ERIPM | ምስክርነት ኣቶ ኢዮብ ባህታ ኣባል ሓለዋ ዒራዒሮ ነበር | 2ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 87

  • @ERIPMEritreanPublicMedia
    @ERIPMEritreanPublicMedia  7 วันที่ผ่านมา +6

    ኣብ'ዚ ሊንክ ብምእታው ኣባላት ኤሪፒኤም ብሙዃን እጃምኩም ኣበርክቱ
    donorbox.org/eripm-eritrean-public-media

    • @muluekidane4738
      @muluekidane4738 7 วันที่ผ่านมา

      Hji zeytgebrlu

    • @ሸባብ
      @ሸባብ 6 วันที่ผ่านมา

      Abey alo hji

  • @SaSemairesearch
    @SaSemairesearch 7 วันที่ผ่านมา +6

    Thank you EriPM , Elsa Churum and Eyob

  • @Biemnet-e8t
    @Biemnet-e8t 7 วันที่ผ่านมา +5

    ብሓቂ ዘሐዝንዩ

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 7 วันที่ผ่านมา +5

    ትክክል ዩ ዝከበርካ ሓውና❤❤❤

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy 7 วันที่ผ่านมา +1

    የቐንየልና ኤሪፒኤም

  • @elltatikabo1741
    @elltatikabo1741 7 วันที่ผ่านมา +2

    May God keep you safe brother.

  • @Hagereseb12
    @Hagereseb12 6 วันที่ผ่านมา +2

    Very sad 😔 😟

  • @ፈታዊሓቂ13
    @ፈታዊሓቂ13 6 วันที่ผ่านมา +1

    ዘሕዝን እዩ ናይዛ ሲኦል ሃገር 😢thanks eripm &mama elsa henok hawna ka baleka ba htetelna ab erisat knxbeyeka buzuh zterefe alo❤

  • @Tomorrowwillbebetter-d3w
    @Tomorrowwillbebetter-d3w 7 วันที่ผ่านมา +6

    Very sad 😔

  • @jesusislord.9123
    @jesusislord.9123 6 วันที่ผ่านมา

    Gbu for honesty. May God restore health and break chain of all innocent prisoners.

  • @nahomkassete
    @nahomkassete 4 วันที่ผ่านมา +1

    It's so sad😢gn ezi hawna dehayu alekum do 😢

  • @RaF-x2d
    @RaF-x2d 7 วันที่ผ่านมา +4

    ሓቅነት ዘለዎ ግን ዘይመስል ትብዓት የብሉን ምልክት ሕሶን ዝተሓዉሶ ግዲ ኮይኑ

  • @gabigunners8073
    @gabigunners8073 7 วันที่ผ่านมา +4

    ይሰነድ ጥራሕ መዓልቲ ኣለዎ ንኹሉ

  • @jerryjery1201
    @jerryjery1201 4 วันที่ผ่านมา +1

    ንምዃኑ እንታይ እዮም ገይሮም እዚ ኩሉ"ኸ፥

  • @michaelmichael5251
    @michaelmichael5251 5 วันที่ผ่านมา +1

    እቶም እሱራት ዘሕልፍዎ ዘለውዎ ግዜ ብጣዕሚ የሕዝን. ኣማኒኤል ኣስራት 4 ዓመት መማህርተይ ኔሩ. ንፉዕ ተማሃራይ ድማ ኔሩ.. ኣብ ቤት ማሕቡስ ልዕሊ 20 ዓመት ብምሕላፋ ድማ ናይ ልባ ስብራት ይስምዓኒ
    ዓለም ከንቱ እያ
    ኩሉ ሰብ ድማ ካብዚ ገሃነም ንዕዖም ንምውፃእ እኹል ፃዕሪን ቃልስን ስለዘይገበርረ ኣብ ታሪኽ ተሓታቲ እዩ. ንቶም ዝሞቱ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ንቶም ብሂወት ዘለዉ ድማ መዋፅኦ ይፍጠረሎም
    Heartbreaking
    I really appreciate Eyob to give this interview

  • @Tes20187
    @Tes20187 7 วันที่ผ่านมา +5

    ሃገር ናይ ወልቀ ሰባት ኮይና ተሪፋ። ጅግና ዝኢሰረላ ለክባጥን ሓሳውን ዝነብረላ ኮይና ተሪፋ

  • @adenakittube6412
    @adenakittube6412 7 วันที่ผ่านมา

    Ah 💔

  • @Woddighebarit
    @Woddighebarit 7 วันที่ผ่านมา +4

    ገለን ትሃድም ንሞስኮ! ገለን ትኣቱ ንደማስቆ! ናይ ጊዜ ሕቶ'ምበር ንመን ከይ'ርሕቆ!

  • @heri3588
    @heri3588 6 วันที่ผ่านมา +3

    EriPm እዚ ናይ ቀደምን ኣብ ዘይተረጋጋኣሉን ኩነታት ከሎ ዝተኻየደ ቃለ ምሕተት'ዩ። ስለዚ ተተኻኢሉ ሕጂ ኣምጽኡልና። ብዝሰፍሐ ከኣ ህዝቢ ክፈልጦ ዘለዎ ሓቅታት ይንገሮ። ምስ ህሉው ኩነታት ውን ክኸይድ ስለዝኽእል። ንቓልስና ውን ሓደ ስጉሚ ንቕድሚት'ዩ።

  • @Woddighebarit
    @Woddighebarit 7 วันที่ผ่านมา +2

    መሰክሕ ዛንታ!

  • @Nahomwegahta
    @Nahomwegahta 7 วันที่ผ่านมา +2

    Ahh way chikane😭😭😭😭😢😢😢🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️

  • @እቲፈቓርስኩረይ
    @እቲፈቓርስኩረይ 7 วันที่ผ่านมา +6

    ኤርትራ ካብ ሶርያ ዚከፋአ ጉድ ኪጸንሕ እዩ

  • @SamiMahari-c5p
    @SamiMahari-c5p 7 วันที่ผ่านมา +8

    እወ ጽቡቅ ኣለኻ ተስፋገርግሽ ኣማሓዳሪ ጾሮና ኔሩ ይዝክሮ 2000 ዓ/ም

  • @danielmichael9221
    @danielmichael9221 7 วันที่ผ่านมา +4

    ኣብ ኢድ ሸዓብያ ኣቲኻ በቃ ምውጻኣ የለን እዋይ ጸገም 😢ዘሕዝን ዛንታ እዪ።

  • @AbduselamAbdelhadisaid-l6u
    @AbduselamAbdelhadisaid-l6u 4 วันที่ผ่านมา +1

    Abu znebere aymesln

  • @eyobsemhar694
    @eyobsemhar694 6 วันที่ผ่านมา +1

    ኣነ ዝገርመኒ ናይቶም ደገፍቲ እዩ፡ እቲ ስርዓት ብፍጥረቱ ኣራዊት እዩ ፡ እቶም ደገፍቲ ግን ቁሩብ ዝሓስብ ርእሲ ኣለዎምዶ ዘብል እዩ። ደም ናይዚኦም ግዳኣያት ክሕተቱ ሙኻኖም ዘይርዶኦም ዲዩ ኮይኑ የሓዝን።

  • @mytekela8576
    @mytekela8576 7 วันที่ผ่านมา +5

    ብጣዕሚ ዩ ዘሕዝን ናይ ሃገርና ጭካነስ!!

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy 7 วันที่ผ่านมา +1

    ተኽለገርግስዩ ስሙ አማሐዳሪ ጾረና ዝነበረ

  • @tedrosmedhane2874
    @tedrosmedhane2874 7 วันที่ผ่านมา +2

    ኣቶ ኢዮብ ኣበይ ኮን ይህሉ ሕጂ፧ ግሩም ዝኮነ ምስክርነት።

  • @Huruy-oq5pb
    @Huruy-oq5pb 7 วันที่ผ่านมา +13

    እዚ ኢንተርቪው ቅድሚ 6 ዓመት ኢዩ እዚ ሰብ ሽዑ ኣይተረጋግአን ኔሩ ኣብ ፍርሒ ዝነበረ ይመስል በጃኹም ሕጂ ደጊምኩም ርኸብዎ

    • @muluekidane4738
      @muluekidane4738 7 วันที่ผ่านมา +2

      Msaka yselama éye abzi zelekuwo adi eyu zelo hji gberulu bzuh ktrekbu ekum

    • @AkliluKaleab
      @AkliluKaleab 6 วันที่ผ่านมา

      @@Huruy-oq5pb
      ንደገ ክንሰደካ ነቲ መንግስቲ ኣጸልሞ ብዛዕባ እሱራት ተዛረብ ተባሂሉ ዩ ደይፈልጦ ተዛሪቡ::

    • @tekamsgane9062
      @tekamsgane9062 4 วันที่ผ่านมา

      Interviw ዝገበረሉ እኳ ቅድሚ 12-13 ዓመት ኣቢሉ ይኸውን እዩ ግን ኣነ ውን ከምዚ ከማኻ ሪኢቶ ኣለኒ ፍርሒ ነሪዎ ወይ ብጣዕሚ ይጥንቀቕ ኔሩ ክኸውን ኣለዎ::

  • @adenakittube6412
    @adenakittube6412 7 วันที่ผ่านมา +3

    Kihidnayom ena Jeganuna

  • @nevergiveupchange3466
    @nevergiveupchange3466 7 วันที่ผ่านมา +4

    ከምዚ ዓይነት ጭካነን ግፍዕን ኣብ ልዕሊ ደቂ ሰባት ኣሎ ኢለ አይአምንን እየ ከም ዛ ሰብ ዘይብሎም ብኸንቱ ምጥፍኦም ግን ኤርትራዊ ኮንካ ክትሰምኦ ግን የሕፍረካ

    • @teweldenegusse1345
      @teweldenegusse1345 7 วันที่ผ่านมา +1

      ኣሎ ንሳቶም ንባዕሎም እዞም ተኣሲሮም ዘለው፡ኩሎም ኣይኮኑን ግን ከምኣ እንዳገበሩ'ዮም ኣስመራ ኣትዮም።በዓል ተወልደ እዮብ ኣበይ ድዮም ኣትዮም፡እታ ሓብቲ ተወልደ ክትዛረብ ከላ ትግረም ኢካ'ኮ፡ስድርኡ ኤህ እንዳበሉ እዮም ከይዶም፡ካልኦት'ውን ከምኡ።

  • @hadisheyob1272
    @hadisheyob1272 6 วันที่ผ่านมา +1

    ጭካነ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ጸውካ ዘይውዳእ እዩ እንበርከ ናይ ሰብ ተፈጥሮ ኣለውም ድዩ ምሳኻ ዝጋደሉ ዝነበሩ ክትጭክነሎም ናይ በሓቂ ዘገርም እዩ መዋጽኦ ይፍጠረሎም ንኩሎም አባያተ_መኣሰርቲ ዘለዉ ኡሱራት

  • @meharitesfay6546
    @meharitesfay6546 6 วันที่ผ่านมา +1

    እቲ ዘሕዝነካ እቲ ጸልማት ዝኮነ ጩራ ስለ ዘይብሉ

  • @dawitmebrahatu9950
    @dawitmebrahatu9950 7 วันที่ผ่านมา +1

    ጨከናት ፍጥረት ዲክታተራት

  • @gebreandemichael8975
    @gebreandemichael8975 7 วันที่ผ่านมา +2

    EGIZIABHER EDME YHABCA ESURAT DMA EGIZIABHER YFTAHAYOM CABANAS TETELIMOM:

  • @siymongebrebrhan276
    @siymongebrebrhan276 7 วันที่ผ่านมา +1

    JEGNA TEGADLAY eu ♥️

  • @asmera2773
    @asmera2773 6 วันที่ผ่านมา

    Where is he now?

  • @teklitasmelash6103
    @teklitasmelash6103 5 วันที่ผ่านมา

    Ab ala wala alo esurbet zekefe,ee😊😊😊

  • @tv-gc1yx
    @tv-gc1yx 7 วันที่ผ่านมา

    This history was befor 13 years😢

  • @binyamhaile9157
    @binyamhaile9157 7 วันที่ผ่านมา

    Chekan Eseyas

  • @GebreBelay-jn4lw
    @GebreBelay-jn4lw 7 วันที่ผ่านมา +2

    ሓታቲት ኣይግድን

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn2191 7 วันที่ผ่านมา

    ስዒድ ዓብደልቃድር ጋዜጠኛ ኢዩ ነይሩ።

  • @frewiniabraha755
    @frewiniabraha755 4 วันที่ผ่านมา

    እዝም ሰባት እንታይ ትብሉ ሰብ ምዃ ና ዝረሳዕና ኾይንዶ ይስማዐና ንስኻትውን እሱራት እወ ኔርኩም እዝስ ክልተ ሞት ዶ አይኮነን

  • @awetshmangus9928
    @awetshmangus9928 7 วันที่ผ่านมา

    Nay behaki eyu zehzeneka eritreawyan jeganuna kem anastu ab godagudi yetefeu aleku😭😭😭

  • @ElhabiYakob
    @ElhabiYakob วันที่ผ่านมา

    Eti zegerim si etom zichekenu etom wardiya zineberu kem malziom eyom

  • @mebrahtutsegahe7358
    @mebrahtutsegahe7358 4 วันที่ผ่านมา

    Neze semkum Hgdef ete degfu sebat 7zerkum rgumu yekun weldkum aytsamu

  • @ebenezer3755
    @ebenezer3755 6 วันที่ผ่านมา

    Eway chikane uuuuy

  • @teswedigrma23
    @teswedigrma23 6 วันที่ผ่านมา

    ህግደፍ ስንኩል ሰብ ኣብ ዒራዒሮ ት ኣስር ጉዳሜኛ ውድብ፥ ኮፍ ኢሉ ሰብ ከይጉስጉስ ስለ ዝፍርሓ ዪ፥ ዝሓስብ ሰብ ራዕዲ ዪ ዝፈጥረላ ሻዕቢያ በላዒት ደቃ፥
    ካብ ስዒድ ኣባ ዓረ ስንኩል እሱር ዒራዒሮ

  • @Weldatfese
    @Weldatfese 7 วันที่ผ่านมา +2

    ስማት ምጥቃስ ቅሩብ ኣይመድለየን ይመስለኒ። ስድራ ቤቶም ብከምዚ ዓይነት ጽቡቕ ኣይኮነን፡ ገና ኮ ኣይቀብጹን ዮም። ኣዝዩ ዘሕዝን፡ እዚ እንታይ ኢልካ ይዝንቶ፡ እዚ ብቅርጽሙ ነጻነቱ ዝመንዝዔ ህዝቢ ኣብ ከምዚ ደረጃ፡ ገንሸል ናይ ውልቀ ሰባት፡ህዝቢ ኤርትራ ሃገሩ ኣብ ኢዱ ከይመለሰ፡ናጽነት ኣለኒ ሃገር ኣለኒ ኣይበል። ኣብ ገዛእ መሬትካ ከም በጊዕ ንማህረቲ ከትወርድ፡ ከመይ ዩ ምንባር ማለት፡ ሓደ ንገዛእ ነፍሱ ይቃለስ፡እንታይ ገደሰ ምባል፡ ጽባሕ ውን ኣባና ያ። ግዜ ክምሕረና ዩ፡ ህልናና ግን እንታይ ይብለና ይሕሉ፡ ንገዛእ ነፍስና ንሕተት።

    • @Hayet-m1x
      @Hayet-m1x 7 วันที่ผ่านมา

      ኣስማቶም ምጥቃስ ኣድላይ እዩ ::ኣብ ናጻ ሃገርን ካብ ማእከል ቅርዓት ሀገር ዝኾነት ኣስማራ ዝተጨወዩ ብምኻኖም /ብመስዋእቲ ደቃ ዝመጸት ሀገር /ንነብሶም ዝተቃለሱ በጻብጽ (ቡጾት ) ተመንዚዓ 😪😪

    • @ነሽነሽ
      @ነሽነሽ 7 วันที่ผ่านมา

      ይቐብጹ ንዖም ምንጋር ቅሳነት ዩ

  • @rttr3992
    @rttr3992 6 วันที่ผ่านมา

    Abeyet. Menigseti. Zsaane. Hezbiyyyy. Segaa. Meas. Ena. Nimewet ❓❓❓❓⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @amanuelmulugeta4475
    @amanuelmulugeta4475 7 วันที่ผ่านมา

    Btaemi zehzn eyu ebey yhlu ykewn ezi sebay gn

  • @NatuTesfaslasie
    @NatuTesfaslasie 5 วันที่ผ่านมา

    Men alo kabom zmote ahwat wela kulom b hiwet alewu

  • @maakenhabtom9988
    @maakenhabtom9988 7 วันที่ผ่านมา

    Sorry heng hawey balka eba htetelna eza tahato zela seb’s buzuh zterfa alewa

  • @teweldehabtesus9485
    @teweldehabtesus9485 7 วันที่ผ่านมา

    Isaias hgdf shifta n,Eritrea zei Qone tekalisu eritreawi Nmsekah n,Enate Ethiopia iyu Neru Qoshasha Feron

  • @Zemen182
    @Zemen182 7 วันที่ผ่านมา

    Ezi wedi azerarbus azyu tetenkiku eyu zzareb zelo ymesl mulue bmulue zzareb zelo aymeslenn

    • @robelmerhawi3441
      @robelmerhawi3441 7 วันที่ผ่านมา +2

      Traumatisiert koinu , eti chqane meas kelil koinu enkuay seb enssa wn yehzneka slezi ezi haw abti zelewo hages yedlo.

  • @filimonemun1469
    @filimonemun1469 6 วันที่ผ่านมา

    Ata henok ezie dea atamutun geln yixefafeom neru yekewun ane zegrmns kabey eyom ke zerkbwom prima 3 Amet tiasere kemziom eyom halwti

  • @GerieG-s1z
    @GerieG-s1z 5 วันที่ผ่านมา

    Why are you repeating an old interview again? Even the rats are deserting the sinking ship, or is it something to do with the go fund me account? Just curious....

  • @semirtekle6428
    @semirtekle6428 7 วันที่ผ่านมา +1

    ኣስልቻዊ ዝኾነ ዋርድያ እስርቤት ዘይኮነ ኣብ ቤትጽሕፈቶም ዝሰርሑ ይመስሎ ነሩ ይኸዉን

  • @habtetekeste9195
    @habtetekeste9195 6 วันที่ผ่านมา

    Fabrication፡ዕሱብ

    • @yonis5128
      @yonis5128 6 วันที่ผ่านมา

      Tuem ente koynu kemtinatom shigr yfterelka

  • @samsomhaftom9752
    @samsomhaftom9752 7 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ህዝብና ሽግር ገሊጽካ ኣይዉዳእን ዩ ዘይተኣደነ ግፍዒ እዩ ዘሎ

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn2191 7 วันที่ผ่านมา

    እዞም ሰባት ደኣ ካበይ ኣምጺኡ ይጠቕሶም ኣሎ ነዞም እሱራት ሓቀኛ ኣስማቶም፥ ኤርትራዊ ኣይኮነን: ኢትዮጵያዊ: ትግራዋይ...ወዘተ ክንብል ክንነብር ኢና ደርሆ'ዶ ትቕድም እንቋቚሖ።

  • @wedishire2620
    @wedishire2620 7 วันที่ผ่านมา +1

    ወዲ ባህታ ዓካስ ሓሳዊ ሰሪቅኻ ዝሀደምካ🐓

    • @karoranakfa1646
      @karoranakfa1646 5 วันที่ผ่านมา

      ጠስጣስ ዎድዛ ኾማሪት ሕቶ ሪኢቶ ሓሳብክ ምግላጽ ከም ጽርቂ ይውስድ

    • @wedishire2620
      @wedishire2620 5 วันที่ผ่านมา

      @karoranakfa1646 ወዲይ ቀዳመይቲ አይትናደድ ወዲይ 90ኪሎ

  • @SemereHaile-t9d
    @SemereHaile-t9d 7 วันที่ผ่านมา

    Intay dea hadish agenda siinkum dikum. Tefashat

    • @filmongerye9062
      @filmongerye9062 7 วันที่ผ่านมา

      ጽን አልካ semika eika ata ደንቆሮ ባርያ

  • @TesfayHabtemariam-b8l
    @TesfayHabtemariam-b8l 6 วันที่ผ่านมา

    በቃ ቪድዮታት እንዳገማጠልካ ምንጪ እቶት ትገብሮ 'ለኻ ሄኖክ መደናገሪ

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab 7 วันที่ผ่านมา +1

    ወረቀት ክወሃብ ፕሮሰስ ክሰልጦ ብሓሶት ነብሱ ዝሸጠ ዩ እዚ

    • @filmongerye9062
      @filmongerye9062 7 วันที่ผ่านมา

      ባርያ ሓሳዊ ኮንካ

    • @yonis5128
      @yonis5128 6 วันที่ผ่านมา

      Ezi tarik ezi aytifelton eka malet diyu group 15 zibhalu

    • @ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ
      @ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ 6 วันที่ผ่านมา

      ሬሳኻ ኣብ ሃገር ክቕበር ኢልካ፡ ሕልናኻ ሼጥካ ኩሉ ክፍኣት ህግደፍ እንዳፈለጥካ ትነብር ዘለኻ'ከ ደኣ ምስ ምንታይ እዩ ክቁጸር፧

    • @AkliluKaleab
      @AkliluKaleab 6 วันที่ผ่านมา

      @@ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ
      እንተ ፈሊጥካ ኬንካ ኬድካ ደይተውጽኦም
      ርሙስ ሓሳዊ:: ገንዘብ ክኣሪ ድሓደመ ሃተመተ ሓሶታት ድሕሱ

    • @AkliluKaleab
      @AkliluKaleab 6 วันที่ผ่านมา

      @@yonis5128
      G 15 ኣሸበርቲ ዮም ተቐዲሞም እምበር ሓስቦሞ ድነበሩ ብሓይሊ ኣምላኽ ተኾሊፎም