Teddy Press ሓደጋ ቢንያም / ሓደ ኤርትራዊ መጥቃዕቲ ወሪድዎ / ሕወሓት ኣኼብኡ ኣጠናቒቑ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • ናይ ሪፓብሊካን ሃገራዊ ዋዕላ ንኻልኣይ መዓልቱ ቀጺሉ ውዒሉ

ความคิดเห็น • 6

  • @mebratasfeha3881
    @mebratasfeha3881 หลายเดือนก่อน

    Hei

  • @tesfaytsige8683
    @tesfaytsige8683 หลายเดือนก่อน

    Thinkw.berther.te..e

  • @gigiriri4865
    @gigiriri4865 หลายเดือนก่อน

    እንታይሞ ይግበር ተዲ እቲ ጹሉል ልኡኽ ሀይለስላሴ ንኤርትራውያንን ኤርትራ ከጥፍእ ዝመጸ እዩ :: እንበር ሃብታም ዓድን ብሩህ አእምሮ ዘለዎ ህዝባ ንብላሽ ተዋጊእና ስድራና እባ ውላድ አልቦ ኮይኖም እዚአቶምስ ጋኖት እካ አምላኽ ይብጽሐልና ይአኽለኩም ይበለና ህዳውያን አይእመኑን እዮም ከምቲ ናይ ዓዲ እንግሊዝ ዝነበረ ስደትኛ ኮይኑ ስደተኛት ዘሳድድ ዝነበረ እዩ እንካዕ አይተመርጸ:: thank you bro bless you ካብኦም ንላዕሊ ምኾና ሀብታም ዓዲ ኔራትና ገሊኦምስ እቶም ኤርትራውያንስ ነቲ ስደትሲ ልደት ገሮሞ ነቲ ጹሉል ይድግፉ እዚ ጌሩና እዚ ደጊሙና ኢሎም ኢዶም ሂቦምሲ :: ጽጋብና አይንኽእልን ኢና ስጋብ ዝሓልፈልካ ትሕት ክትብል አሎካ:: እዋይ ነዚስ መራሒ ክበሀል ድዩ ሽምና በኪልዎ ቢኒ እንካዕ አቅለለልካ ❤ መራሕቲ አፍሪቃ ዓዶምን ህዝቦምን እዮም ዝብድሉ they are good for nothing they make me sick 🤮

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 หลายเดือนก่อน

    አብ ኤርትራ ካብ ትግራይ ተስሪቁ ዝምፀ ካብ ማኪና ጀሚርካ ዝተፍላለየ ነገር ዝገዝኡ 200 እብ ከተማ አስመራ ተታሒዞም አብ እስርቤት እትዮም እቲ ዝገርም ነገር ግን እቲ ብዓል ጀነራላቱ (ፐሪንቲ ተማላእ ክብሉ ከለው ገለ ዘይበለ ሕጂ ነቲ ምስኪን ሕዝቢ ዝኣስር ንበዓል (ዕርጡን )ስል ዝሳአኖም ዓዲ ኩላህና ስለ ዝኽዱ ነዚ ምስኪን ሕዝቢ ሐታቲን ሕጊ ዘይብሉ የህዝን ።

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 หลายเดือนก่อน

    እሞ እዚ ህንዳዊ ኔሩ እንድዩ ደአ እዞም ዘጣቕዑሉ ዘለው እንታይ ኮይኖም ዘይደገፍዎ??? ተሳዒሩ እዩ ኸአ ወጺኡ። ነቲ ኤሬትራዊ ዝገጠሞ ኸአ ዘሕዝን እዩ ተስፋ ንገብር ክካሓስ ኑሶም እውን ብሕጊ ተገሲጾም ጉቡእ ሕጋዊ መቕጻዕቲ ተቐቢሎም መምሃሪ ኻለኦት ፖሊስ ክኾኑ

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 หลายเดือนก่อน

    እቶም አሜሪካውያን ንኢርትራ ገና ክም ሃገር አፍልጦ ክህቡ አይደልዩን እዮም እዚ ድማ ብስንኪ ኢስይስ እብ ኢትዮጽያ ከይዱ ሽርሞጥሞጥ ስለ ዝብል የህዝን እዩ ህጂ ድማ የሕዎትና ምስ ወርቀቶም ከለው ስራሕ እና ስርሑ ብአሜርካውያን ክጋፍዑ የህዝን
    ኤርትራዊ ሒጅውን ምስቲ ደላይ ፍትሒ ጠጠው በሉ ኢስይስ ከም ባኒ አብ ዝተፍላለይ ሃገር ከም ባኒ የብልዓና እሎ።
    እብ ኤርትራ ቁዎም የልቦን ስጋብ ሕጂ Why??
    እታ ሕዝቢ ዘርዕኻ ይጠፍእ እሎ ንቅድሚት ሕስብ!!