መንፈሳዊ ድራማ " መኣዲ ሥላሴ" Eritrean Orthodox Tewahdo Church 2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ต.ค. 2024
  • ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል
    " መኣዲ ሥላሴ"

ความคิดเห็น • 284

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ 2 ปีที่แล้ว +32

    አምላክ ጸግኡ የብዛሓልኩም ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ ኣብዚ ግዜ ዳርጋ ኩልና በዚ ሕማም ተጠሊፍና ኢና ዘለና ለካ ኣብ ባዕልካ ዘሎ ኣይፍለጠካን እዩ እምበር አነ ባዕለይ ከምኡ እየ ዝገብር ሞባይል ካብ ኢደይ ኣይፈልያን ግን ስቅ ኢለ ክሪኦኩም ከለኩ ገሊኦም መኣዲ ገዲፎም ክትስኡ ገሊኦም ሞባይል ክሕዙ ማዕረ ክንደይ በረከት ናይቲ መኣዲ ከምዝርሕቅን ከምኡ ውን መኣዲ ክቡር ምኳኑን እየ ተማሂረ ድሕሪ ሕጂ ግን ከስተካክል ክፍትን እየ

  • @emnet93
    @emnet93 2 ปีที่แล้ว +40

    ብሓቂ መኣዲ ስላሴ ክቡር እዩ ናይ በሓቂ ቃል ሂወት ይስምዕልና ጸግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ 💐💐
    ኣብዚ ሐዚ ወሎዶ ዘለና ሲ ተባላሽና ኢና ሞ እግዚአብሔር ኣምላኽ መስተወዐሊ ዓይኒ ልቦና ይዓድለና 🤲

    • @عليمحمدجبرين-ح8ص
      @عليمحمدجبرين-ح8ص ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤

  • @abebateklab7089
    @abebateklab7089 2 ปีที่แล้ว +4

    Amen amen amen qalehiwet ysmalna xegu ybzihalkum fiqurat ahiwatey neze kingebit egziabher mistwalna ykfetelna

    • @tftfyt852
      @tftfyt852 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @KhanKhan-me5jo
    @KhanKhan-me5jo 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ መኣዲ ስላሴ ክቡር እዩ ናይ ብሓቂ ቃል ህዊት የስመዐልና አሜን(3)
    ኦ ጎይታይ ማዓረይ ብፍላጥ ይኩን ብዘይ ፍላጥ ዝአበስኩዎ ይቅር በለለይ 🙏🙏🙏 ማዓዝ ዃን እዩ ስደትና አሕፂሩ ገፅ ወለድናን ምኽር ወለድና🙏😭 እንሰምዐሉ

    • @ብሬጓልጊወርግስ
      @ብሬጓልጊወርግስ 2 ปีที่แล้ว

      አይዞኽ ኹሉ ካሓልፍ እዩ ዘይሓልፍ የለን ንኹሉ ግዜ አለዎ ይብለና ቅዱስ መፃሓፍ ና

  • @ambesjon3075
    @ambesjon3075 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስመዓልና።ኣዚያ ማሃርት ድራማ ንክንነብረሉ ኣምላኽ ይሓግዘና ጸጋታቱ የብዝሓልኩም ፍቁራት ማሕበር ማሕበረ ማርያም እስራኤል።

  • @mebrahtomatobrhan2394
    @mebrahtomatobrhan2394 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሕይወት የስማዓልና ኣቦና
    እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዛሓልኩም
    ብሓቂ ንዓይ ትገልጽ መንፈሳዊ ድራማ እያ
    ኦ እግዚኣብሔር ብምሕረትካ ጠምተኒ

  • @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ
    @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ 2 ปีที่แล้ว +24

    ኣቤት እግዚአብሔር ይቅር ይበለለይ ኣነ ኣለኩ ኣብ መኣዲ ጀዋለይ ካብ ኢዴይ ዜይ ፈልያ ስለ ዝሃብኩምና ምክሪ እግዚአብሔር የክብረና
    ኣነ ካኣ ካብ ድሕር ከዚ ክእረመላ ኣብ ፆሎትኩም ሕሰብኒይ
    ቃለ ሂወት የስመዐና በኡነት ጸግኡ የብዝሕ ፈጣሪ

    • @ጓልዓጋመእየ
      @ጓልዓጋመእየ 2 ปีที่แล้ว +2

      እውይ ብኡነት ዋላ ኣነ እየ ኮ አምላክ ይቅረ ይበለለይ እምበር ካብ ኢደይ ኣይፈልያን ዋላ እቲ መግቢ ነቲ መባይል ሒዘ እዩ ዝብላዓለይ በይነይ ስለ ዝኮንኩ እዩ ይመስለኒ 😢

    • @dehaytbah3759
      @dehaytbah3759 2 ปีที่แล้ว +1

      ዋላ ኣነ😥እግዚአብሔር ይቅረ ይበለለይ 😥👏👏

    • @reem18hayat95
      @reem18hayat95 2 ปีที่แล้ว

      ኣህህህህ ኣይከማን ስምይ ኣብለስ ምስ ወዳእኩ
      መባይል ኣምፅአ ናወላዕኩን ናረአከን ኣቤቱ ሰውረና ካብዚ ሰንብደ ኣምላክ ይቅር ይበለኒ

  • @ቃንዛኣለኒቃንዛወገነይ
    @ቃንዛኣለኒቃንዛወገነይ 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዛኣብሄር መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና🙏🙏🙏

  • @divoratsegay6947
    @divoratsegay6947 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmolna abtegbar kenewolo Fetari yhagzena

  • @meronsemera8763
    @meronsemera8763 2 ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ሰናይ እዞም የሕዋተይ እግዜኣብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም. 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @fusfv877
    @fusfv877 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የሰምዓልና ኩቡራት ኣሕዋት ኣሜን 🤲🤲🤲💒💒💒🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
    💚💚💚💚💚💚💚💚💚
    💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
    ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️

  • @yonaskahsay6347
    @yonaskahsay6347 2 ปีที่แล้ว +7

    ምኣዲ ኣብርሃም ዝባረከ ምኣድኩም ይባርከልኩም ፅብቅቲ ትምህርቲ እያ። ምኣዲ ይዓቢ ከምዝኮነ ተስተምህር እያ። ናይ ለሚሰብ ዘንመባይል ካብ ዝመፃ ክብሪ ምኣዲ ጠፊኡ እዩ የጥፍአየን ድኣ እምበር ብሓቂ ቃለ ሰናይ የስምዐና ክብራት ስድራ

    • @tsehayeandom2816
      @tsehayeandom2816 2 ปีที่แล้ว

      ናይ ብሓቂ ኣምላኽ ጽግኡ የብዝሕ መሃሪት እያ

  • @amlesomgoitom6722
    @amlesomgoitom6722 2 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ሕይወት የስማዓልና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ብጣዕሚ ማሃሪን ክተርፍ ዘይብሉ ስነ ምግባርን እዩ እሞ ኣዚ ሎሚ መግቢ ከይጉሓፍ ኢልና በብብያቲ ዝግበር ዘሎ ጽቡቅ እካ እንተኾና ዘምጽኦ ዘሎ ዕንወት ይበዝሕ በረኸት ኣይትረኽበሉ ፍቅሪ ኣይተስተማቅረሉ ኣዩ ኣሞ ባህልናን ኣምነትናን ዓቂብና ክንከይድ ኣምላክ ይሓግዘና ኣሜን ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ብጣዕሚ መሃሪት።

  • @fthawitokubay792
    @fthawitokubay792 ปีที่แล้ว

    Qale hiwet yesmalna ezgabhier tsgeu yebzhalum 🙏🙏🙏 aynelbonana ykfetelna

  • @ድንግለይርፍታልብይ
    @ድንግለይርፍታልብይ 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብራት ሰድራ

  • @amnaslama4484
    @amnaslama4484 ปีที่แล้ว

    ባሓቅ ቃለ ህይውት ቃለ በረከት ያስመዐልና መስተወዐል ያሃበና ኣምላክ😥✅✅✅🤲🤲🤲🌹🌹🌹

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ማኣዲ ስላሴ ክውር እዮ ናይ ባሓቂቃለ ሂወት የስመዐልና

  • @yordanoshagos3005
    @yordanoshagos3005 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቃ ቃለ ሂወት የስምዓልና ምስጢር ና መኣዲ ስለዝመሃርኩምና

  • @ብሬጓልጊወርግስ
    @ብሬጓልጊወርግስ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቅ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብራት ስድራ ቤት
    አይይ መስተወዐል የዓድለና🙏

  • @KhanKhan-hz3pp
    @KhanKhan-hz3pp ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና 🙏🙏🙏

  • @Ksaሰላምጋልእመብርሃን
    @Ksaሰላምጋልእመብርሃን 5 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና❤

  • @ስደትይመምህርህይወትይ
    @ስደትይመምህርህይወትይ 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና

  • @salamasalama2510
    @salamasalama2510 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና
    እግዛቢሄር ዓይኒ ልቦና ይዓድለና

  • @عليمحمدجبرين-ح8ص
    @عليمحمدجبرين-ح8ص ปีที่แล้ว +1

    amin qal hiwet yesmealna ❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky9613 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ❤❤❤❤❤

  • @عليهمسلم-و4ه
    @عليهمسلم-و4ه ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ኣሕዋተይ

  • @selamabraha3162
    @selamabraha3162 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና

  • @GhGh-xi3zc
    @GhGh-xi3zc 2 ปีที่แล้ว +8

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና መኣዲ ስላሴ ክቡር እዩ ብሓቂ ኣብዚ ሐዚ ወለዶ ዘለናስ ኣይ ካብ ሃይማኖትና ኣይ ካብ ወለድና ከብ መን ዝወረስኖዮ ዘይፍለጥ😥መስተዋዓሊ ልቦና ሃበኒ ሃበና👂👈

  • @welduberhe7353
    @welduberhe7353 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዕልና🎉🎉🎉🎉

  • @DaniDani-hv4pf
    @DaniDani-hv4pf 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @weniamine3834
    @weniamine3834 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜ ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና እግዚኣብሕር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርኽ ፍቅራት ደቂ እመብርሃን የሕዋተይ።

  • @TemesgenFetari
    @TemesgenFetari 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ምኣዲ ስላሴ ክብር ኢዩ ኣምላክ ዘስተውዕል ልቢ ይሓበና

  • @ደካማነኝእኔእርዳኝአምላኬ

    ብሓቂ ጸጋኡ ያብዘሐልኹም እግዚአብሔር አምላክ ናኸዚ ወሎዶ እህህህ ካበይ የና ትምህርናዮ አነ ጭንቅ ይኡ ዝብለኒ አምላክ መስተወዐሊ ያሃበና

  • @kidanzeray9233
    @kidanzeray9233 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ፀግኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር አምላክ ሰማዕቲ ዘይኮነስ አተግበርቲ ይግበረና

  • @senaitabraham6187
    @senaitabraham6187 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @sigemgebergergesghghd4036
    @sigemgebergergesghghd4036 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ማአዲ ሰላሴ ክቡር እዩ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀጋኡ የብዛሓልኩም እግዚአብሔር አምላክ በረከትኩም ይሕደረና አሜን ኦ አምላከይ ይቅር በለልና በመንገድካ ክንማላለሰ ዓይነ ልቦናና ከፈተልና አሜን

  • @tekleshishayabraham4696
    @tekleshishayabraham4696 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣሰይ ማሃሪት ኣነ ካብ ሊሚ ማኣደይ ብስርዓት ክምገብ መርቁኒ እስከ የሕዋተይ

  • @michaeletesfai4300
    @michaeletesfai4300 2 ปีที่แล้ว +2

    Qale hiwet yesmealna aba qeshi sey lzub qal nkulna amlak ydegfena

  • @ድንግልማርያምዋሓስህወተይ
    @ድንግልማርያምዋሓስህወተይ 2 ปีที่แล้ว

    ባሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ እግዝአብሔር አምላክ መስተውዓሊ ያዓድለና በቲ ቅኑዕ መንገዲ የርሓና

  • @fuch9239
    @fuch9239 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ

  • @عاياهحم
    @عاياهحم 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Kale hiwet yesmeaLnA

  • @rhshshrj5480
    @rhshshrj5480 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ደስ ክብል ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @01tigray
    @01tigray ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት የሰመዕና 🙏❤

  • @samihaile2124
    @samihaile2124 2 ปีที่แล้ว +9

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና፡ ክብሪ መኣዲ ፈሊጥና ክንጉዓዝ ምስትውዓሉ ይሃበና ፈጣሪ

  • @ወለተብርሃንነኝየተዋህዶል

    ቡሓቂ ቃል ህይወት ያሰመዐልክም እግዚአብሔር ፀጋኣ ያብዚሒልክም

  • @merhawibrhane9740
    @merhawibrhane9740 2 ปีที่แล้ว +1

    Qal hiwet yesmealna zomyehwatey egziabher amlak xeguu yebzahalkum.neana netom tekatateltkum kea mstwaln tibebn hibu amlak ab lbna yehdrelna.qexlwo zomyehwatey naybahaqi abi zkone menfesawi tmhrti eumo amlak xeguu yebzahalkum .

  • @LuwamKesete-ds3xe
    @LuwamKesete-ds3xe ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ምሃሪት ድራማ ቃለ ሂወት የስምዓልና ❤❤❤❤

  • @razana6110
    @razana6110 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ሂወት ይስምዐልና ፀጉኡ ብረከቱ ይብዘሐልኩም ዓባይ ትምህርቲ እያ ኣቤት ኣምላከይ ይቅር በለለይ 🤲🤲🤲😥

  • @lwamyosief958
    @lwamyosief958 9 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ "ማኣዲ ስላሴ ኩቡር'ዩ" ኩሉ ግዜኹም ሰዊእኩም ንዓና ነዞም ዘይንሰምዕ ወሎዶ ክትምህሩ ትጽዕሩ ዘለኹም እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም

  • @BirktiBerhe
    @BirktiBerhe 6 หลายเดือนก่อน

    ናይ ባሓቂ ዓባይ ትምህርቲ ቃል ሂወት የስማዓልና

  • @nebyattesfazgi3423
    @nebyattesfazgi3423 6 หลายเดือนก่อน

    Amen (3) qalehiwetu yesimialina kuburat ahiwatey

  • @tftfyt852
    @tftfyt852 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን አሜን ኣሜን ክቡርምመህርና

  • @michaelteklay2105
    @michaelteklay2105 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ቃለ ሕይወት የስመዓልና ማሕበረ ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም እስራኤል፡
    ኣምላከ ኣብርሃም ጸጋኡ ኣብዚሑ
    ሓድነትኩም ኣስፊሑ
    30፡ 60፡ 100 ፍረ የፍርየልኩም ንኹሉ እትሰርሕዎ።

  • @mengedisemayat3569
    @mengedisemayat3569 11 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂወት የስምዓልና❤

  • @merimeri3123
    @merimeri3123 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዕልና

  • @nebiattekle3245
    @nebiattekle3245 2 ปีที่แล้ว

    Amen naybehaqi meharit menfesawi film amlak nay agelglot zebenkum ybark

  • @mihretefremand0m773
    @mihretefremand0m773 ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት የስምዐልና! ተባረኹ

  • @ድንግልማርያምእያልዕልቲካ

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፍትዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሕ

  • @abrehaabera6662
    @abrehaabera6662 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ መሃሪትን ፅቡቕትን መንፈሳዊት ድራማ እያ መንፈስ ቅዱስ ይባርኽኩም ብዝበለፀ ድምፂ ውስኽ እንተዝብላ ድማ ፅቡቕ ነይሩ ምኽኒያቱ እቲ መልእኽቲ ዋላ ሓንቲ ቃል ከይተስመዐት ክትሓልፍ የብላን ።

  • @የንጉስክርስቶስልጅነኝ
    @የንጉስክርስቶስልጅነኝ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝሰማዕናዯ ኣብ ልብና የሕድሮ

  • @tsehayneshweldu4416
    @tsehayneshweldu4416 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qale hiwet yasmalin 🙏❤🙏

  • @ll7246
    @ll7246 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀጉን በረከቱን የብዘሕልኩም እግዚአብሔር አምላክ ከብራት አሕዋይ 🙏🙏🙏ክንደይ ደሰ ይብል እዩ 💓አቤቱ አምላክ ሆይ ይቅር በለለይ 👏👏👏😢አነ አለኹ ጀዋልይ ካብ እደይ ዘይፈልያ ዋላ ምግብ እዳበላዕኹ ኦ አምላክ አቦይ እዝ ክብር ቃልካ ሰምዕና አብ ተግባር ክናዉዕሎ ዓይነ ልቦናና አብርሃልና 🙏🙏🙏💓😢

  • @ኣያዊተይእዩዓለመይ
    @ኣያዊተይእዩዓለመይ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ

  • @ማርያምይኣደጎይታ
    @ማርያምይኣደጎይታ ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና

  • @mebrhitglakesehi6632
    @mebrhitglakesehi6632 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ሕይወት የስመዐልና

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ
    @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ 2 ปีที่แล้ว

    Qale hiwet yesmealna .ab lbna yehdro.

  • @حبشتىحبشتى
    @حبشتىحبشتى 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሥመዐልና

  • @banchifakhoury7895
    @banchifakhoury7895 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ሕይወቱ ያሰሚልን

  • @MmMm-vb1kz
    @MmMm-vb1kz 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂቃለሂወትየስመዐልና

  • @tigraweyti7855
    @tigraweyti7855 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም
    ብሓቂ ምስ ወለድና ከለና ይቅር ዶ መቮይል ክንሕዝ ሲ ኣይነዉግዕን ነይርና ሐዚ ስደት ወፂኢና ተባላሺና ምስትዋዓሉ ይሃበና አምላከ ቅዱሳን

  • @mbrhetfitiwi8084
    @mbrhetfitiwi8084 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም መኣድና ስላሴ ጋእዝታኣለም ይባርኩዎ ኣምላክ ይመልሰልና እበር ዘለናዮስ

  • @fetah2023
    @fetah2023 2 ปีที่แล้ว

    Kal hiwet yesmalna xegu yebzih

  • @ግረማነሸጓልተዋህዶ
    @ግረማነሸጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +1

    ህህ😓😓😓ኣነ አለኩ ጀዋልይ ካብ እድይ ዝይፈለያ😓 ባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም

  • @rahel7771
    @rahel7771 ปีที่แล้ว

    ዝገርምም ትምህርቲ ጸግኡ የብዘሐልካቱም በርትዑታ ብሓቂ

  • @ابويحي-ل1ل
    @ابويحي-ل1ل 2 ปีที่แล้ว

    እግዛቢሄር ኣምላክ ይቅር ይበለልና ቃደመይቲ ባዖለይ እየ መግቢ ገዲፍና ጀዋል ነዕልል ብሓጥያና እዩ ንናሓደረ ወግእ ዘመፅሎ እምበር ብልብና ናብ ኣምላክ ተንቃርብማ ምሕረቱ ከውርደልና ነይሩ እዩ ኩለና ደቂሰባት ብመንፈስ አሕዋት እና 👏👏👏

  • @ዮወርድ
    @ዮወርድ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኧእኔግን ትግረኛ ቋንቋ ለማወቅ በጣም ፍላጐት አለኚ ግን ማወቅ አልቻልኩም ሳሳዝን 🥺😢🥺😢🥺የሚያስተምረኚ ባገኚ
    ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ያሰማልን

  • @fetaritium5552
    @fetaritium5552 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna

  • @reem18hayat95
    @reem18hayat95 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ሂወት ያስመዐልና ክቡር ኣቦና
    በረከቱ የብዘሐልኩም ናተይ እያ እዛ ትምህርቲ ቀደመይቲ ኣነ ተለፈን ዘይሓዝኩ ዘይበልዕ
    ኣምላክ ይመስገን ነዚ ዘስመዐኒ ተመስገም ተመስገን

  • @fugytfvstxgg5219
    @fugytfvstxgg5219 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃል ሰናይ የስመዐልና ክብራተይ

  • @ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ
    @ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሓቂ መአዲ ስላሴ ክቡር እዩ

  • @ፀጋእመብርሃንዋሕስሂወተይ
    @ፀጋእመብርሃንዋሕስሂወተይ 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ካብዚ ንላዕሊ ክትሰርሑ እውን እመ ብርሃን ብፀሎታ ትርዳእኩም ንዓናም ክብሪ መኣዲ ፈሊጥና ክንጋዓዝ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ክንደይ ደስስስ ዝብል ስራሕ እዩ

  • @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
    @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኣ ሕዋተይ ዓባይ ትምህርቲ እያ በተለይ ልዚ ሐዚ ወለዶ ብጣዕሚ ኢና ነሐዝን

  • @ኤፍታሕወለተኢየሱስየፅዮን
    @ኤፍታሕወለተኢየሱስየፅዮን 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡራን አሕዋትና ዝሰማዕናይ አብ ልቦናና ይሕድረልና አሜን አሜን አሜን

  • @meriyerga6910
    @meriyerga6910 ปีที่แล้ว

    ኣቤት እግዚአብሔር ኣምላከ ይቅረ ይበለለይ እምብር ጀዋለይሲ ካብ ኢደይ ኣይፈሊያን ግን ካብ ከዚ ተማሃረ ንክትግብሮ እግዚኣብሔር ይደግፈኒ ኣሜን ((3))🙏

  • @ሰላምጓልተዋህዶ-ዀ8ጸ
    @ሰላምጓልተዋህዶ-ዀ8ጸ 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣታ ኣነስ እግዚአብሔር ይቅረ ይበለለይ እምበር ምግቢ ክበልዕ እንዳዉጋዕኩ እየ ዝበልዕ ጀዋለይ ካባይ ፈልየያ አይፈልጥን😥ግን አምላክ ይመስገን ካብ ሐዚ ተማሂረ ክእረም እየ ደሞ ብጣዕሚ ሃናጺ መንፈሳዊ ምክሪ እዩ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሩካተይ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን 👏❤👏

  • @selamyrgalem7198
    @selamyrgalem7198 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሓልኩም በሓቂ ድስ ዝብል መንፈሳዊ ድራማ
    "ዓስብኹም ኣብ ሰማይ እዩ እሞ ደስ ይበልኩም ተሓጎሱ"

  • @adhanetdawit2432
    @adhanetdawit2432 2 ปีที่แล้ว

    Kal hiwet yesmalna ab lbna yehdro

  • @Snit-Intertaiment
    @Snit-Intertaiment 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ብጠዓሚ ቅቡቅ ትምህርቲ ኢዩ ዘስተውዕል ኣዕንተልቦና ይሃበና ኣምላክ⛪👈❤🌹🙏

  • @ራኪጓልአኽሱምፅዮን
    @ራኪጓልአኽሱምፅዮን ปีที่แล้ว

    ፈጣሪ ይቅሪ ይብልኒ እምበሪ አበ ሰደት ምሰ ምፆኡኹ ናተይ ሰራሕ እያ 😭😭😭✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti.... 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ #ማኣዲ_ሥላሴ_ክቡር እዩ።
    ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ክቡራትና ብሓቂ #አጋእዝተ_አለም_ስላሴ ጠጠው ኢሎም ከብልዑና ከምዚ ከማይ ግን ስራሕናን ዘይስራሕናን ዘረባናን ዘይዘረባናን ሃጠው ቀጠው ናበልኩ/ና መኣዝ ተበሊዑ መኣዝ ተሳኡ ዘይለጥ ብሓቂ ምስቶም ክቡራት ወለድና ግን ማኣዲ ኸይተልዓለ ኣይንላዕልን ናይ ሎሚ ወለዶ ዘለና ግን አምላከ ቅዱሳን ምስትውዓሉ ይዓድለና ብሓቂ🤲🥺

  • @Mashog-f4n
    @Mashog-f4n 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት አሕዋትና ፀጉኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ ብጣዕሚ ልበይ ተነኪአ አነከዓ ተሌፎን እናተፈረጅኩ እየ ዝበልዕ ኔረ ክሳብ ሕጂ እግዚአብሔር አምላክ መስተውዐሊ ይዓድለና ሰሚዕና አብ ተግባር ንክነውዕለ ቅዱስ እግዚአብሔር ብፀጉኡ ይደግፈና ቀፅልሉ አሕዋተይ

  • @ተመሰገነአምላኪሰለኩሉነገ
    @ተመሰገነአምላኪሰለኩሉነገ 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕልና ኩቡራት ኣሕዋተይ ወለደይን እግዚአብሔር ኣምላክ ምስተዉዐሊ ይዓድለና አሜን አሜን አሜን

  • @maryameymezmureykerstosaml3497
    @maryameymezmureykerstosaml3497 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት ይስምዓልና ብሓቂ፡ መኣድና በረኸት ተሳኢኑዎ እናበላዕና ንጠሚ መቐረቱ ኣይርድኣና፡ ኣብየቱ ጎይታ ይቅረ በለልና 🤲👐😭🤲

  • @shewittesfay2847
    @shewittesfay2847 2 ปีที่แล้ว

    Kal hiwet yesmialna

  • @kidanekidane8434
    @kidanekidane8434 2 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሕይወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ይቕረ ይበለልና ዝተማሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና። ቀጽልዎ ደስ ዘብል መንፈሳዊ ትምህርቲ ኣምላክ ፀጋኡ የብዝሓልኩም።

  • @mazakdusan562
    @mazakdusan562 2 ปีที่แล้ว

    Qale hiwet yesmalna xbuq tmhrti mahber

  • @hagereyhagersemaatat4355
    @hagereyhagersemaatat4355 2 ปีที่แล้ว

    Amen qale hiwet yesmalna
    Bhaqi bezi mobile ezi ko riesi sebat teqoxaxirna

  • @mhruazu4632
    @mhruazu4632 2 ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ሕወት ይስምዓልና ፉቁራት ይሕዋት ናይ በሓቂ ደሲ ዝብል መሃርት ደራማ ነዚ ንክንገብር ኣምላከ ቁዱሳን ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ጸጉኡ ይብዘሓልኩም ማሕበረ ማርያም

  • @svhbfcjjfhuvrvhxhh2658
    @svhbfcjjfhuvrvhxhh2658 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡራት አሕዋተይ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ አሜን

  • @የድንግልልጅነኝ-ደ3ኘ
    @የድንግልልጅነኝ-ደ3ኘ 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቃ ቃል ህይውተ ያሰመዐልና መሰተውዐል ልቦና ይሃበና