚንትስር ደረጃውን ፈሓርቲ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ፣
    ዘየምቲ-ደረፍቲ
    ገጠምቲ፣
    ተዋሳእቲ
    ስፖርተኛታት፣ሽሕ ዩ መወዳእታ የብሉን ፣ስለዚ ብቕንዕና ንታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ናብ ዘሎ፣ ዝመጽእ ወለዶ፣ንቤተመዘክርን ክኸውን ንዝብገሰ ዘበል ኩሉ ፍሉይ መተባብዒ ክግበረሉ እንተዝኸኣል ሰናይ ነገሩዩ።
    ፕ ኢሳያስውን ኣብ ዓዲ ጣልያን ምስ መራሒት መንግስቲ ጆርጂያ ሜሎኒ ኣብዝተራኸበሉ ልዕሊ 150 ሽሕ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ብመንግስቲ ጣልያን ክዕስክር ተጌሩ ክሳብ ኣብ ትሪፖሊን ካልኦትን ብምውጋእ ሂወቶም ዝወፈዩ መዛግብቶም ክቕላዕን ኣብ ቤተመዘክር ኤርትራ ክሰፍርን መተሓሳሰቢ ምሃቡ ይዝከር።እዚ ዓቢ ቁም ነገር እዩ፣
    ከምኡ ከኣ በዞም ኣቦታትን ኣያታትን ዝብገስ ዘሎ ኣካል ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ታሪኽ ስነጥበኛታት ኤርትራ ክብርበርን ክጽናዕን ክስነድን ብመንግስቲ ፍሉይ ሓግዝን ምትብባዕን እንተዝግበረሉ ዝበለጸ ምኾነ።ግሩም ስራሕ ።በርትዑ።ዓወት ንሓፋሽ።

  • @weldeyonastekie4979
    @weldeyonastekie4979 หลายเดือนก่อน

    how to express them selementay kezeketen kebtenen kewezen zytedelye elena entehasibena ///we do not stand we do not walk telahun geses wedesu great shame hisory

  • @selamneritranaselamneritra3954
    @selamneritranaselamneritra3954 หลายเดือนก่อน

    ግርም ነሩ እዝ ጥራይ ኣይኮነን ገድፍክሞ ጸንሕኩም ኣቶ ኣያና ጋዜጠኛ ኣስሞሮም ዘምጾኦ ዝነበረ ናይ ታሪኽ ወይ መደብ መርሓባ ኣቃርጽወ ስለምንታይ
    ካልኣይ ኣዝዩ ኑፉዕ በሊሕ ንኽሉ ብኽሉ ዝተዓጻጸፍ ጋዜጠኛ ደራሲ ተዋሳኣይ ት ዝዓበይ ካብ ስነጥበባውያን ደበሳይ ወልዱ ዘቕርቦ ዝነበረ መደብ ብጋህዲ ኣቃርጽክሞ ስለምንታይ ስለዚ ህዝቢ ብመስኮት ተለቢዘን ኦር ቲቪ ቦሎ ብዘይገድስ ሓሳቡ ክገልጽ እንተዘይክእሉ ት ኣብ ደገ ዘሎ ህዝቢ ሃገሩ ናበይ እንታይ ሽግርን ራህዋን ጽባቐን ብምንታይ ይፍለጥ ስለዚ ከተቕርብልናን ከተቐጽልወን በዚ ኣጋጣሚ ክምሕጸን ይደሊ

  • @weldeyonastekie4979
    @weldeyonastekie4979 หลายเดือนก่อน

    melhek culture history cores ezi weledo kebete kezeket keweze selezytedelye eyou himam narcist alekum not sstand let us talk