ከም ሰዶም ምኾንና ንጎመራ ምመሰልና ኔርና Eritrean Orthodox Tewahdo Church

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 242

  • @ካብፍቅሪክርስቶስመኑዩዝፈ
    @ካብፍቅሪክርስቶስመኑዩዝፈ 3 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም ፍቁራት ደቂ እመብርሃን ምስትዉዓል ያሃበልና ዘ ምሕዋቴይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun7232 ปีที่แล้ว +17

    ኣሜንንንንንንን ኣሰይ ይሕዋተይ ጸግኡ የብዝሓልኩም፡ቃላት ኳሉ ዘይብለይ ናይ ብሓቂ ንፉዓት ዓድና ገዛ ከፈተ ብእምነት ዘይቀየረ የለንን ሓጺነ ነቢዔን እየ ኣምሪረ እግዚኣብሄር ኣምላክ ካብ ክሕደት እምነት ይሰውረና ይሕዋተይ ነዛ ጽሕፍተይ ተንቢቡ ደቂ እመ ብርሃን ደቂ ዓዶም፡ንቅዱሳን ዝኾንኩም ኣፍቀርቲ ድንግለይ ሓደራኹም ካብ እምነት ስድሪ ፍንኪት ከይቢል ምስ ደቀይን ስድራቤተይን ጸሎትኩም ደግፉኒ ሓደራ ጸግኡ የብዝሓልኩም 🙏🏾🙏🏾😭😭😭💠⛪☝🏾💠🙏🏾🙏🏾🙏🏾😭👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾🕊️🌍💐🇪🇷🌿

  • @samuelhailemichael2799
    @samuelhailemichael2799 ปีที่แล้ว +20

    ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስምዓልና፡ጸጋኡ የብዝሓልኩም ፍቁራት ደቂ እመብርሃን
    ምስትውዓል ዝሓትት ዘመን እዩ፡
    በረኸታን ጣዕሚ ፍቕራን ናይ እመብርሃን ኣይፈለየና

    • @01tigray
      @01tigray ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን 🤲💛

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @kidaneberhane6938
    @kidaneberhane6938 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም በረከታን ረዲኤታን ጣዕማን ፍቅራን ናይ ኣደና ቅድስቲ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ኣሜን ናይ ብሓቂ ውሽጥካ ዝትንክፍ ትምህርቲ ሰምዕና ብፍላይ ናይ ኣደና ብርክቲ ኮይና ትህቦም ዝነበረት ትምህርቲ ደስ ዝብል እዩ ሰናይ ቅንኢ ቀኒአ ብሓፈሻ ንኩልኩም ጸግኡ ይብዝሓልኩም ብድጋመ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mihira-o5t
    @Mihira-o5t ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን፫👏💐🌷

  • @AhmedAhmed-kz9st
    @AhmedAhmed-kz9st ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ባሓቃ ቅል ህይውት ያስመዓና🙏🙏🙏

  • @የድንግልልጅነኝ-ደ3ኘ
    @የድንግልልጅነኝ-ደ3ኘ ปีที่แล้ว +8

    ብሓቅ ቃል ህይውተ ያሰመዐልና ደቅ እምብርሃን
    ቀፅልው ክውራተይ ኣንስ ብናይ እምብርሃን ክምስክር እየ ግንስ ታይ እለ ከም ዝምስክር የፍልጦ ኣደይ ማርያም ትሓግዝን ክምስክረላ ብሓቅ 🌾🌾🌾🌾🌾👏👏👏👏👏💒💒

  • @RedaeTsegay-r1x
    @RedaeTsegay-r1x ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ይሕዋት ቃል ሂወት የስምዓልና ማሕበረ ማርያም ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም❤❤❤

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna brukatey nzrdo abi melikti yu egziabher amlak edmen tinan yhabkum ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @Yonassemerab-d9k
    @Yonassemerab-d9k ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይ ናይ በሓቂ ቃል ሂወት የስማዐና ክቡራት የሕዋት ❤❤❤❤❤

  • @አምላክይኩሉከምፈቃድካይኩ
    @አምላክይኩሉከምፈቃድካይኩ 7 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይይ ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ፅጉኡ የብዘሐልኩም ከቡራትይ ብሓቂ ተመሲጥ ሪኢያ ደሰሰሰሰ ዘብል ትምህርት👏👏👏👏👏✝️✝️✝️💖💖💖

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 11 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህያውት የሰመዕልና ፍጣረ ❤❤ክብሩ አባና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @eritriaeritria7010
    @eritriaeritria7010 ปีที่แล้ว +14

    ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ማሕበረ ማርያም ዘኤርትራ ኣብ ሃገረ እስራኤል እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ።

  • @shewittesfaslase8743
    @shewittesfaslase8743 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስመዓና ኣዚያ መሃሪት መንፈሳዊት ድራማ

  • @Ksa-zg3tw
    @Ksa-zg3tw ปีที่แล้ว

    ናይ ባሓቂ ደስስስስ ዳብል ቲምህሪቲ ዩኡ ፀጋኡ ያብዘሐልኹሙ ቃላ ህወት ያስመዐልን ተመስገን ኣምላኸይ ዳዝ ቲምህርቲ ፅብለ ክሰመዕ ዘብቀዕኻን አሜን

  • @mizugaltigray183
    @mizugaltigray183 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኀልና🤲🤲🤲🤲👏👏🥰🥰🥰

  • @michaelteklay2105
    @michaelteklay2105 ปีที่แล้ว +3

    ማሕበረ ማርያም እስራኤል ኣምላኽ ጸጋኡ ኣብዚሑ ሓድነትኩም ይባርኽ።
    ጸሎትን በረኸትን እመብርሃን ኣይፈለየና።

  • @SenaitSeni-yi3ut
    @SenaitSeni-yi3ut ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዓልና ከምቲ ልብይ ሊዲ ዝከፈተ ልብና ይከፈተሊኒ

  • @እግዚአብሔርፍቅርነው-ቈ3ረ
    @እግዚአብሔርፍቅርነው-ቈ3ረ ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት ያሰማልን በእውነት
    ተሎ ተሎ በላችሁ ላኩልን ማሕበር ማርያም እስራኤል

  • @ghebremariamshishay8159
    @ghebremariamshishay8159 ปีที่แล้ว +4

    አሜን ስለ ቃላቱ አምላክና እግዚአብሔር ይመስገን ቃለ ሕይወት የስምዓልና፡ ንኩላትና ነቶም ንከታተል ውን ንክንነብረሉ አምላክና እግዚአብሔር ብምሕረቱ፡ኣደ ብርሃን ብጸሎታ ኣይፈለዩና።

  • @milonmilon6338
    @milonmilon6338 ปีที่แล้ว +9

    ብሓቂ ፀግኡ የብዘሐልኩም አሕዋተይ ነዛ ርህርህቲ አዴና እንተ ዘይሓድገልናስ ኢንታይ ምኮና እል አነ 😢 በረከታ ምስ ኩላትና ደቃ ይኩን

  • @rahwa8035
    @rahwa8035 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የሰመዐልና እግዚኣብሔር ጽጉኡ የብዛሓልኩም

  • @teweldeokubay8326
    @teweldeokubay8326 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ይባርኽኩም። ናብ ፍጻሜ የብጽሕኹም 🙏❤🙏

  • @የድንግልማርያምልጁነኝ
    @የድንግልማርያምልጁነኝ ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኹም

  • @xhv5054
    @xhv5054 ปีที่แล้ว +10

    _አስይይ ተመስገን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ቅዱስ እግዚአብሔር አምላኽ_

    • @01tigray
      @01tigray ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን 🤲💛

  • @membereyemane683
    @membereyemane683 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤Temesgen Amlakey ,Emebrhan thalwena brukatey❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻💒✝️

  • @freweyniwoldemichael8332
    @freweyniwoldemichael8332 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላኽ ጸግኡ የብዛሐልኩም 🙏❤️

  • @Selam-ko8gf
    @Selam-ko8gf ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ኩቡራት ኣሕዋት ኣዝዩ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ከምዚ ዓይነት መንፈሳዊ ትምህርቲ ግዜ እንተረኪብኩም ስርሑልና ጸጋኩም የብዘሓልኩም ኣምላክ

  • @mezerberha5269
    @mezerberha5269 ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት ያሰመዑልና አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤

  • @letischsamuel7908
    @letischsamuel7908 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ዝሰማዕናዬ ኣብ ልብና የሕድሮ

  • @gjcg6332
    @gjcg6332 ปีที่แล้ว

    ኣሜይ ቃለ ሂወት የስምዐና😢🙏🤲

  • @samera7043
    @samera7043 ปีที่แล้ว

    ዋው ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ቀፅልሉ ብሩካተይ እግዚኣብሔር ፀጋኡ የብዘሐልኩም ❤❤❤

  • @ደንግለይእያዋሕስህወተይ
    @ደንግለይእያዋሕስህወተይ ปีที่แล้ว

    አሜን ፫ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ❤❤

  • @ኣቤየተዋህዶልጅ
    @ኣቤየተዋህዶልጅ 11 หลายเดือนก่อน

    አሜን ቃለህይወት ያስመዐልና ፀግኡ ተብዘሐልኩም ድንግል ማርያም እታ ቡና ግን ምተረፈት ከምርኢቶ

  • @ልበንጹሐፍጥርሊተእግዚኦ
    @ልበንጹሐፍጥርሊተእግዚኦ ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዘሃልኩም ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርኽልኩምን ይቀድሰልኩምን ኣዚዩ ዓቢ ትምህርትን ህይወት ዝህብ ነዕጽምኻ ዘጥልል ንመንፈስካ ዝሕደስ እዩ ሞ ሰሚዕና ብህይውት ክነብረሉ ናይ መድሃኔ ዓለም ቅዱስ ፍቃድ ይኩን ናይ እመበታችን ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም በረኸታት ጣዕማን ፍቅራን ንዘለኣለም ኣይፈለየና ከማኹም የብዘሃልና መድህን ዓለም ክርስቶስ⛪⛪⛪።

  • @merhawimebrahtom6254
    @merhawimebrahtom6254 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 Kal hiwet yesmalna amlak nay adna kdsti dngl Maryam ayfelena

  • @AdhanomBereket
    @AdhanomBereket ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ቃለ ህይወት የስምዓልና ።

  • @ተመሰገንአምላክይ-ለ9ኸ
    @ተመሰገንአምላክይ-ለ9ኸ ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይ ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም/ክን እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት ኣሕዋተይ⛪️🕯

  • @ፀጋየማሪያምልጅ
    @ፀጋየማሪያምልጅ ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብራተይ

  • @ተመስገንኣምላክ-ቈ3ኸ
    @ተመስገንኣምላክ-ቈ3ኸ ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @okbaykeleta6183
    @okbaykeleta6183 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ መሃሪትን ኣንቃሒትን መንፈሳዊት ድራማ ፡እግዚኣብሄር በረኸቱን ጸግኡን ኣዕዚዙ የዓድልኩም ።

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk ปีที่แล้ว +2

    ብሓቃ ቃል ሂወት የስመዕልና ክብራት አሕዋተይ ብሓቃ ማሃሪት ድራማ ፀጉእን በረከቱን የብዘሐልኩም❤❤❤❤

  • @beatesaydatev3898
    @beatesaydatev3898 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኩም እግዝኣብሔር ኣምላክ

  • @tigraweyti7855
    @tigraweyti7855 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ አብታ ቅንዕትን ጥንታዊትን እምነትና የፅንዐና አማላድነት ናይ እመብርሃን እኖ ጎይታና አይፈለየና

  • @גויתואלם
    @גויתואלם ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ማሕበር ንፍዓት

  • @hawamohamed5922
    @hawamohamed5922 ปีที่แล้ว

    አሜን ፫ቃለ ህይወት ያሰማልን 💚💛❤🇪🇷🙏🙏

  • @essayasgebremichal4132
    @essayasgebremichal4132 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤ ማሕበር ቅድስቲ ድንግል ማርያም ቤተክርስትያን መድሃኒኣለም ቃለ ሂወት የስማዓልና መንፈሳዊ ሂወት ኣብ ኢስራኤል እቲ ዝበለጸ ኢዩ ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳ ምሳኩም ትኩን ❤❤❤

  • @duy6703
    @duy6703 ปีที่แล้ว

    ባሓቂ ቃል ህይወት ይስመዐና

  • @MsgnaZeray
    @MsgnaZeray หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen Egziabiher amlak zsemaenayo ab lbna❤ yehdrelna qale hiwet yesmalna xegun bereketun yebzahalkum❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rahel2601
    @rahel2601 10 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂይወት ያስመዓልና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @hdbd2172
    @hdbd2172 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላክ ኣይፈለየና አሜን፫

  • @jgddhccc3011
    @jgddhccc3011 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ አምላክ ምስትውዓል የሃበና ኣሕዋትና እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሓልኩም ኣሜንንን 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ማዕዶት-ኸ7ጐ
    @ማዕዶት-ኸ7ጐ ปีที่แล้ว

    Amen🙏kale hiwet yesmaelna🙏💖💖💖

  • @temelsomesfun1829
    @temelsomesfun1829 ปีที่แล้ว

    Aseyyy bhaki kalehiwet yesmaalna egzabiher mstwaln lbonan yadlena

  • @bsrattesfaldete5478
    @bsrattesfaldete5478 ปีที่แล้ว

    Aseyyyyy deki tewahdo kale hiwet yesmealna ❤❤❤

  • @merhawiberaki9610
    @merhawiberaki9610 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወኣት የስማዓልና ድቂ እመብርሃን

  • @hagostesfa2416
    @hagostesfa2416 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ደቂ እመ ብርሃን ❤❤❤❤❤

  • @ማህበርቅድስትኪዳንምህረት
    @ማህበርቅድስትኪዳንምህረት ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር አሰይይይይይ ብሓቂ ንኪላትኩን ቃል ህይወት የሰመዕልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ ይብዝሐዮ❤❤❤

    • @zaidsimon9363
      @zaidsimon9363 ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

  • @efremangosom1622
    @efremangosom1622 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስመዐልና ከምቲ ልቢ ልድያ ዝኸፈተ ልብና ይኽፈተልና ፈታሪ።

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh7680 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይይይይ ብሓቂ ቃለሂወት የስምኣልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኩቡራት ኤሕዋት ንዓና ክኣ ኣብ እምነትና የጽንዓና እመብርሃን ምስ ኩላትና ትኩን🙏🙏🙏

  • @ቅዱስጊወርጊስጠብቀኝ
    @ቅዱስጊወርጊስጠብቀኝ ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏🙏🙏💒

  • @ጎስዓልብየቃለሰናየ
    @ጎስዓልብየቃለሰናየ ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ ቃለ ሰናይ የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ በዲበ ጸጋ የብዝሓልኩም ፍቁራት ኣሕዋት በረኸትን ጣዕሚ ፍቅራን ኣማላድነት ምስ ኩልና ይኹን 😍🙏

  • @01tigray
    @01tigray ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ንፎታይኡ ዝትአመነ እዩ
    ቃል ህይወት የሰመዕና የሕዋት አብ ቅድስት ቤተክርስቲያን የንብርኩም የሕዋት የያቆብ ለሊት ይግበርልና 🤲❤

  • @angesommesfn3994
    @angesommesfn3994 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና 👏👏👏👏

  • @ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ
    @ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዘሐልኩም ፍቁራተይይ

    • @danutesfay9312
      @danutesfay9312 ปีที่แล้ว

      qale hiwet yesmlna xegau yebzhalkum

  • @xoxo6720
    @xoxo6720 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ🙏

  • @abyabby9886
    @abyabby9886 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ክብራት አሕዋተይ❤🤲

  • @semhareylove3503
    @semhareylove3503 ปีที่แล้ว

    Egziabher yimesgen Naybhaki xegiu yebzhalikum Naybhaki amxikma nayzom menafikan😢🙏💪

  • @yriga
    @yriga ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ኣብ እምነትና የፅንዓና ልቢ ልድያ ዝከፈተ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ፡ ካብ ናይ ጥፍኣት መንገዲ ብምሕረቱ ይሓልወና አሜን ፫ ።

  • @mbrhetfitiwi8084
    @mbrhetfitiwi8084 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም ጣዕማን ፍቅራን ናይ እመብርሃን ምስኩልና ይኩን ብሓቂ ኣምላክ ንዓኪ እንተዘይ ሓድገልና ከምሰዶምን ካም ጎሞራን ምኮና ኔይርና
    ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመስገን ❤❤❤

  • @የንጉስክርስቶስልጅነኝ
    @የንጉስክርስቶስልጅነኝ ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ

  • @senaitabraham6187
    @senaitabraham6187 ปีที่แล้ว

    ኣሜም ቃል ሂወት የስምዓልና፡ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጽጋ ይዕድልኩም

  • @AbeGalEmbrhen
    @AbeGalEmbrhen ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ

  • @kasay67
    @kasay67 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡እግዚኣብሔር ዘመነ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ

  • @habtemicheal4048
    @habtemicheal4048 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @letehajmanot5883
    @letehajmanot5883 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ዓቢ ትምህርቲ ሚሂርኩምና ኢግዚኣብሀር ጸጉኡ የብዝሓልኩም 🙏⛪🙏⛪🙏⛪ ኦርተዶክጽ ሃይማኖትን የጽነዓልና

  • @azmeraamen6989
    @azmeraamen6989 ปีที่แล้ว +20

    አስይይይይ ብሓቂ ቃል ህይውት ይስመዐልና😢መስትወዕል ልቦና ይሃበና

  • @ambesjon3075
    @ambesjon3075 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሕ ደ!!!

  • @hdhdjf514
    @hdhdjf514 ปีที่แล้ว

    ቃልህይዎት ያስመዐልና

  • @frezgiandemicheal9844
    @frezgiandemicheal9844 ปีที่แล้ว

    እግዛብሄር ብምሕረቱ ይረኣየናን ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባርኽ😢

  • @LuwamKesete-ds3xe
    @LuwamKesete-ds3xe ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ጸጋክም የብዝሓዮ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ❤❤❤❤❤

  • @ሰላመይብኣኻዩናተይጎይታ
    @ሰላመይብኣኻዩናተይጎይታ ปีที่แล้ว

    ❤❤❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ብዙሕ ተማሂርና ቀጽልዎ ፍቁራተይ።

  • @SelamKflom-qh8qv
    @SelamKflom-qh8qv ปีที่แล้ว

    Aseyyyy Asena kal hiwet yesmaln bereketan redietn nay dangl mareyem ms kulu yakun

  • @ግረማነሸጓልተዋህዶ
    @ግረማነሸጓልተዋህዶ ปีที่แล้ว

    አሰይይይ ቃል ሂወት የሰመዐልና

  • @asmerommhreteab5701
    @asmerommhreteab5701 ปีที่แล้ว

    ሰድራ ናይ ክርስቶስ ፍቁራት ማሕበር ናይ ብሓቂ ኣዝዮ መሃሪ ዝኾነ ትምህርት ተመስገን ስለ ኩሉ ነገሪ ❤እግዝኣብሔር ኣምላክ ሎምን ንክልሳዕን ይኽበር ይመስገን ❤❤❤

  • @abbyha7518
    @abbyha7518 ปีที่แล้ว

    Aseyyyyyyyyyyy Amen 🙏🏽 Temesgen Fetari qal hiwet ysmalna 🤲🏽🤲🏽🤲🏽❤️❤️❤️✅✅✅

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ቡሩካተይይይ 🙏🙏🙏🙏

  • @amittesfamarian5194
    @amittesfamarian5194 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky9613 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ጸጉኡ የብዝሕልካም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ❤❤❤

  • @MuLuHayLu-f6h
    @MuLuHayLu-f6h ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክብራት አሕዋትና ብሓቂ ተመስገን አምላክ ነዛ ርህርህቲ ቅድስት አደ ዝሃበና ናይ እመብርሃነይ ጸሎታን አማላድነታን አይፈለየና ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን አሜን ፫

  • @salamteklesenbet-qz9zk
    @salamteklesenbet-qz9zk ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna yhwatey meareyy

  • @yordanosnegasi9312
    @yordanosnegasi9312 ปีที่แล้ว

    Selam egziabiheir nakum yken burukat sdra agziabiher ምፍቀርቲ ኣደና ቅድስተ ቁዱሳን ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያ ደቂ ኣዶም ንቅዱሳን ብሃቂ ኣዝዩ መሃርን ገሳጽን ትምርቲ ኢኩም ትሕልፉላ ዘለኩም እግዚኣቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ብሩካተይ ካቡኩም ብዙሕ ኢና ንጽቦ እሞ ኣጀኩም በርትዑ እግዚኣቢሄር በረከቱ የብዝሓልኩም ኣሜን

  • @awetasmerom6674
    @awetasmerom6674 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ የብዝሕ ኣምላኽ ስድራ ክርስቶስ የሕዋት ኣብዚሑ ጸጋ ይዓድልኩም ኣብ ልብና ይሕድሮ

  • @ዛይድየማርያምልጅማርያመይ

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክብሪት አሕዋትና ፀጉኡ የብዘሐልኩም 😘

  • @ማዕተበይአይበትኽ
    @ማዕተበይአይበትኽ ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም የብዝሓልና ቃለ ሂወት የስምዓልና ።ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ። በርትዑ ንበርትዕ ንፉዓት ናይ እግዝእትነ ማርያም በረከት ምስ ኩላትና ይኹን

  • @yordanosbeyene4504
    @yordanosbeyene4504 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen Kal hiwet yesmalna igziabhier amlak xegu yebzhalkum yhwateyy ✝️🙏❤️💒❤️🤲

  • @senuberhe3045
    @senuberhe3045 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስማኣልና ደቂ እመብርሃን ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ኣሜንንን።🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌺🌺🌺😍😍😍

  • @MikiTeame
    @MikiTeame ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣብ እስራኤል ደለኹም የሕዋትን ኣብ ናይ ኤርትራ መንፈሳዊ ድራማን ዓበይቲ ፍልሚታት ምትርጓምን ዓቢ ኣበርኩቶን ዓቢ እጃምን ደልኩም ኢኹም እሞ እግዚኣብሔር ናይ ዘመን ኣጎልግሎትኩም ይባርኸልኩም ኣብ ኩሉ ዕዮኹም ድማ እግዚኣብሔር ይሓግዝኩም ወላዲት ኣምላኽ ድማ ወትሩ ብጸሎታ ትደግፍኩም ኣጀኹም ቀጽልዎ።

  • @weinikahsay8469
    @weinikahsay8469 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Desss zebel egzabher Nay agelglot zebenkum ybarkelkum

  • @jftwe4fr567
    @jftwe4fr567 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዕልና❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏🙏🙏🙏