ERISAT: ቃለ መሕትት ገዲም ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ኣብ ኤሪሳት 3ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ต.ค. 2024
  • ብምትሕብባር ቴለቪዥን ኤሪሳትን ራድዮ ኤረናን እተዳለወ።
    ********************************************************
    ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽
    Option 1 erisat.org
    Option 2 paypal.me/erisat

ความคิดเห็น • 625

  • @ብሊና
    @ብሊና 4 ปีที่แล้ว +52

    ኣምበሳ መስፍን ሓጎስ ቀደም ታሪኽ ሰሪሕካ ሕጂ ውን ታሪኽ ከምትሰሪሕ ዓቢ እምነት ኣለኒ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ፡ ነዞም ክርዳድ ምርዳድ ልኡኻት ናይ ህግደፍ እዝኒ ኣይትሃቦም።Go a head 💪💪💪

    • @asgedatsadwa4473
      @asgedatsadwa4473 4 ปีที่แล้ว +1

      Love 💘 for you brother.

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 4 ปีที่แล้ว +1

      @@asgedatsadwa4473 Love you brothe too i am hopping we willing this year።

  • @eritreawiwedebat7972
    @eritreawiwedebat7972 4 ปีที่แล้ว +87

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ፦ መስፍን ሓጎስ፧

  • @wekillrudeboy4272
    @wekillrudeboy4272 4 ปีที่แล้ว +78

    *well done mesfn hagos hzbi ab gonka Alena ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ኤርትራ ንኤርትራውያን....*

  • @sabyhaile752
    @sabyhaile752 4 ปีที่แล้ว +154

    ያላ መንእሰያት ኣሕዋተይ tiktok ማ tiktok ገደፍና ጉዳይ ሃገርና ንግበር ምቁጽይጻይ ነርክበሉ ኢና :: !!!!!! ይዳሃዩና ኣለዉ ኣያታትና ::

    • @freedompeace3359
      @freedompeace3359 4 ปีที่แล้ว +13

      አንበሳ እወ ሐቂ ብሐቂ ንክይድ ጥራሕ ይርአየኒ አሎ አምላክ ምሳና ይኩን ህዝበይ ትንፋስ ንሃቦም ተሃዊኬ አለኩ

    • @selamtekeste3793
      @selamtekeste3793 4 ปีที่แล้ว +5

      🙌🏼👏👍🏽😘🇪🇷

    • @abrahamsebhatu989
      @abrahamsebhatu989 4 ปีที่แล้ว

      @@Senafe-v2r dxwqww

    • @hadguakalu5473
      @hadguakalu5473 4 ปีที่แล้ว

      @@freedompeace3359 QQQQQQQQQQQQQQQQQQQQQQQQQ

    • @eriwalltashow5260
      @eriwalltashow5260 4 ปีที่แล้ว +4

      right❤

  • @forgivegod7693
    @forgivegod7693 4 ปีที่แล้ว +54

    ኤርትራና 🇪🇷❤️ናዓኩም ጀጋኑ ወሊዳስ እዚ ተምበናይ ትግራዋይ ፈታዊ ተመሲሉ ዓዘንጊዕኩም ኣሕሕሕ ኣንበሳ ናቅፉ ፈንቃሊ ግንባር ኣፍዓበት ጀነራል ወዲ ሓጎስ 🙏❤️🇪🇷❤️

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 4 ปีที่แล้ว +1

      ሕዝቢ ኤርትራ አይሰምኤን እምበሪ ጹቡቅ ጌራ ብአኼባ ብመጽሔታት አብ ክሉ አድታት ኤርትራ ኣፊልጣ ግና ሕዝቢ ይኹን ተጋደልቲ አይነቅሕዎን።ሕጂ አነ ዝገርመኒ ጀብሐ እንዳ ቀሺ እንዳ ጠንቋሊ ይጽውእዋ ኔሮም እዚ ቃል እዚ ክትሓስቦ እዚ ሕጂ ጎያ ጎያ ብሐይለስላሴ ዝነበረ ተኽእሎ ይበረሐልካ።

    • @shabaymender9126
      @shabaymender9126 4 ปีที่แล้ว +2

      Isaias Afewerki kab Tigray aykone kab temben kurax seytan xere hizbi yu

  • @nevergiveup5690
    @nevergiveup5690 4 ปีที่แล้ว +136

    ደሃይካ ኣይተሓባእ ማርሸል ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀነራል መስፍን ሓጎስ ንበረልና ክበረልና እስከ ጅግና ሓላል ኣቦ ኣቦ ኩሉ።

    • @hailetekle6023
      @hailetekle6023 4 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክ

    • @Dan-ih3dm
      @Dan-ih3dm 4 ปีที่แล้ว +2

      @@hailetekle6023 you making fool of yourself.The dictator is about to be hunged for his crime

    • @sawrawidegens2016
      @sawrawidegens2016 4 ปีที่แล้ว

      Kkkkk tgerm marshal entsy eyu ke tfelt do qondaf

    • @biniaminzemmo7994
      @biniaminzemmo7994 4 ปีที่แล้ว +1

      ንኹልና ወኪልካ ዝጻሓፍካያ ጽሕፍቲ ፡ ይብል ፡ ብወገነይ ።

    • @biniaminzemmo7994
      @biniaminzemmo7994 4 ปีที่แล้ว +8

      @@sawrawidegens2016 ማርሻል ዝባሃል ፡ ልዕሊ ጀነራል ። ንሓደ ክፍለ ሰራዊት ፡ ዉሉእ ። ብማእኸል ክልተ ጸላኢ ኣስሊኹ የሕሊፉ ፡ ነቲ መዳርግቲ ዘይብሉ ሓይሊ ናዶው እዝ ፡ ዝድምስስ ። ዳግማይ በንፉን ኣፍሪቓ ፡ ዘሰየመ ፡ ገዲም ተጋዳላይ ኤርትራዊ ፡ መስፍን ሓጎስ እዩ ። ምእንቲ ክርዳኣካ ። ኣንድነት ዋሕድ ። ወዲ ኢሰፓ ።

  • @Etchannel607
    @Etchannel607 4 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውውውው

  • @EreyNEriBEri
    @EreyNEriBEri 4 ปีที่แล้ว +5

    ክቡር ኣቦና ጀግና ገዲም ተጋዳላይ ወደባት ኤርትራዊ መስፍን ሓጎስ። ንውጹዕ ህዝብና ሓርነት ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።

  • @zengihaki9003
    @zengihaki9003 4 ปีที่แล้ว +67

    ዝኾነ ተጻዋታይ ብዘይ ኣሰልጣኒ ትርጉም የብሉን'ዩ ሞ ንሕና መንእሰያት ድማ ነዚ ምኩር ኣሰልጣኒ ማርሻል መስፍን ሓጎስ ክንጥቀመሉ ሕጂ ግዜና ዩ ንስዓቦ መገዲ ምስ ወዲ ዓዲ ዓወትና ናይ ግድን'ዩ.

  • @samuelmebrahtu6071
    @samuelmebrahtu6071 4 ปีที่แล้ว +62

    ተስፋ ከም ሎሚ ጌረ ኣይፈልጥን ነቃላጥፎ ጥራሕ ❤❤❤❤👊❤

  • @howtoberight.1082
    @howtoberight.1082 4 ปีที่แล้ว +18

    ጅግና ,we respect you! We are with you ❤.

  • @samuelmebrahtu6071
    @samuelmebrahtu6071 4 ปีที่แล้ว +56

    ክቡር ኣቦና ጀነራል መስፍን ሓጎስ ወዲ ሓጎስ ሃየ ንቕድሚት ❤❤❤❤

  • @hailegebrezgi9179
    @hailegebrezgi9179 4 ปีที่แล้ว +27

    ግዴና እዩ መንእሰይ ተባራበር ግዜ ለውጢ ሕጂ እዩ ። ዕድሜኻ ብጋሂ ከይዓረበት ኣብ ሃገር ዓዲ ጋና ከይበሊ ዕድሜና።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @eyobtes5588
    @eyobtes5588 4 ปีที่แล้ว +17

    "" 1000 ይሙቱ መሕደር 1000 ኣይሙት ! "" ዝበሃልስ እንካ ከምዚ ኢዩ ! ኣብ ሜድያ ወጺእካ ብቕሉዕ ክትዛረብ ምስጀመርካ መሬት ቃው ቃው ኣበልካያ ። ክቡር ኣቦና ጅግና መስፍን ሓጎስ ኣጆኻ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ማርሽኻ ቀይር ነዳዲ ንኹን ሓቢርና ንቅድሚት ንወንጨፍ !!!

    • @neeusr8740
      @neeusr8740 4 ปีที่แล้ว

      Eyob yes eza misela kem gele gerkaya mridaie abeyatine yariya eka shekoriy

    • @eyobtes5588
      @eyobtes5588 4 ปีที่แล้ว

      @@neeusr8740 ኣብ ምንታይ ኢያ ከም ገለ ኮይና ?ብኸመይ 'ከ ክትዕረ ኣለዋ ትብሊ/ትብል ፧ እንተተኻኢሉ ደኣ እሞ ኣዐርይ እንዶኣብልለይ/ለለይ እዋኑ እዋን ምምልላእ ኢዩ ፡ ስለምንታይ ከምኡ ኢልካ እንተኮይኑ እቲ ሕቶ ግና ናይ ክንደይ ዓመታት ዝተዘርበሉን ዝተኸደን ጉዕዞ ክንድዚ ናይ ጅግና ኣቦና መስፍን ሓጎስ ኣብዛ ሳልስቲ ዝተዛረባ ዝፈጠሮ ኣብ ጸላእቲ ራዕዲ ፡ኣብ ደገፍቲ ሞራል ልዕሊ ማንም ምኻኑ ፥ ለካ ዓብን ክቡርን (ጅግና ) ብሓቂ ጸላዊ ስለዝኮነ ኢየ መሕደሪ ----- ዝበልክዎ ። ርዱእ ክኸዉን ተስፋ ይገብር የቀንየለይ ።

  • @ኤርትራኤርትራዊ
    @ኤርትራኤርትራዊ 4 ปีที่แล้ว +67

    ካብ ዓለም ዝቅናኣካ ነገር እንተሃልዩ ከምዚ ናይ እዚ ዕጉስ፡ ምቁሉል ፡ዘይምካሕ ፡ጂግና ናይ ጀጋኑ ጀነራል መስፍይን ሓጎስ ኢዩ ፡

  • @jesusismypover4939
    @jesusismypover4939 4 ปีที่แล้ว +36

    ረዚን ሓሳብ ኽቡር ሰብ ኽብር ሓሳብ ይሓሳብ ጀግና መስፍን ሓጉስ ዐወት ንህዝቢ ኤርትራ

  • @abeilhedguhedgu8994
    @abeilhedguhedgu8994 4 ปีที่แล้ว +23

    Very articulated man l did not expect him like this he is a true leader.👍

  • @tsegaia2909
    @tsegaia2909 4 ปีที่แล้ว +6

    Great interview Erisat with Ato Mesfine Hagose, one of Eritrean hero's .

  • @EyobTes-xz2st
    @EyobTes-xz2st 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣቦና ጅግና ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ እቲ መደብ ወድእዎ ቦታ ኣዳልዉልና ንሜዳ ክነዉርድ ያላ ሸባብ ስደት ኪኖ ሓጹር ይደርበ ዋላ እንተተሰዋእና ኣብ ኢድ ህዝብና ይኹነልና

  • @ባናሓርነት
    @ባናሓርነት 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣንበሳ ናይ ኣናብስ: ጅግና ኣቦና ማርሻል መስፍን ሓጎስ ኣብ ጎንኻ ኣለና ደቅኻ። 👌🇪🇷✌🇪🇷💪🇪🇷🌹✌❤

  • @especially4657
    @especially4657 4 ปีที่แล้ว +8

    Viva mesfin hagos 👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌞

  • @መርሃዊኣብርሃም
    @መርሃዊኣብርሃም 4 ปีที่แล้ว +50

    ኣሕ መንእሰይ ኣጀኩም እባ እዚ ናይ ኣቦና ዘረባ ነስተብሀለሉ

  • @milliokbazghi7790
    @milliokbazghi7790 4 ปีที่แล้ว +37

    AJOKA ABONA JIGNA MESFUN HAGOS ASLAMNA KIRISTYANA KILU HIBI ERITREA ABI GONKA ALENA NIMDHAN HAGERNAN HIZBNAN TEBEGES MENESEY ERTITREA HJ EYA ETI SEATI 😍😍😍

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael2708 4 ปีที่แล้ว +9

    ክብር መጀር ጀነራል መስፍን ሐጎስ ኣብ ጎንኻ ኣለና፡፡፡፡

  • @yosief5946
    @yosief5946 4 ปีที่แล้ว +18

    እቶ መስፍን ረዚን ሰብ ብጣዕሚ ሃዲኡ ኣስተወዒሉ ዝምልስ ዘይገብሮ ዘይዛረብ ናይብሓቂ ኤርትራና ከሲራ እያ ሄኖግ ዝሓተትካዮ ሕቶ ኣቡኡ ጥራሕ የብጽሓና ፈጣሪ ህዝቢ ኤርትራ እኮ ምሕረት ምግባር ዝተማህረ ህዝቢ እዩ ጽገም ዝባሃል የብልካን ኣቶ መንፍን ሓጎስ ኣቡኡ ጥራሕ የብጽሓና ፈጣሪ

  • @jesusismylife8562
    @jesusismylife8562 4 ปีที่แล้ว +44

    ኣቦና መስፍን ሃጎስ እንካዕ ንስካስ ኤርትራዊ ኮንካ ፡እንድዒ ወላሓንቲ ትድርበ ዘረባ ካኡ ዘይብሉ፡ ዘረባካ መጠን ኩቡር ምካንካ ኢዩ ዝገልጽ።

  • @alganeshandebrhan4047
    @alganeshandebrhan4047 4 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል መብርሂ ጀነራል መስፍን ሓጎስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡራት ኤረትራውያን የሕዋተይ ክቡር ጀነራል መስፉን ሓጎስ ኢልኩም ጸውዕዎ ንሰብ ከክብረቱ ምሃብ ባህልና አዩ

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว +38

    ጀነራል መስፍን ሓጎስ ኣዚና ነመስግን ኣዝዪ ደስ ዘብል ወድዓዊ ኣስተምህሮ እዪ ' ብጣዕሚ ሓያል ስትራተጂክ እዪ ' ኣብ ጎንካ ኣለና እታ እንኮ ዘላትና ኣማራጺት ብ ኢትዮፕያ ምእታው እያ ።

  • @iseyasmelake576
    @iseyasmelake576 4 ปีที่แล้ว +8

    ናይ ብሓቂ ደስ ኢሉኒ ትሓጉሸ ተስፋ ጌረ ብዛዕባ ናይ ፍልልያት ደለዎ ውድብ ንብሱ ንክግምግም ብልክዕ ኣብሪህካዩ ክብረት ይሃበልና

  • @ababayemane8746
    @ababayemane8746 4 ปีที่แล้ว +2

    መርሐባ አቦና መስፉን ባዕል ድርብ ዓቅሊ ተስፋ አለና ንስካን ከማካን ዝአመሰሉ ጀጋኑ ብሐባር ምሳካትኩም ኬና ንሀገርና ነጻ ከተውጽእዋ አብ ጎንካ አለና ቀደም ጅግና ሕጅውን ጅግና 👍👏🙌

  • @eritrawitpatriot8122
    @eritrawitpatriot8122 4 ปีที่แล้ว +13

    Good job Mesfin Hagos. Menesey Eritrea nihu betiku eyu. Kab gorarbtu meneseyat kmehar nerwo.

  • @berekettesfahiwet5689
    @berekettesfahiwet5689 4 ปีที่แล้ว +32

    " ብሕቶታት ክንርብሾ ዘይኮነ ክንድግፎ ኢዩ ዝግባእ ኣይኮነን ብሕቶ ክንርብሾ ኣይግባዕን ኣብ ጎድኑ ጠጠብ ኢልና ተበገስ ተበገስ ንበል !

    • @berekettesfahiwet5689
      @berekettesfahiwet5689 4 ปีที่แล้ว +1

      @@nomore5845 ብሓቂ ኣብ ሞንጎና ሓደ ክልተ ስለ ዝኣተዉ ረቡሾምና ! ፍትሒ ዘለዋ ሃገር ቀድም ይገበርናያ ግን ኣብ መንጎና ሰብ መሲሎም ህግደፍ ኣተሙና !

    • @MB-gd1uw
      @MB-gd1uw 4 ปีที่แล้ว +5

      "ዚበልክዎ ተቀበሉ " ዚብል ኣይኮነን ኣቶ መስፍን: ኣብቲ ዚሃብክዎ መግለጺ ሕቶ ኣሎኩምዶ? ወይስ ትቅበልዎዶ ? እስቲ እንታይ ይመስለኩም ? በሃላይን ብህዝባዊ ተሳትፎ ዚኣምን ሰብ እዩ: ካብቲ ኣዘራርብኡ ከም እተዓዘብክዎ :: እዚ ኽሉ ጸገም ኣምጺኡ ዘሎ ኢሳይስ ዚበሎ " እዝጊ "በሎ:: ኣብቲ ኢሳያስ ዚበሎ ልክዕ ኣሎ ካልእ ዚበሎ ጌጋ ኣሎ ስለዚ ንየው በሎ :እንዳኣሉ ጸገም ዜምጽኤ:: ሸለልትነትንንሓደ መራሒ ውደሳን ርእሰ ኣምልኮነት ይፈጥር :: (personality cult) :: ኣብይ ኣሕመድ ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ሳልሳይ ዓመቱ ናብ ውልቀ ማላኺነት ዚዓዘሮ ምሒር ውደሳን ንሱ ዝብሎ ዝንበረ : ከይሓተትካ ምቅባል እዩ:: ኣቶ መስፍን እዝን ኪንድዝን ጸሊኡ እዩ ነቲ ስርዓት ጠንጢንዎ ዚወጸ :: (accountability, responsibility and transparency) በዘን ሰለስተ ዓበይቲ ነገራት ይኣምን እዩ : ስለዚ ክሕተት መፍትኡ ክምልሽ ዕድኡ ሙኻኑ ይፈልጥ እዩ እሞ ኣይትሰከፉ:: እዚ ኺብል እንከለኹ ርእይቶኹም ኣይተሃቡ ማለተይ ኣይኮነን ነቲ ስክፍታ ተስፋ ንመሃብ ኢለ እየ::

    • @Cliques996
      @Cliques996 4 ปีที่แล้ว

      @@nomore5845 biqelil aytiqotae,nisa wun agoki yediliya eu/hanxi qalatn srahin ybzah EMO agoka ....agona

    • @Cliques996
      @Cliques996 4 ปีที่แล้ว

      @@koala10ish megemerya bzAeba ab wushtina zolo himam mielay:dahray bidege

    • @Cliques996
      @Cliques996 4 ปีที่แล้ว +1

      @@koala10ish k=k ,no moral to be noted

  • @marthameley2802
    @marthameley2802 4 ปีที่แล้ว

    We strongly support and stand with you Mesfin hagos

  • @ፈጣሪሰማዕዩ
    @ፈጣሪሰማዕዩ 4 ปีที่แล้ว +6

    Ato mesfin akli 100%
    Haregu gn aygdn

  • @henokkibreab1789
    @henokkibreab1789 4 ปีที่แล้ว +26

    ኣምበሳ መስፍን ሓጎስ ቀደም ታሪኽ ሰሪሕካ ሕጂ ውን ታሪኽ ከምትሰሪሕ ዓቢ እምነት ኣለኒ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና,....

    • @samsonwoldegaber5060
      @samsonwoldegaber5060 4 ปีที่แล้ว

      He is already dead and you can get his body in Tigray.

  • @Adina809
    @Adina809 4 ปีที่แล้ว +3

    Akoy mearey I am so proud of keep going your great 👍🏽 job love 💕 you 💪🏽

  • @astertewolde9140
    @astertewolde9140 4 ปีที่แล้ว +15

    ህግደፍ ሐፍ ኮፍ አቢልካዬም ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ከምእውን ዓወት ንውጽዕ ህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

    • @msraq
      @msraq 4 ปีที่แล้ว

      ችድ ኩርኩር ወያኔ

    • @astertewolde9140
      @astertewolde9140 4 ปีที่แล้ว

      msraq ህግደፍ ካብ መሬት ዓድና የጥፍአልና

  • @aronyonas2951
    @aronyonas2951 4 ปีที่แล้ว +38

    እንቋዕ ብደሓን መጻእኻ ክቡር ኣቦና ጅግና ጀነራል መስፍን ሓጎስ::
    ጉጅለ ሸፋቱ ህግደፍ ምስቅርበት ዉድቀቶም: ኤርትራ ዳግም ሓጎስ ብሓጎስ ከምትኸዉን ኣይጣራጠርን:: ስምረትዩ ሓይልና!!!

  • @adiamtekle8957
    @adiamtekle8957 4 ปีที่แล้ว +45

    ኣቦናን መድሕን ህወት ህዝብ ኤርትራ ዓቅሉ ጸብቢዎ ንዓካ ኢጽበ ኣሎ ኣፍ ኣሩኩቡ ኢብላና ኣለዋ ኣዴታትና ህዚብካ ኣብ ጎንካ ኣሎ ግዜ ክንወስድ የብልናን በጃኩም ንቃላጠፍ ኩቡር ኣቦናን ጅግናናን

  • @liyategay874
    @liyategay874 4 ปีที่แล้ว +9

    እቶም አብ ውድባት ኣለና ትብሉ ኣብ ሐደ ዕሰሉ ግዚኡ ሕጂ እዩ ይብለኩም አሎ ክቡር ታሪክ ሃገር ዘረከበ 100% ጅግና መስፍን ሐጎስ !!መንእሰይ ከአ ኩነታትኩም ሪኡ ክዓስል ኢዩ ናይ ዝሐለፈ ታሪክ ሕጂ ምልዓሉ ምሕታት ግዚኡ ኣይኮነን እዚ ኩሉ ግዜ ዝበለዓ ንሱ እዩ ዝተረፈ ኢደ ኢድካ ምባል

  • @meharig.tesfay9974
    @meharig.tesfay9974 4 ปีที่แล้ว +12

    ክቡር ኣቦና መስፉን ሓጎስ መወዳድርቲ ዘይብልካ ጅግንነት ንመዋእል ኣብ ሓወልቲ ልብና ከንብረካ እዩ።

  • @Meng430
    @Meng430 4 ปีที่แล้ว

    My countrys hero I stand with you. Please young eritreans lets do our part, in all means, stop widening our difference, be united and rescue our people.

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 4 ปีที่แล้ว +13

    አለም ብአለማ ጀናራል መስፍን ሐጎስ በለት።ተስፍ አለዋ ዝሐገር ካብ ዝሩጎም ተመን ቴምቤነዋይ።

  • @123abc758
    @123abc758 4 ปีที่แล้ว +21

    ናይ ሀገራ ቅዋም ምትግባር ንኹሉ ሀገራዊ ኤርትርዊ ዝምልከት ኢዩ
    ሓቂ ብሕቂ ናይ ኩላትና ሓላፍነት ኢዩ
    ሀገር ጨብጥና ብዘይ ሕጊ ሰርዓት ክነብር
    መሪጽና እዚ ማለት ንቕዋምና ምትግባሩ ሓላፍነት ንውሰድ ::

  • @samsonermias6303
    @samsonermias6303 4 ปีที่แล้ว +1

    Very interesting interview, God wiling we will get our country back

  • @ሃብቲናይገዛና
    @ሃብቲናይገዛና 4 ปีที่แล้ว +39

    መርሓባ ክቡር ኣቦና በዓል ንጹር መትከል።
    እዛ ሰበይቲ ግን ስነስርዓት የብላን ኣዛራርብኣ ካልኦት ግና ብጣዕሚ ንቁሓት።

    • @tsegaia2909
      @tsegaia2909 4 ปีที่แล้ว +2

      እንታይ ገይራ፡ ከም ጋዜጠኛ challenge ክትገብሮ ኣይግባኣን ድዮ፧ ዋላስ ኤርትራውያን ኣመል ኮይኑና እዮ ንሰብ እንዳፈለካ ምጥቃዕ።

    • @zeb2531
      @zeb2531 4 ปีที่แล้ว +2

      ብጃኻትኩም ከም ጋዜጠኛ ግቡኣ ትሰርሕ ኣላ። ምንእኣስ ይትረፍ

    • @elsaniraya6745
      @elsaniraya6745 4 ปีที่แล้ว +2

      ሐደ ማአልቲ ክትሕተት ሰሚኤያ ክትሐትት እዩ ጡኡም እበር ክትሕትት እባ ከቢድ እዩ ክትብል ሰሚኤያ ጌጋ ድአ ይክላአለይ እምበር ገሊኡ ሕቶ አብ ዘይ ሳአቱ እዮም ዝሐትዎ ዘለው ግን ብህድአት ይምልሰሎም አሎ እቲ ጅግንነትአብ ቦቱኡ አሎ

    • @ሃብቲናይገዛና
      @ሃብቲናይገዛና 4 ปีที่แล้ว +3

      @@elsaniraya6745 ኤልሳ ሓፍተይ እንበርዶ ኣስተውዒልክሎም ካብቲ ህሉው ክንዲ ዝሓትዎስ ይነጥሩ ነይሮም፡ ፍትሒ ደልየ እዳበልስ ንስካ ዝገብውርካዮ ጌጋ'ውን ኣሎ ክትሕተተሉ ድሉው ዲካ ኢሎሞ፡ግን ቅንዕቲ መልሲ መሊሱሎም ሕማቅ ተጌይረ ደኣ ከም ሰበይ ፍትሒ ምስ መጸት ይሕተት ኢልዎም እዚ ኮርዒዳ።

    • @ferielslase9876
      @ferielslase9876 4 ปีที่แล้ว

      HAREGU👌hzbi zihatom hto eya hatita bizigibae gzie nmqutab zitemesaqele hito ab mengo mihtata biqiata eyu zemelkit💔 ertrawian gn temekro yihaxirena alo
      Slezi mixirF gedifna aremtin neqeftn kinkewun mitegebeE Haregu 💪💪💪qexiliyo ezi nay cyber hbreteseb wala wala methazi tesaenwo hji wun kem tmali ndhur bahli miqlasu tre eyu kem rieyto eti interview bhade seb qeriblu neru entezikewun zibelexe mukone neru bzuh bezi xerfitat aytigedesi 👌

  • @kewanisium2643
    @kewanisium2643 4 ปีที่แล้ว +34

    ፍትሒ ካብ በልካ ናይ ቀደም ጌጋ ኣየገድሰናን ምዕራፉ ዝዓጸወ ኢዩ።

  • @AngelMichael386
    @AngelMichael386 4 ปีที่แล้ว +7

    የቐንየልና ራድዮ ኤረና ምስ ኤሪሳት ብዓቢኡ ድማ ክቡር ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣቶ መስፍን ሓጎስ ንስለ ምቕሉልነቱ፥ዓቕሉን ሓያል መትከሉን ብጣዕሚ እናማስገንኩ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ። ከም እምነተይ እዚ ዝወጾ ዘይብሉ ሕቶን መልስን ናይ መጠረሽታ ክኸውን ኣለዎ መራኸቢ ብዙሓን ድማ ናብ ግብሪ ዝደፍእ ጎስጓስን ተበግሶን ግበሩ ንበገስ ንኺድ ንብሃሃል።

  • @hadasamedai5800
    @hadasamedai5800 4 ปีที่แล้ว +22

    The interview was amazing. You sound like Nelson Mandela

  • @mikizerai3730
    @mikizerai3730 4 ปีที่แล้ว +1

    ረዚን ቃላት ኣቦና ጀነራል

  • @snitnekulu2976
    @snitnekulu2976 4 ปีที่แล้ว

    Haregu 👍🏾👌👌btami htotatki blux u.

  • @peacefully5610
    @peacefully5610 4 ปีที่แล้ว +9

    Yes Action now before the evil comes. Thank you all. Thumbs up to Mesfun Hagos.

  • @ndjheijehheihd7015
    @ndjheijehheihd7015 4 ปีที่แล้ว +13

    ዳርጋ ኩሉ ኮመንት ከንብብ ጸኒሐ ሓደ ኣስላማይ ዝጸሓፈ'ካ ኣይረኣኩን! ዒብ ዒብ ያ መለሀይ፡ወላ ንተስፋ ከምቲ ሓደ ኢና ንብሎ ናይ ሓባር ቃልሲ መታን ክመስል ገለ በሉ።ከምዚ ሕጂ ኣቦና መስፍን ዝገብሮ ዘሎ ኣስላማይ ይገብሮ ኔሩ እንተ ዝከዉን ግን እዛ ኩላ ምሽኪን ትግርኛ ፎርሳ እንዳበለት መተባባዓቶ ነይራ።

    • @selamtekeste3793
      @selamtekeste3793 4 ปีที่แล้ว

      Awyy Yfrhaka ayu gn Antay koynom ayom Emnet Agudelom?😥

    • @ወዲሓጂ
      @ወዲሓጂ 4 ปีที่แล้ว

      @@selamtekeste3793 nay athasasiba xegem alo also language gin kea etiom tigrinya ni mesfin support kendey % yekonu VIVA wed hages

    • @ብሩርወርቂ
      @ብሩርወርቂ 4 ปีที่แล้ว +2

      @@selamtekeste3793 ኣይታሓጎሱን ሞስፉን ንሱዳን ወይ ናብ ኣዕራብ እንተ ዝኸይድ ግን ምታሓጊሱ ንትግራይ ስለ ዝከደ ኣይተዋሕጠትሎምን ነዞም ኣስላም ክክክክክ

    • @selamtekeste3793
      @selamtekeste3793 4 ปีที่แล้ว

      ፕረዘደንት ኤርትራ ቢትወደድ ኣብርሃ ኢዩ weyyy guddd Kulu gize Nedhret Zegotet Zeysan🤦🏻‍♀️Amo hjie Ka kfeleyu ayom Belenie🤔🙁

    • @ብሩርወርቂ
      @ብሩርወርቂ 4 ปีที่แล้ว +2

      @@selamtekeste3793 ዳሓን ጸገም የብሉን ካብ ቀደሞም ኮሙኡ ኢዮም ኣስላም፡ ከምቲ ኢድሪስ ዓዋተ ዝበሎ ደቂ ትግሪኛ (ደቂ ከባሳ) ከይታሓወሱና ሓንቲ ከነፍሪ ኣይንኽእልን ኢና ከም ህበይ ካብ ጎቦ ናብ ጎቦ ክንሰግር እንተ ዘይኮና ዝበሎ ጀብሃ እንተ ኮነት ውን ሓማም ሃይማኖት ሒዝዋ ዕንክሊል ክትብል ፍረ ከየፍረየት ሻዕብያ ዝመንጠለታ ኢዮም ናይ ኣስላም ሕማቕ ነገሮም ብሃይማኖት ስለ ዝሓስቡ ኢዮም ሓማም ሃይማኖት ኣለዎ

  • @BhHb32
    @BhHb32 4 ปีที่แล้ว +3

    ሚ/መስፍን ሓጎስ ወትሩ ኣብ ጎድንኹም ኣለና፡ ወላኳ ተዕርፍሉ ግዜ እንተነበረ፡ ግን ኣይትትዓደሎ ተዓዲልናዮ

  • @helenab2437
    @helenab2437 4 ปีที่แล้ว +8

    God bless you Abona Mesfin Hagos. Henok your question about his past wasn't right at this time.

    • @hamidmohamed7690
      @hamidmohamed7690 4 ปีที่แล้ว

      His history is the same as his boss Isyas. I Believe he involved in crime against the eritrean people since the Eritrean independent 1991.
      He relised the truth after he reached the age of retirement. That too little to late.

  • @filimonmehirtab597
    @filimonmehirtab597 4 ปีที่แล้ว +23

    እዚ ጅግና ባዓል ውዕለት እዛ ሃገር ማዕርግ ኣለዋ ስለዚ ካብ ገዲም ተገዳላይ ኢልኩም ትጽውዕዎ በቲ ማዕርጉ ጸውዕዎ ባዓል ቡዑልግ ሰራቂ ፊልጶስ ከማን ጀነራል ይባሃሉ ኣለው ምጽኣት ዓለም

  • @sababeyene1861
    @sababeyene1861 4 ปีที่แล้ว +1

    Thank you Jigna Mesfin Hagos for your ongoing sacrifices for your Country🙏🏾

  • @symonwilliam8346
    @symonwilliam8346 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣጆካ ተበጊስና ኣለና ምሳካ ጥራሕ ህጂ ይኩን ስጉምትና

  • @kewanisium2643
    @kewanisium2643 4 ปีที่แล้ว +40

    እዚ መንእሰይ ተግባር ኢዩ ዝጽበ፡ ንኢሰያስ ኲናት ገርካ ምቕታል ኢያ።

    • @freedompeace3359
      @freedompeace3359 4 ปีที่แล้ว +4

      ምሳካ አለኩ👍 ተግባር👍 ተግባር👍 ተግባር 👍ንሱ ኢዩ ዘድሊይ👍👍👍👍👍

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 4 ปีที่แล้ว +1

      @@freedompeace3359 መንእሰይ እኳ እዩ ሰውራ መሪሑ ተጋዲሉ ኤርትራ አሚጺኡ ናይ ብሐቂ እንታይ ገደሰኒ እምበርከ መንእሰይ ሐንጎል ብርኪ ቅልጽም ምስኡ እዩ።

  • @aronyonas2951
    @aronyonas2951 4 ปีที่แล้ว +14

    ከም ናተይ ሓሳብ ቀዳምነት ዝስራዕ ልኡላዊነታ ዘውሓሰት ፍትሕን ስርዓትን ሰላምን ዘለዋ ሃገር ምርግጋጽ :: ድሕሪኡ ኣብ
    ህዝብን ሃገርን በደል ዝበደሉ ናብ ፍርዲ ቀሪቦም ህዝቢ ይፈርዶም:: ብዝኾነ ጀነራል መስፍን ሃገር ከድሕን ተበጊሱሎ::
    ናይ ሕጂ ግዳ ዘይትገብሩ:: ቅድም ሰረገላ ዳሓር ፈረስ ኣይትግበርዎ::

  • @ibrahimsaid-saleh1601
    @ibrahimsaid-saleh1601 4 ปีที่แล้ว

    Very honest& Trustworthy Man.

  • @mekdeswube4729
    @mekdeswube4729 4 ปีที่แล้ว +3

    ዝኸበርካ ኣቶ መስፍን ሓጎስ እቲ ልምድኻን ፍልጠትካን ኣዝዩ ወረጃን ልቦና ብዝመልኦ መገዲ ስለዘቕረብካዮ ንኹላትና ክሕጉሰና ዝግባእ እዩ።

  • @tedrosgirmay2795
    @tedrosgirmay2795 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኢንተርቪው ኣቦና መስፍን ሓጎስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንሒና መንእሰያት ካብ ኣቦታትና ዘይ ኮና ንጸብ ብናቶም ሓቤሬታ ብናቶም ጎስጋስን ድኣንበር ንሳቶም ኣይኮኑን ክቓሎስልና ንሶም ውን ዕረፍቲ የድልዮም እዩ ንናጸነት ኢሎም ምስ ተበገሱ ክሳብ ሕጂ ኣየዕረፉን ንሒና መንእሰያት ኢና ክንቅበሎም ዘለና

  • @tesfayhaile2629
    @tesfayhaile2629 4 ปีที่แล้ว +1

    GREAT WITH LOTS OF RESPECT ABONAN AYANAN MR MESFIN HAGOS.AMHLAK SELAMIN TINAN YIHABKA.

  • @mr.hrealpeople2135
    @mr.hrealpeople2135 4 ปีที่แล้ว

    An excellent interview! and a very smart political answer by the prime minister.

  • @aleksanderberhane2972
    @aleksanderberhane2972 4 ปีที่แล้ว +3

    Wow thanks General Mesfen Eritrean people proud of you no one can do for that long for his country and we always stand with our hero ❤🇪🇷💯🇪🇷

  • @samsomgere6068
    @samsomgere6068 4 ปีที่แล้ว +15

    ልዕሊ ኩሉ ሰብ ኢኻ ረዚን ኣቦ እንቅዕ ኣቦና ኮንካ ተፈትዩ ተጸሊኡ ኤርትራ እትምካሓሉ ታሪኽ ህዝባዊ ግምባር ናትካ ዓሻራ ዘይብሉ የለን ልዕሌኻ የልቦን ፊልድ ማርሻል እንተተባሃልካ ውን ይንእሰካ እምበር ኣይ በዝሓካን ፍናን ህዝብና መሊስካዮ ኣብ ተስፋ ኣለና

  • @fesshawoldu7191
    @fesshawoldu7191 4 ปีที่แล้ว +1

    There are no permanent enemies or permanent friends. Only permanent interests. That is how the World runs. Thank you Mesfin!!

  • @solomonimesghen5959
    @solomonimesghen5959 4 ปีที่แล้ว +24

    አብ ቃለመሕትት አብ ዝግበረሉ ግዜ
    ሓሐሊፉ ተቕርብዎ ዝነነበርከም
    "አብ ዐለም ዘቕንእ ነገር እነተልዩ ከምዚ ጅግና ሙኻንዩ " ብሐቂ
    ህዝቢ ናቱ ፍርዲ ክህብ ይምረጽ ።

    • @LYE4EVER
      @LYE4EVER 4 ปีที่แล้ว +2

      እንታይ እዩ ወሪድና ኣንቱም ሰባት ባዐል ሓግስ ጅግና እንተዘይ ተባህለ ዳአሞ መንዩ ጅግና ወይ እንታይ እዩ ጅግንነት ፡፡ ዘይ ትፈልጥ እንተ ኾንካ ኸአ ሕተት ??

    • @shabaymender9126
      @shabaymender9126 4 ปีที่แล้ว +1

      @@LYE4EVER mesfin hagos dia jigna equa kiwihdo

    • @shabaymender9126
      @shabaymender9126 4 ปีที่แล้ว +1

      Hizbi nihna ina ko , he is Hero ,jigna nay jeganu keman

    • @LYE4EVER
      @LYE4EVER 4 ปีที่แล้ว

      @@shabaymender9126 እሱዩ እቲ ሓቂ ንሰብ ናቱ ሃቦ

  • @genretekle7322
    @genretekle7322 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ግልጽነት ዘለዎ ሕቶታት ንዓይ ደስ ኢሉን ብደይ ንሓፍነት ብኣኽብ ዝመልኦ ክብሪኦ ሕቶታልል ቀርቡሉ ንጀነራል መፉን
    ብሓቂ ካኣ መልሲ ናይ ጀነራል መፉን ደስ ኢሉኒ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቅታት ኣቐልሚጡ ብደይ ንሓፍነ ብኣኽብሮት ዝመልኦ
    1. ኣብቲ ናይ ጽላላት ዝሓቦ መልሲ እሱ እዩ እቲ ሓቂ
    2. ኣብ መንእሰያትና ዝሃበሉ መልሲ ኩሉ ሓቂ እዩ ክዝየ ዝህበሉ መልስን ዝካታዓሉ ዝነበርኩ ኢየ መንእሰይ ከይተሳተፈ ክእለቱን ዓቕሙን ኣብ ዝመረጾ ውድባት ኣትዩ ከይ ሰርሓሉን ንዓቅምታቱ ብስርሑ ከየላለይ ከመይ ገይሩ ናብ ስልጣን ኩሓኩር ስልጣን በዳያይቦ ኣስካላ መዔቅንታት ኣለዎ ብስምዒት ንስልጣን ብኹሊቱ ኣይእተኦን እዩ።
    3. እቲ ኣታሃላልዋ ንይ ተቃውሞ ኣሰኪፍዎም ዝብል ኣዛራርባ ይስማእ እዩ
    ኣብ ብረታዊ ሰውራ ውን ካብዚ ናይ ሕጂ ውድባታትናን ሰልፍታትናን ዘሰክፍን ዝኸፍእ ኣሻሓት ሓርበኛታት ተጋደልቲ ዝበልዕ ኲናት ሕድሕድ እኮ ነይሩ ኢዩ መንእስያት ናይቲ እዋን እቲ ግን ነናብ ዝኣመነሉ ይሳተፎ ነይሩ እጓዩ ስለ ዝኾነ ድማ ደረጃ መንግስቲ ኣብጺሕዎ ነቲ ውድባታትና እቲ ሓደ ውድብ ተሳዒሩ እቲ ሓደ ውድብ ካኣ ተራጋሪጉ ስዒሩ ኣትዩ ኤርትራና ናብ ሉዑላውነት ናጻ ኤርትራ ኣራጋግጭዋ ነዋዳድሮ እሞ እዚ ሕጂ ዘሎ መንእሰይ ናሓደ ዝኣምነሉ ውድብ ክዕቢ ኣይ ካለን ብጣዕሚ ኢካ ትስከፍ ብመንእሰያትና
    ሃገር ናይ ብዓል ዳሕራይ ግራት ንባዓል ብዕራይ እኳ ዝብሃል ሃገር ናትካያታ መንእሰይ ተወደብ ስልጣንካ ዕተሮ ባዕልኻ ኣቦታትካ ኣዴታትካ ካብ ሕጂ ንንዮው ብርኪ የሎን ጥዕና የሎን ህግደፍ ነዚ ፈሊቱ ናብ መንእሰያት ታርጌት ገይሩ ይጉስጉስ ኣሎ ንጥፋትካ ልቦና ስኳዕ ኛበልኩ
    ኣገባዕ ኤረሳት
    ኣገናዕ መስፉን ጀነራል ሓጎስ
    aብ ጀብሃ ዝነበርና ንጽቡቕ ጽቡቕ ክንብል
    ንሕማቕ ሕማቕ ክንብል ኣብ ሕሉፍ ታሪኻት ኣይ ንታሓጸር ሓደራ ስታት ኣህድሕድ እንተለና ኣብ ቁዋማኢት መጻኢት ኤርትራ ፈፋይልኩም ሕጅኩም ቅረቡ ፈራዲ ኣካል ዘይብሉ ንብቕርሕንቲ ተላዕጢና ናይ ቃልሲ ኦንቅፋት ኣይ ትኹኑ ስርሖም ይሰርሑ ኣለው ሓቒ እንተ ኣሊኩም ካብ ምክሳሳት 30 ዝኾና ውድባት ምምስራት ሃገር ቀዳምነት ጊርና ውድብና ተሓኤ ንምለስ ህዝባዊ ግምባር ውድቦም ይመልሱ ኣለው።
    መርየት ይዓርበና ኣሎ በዚ መሰረት እዚ ሃገራዊት ናይ ሓባር ውድብና ተሓኤ ንህነጽ ሽዑ ህዝባዊ ግንባርን ጀብሃም ከም ክልልተ ፓርትታት ኮይነን ይዋዳደራ እዚ ኣሳራርሓዚ ጀነራል መስፉን ብጉቡእ ገሊጽዎ ክንደይ ጽላላት ተመስሪቱ ኩሉ ኣባል ጽላል ኣባል ጽላል ነንውዱቡ ኢዩ ዝሰርሕ ነይሩ ዝበሎ ንዕዞቦን ንሪኦን ዝነበርና ኢዩ።
    ነዚ ሓቂ እዚ ማይ ጌርና ንውሓጦ
    ብዚ ኣጋጣሚ እዚ ውድቡክም ተሓኤ ካብ ሳላሳታት ውድባት ገዲፍኩም ናብ ንቡርና ተመሊስና ናብ ዓባይ ጀብሃ ክትምለሱ ይጽውዕ ዳሓር ክም ፓርቲ ንዋዳደር ምስ ህዝባዊ ግንባር ። ኩሉ ፓርቲ ዘዘፍረዮ ይሓፍስ ።
    ደጋጊመ ንሓፍነት ዘይቡሉ ሕቶታት ንኤረ ሳት TV የመስግን ነት ስለ ደሕደርና ክኣይግባእዩ ኣብ ሕ

  • @selamtekeste3793
    @selamtekeste3793 4 ปีที่แล้ว +3

    Abona Mesefun Amlak Admen Tenan yhabka🙏🏽👏🙌🏼

  • @landlstaddon7061
    @landlstaddon7061 4 ปีที่แล้ว +3

    ብትዕግስትነ ሕድአትን ዝገበርካዮ ቃልመሕትት
    ብልቢ የመስግን::
    Neghesti (Canada)

    • @msraq
      @msraq 4 ปีที่แล้ว

      ችዲ ኩርኩር ወያኔ ካብ ካናዳ

  • @abrhaleytekle2827
    @abrhaleytekle2827 4 ปีที่แล้ว

    ኣቦና መስፍን ሓጎስ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ካባኻ ብዙሕ ተማሂርና ኣለና ኩሉ ሓሳብካን ቃላትካን ክትግበርካ ተስፋ ንገብር።

  • @godislovelove6477
    @godislovelove6477 4 ปีที่แล้ว +1

    Msaka aleku Jgna General ato Mesfn Hagos 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

  • @meharig.tesfay9974
    @meharig.tesfay9974 4 ปีที่แล้ว +17

    ኣብ ደገ ዘሎ መንእሰይ ስለምንታይ ዘይቃለስ ኣብ ትብል ሕቶ
    ስምዒታት ሃገራውነት ዝጎደሎም መንእሰያት በዚሖም ። እዚ ከኣ ብሰንኪ እቲ ረሳሕ ስርዓት ዝመጸ ሽግራት እዩ

    • @ወዲኣባት
      @ወዲኣባት 4 ปีที่แล้ว

      Eske tergum hager hagerawenet kabey yemese negrena

    • @samsonwoldegaber5060
      @samsonwoldegaber5060 4 ปีที่แล้ว

      99,999999% off Eritrean youth are supporter of Eritrean gov.

    • @meharig.tesfay9974
      @meharig.tesfay9974 4 ปีที่แล้ว +1

      @@samsonwoldegaber5060 ተርሳኽ ሓስዊ ኪድ ብመልሓስካ መዓኮሩ ኣማስጎ ።

  • @diamond75
    @diamond75 4 ปีที่แล้ว +2

    Ato mesfin hagos is one of the oldest tegadalay, he gave his entire life to his country and now at his seventies her he is again desided to stand against ygdef regime, he is the only from the high rank officers who bravely left Eritrea to support against esaias afwerki, we were looking to get support from someone like him that has so much knowledge about esaias and ygdef, I don't understand to give him difficulties questioning him that is difficult for him to answer. Some of the questions might create a problem to reach his goals and ours.
    What we need to do is to support him as long as his goal is to fight against the enemy esaias, every one of as that we live abroad, we can support him or any Eritrean who is ready to fight financially and mentally but we can't do nothing more than that, we should be greatly appreciated his efforts and his willingness to fight for as, we need to stop questioning that is negative and that will satisfy esaias afwerki. We need to have respect for this man. Thanks

  • @ghebremedhinzerai8053
    @ghebremedhinzerai8053 4 ปีที่แล้ว

    ኣታ መስፍን ኣብ ሕቶ ግዜ ኣይተሕልፎ ብጾትካ ኣብ ጉድጉዋድ ብሂወት ተቐብሮም ኢዮም ተበገስ በዓል ብዙሕ ተመክሮ ኢኻ ክንስዕበካ መቃለሲ ትግራይ ባይታ ኣለካ ታሪኽ ስራሕ

  • @redseaeritrea6232
    @redseaeritrea6232 4 ปีที่แล้ว +5

    I will stand with Lion of Nakfa Great Warrior General Mesfin Hagos.🇪🇷🌹❤🇪🇷😍🇪🇷👍😊.

    • @kalMHe
      @kalMHe 4 ปีที่แล้ว

      Has he ever been General ?

  • @mebrahtutekle4488
    @mebrahtutekle4488 4 ปีที่แล้ว +9

    ኣምበሳ ኣምበሳ ኣያና/ኣቦና መስፍን ሓጎስ ሾቆጥቆጥ የእቲኻለን እንዳ ህግደፍ ጡፍ በሉለይ ጽባሕ ኣንጊሁ ክገይሽ ኢዩ ኢሳያስ ናብ ጎረባብቲ ኢትዮጵያ , ሱዳን 👍💪👍💪

    • @msraq
      @msraq 4 ปีที่แล้ว

      ችድ ኩርኩር ወያኔ

  • @onelovehumanityfirst4072
    @onelovehumanityfirst4072 4 ปีที่แล้ว

    Thank u General..The reason many youth have not yet joined the movement because many feel betrayed by our elders and leaders beside the monster whom many knew yet didn't take action. We need youth form to heal and move forward.

  • @meronmarro5217
    @meronmarro5217 4 ปีที่แล้ว

    💯💯💯💯

  • @AY-bi1cj
    @AY-bi1cj 4 ปีที่แล้ว +5

    ጂግና ወዲ ሐጎስ ቀደም ጂግና ሎሚ ጂግና አብ ጎንካ አለና

  • @zemen9194
    @zemen9194 4 ปีที่แล้ว +1

    I felt touched by the responses former General Mesfin Hagos gave from 38:00 to 38:55 minutes. He is very genius man 👏 😍 ❤ . Yuhuda Isseyas dma tenkol tray eya meliA Eta rEsu. nay hzbi Halyot zeyblu.

  • @kahseytamene1063
    @kahseytamene1063 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣጀካ ኣቦና ክትከብሩ ይግባኣኩም ነይሩ ግን እሰያስ ዝብኢ ንገለ በልዕዋ ንገለ ኣባሪርዎ እሞ ሕጂ ህዝቢ eritrea ኩሉ ኣብ ጎንካ እዩ ብዘለካ ተመክሮ ምርሓና ሕጂ እያ ኩሉ ፍልልይ ይትረፍ ቀዳምነት ድሕነት ህዝቢ ነቀድም

  • @shidenhabtu7815
    @shidenhabtu7815 4 ปีที่แล้ว +10

    ማማ ሓረጉ ህድኢ በሊ። ኣብ መንጎ ከኣ አትው አትው ትብሊ ነርኪ። ንካልአ ከኣ ዕድል ሃብዮም። አብራሂም ዉን ከም ማማ ሓረጉ አካ ነርካ። ሉዙብ አንተቭው ቲገብሩ ኢይ ነበርኩምን። ቢዝኮነ ኣብ መጻኢ ክተማሕይሽዎ ዪላባወኩም። ሀኖክ ደሓን ነርካ ጊን ተነቃፊ ሕቶ ማለት ምስጢር አካ ተሓቶ ነርካ።
    ቢዚኮነ ቢ መልሲ ናይ ማርሻል መስፊን ዓጊብና አና።

  • @melikiasgebrehiwet2421
    @melikiasgebrehiwet2421 4 ปีที่แล้ว +16

    🇪🇷🌱💐🌿💚🌹🌱💐🌿🌴🇪🇷
    መጀመሪያ ፈሪሕናካን ጠርጢርናካን
    ኔርና ሕጂ ምስ ተዛረብካ ግን ዋላ
    ቸጉቬራ እንተበልናካ ውን ምግናን
    ኣይኮነን እሞ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና
    🇪🇷🌱💐🌿💚🌹🌱💐🌿🌴

  • @biniaminzemmo7994
    @biniaminzemmo7994 4 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ኣቦ ኤርትራዊ ።

  • @lordjesusisoverall2138
    @lordjesusisoverall2138 4 ปีที่แล้ว

    Abiet lbona.Lebam seb si kndey yxbq.Lebam:hdue: mqlul: rezin: tebao Abo bhaqi.Odmen tonan yhabka kbur Abona gedim tegadalay Mesfun Hagos.Amlak yhagzka! Much love and respect!

  • @mex1579
    @mex1579 4 ปีที่แล้ว

    It's good setting. But you have lessen the ads!

  • @lulaweldeabgebremichael6256
    @lulaweldeabgebremichael6256 4 ปีที่แล้ว

    Nhina ab Danmark alena meneseyat nay yakl 😘😘🇪🇷👌👌

  • @jesusismypover4939
    @jesusismypover4939 4 ปีที่แล้ว +13

    እዚ ሩጉም ኢሰያስ ንክላትኹም አደናጌሩኩም ,ሕጂ ውን ንጉየይ አምላኽ ይሐግዝና ወዲ ተምቤን መዐልቱ ክትሐጸር እዩ

  • @woredeimam6966
    @woredeimam6966 4 ปีที่แล้ว +3

    መንእሰይ ንቓሕ ተባራበር ዕጠቕ መኪት ንሃገራዊ ድሕነት።

  • @simoneritrea9223
    @simoneritrea9223 4 ปีที่แล้ว

    Every single ward with respect, GENERAL Mesfin hagos keep going we need more attention to your program 🇪🇷🇪🇷❤️❤️✌️✌️✌️🙏🙏🙏🙏

  • @brhaneberakie5670
    @brhaneberakie5670 4 ปีที่แล้ว +8

    አነግን እቲ ዝግበር ቃለመሕትት ግዝዩኡ ዝሐለወ ኮይኑ እይስምዓንን ምኽንያቱ ነቲ ጸላኢና መነመን ይሕግዙኻ ከምዘለዉ ምሕባር ኮይኑ ይስማዕኒ
    ብኻለእ መንገዲ ተጠንቀቅ ንብሎ ዘለና ኮይኑ ይስመዓኒ
    ቁሩብጽንሕ ክብልመሐሸ

  • @michaeltekle66
    @michaeltekle66 4 ปีที่แล้ว

    MR.Mesfin Hagos I am proud of you continu to organizesd all political parties together

  • @meronmarro5217
    @meronmarro5217 4 ปีที่แล้ว

    🙏🙏🙏

  • @ድምጺዉጹዕህዝቢኤርትራ
    @ድምጺዉጹዕህዝቢኤርትራ 4 ปีที่แล้ว +24

    ጽቡቅ ሕቶ፡ ጉጅለ15 ጽቡቅ ስራሕ አንድዮም ወጢኖም ኔሮም። ግን ነዚ ሰይጣን ኢሰያስ አጸቢቆም ስለ ዝፈልጥዎ አብ መሓንቆ አዮም ከአትዉዎ ኔርዎም። ምኽንያቱ ሂወቶም አብ ሓደጋ ከም ዝወድቅ ፍሉጥ አዩ ኔሩ ። ብወገን ህዝቢ ኤርትራ ዉን ንሓቂ ዘስምዕ አዝኒ ዘመዛዝንን ሓንጎል ንቅሓትን አይነበረናን። ስጋዕ ሕጂ ዉን አዞም ጠይቂ ዑስባት ህግደፍ ዝኾኑ ዘመዛዝን ሓንጎልን ልብን አይተዓደሉን ዘለዉ። ብንአሽተይ ረብሓ ተዓሲቦም ትንፈር አይትንፈር ጤል አያ ዝብሉ ሕብረተሰብ አንስሳ ተፈጢሮማ ነዛ ሃገር ኤርትራ ። አንስሳ ተኾነ ቀታሊኡ ሓራዲኡ ይፈልጥ አዩ ናይዚኦም ባራዩ ህግደፍ ግን መግለጺ አየ ዘይረኽበሎም።

  • @fache9801
    @fache9801 4 ปีที่แล้ว +10

    መንእሰያት ሕጂ ኢዩ አቲ ግዜ ናይ ቃልሲ ንኣቶ መስፉን ሓጎስ ንሰዓቦ

  • @advancedcomputersolution2147
    @advancedcomputersolution2147 4 ปีที่แล้ว

    Be kulu marshal...jignenent, akli, confidence...kulu....my hero....feteari edme yehabeka...tsamaka ketree

  • @kewanisium2643
    @kewanisium2643 4 ปีที่แล้ว +12

    ሎሚ ኢሰያስ በየን ዪቕተል እምበር ጽላል ወላ ጸሓይ ዝበሃል ክተርፍ ኣለዎ ፡ ሸቐጥ ኢዩ። ናይ ሓባር ስራሕ ጽላል መታለሊ ኢዩ። ፉጹም ሓድነት ገርና ኣብ ጨመተ ጸላኢና በጺሕና ዝብል ኢና ንደሊ።