እንተኾነ ኹሉ ብስርዓትን በኣገባብን ደኣ ይኹን ፡መንፈሳዊ ድራማ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
- መንፈሳዊ ድራማ ብ ቤ/ት/ሰ/ኪዳነምሕረት ካምፓላ፡ መበል 19 ዓመት ዓመታዊ በዓል።
እዚ መንፈሳዊ ቻነል እዚ ኦርቶዶክሳዊ ትሕዝቶታት ዘለዎም ያሬዳዊ መዛሙር፡ ስብከት፡ መንፈሳዊ ስነ ጽሑፋትን ካልእ ዝተፈላለዩ መደባትን ዘቕርብ ናይ ቤ/ት/ሰ/ኪዳነምሕረት ካምፓላ እዩ።
እ ዝኮነ ትሕዝቶ ማሕበር ዳውንሎንድ ካብ ምግባር ንቆጠብ ስራሕ ማሕበር ከንቱ ድካም ንኸይከውን ካብ'ዚ ቻነል ብምስማዕ ተካፈልቲ ናይ'ዚ በረኸት ንኩን።
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
#ametawi_beal_enda_gabr
#መንፈሳዊ_ድራማ
#menfesawi #drama
#spirtual #movie
#ametawi_beal_kokebe_gedam
#ቤ_ት_ሰ_ኮከበ_ገዳም_አቡነ_ገብረ_መንፈስ_ቅዱስ_ገጀረት
#newmezmur
#gebre_menfes_kidus
#newmezmurorthodox
#newmezmurorthodoxeritrea
#newmezmurorthodoxethiopia
#newtigrignamezmur
#orthodoxmezmur
#orthodoxtewahdomezmur
#eritreanmezmur
#tigrignamezmur
#amharicmezmur
#tigrignamezmurorthodox
#tigrignamezmurtewahdo
#eritreanorthodoxmezmur
#tewahdomezmur
#newEritreanOrthodoxTewahdomezmur
#newEritreanOrthodoxTewahdotigrignamezmur
#newOrthodoxtewahdomezmur
#ethiopianorthodoxmezmur
#ethiopianorthodoxsibket
#mezmurorthodoxeritrean
#mezmurorthodoxethiopian
#eritreanorthodoxmezmurendagabr
#mezmurorthodoxeritrea
#dnglmariammezmur
#abunegebremenfeskidusmezmurcollection
#gebremenfesqdus
#menfesawisibketorthodox
#menfesawimezmurorthodox
#menfesawisnexhuforthodox #Snexhuforthodox #newmezmur2022 #trgumnayhywetey #new #xedalmdriloza #eritrean #mezmurorthodox #mezmur #amharicmezmur #eritreanorthodoxmezmur
#ethiopianorthodoxsibket #menfesawi
#mezmurorthodoxethiopian #hayalyuamlakey #mezmurorthodoxethiopian
#mezmurorthodoxethiopian
#eritreanorthodoxmezmur
#amharicmezmur
#ethiopianorthodoxmezmur
#church #hymn #hymns #hymnsongs #hymnofheaven #tigrignamezmur #tigrignatiktok #amharic #ethiopian #mezmurcollection #newmezmur #newmezmur2022 #new #mezmur #eritrean #mezmurorthodox #newvideo #neweritreanprogram #debesey #maryam #mezmure #tewahdo #orthodox #spirtual #spirtuality #collection #menfesawi #mezmurorthodoxethiopian
#eritreanorthodoxmezmur
#eritreanorthodoxtewahdomezmur
#eritreanorthodoxfilm
#eritreanorthodoxsibket
#eritreanorthodoxmezmurberekettikue
#eritreanorthodoxmezmurtemesgen
#eritreanorthodoxmezmurold
#eritreanorthodoxmezmurclassical
#eritreanorthodoxmezmurkidanemehret
#eritreanorthodoxmezmurabunearegawi
#eritreanorthodoxmezmuregziabherhalawanieyu
#eritreanorthodoxmezmurtamaki
#eritreanorthodox
#eritreanorthodoxmezmur2022
#mezmurorthodox
#mezmurorthodoxeritrea
#mezmurorthodoxethiopia
#mezmurorthodoxtigrigna
#mezmurorthodoxeritrea2022
#mezmurorthodoxethiopianew
#mezmurorthodoxeritreacollection
#mezmurtigrigna
#mezmuramharic
#orthodoxmezmur
#orthodoxmezmureritrea
#orthodoxmezmurtigrigna
#orthodoxmezmurethiopia
#orthodoxmezmuramharic
#orthodoxmezmurcollection
#orthodoxsibket
#orthodoxsongs
#orthodoxliturgy
#orthodoxchurchmusic
#tewahedoorthodoxmezmur
#tewahedohyamanote
#tewahedo
#tewahedoorthodox
#tewahdomezmur
#tewahedomezmurtigrigna
#tewahedomezmurethiopiaorthodoxtewahedomezmur
#tewahedomezmureritreaorthodoxtewahed
አሰይይይይይ ብሩካት አሕዋት ተዋህዶ ኮይንኳ ምፍጣር ትዕድልቲ እዩ ብሓቂ❤❤❤
ጸጋ አምላኽ የብዘሐልኩም ብሩካት አሕዋተይ አሜን❤❤❤
አብታ መወዳእታ ከአ ስ ናይ በሓቂ መርዑት አምሲልኩምዋ 😂😂😂
ብሓቅ ቃል ሂወት የስመዐልና❤😢
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ አዩ ብሃቂ ቃል ሂወት የስመዐና ጸጉኡ የብዛሃልኩም እግዚኣቢሄር ኣምላክ ናዓና እውን መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ኩቡራት እሕዋትናን አቦታትናን ቃል ህይወት የሰመዐልና🙏🙏🙏❤❤❤
አሜን ኣሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና መሃሪት ድራማ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብልዕሊ ጸጋ ይሃብኩም ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም 💒➕🙏
Temesgen ❤❤❤❤❤
Amen (3) qalehiwetu yesimialina deki kidanemihiret Egziabiher ayine libonana yikifetelina
ብጣዕሚ ገራሚትን መምሃሪትን እያ ዛ ድራማ ብሓቂ ንባዕለይ ኮ ብዙሑ ተማሂረላ ብባዓልትና ዝገበርናዮ ሰበብ ናብ ህይወትና ማሕነቅቲ ንበፅሕ አይ ብሰማይ አይ ብምድሪ አጉል ንኮን 😢😢ብስርዓተ ቤተ ክርስትያን ምካድስ ከመይ እዩ ሞ ትዕድልት ከምዚ ዓይነት ማሃሪ መንፈሳዊ ፊልሚ ይቀፅል ትብሉ እስኪ አሚሁሩና ዩ ትብሉ ውን ለይክ 😊😊❤❤❤🎉🎉
እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኩም ደቂ ኪዳነ-ምሕረት
ንዓና ኸኣ ዓይነ ልቦናና የብርሃልና!!!
ምናለ እምሰማ ቢሆን ትግርኛ 😢😢😢 ቃለ ህይወት ያሰማልን ለሁላቹህም❤❤❤
በኣማርኛም እኮ ብዙ መንፈሳዊ ፊልም እና ድራማ ኣለ
አይዞሸ ተላማመጅ እነም አሁን ነው በዝ በሰደት የቻልኩት እግዚአብሔር ይመሰገን❤❤❤
ነይ አስተምርሻለው🙏
አይዞሽ ደጋግመሽ ካዳመጥሽ
ትረድዋለሽ ውዴ❤🎉
እኔ አማርኛ ምንም አላቅም ነበር ግን ደጋግሜ
ሳዳምጥ አሁን በደምብ ነው ማውቀው❤🎉
❤❤❤❤❤
ማሕበር ኪዳነ ምሕረት ቃለ ሕይወት የስምዓልና፡ እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኩም፡ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ፡ ካብ ኣፀደ መቅደሱ ከየውጽአ ገና 30፥60፥100 ሰናይ ፍረ ክትፈርዩ ቅዱስ ፍቓድ እግዚአብሔር ኣምላኽና ይኹን፡ ናይ ኩሎም ቅዱሳን ረድኤትን ምልጃን ድማ ኣይፈለኹም... ንዓና ድማ ምስትውዓሉ ይዓድለና ❤❤❤
ብሰንኪ ከምዚ ፍቕሪ እናተብሃለ ክንደይ ኣሽሓት ኣሕዋትና ተሓኒቐን ከምዝሞታና እየ እህህ😢😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ሕይወት ቃል የስመዓልና ጸጉኡ የብዘሓልኩም
ደስ ዘብል ተማሄረ
ካብ ግብረ ስጋ ምፍጻም ምስ እግዚኣብሔር ምንባር ይበልጽ
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ፍቅራት ማሕበረይ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት ኣምላክ ጸጋኡ የብዞሓሊኪም ማሕብር ከዳነ ምሕረት ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም የሕዋት ኣምላኽ ይመኣገን ብሓቂ ኣዝዩ ደስ ዘብል ስራሕ ብዙሕ ክምሃር ክኢለ ኣምላኽ ጥበብ ይሃብኩም።
ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ድፍረት ከይከውን ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ ኣብታ ኣበይ ቀሽ ዝበልዋ ብኽያት ናይ ድኹማት እዩ ግን ርኢቶ ኣላትኒ መኽንያቱ ኣቦና ኣዳም ኣቤል ውልዱ ምስ ሞቶ ካብ ሓዘኑ ዝተላዕለ ነብሱ ሓቢጥሉ ኣብ ዝነበረ ግዜ መልኣኽ እግዚኣብሄር መጽዩ ምብካይ ኣርእይዎ። ዝሓረቀ እንተ በኽዩ ድኹም ማለት ኣይኮነን። ተተጋግየ ኣርሙኒ።
ብድጋሜ ቃል ሂወት የስምዓለይ የሕዋት።
እግዚኣቢሄር ኣምላክ ፀጋኡ የብዘሓልና ቃለ ህይወት የስመዓና ኣሜን🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት ቃል በረከት ያስማልን እግዚአብብሔር ይስጥልን✝️🌼💟
ናይ ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ክቡራተይ❤❤❤
ኣምላክ ጽጋ የብዝሓአልኩም ንኩላትና ኣምላክ ብዓይኑ ምሕርቱ ይጠምተና❤❤❤
ንዘመና አትውክል ማሃሪት ፊልም ድስ ትብል ተማሂርና መገዲ አግዛብሔር ተሒዝና ካ አላማ ዝሃርመት አውቲ ስራሕ ኮይና ሰራህታ ካ ጻማ ስርሖም ይርክቡ
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሃልኩም እግዚአብሔር አምላኽ ❤❤❤ንዓና እዉን መስተዋዓሊ ልቦና ይሃበና ብሓቂ አብ ሂወትና ዘሎ እዩ አብዚ ሐዚ ዘመን ዘለና ወለዶ😢😢😢
እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቁራት❤ ኣሕዋተይ . . . ንሓውናን መምህርናን ነፍሲሄር ሃኒባል ክኣ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምስቶም ቅድሳኑ ኣብ ገነት የንብሮ
ቃለ ሂወት የስመኣልና እግዚኣብሔር ጸገኡ ይብዘሓልኩም
ናይ ብሓቂ መሃሪት ድራማ እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልኩም እዞም ኣሕዋተይ ማዓረይ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስመዓልና ጸጉ የብዝሓልኩም የሕዋት ❤❤❤
Kidane mihret kampala .............Xega abrsi xega yeadlkum fetari ......neana kea zeasteweal ayne lbona yhabena ....bereketan redietan nay emebetachin ayfeleyena
ቃለ ሂወት የስመኣልና እግዚኣብሔር ጸገኡ የብዝሓልኩም
Ata anes nay abiner nay hagos fegegtu meas eye kre ybl niere emo loms tewediatley❤😘😍😘❤❤❤❤😍😘😘😍😘
ኣምላክ ዘመን ኣጎልግሎት ይባርክ ደቂ ተዋህዶ ደቂ ኪዳነ ምህረት
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሃኒ ሓወይ❤️❤️❤ ✝️ ✝️✝️✝️
ቃል ሕይወት ይስመዓልና ጸጋኡ ይብዛሓልኹም ብሩኻት ይሕዋት ❤❤❤
💯💯💯💯💯❣️❣️❣️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💖💖🫶
እግዛብሄር ጸጉኡ ይብዝሓልኩም ❤🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Btami mharit drama agziabiher yqebelelkum qexlwo
አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና በጣዓሚ ማሃሪ ዝኮነ ት,ቲ እዩ ፀጉኡ የብዘሐልኩሙ እግዚአብሔር❤❤❤
ቃል ህይወት የስመዕልና ኣምላኽ ፀግኡ የብዘሐለኹም❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤
Asey agzabher xega abrasi xega yadlkom fetari yhwatey betami meharit zkonet drama iya 🙏
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና❤🙏
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አብ ዓዱ የንብርኩም
ሓቀኛ ታሪክ ብጣዕሚ ተሕዝን ዋይ በኽያ አብኽያትኒ ፀጋኡ የብዘሐልኩም
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዐልና ኣምላክ ፀግኡ ይብዘሐልኩም❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna xegu yebzhalkum fetari❤❤❤
ቃል ሂወት የስምዐልና ቡሩካተይ🙏💗💗💗💗❤❤❤❤❤
Neay agolgulote zemnkume egzabher yebrko ahewaty
ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና መሃሪት ድራማ ብዙሕ ተማሂረ እግዚኣብሔር ይመስገን ፀጉኡ የብዝሐልኩም❤❤❤
ጸግኡ የብዝሓልኩም ብሩኻተይ❤❤❤
አሜን፫ ቃለ ሂወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዚሐልኹም ክቡራት አሕዋትና እግዚአብሔር አምላክ መስተዉዓል ልቦና ይዓድለና👏💚
🎉ቃለ ሕይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም ብጣዕሚ ማሃሪ መንፈሳዊ ድራማ❤❤❤
Now I have something entertaining to watch besides cat videos.
ቃል ህይወት ቃል በረከት ያስማልን እግዚአብሔር ይስጥልን❤❤❤
Kale hiwet yesmalna xegu yebzehalkum
ቃል ህይወት ያሰማልን በእወነት ደሰ የምለው ነው ቀጥሉ❤❤❤
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፈጣሪ ዘስተዊዕሊ ልቢ ያሃበና❤😢
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ
ብሓቂ ኣብ ህይወትና ዘሎ ሓቂ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብመንገዲ ይምረሐና 😥👏
እግዝያብሔር ኣምላክ ፀጋኡ የብዘሐልኹም ኩቡራት ኣሕዋተይ👏😍
ኣምላክ ጸግኡ የብዘሓልኩም ❤❤❤
ኣሰይ ክንደይ ደስ ይብል ቃለ ሂወት ይስመዐልና
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዘሃልኩም እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤
እግዚአብሔር ኢዱ የንብር
ጸግኡ የብዝሕ ፍቁራተይ
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር
Kindey des zebele eyu egzeabhr amlaki yemsgen xebuki eyu
ቃል ሂወት ይሰመዕን
ቃል ሂወት ይሰምዕና🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት የስመዐልና
ኣሜን እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ❤👏✝️
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉qali hiweti yesmalina deqi kidanmihireti
ቃለ ሂወት የሰመዐልና
amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና
Temesgen amlak
Amen (3) qal hiwet yesmalna❤
Elll Nayegelgulot edmiekum ybarkelkum
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ይስመዐልና እግዚኣብሔር ፀጉኡ ይብዝሐልኩም🙏🙏🙏🙏🙏👏
❤❤❤❤❤❤❤😢😢🎉😢😢😢😢😢😢🎉🎉🎉🎉
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና ፀጉኡን በረኩቱን የብዝሐልኹም እግዚኣብሄር ኣምላክ🤲🤲🤲
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እግዛኣብሔር ኣምላክ ፀጋኡ የብዘሐልኹም
ቃለ ህይወት ያስመዐልና
ንዓና ክዓና መስተዉዐል ልቦና ይሃበና ብቅዱስ ፍቃዱ ኣሜን
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🙏😊
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna Egziabihier xegu Yebzhalkum Nay bhaqi Lbawi ztnkf Drama Egziabihier Amlak Asbkum ykfelkulkum
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤😂😢😢😢😢😮😮😮😮😅😅😅
qal hiwet yesmalna xegau yebzhalkom fetari
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ትብል ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ
ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም አምላክ ምስትዉዓል ይሃበና
አሜን አሜን አሜን ኩቡራት እሕዋትናን አቦታትናን ቃል ሂወት ይስማዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙌🙌🙌🙌
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ♥️🙏🥰
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😂😂
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen 🙏 Egzabiher tsegeu yebzhalkum kburat sdra Orthodox tewahdo ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ጸጋ አምላክ የብዝሐልኹም ኪዳና ምህረት ካብዚ ብላዓሊ ክትሰሩሑ ብጸሎታ ትሓግዝኹም ፍትዋት አሕዋት መመሊስካ ትሪኦ ዘይምኖ 🙏♥️ብሓቂ ብዘይ ስርዓት ዝፍጸም ኩሉ መወድኣትኡ ሞት እዩ ካብዚ ይሰወና 😢
እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍትዋተይ💗
❤️❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
አሜን፫ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላኽ❤
ብሓቂ ልቢ ዓድግ😢