ERISAT: ቃለ መሕትት ገዲም ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ኣብ ኤሪሳት 1ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ก.ค. 2020
  • ብምትሕብባር ቴለቪዥን ኤሪሳትን ራድዮ ኤረናን እተዳለወ
    ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽
    Option 1 erisat.org
    Option 2 paypal.me/erisat

ความคิดเห็น • 1.3K

  • @luwamsium646
    @luwamsium646 4 ปีที่แล้ว +46

    ኣቤ ትሕትና ኣቤት ብስለት ንሽመት ዝጽየን ድምብርጽ ዘይብሎ ጂግና ኣቦ ገዲም ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ፡ ብዝሃብካና ንጹርን ጽፉፍን ቃለ መጠይቅ የቀንየልና

  • @eritreamovie5843
    @eritreamovie5843 4 ปีที่แล้ว +380

    ቪቫ መስፍን ሓጎስ ትብሉ አስኪ like ጽቀጡ

    • @user-hn4mi5si3v
      @user-hn4mi5si3v 4 ปีที่แล้ว +6

      መስፍን ሄሮ

    • @nevergiveup5690
      @nevergiveup5690 4 ปีที่แล้ว +7

      ሓለቓ ጀጋኑ ኣቦ ሻዕብያ ኣቦ ሃገር

    • @EriMBH
      @EriMBH 4 ปีที่แล้ว +3

      Eza like ktfetwiwa mechem

    • @mayayohannes7069
      @mayayohannes7069 4 ปีที่แล้ว +2

      Enty reka eka viva tbl zlka?
      Esk ngrna.
      Tmali ke isayas xlot eu elomka, viva wdi afom tbl do nrka?
      Ewy Eritrea hagrey bkndy xbebti eki ktwrdi

    • @EriMBH
      @EriMBH 4 ปีที่แล้ว

      @@mayayohannes7069 sgaki beli:)

  • @assaberitrea9047
    @assaberitrea9047 4 ปีที่แล้ว +103

    ስክፍ ኣይበልካ ኣጆካ ኤርትራውይን ኣመንቲ ኢና ብእምነትና ተጠሊምና ኢና ።

    • @landlstaddon7061
      @landlstaddon7061 4 ปีที่แล้ว +6

      አበ ስድተ ስፈረካ ብደዕ ግደፍ.::
      ዐጋመ አብ ዓዱ. ብክብረት ይነብር አሎ:: By the way ዐጋመ ጸርፊ ከመዘይኮነ ተማሃር::
      ደለዪት ፈትሒ ኢሪትራዊት

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 4 ปีที่แล้ว +2

      @@zecliffleaf2257 ስማእ ዝብለካ ዘሎ ወዲኣባት ድቃላ ወዲ ድቃላታት ግዜኽን ቀሪባ።

    • @user-ly9ki9rr6i
      @user-ly9ki9rr6i 4 ปีที่แล้ว

      ንምንታያ እሞ ውግእ ጊርካ 2ኛ 20 አመት ከያ ተንፈሱካ እንታያ ተረኪብ ህጂ አዴ ስብ አለዋ ባእልካ ዘምሃርካዬም ህ🇪🇷ግ🇪🇷ደ🇪🇷ፍ ያባሀል ደቅካ እዬም

    • @assaberitrea9047
      @assaberitrea9047 4 ปีที่แล้ว

      @@zecliffleaf2257 ትብሀል ድቃል ረሳሕ

    • @assaberitrea9047
      @assaberitrea9047 4 ปีที่แล้ว

      @@zecliffleaf2257 ብቀደሙ ቆጽሊ እንዲካ ኣብይ እዩ ዐድካ ?

  • @aronyonas2951
    @aronyonas2951 4 ปีที่แล้ว +65

    ጀነራል መስፍን ሓጎስ ተበግሶ ዕላማኻ ፍትሓዊን ሃገር ንምድሓን ስለዝኾነ ንህዝብኻ ሓጎስ ብሓጎስ ከምትገብሮ ንኣምነልካን ጻዕዳ ይጽናሕካ ንብለካ::
    ዓወትና ዘይተርፍዩ!
    ኣይንድመርን!!!
    ኤርትራ ንኤርትራውያን!!!

  • @user-rl1ox4nx6n
    @user-rl1ox4nx6n 4 ปีที่แล้ว +97

    ኣጆኻ ተጋዳላይ መስፍን!! ኣጆኹም ደለይቲ ፍትሒ እቲ ዕላማ ቅኑዕ ስለዝኾነ ክንዕወት ናይ ግድን እዩ።

  • @eyobtes5588
    @eyobtes5588 4 ปีที่แล้ว +33

    እንቓዕ ብሰላም መጻእካ ሓርበኛ ኣቦና ተጋ መስፍን ሓጎስ !

  • @eritrealove7981
    @eritrealove7981 4 ปีที่แล้ว +21

    ኣቦና ገዲም ተጋዳላይ መስፍን ኣምላክ ንዓካ ዓቁሩካ ኢዩ ጸኒሑ ነዚ ዕላማ። ኣጆካ ኣብ ጎድንካ ኣሎና። ኣምላኽ ነዚ ውጹዕ ህዝቢ መዋጾ ሙሉእ ሓርነት፡ ራህዋ,፡ናጽነት ፡ይፋጠረሉ።

  • @meron5311
    @meron5311 4 ปีที่แล้ว +24

    ወታሃደራዊ ሓለፍቲ እንተተጸንበርዎ ጽቡቕ ጌሮም ንዕዖም ከኣ ይሕሾም፡ እንተዘይኮይኑ ግን እዛሃግር ሕጂውን ጀጋኑ ኣለውዋ ፡ ሕጂውን ዋርሳያት ኣለዉዋ ! ! !
    ቃል ሓርበኛ መስፍን ሓጎስ ፡

  • @ariammengisteab7300
    @ariammengisteab7300 4 ปีที่แล้ว +65

    ኣጆኻ መስፍን ሓጎስ ኣብ ጎድኒካ ኣሎና ተሳትፎ ህዝብና ከም ዝዓቢ ብዓል ምሉእ ተስፋ ኢየ

    • @awethabtegaber7576
      @awethabtegaber7576 4 ปีที่แล้ว +2

      Ajeka ayana tegadalay mesfn hagos ab gonka alena

  • @nevergiveup5690
    @nevergiveup5690 4 ปีที่แล้ว +80

    ጅግና ኣቦ፡ ኣቦ ኩሉ ግዲ ጌሩ ፈጢርካ እምበር ንስኻ ዶ ሎሚ ከርተት ምበልካ ምዕረፍካ እምበር ከቢርካ ምነበርካ ኣሕ ኣታ ሓላል ኣቦ!!!

    • @aastersamuel4175
      @aastersamuel4175 3 ปีที่แล้ว

      Ata guhaf mesfun is a criminal

    • @nevergiveup5690
      @nevergiveup5690 3 ปีที่แล้ว

      @@aastersamuel4175 he is not criminal🤫 he is lion of lion's The father of the Eritrean Revolution Mesfin Hagos.
      Eritrea elka Mesfin Hagos eka tbl💯❤✊

  • @mehari4521
    @mehari4521 4 ปีที่แล้ว +53

    ኣቦና መስፍን ረዚን መሰተውዓልን Isaias ኣብትሕቲ ኣቦና ተጋ/መስፍን ክንቲት እዩ

  • @abielsolomon6322
    @abielsolomon6322 4 ปีที่แล้ว +23

    ጅግና ኩቡር ኣያናን ኣቦናና ገዲም ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ኣለና ኣብ ጎንካ ምሳካ ሓቢርና ከነጥፉኦ ኢና ነዚ ረሳሓ ዲክታተር ወዲ መድህን በራድ

  • @shidenhabtu7815
    @shidenhabtu7815 4 ปีที่แล้ว +33

    ጀነራል ቢታዕሚ ጹቡቅ። ኣብ ሓተቲ ጊን respect yebulkumn. Ab zimexie kitmahayeshu tesfa yigebr

    • @aleksanderberhane2972
      @aleksanderberhane2972 4 ปีที่แล้ว +5

      Yes

    • @danielman1968
      @danielman1968 4 ปีที่แล้ว +3

      Ja nay bhaki snesrat kurub godilwo.

    • @mayklkeshi8444
      @mayklkeshi8444 4 ปีที่แล้ว

      You can’t just say you not respect him you need to adress what mistake they have done right

  • @user-of9fg7fi9e
    @user-of9fg7fi9e 4 ปีที่แล้ว +74

    ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ ተቃዋሚ እዪ ኣማን ብ ኣማን ጽፍፍቲ መልሲ '

    • @user-wr5jo3gl1q
      @user-wr5jo3gl1q 4 ปีที่แล้ว +3

      @@kendeltube ጌጋ መጽናዕቲ
      ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ ተቃዋማይ እዩ፡ የግዳስ ባይታ ኣይረኸበን ነዚ ስርዓት ክኣልዮ ኩሉ ደገ ወጺኡ፡ ከም ውጺኢቱ ድማ ኣብ ደገ ዘሎ ተቃዋሚ ይበዝሕ ካብ ደጋፋይ፡ኣብ ውሽጢ ዘሎ ድማ፡ ክዛረብ መሰል ስኢኑ እዩ እንበር ኩሉ ኣንጻር እቲ ስርዓት እዩ፡ እዚሓቂ እዚ ወላ ኢሰያስ ይፈልጦ እዩ፡

    • @user-yy4op1mf5x
      @user-yy4op1mf5x 4 ปีที่แล้ว

      ቀንዴል ሓርነት ዲጂታል ሓመማ መዓረይ ከይትድርበሹ!! ኩናት ላይክ ሼር ፌስቡክ ኣይኮነን። ንሃገርና ሰለስተ ጊዜ ክንስዉኣላ ኢና። ንኢሳይያስ ኣይኮነን ን ኤርትራና

  • @saraadem7058
    @saraadem7058 4 ปีที่แล้ว +27

    ስዓት ሓርነት ትቀላቐል ኣላ ሃየ መንእሰይ ምስ እዚ ጅግና ኣቦና መስፍን ሓጎስ፡ንልዓል።

  • @amanuelteklay2692
    @amanuelteklay2692 4 ปีที่แล้ว +31

    ብሓቂ ዝብላዕ ሓሳብ ጅግና ኣቦና መስፍን ሓጎስ ጎይታ ህዝብናን ምድርናን ባርኽ

  • @habteteclehaimanot1797
    @habteteclehaimanot1797 4 ปีที่แล้ว +99

    ዓደኣቦኻ ሕጂ ጠጠው በለላ ኣብ ገንኻ ኣለና

  • @agaazyanmedia9794
    @agaazyanmedia9794 4 ปีที่แล้ว +71

    ኣምላኽ አቅልሎ
    በዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ምስ ሸይጣን ምስራሕ ውን የዋጻኣና እዩ ንኢሰያስ ንምእላይ yess

  • @azmeratesfazgi1159
    @azmeratesfazgi1159 4 ปีที่แล้ว +113

    ሃገረይ ህዝበይ ምዓረይ አዝጋብሄር ኢዱ ይዘርጋሓልኪ ንህዝበይ መጨነቕቱ ክትጭነቑ ኢኹም ህግደፍ መንእሰያትና እባ ኣጽንትኩሞ ናይ ኢድኩም ኣይትስኣኑ

    • @tekletesfagabir8344
      @tekletesfagabir8344 4 ปีที่แล้ว +2

      This interview should be 20 years ago that's okay it's not too late and it's positive we can go forward but we have to be careful reason why we've been through it so please no mistake again

    • @susugidey8571
      @susugidey8571 4 ปีที่แล้ว +4

      @@tekletesfagabir8344 20 years ago they try to hit him with chairs in London .because people didn't know who esayas is.

  • @nahusenay6106
    @nahusenay6106 4 ปีที่แล้ว +106

    ከመይ ድ ኣ ዲክታቶር ወዲ ተንቤን ምስ ኣምሓራ እንዳሰርሓ ስቅ ኢልና ኣለን፡ ኣምሓራ ከ ንህዝቢ ኤርትራ ጠስሚ ዶም ለክዮሙና። ምስ ወያንን መርገም ምስ ኣምሓራን ምርቃ ዝኮነሉ መክንያት እንታይ ኢዩ።

    • @adunyaasmera3581
      @adunyaasmera3581 4 ปีที่แล้ว +3

      ygerm u

    • @user-of9fg7fi9e
      @user-of9fg7fi9e 4 ปีที่แล้ว +2

      ይገርም እዪ እንታይ ዓይነት ሕቶ እዪ

    • @mikikeshi9315
      @mikikeshi9315 4 ปีที่แล้ว +5

      ሰብኣይ ኢለካ ኣለኹ

    • @simonm.7755
      @simonm.7755 4 ปีที่แล้ว +5

      @@zecliffleaf2257 you are the perfect pfdj. You will be quite soon.

    • @aleksanderberhane2972
      @aleksanderberhane2972 4 ปีที่แล้ว +1

      Yes 🇪🇷💯❤

  • @tarikeritrea9155
    @tarikeritrea9155 4 ปีที่แล้ว +81

    እስከ ሕጂ ተከታተሉ ዘለኹም like habuni

  • @bitewa.1801
    @bitewa.1801 4 ปีที่แล้ว +15

    We stand with you, our hero.

  • @ababayemane8746
    @ababayemane8746 4 ปีที่แล้ว +35

    ጀነራል አስቦና መስፍን ባዓል ድርብ ዓቅሊ አጆካ አብ ጎንካ አለና ቀደምት ጅግና ሎሚ ጀግና ፈትን እነዚ ሩጉም ኢሰያስ አጥፋአልና👍👏

  • @user-bj9th8is7z
    @user-bj9th8is7z 4 ปีที่แล้ว +153

    ክንደይ ወኻሩ ከማን ዘይውዓልዎ ውዒልና እንዳበሉ ሰብ ይብጽብጹ ኣለው ኣቦና መስፉን ሓጎስ ድኣ ሰብኣይ ሰብኡት እምበር, ብብዓል ማዕበል ክልዓልሲ ሃየንታ ኣኮነን ዘገርም ብእልፊ ጻሕጻሕቲ.

    • @user-lh2xg9si1z
      @user-lh2xg9si1z 4 ปีที่แล้ว +1

      ከምኡ እንድዩ ተጋማጠል ኮይኑ ግዜ ጅግና ዝካሓደላ እዋን

    • @senugaljeganu6570
      @senugaljeganu6570 4 ปีที่แล้ว +1

      ማዕበል ወላ ዕንክሊል ሰብ ሓሲብክሞ

    • @zemen9194
      @zemen9194 4 ปีที่แล้ว

      @@senugaljeganu6570 MaEbel is a paid actor. What I meant by paid actor is that he get paid $4000 a months to spread the propaganda that is giving by someone from hgdf member. There are so many people like Maebel who work for hgdf for money. They don't care about the people and country of Eritrea. But they pretend like they care too much more than us who oppose Yuhuda Isseyas. Please aytmelusulom nzom mushmushat zkonu sebat. ab gezAom wala hanti yeblomn soft nay toilet 🚻 keman yeblomn. nabreAom keman aymerhun eyom sala hgdf eyom tesetirom zelewu. nay hzbi genezb Endatekeflu sebat dma ymeslu a live wexiAom kzarebu kelewu.

    • @mayayohannes7069
      @mayayohannes7069 4 ปีที่แล้ว

      @ZF......kkkkkk...nhna ke G15 etero
      Katwu....M.hagos da enty gru mxeu? Tblnka enty ktmles eka?
      Sbytun dken ka nab Tigray men asgrwom teblnaka enty tmls?
      Syti petros kteser. Syti mesfen men fkdla wxe ktkyd?
      Esk ngruna enty eu jegnenet?
      Bxotka kbrka, ne 20 yrs axktka, enty da trkbu hgi?

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 3 ปีที่แล้ว

      @@mayayohannes7069 ክቡር ሐው ንቃለስና ሓጋዚ አይመስለንን ሞራል ዝሕበካ ሐደ ቃልሲ መወነጨፊ እዩ።ዝኾነ ሰብ ሐደ ኽርዶኦ ዝግቦኦኦ ካብ ቄሳር ቃሩራ ክሳብ ራማ ንበሎ ዘላንበሳ & ተሰነ & ማእረ ብጺሕት ከምዘሎዎ አሚና ዝመርሐና ቁዋም(Constitution ) መሰረት ብምግባር ብፍቅሪ ብሰላም አብ 4 ድዩ 6 አመት ዝኾነ መራሒ ከብቅእ ካልእ ን 4 አመት ድማ just አሜርካ ክሳብ ታማአልቱ ድማ ተአዝካ ምኻድ ዬድሊ ጹቡቅ ደይተሰሪሑ ብማአልቱ 4 አመት ካልእ ይመጽእ ካልእ አዬድልዬናን። ክቡራት ደቂ ኢሬ አከለ እባ ሐማሴን እባ ሰንሒት ዳ በልና ግዜ አይነቃጽል።ነአብነት ንአይ ወዲ አደይ ኮይኑ ንሐገር ዘይጠቅም ን ዝኾነ ሰብ ክኸውን ከምዘይኽእል ክንፈልጥ ይግባእ።

  • @efrem7433
    @efrem7433 4 ปีที่แล้ว +197

    አታ ጅግና መስፍን ሓጎስ ግንባር አፍዓበት
    ናደው እዝ ከተፍርስ ዘይእግመካ
    ምዑት ወዲ ህዝቢ አብ ጎንኻ አለና

    • @goitomteklehimanot8663
      @goitomteklehimanot8663 4 ปีที่แล้ว +2

      Hade egru ab gudigadi atiyu entayi kigebir .
      Gawina mesfin .
      Mis weyane tifuo zilihis

    • @aaronlid9451
      @aaronlid9451 4 ปีที่แล้ว +2

      Goitom Teklehimanot
      Shid senef sebiay eyu lieli mesfn Hagos
      Jgna yelen bzbeluka temerihka lele aytbel nufus

    • @musienaxanat1527
      @musienaxanat1527 4 ปีที่แล้ว

      @@goitomteklehimanot8663 xahxahi kendi rebu aytkewun ika

    • @user-yy4op1mf5x
      @user-yy4op1mf5x 4 ปีที่แล้ว +1

      @ef rem ኣታ ድሑል ዲጂታል ወያነ ውጻዕ ካብዚ!ኣብቲ ናይ ደቂ ዓድኻ ድምጺ ወያነ ኬድካ ኣዮኹም አዮና ወያነ በል። ኣብኡ ከም ትግራዋይ ክትፍክር ጸኒሕካ ሕጂ ኤርትራዊ ኮንካ ኣሻባኻ ተቐይርካ?? 🤣🤣

    • @samiasfah9219
      @samiasfah9219 4 ปีที่แล้ว

      @@user-yy4op1mf5x eway tegaru 7 mekabr teway lbi.
      Nska nbaelka 99.83 % tigreway eka
      Tegetimka aleka.

  • @wediadkemewedimilga6885
    @wediadkemewedimilga6885 4 ปีที่แล้ว +66

    ምርጫ ከይገብር ክብል ኢዩ ኢሰያስ 98 ኩናት ወሊዕ ወለድናን የሕዋትናን ኣህሊቅዎም !!!!
    ጀነራል መስፉን ሓጎስ ከለካ ሃገር ብትግሃት ኣድሕን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።

    • @sessenme9780
      @sessenme9780 4 ปีที่แล้ว +2

      Denkoro wigi zawege weyane u gahaf

    • @zibanhgi8472
      @zibanhgi8472 4 ปีที่แล้ว +1

      ዶንቆሮስ ዶንቆሮ ኣይበልካ

    • @wediadkemewedimilga6885
      @wediadkemewedimilga6885 4 ปีที่แล้ว

      @@zecliffleaf2257 ጎሓፍ ኣበይልካዮ እንታይ ኣፍሊጥካ ለዛይ

    • @wediadkemewedimilga6885
      @wediadkemewedimilga6885 4 ปีที่แล้ว

      @@sessenme9780 ዱዙዝ ዘይትሓትት መን ጀሚሩ ፍቱሕ ስረ

    • @user-lo5vt5gd4j
      @user-lo5vt5gd4j 4 ปีที่แล้ว

      ወዲ ሰረት kidane anes kemzom ertiwent alo elom mera zezeneni zeyle entrofo shara akimi polotica zeyblom

  • @voiceoffreedom8606
    @voiceoffreedom8606 4 ปีที่แล้ว +36

    ካብ ድክታቶር ኢስያስ ዝኽፍእ ዝኮነ ሓይሊ የሎን ኩፍእ ድክታቶር ኢስያስ ዕድመ መግዛእቲ ንምሕጻር ኩልና ንርከቦ

  • @getachawabera3994
    @getachawabera3994 4 ปีที่แล้ว +299

    ስለምንታይ እቲ ወትሃደራዊ ምዓርጉ ወይ ሚኒስተር ተባሂሉ ዘይጽዋዕ ዝንጥል ኣቢልካ ምጽዋዕ በፍጹም ቁኑዕ ኣይኮነን ኣብ ኤርትራዉያን እቲ ዝዓበየ ጸገምና ጀጋኑና ኣይነኽብርን ኢና እዚ ነገር ክእረም ኣለዎ

    • @aklilutewelde6777
      @aklilutewelde6777 4 ปีที่แล้ว +15

      @@zecliffleaf2257 እንሰሳ

    • @EreyNEriBEri
      @EreyNEriBEri 4 ปีที่แล้ว +14

      ሓቅኻ እዚ ሓወይ። ኣነ እውን ተሰሚዑኒ ኢዩ። ጋዚጠኛ ተጋጊዩ።

    • @user-uv2ny4dd1x
      @user-uv2ny4dd1x 4 ปีที่แล้ว +18

      @@zecliffleaf2257 ዲጂታል ዓጋመ ይሓይሽ ካብ ህግደፍ መንደፍ መጥፊኢ ህዝብና ምስ ኣምሓራይ ቆራጺ ጡብ ኣዴታትና ከማን ቃልኪዳን ኣቲኩም ኣለኩም

    • @aleksanderberhane2972
      @aleksanderberhane2972 4 ปีที่แล้ว +6

      Yes that's very true this is our hero General Mesfen Hagos 🇪🇷💯❤

    • @isaakafewerki1703
      @isaakafewerki1703 4 ปีที่แล้ว +1

      Xibuk aleka gigninetom ab sahl tray eyu zegelglom mikinyatu Mesfin hagos hade kabtom abalat hibieti selfi eyu neyru dihri naxinet nhizbi kigebro zigibeo bianxaru keam bediluwo eyu mikinyatu Issaias entay aynet atehasasib Idiology kemzelwo enafelete ab siltam nkidiyb tim elu kirie slezimerexe Why ab goni kem beal Bietweded Abrha tetewzeybel,slezi kemey abilu eyu hizbi bsiltanu wey kibri kihbo bsenku do aykonen kisab hgi ab barnet zelo. Gab eritrea wexiu wn ksab hgi bhizbi nay Issaias degafay bimukan wey n Issaias ferihu ezom kulom beal Yemane bizaeba hibieti selfi kizarebu enkelewo welahade kibl aykealen why zeytezareb kab ziwexi ko 20 ametko geru.

  • @natiln2259
    @natiln2259 4 ปีที่แล้ว +88

    ጋዜጣኛ ሄኖክ እዚ መደብ ናብ ኤርትራ ይዝርጋሕ ክሳብ ዝኾነ እቲ english ሓዊስካ ትዛረቦ ገዲፍካ ሰብ ጽቡቅ ጌሩ ክርደኦ ከምቶም ካልኦት ጹሩይ ትግርኛ ተትዛረብ ጽቡቅ።

    • @MB-gd1uw
      @MB-gd1uw 4 ปีที่แล้ว +7

      natu natil ልክዕ ኣሎኻ :: ካብ ሰማዕትኻ እንጊሊዘኛ ዘይፈልጡ ከም ዘለዉ ምግንዛብ የድሊ:: ብናይ ሬድዮ ወይ መደረ ሕጊ ክልኩል እዩ :: ሰማዕትኻ መን እዮም ? ትሕውስ እንተ ኾንካ ድማ: ትርጉም ናይታ ቃል ብትግርኛ ምጥቃሳ የድሊ:: የቐንየልና :: ጽቡቅ ርእይቶ::

    • @mikiasfha1697
      @mikiasfha1697 4 ปีที่แล้ว

      Bejaka ne mesfen Entay ketrmewxalu

    • @mikiasfha1697
      @mikiasfha1697 4 ปีที่แล้ว

      Mesfen heji ketmexe ayneberean

    • @mikiasfha1697
      @mikiasfha1697 4 ปีที่แล้ว

      Mesfen heji aytejaju iseyase nerwo aberketo

    • @zeb2531
      @zeb2531 4 ปีที่แล้ว +1

      Erisat ጉራማይለ ኢዩ ቋንቁኦም

  • @erenanatna4265
    @erenanatna4265 4 ปีที่แล้ว +84

    ዋና መሬት ተበጊሰ ይብለ ኣሎ ። መንእሰይ ተላዓል ንስዓቦ ንዚ ኣቦ ኤርትራ። ጂግና መስፍን ሓጎስ። ሃገርናን ህዝብናን ነድሕን

  • @mebrahtutekle4488
    @mebrahtutekle4488 4 ปีที่แล้ว +41

    ደስ ዝብለኒ ሚኒስትር + ጅግና + ጎይታ ግንባር ናቕፋ + ጎይታ ግንባር ደቡብ ተፈታዊ ብሰራዊት ስሚ ህግደፍ

  • @sameritrea2227
    @sameritrea2227 4 ปีที่แล้ว +99

    ቃል ጀነራል መስፍን ሐጎስ "ህዝቢ ኤርትራ ካብ ኢስያስ ንላዕሊ ጸላኢ የብሉን" አማን ብአማን ካብዚ ይሁዳ ንላዕሊ ጸላኢ የብልናን: ዝኸበርካ አያና: ህዝቢ ኤርትራ አብ ጎንኻ እዩ ዘሎ: ብዝኾነ መገዲ መርሐና ናይዚ ይሁዳ ዕድመ ንምሕጻር...

    • @user-uv2ny4dd1x
      @user-uv2ny4dd1x 4 ปีที่แล้ว +3

      @@zecliffleaf2257 ይቅሬታ ሓባል በልያ ከይትቕድመኪ ዶ ትገብራ ኣለካ ኣታ ካብ ትግራዋይ ዘይውለድ ከኣ ወይ ጋላ ወይ ከኣ ቡዳ ሙካኑ ትፈልጦ ዶ ሙካን ናይ ኣያካ ኢሰያስ ፍርሒ ዘይወጸልካ ኢካ ትከውን ወዲ ህውታትያ

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 4 ปีที่แล้ว +3

      zecliff leaf ኣኻልብ ህግደፍ ኣብዛ ናይ ኣቦና መስፍን ዑደት ንትግራይ ብፍርሒ ሓራእራእ ኢሉ ይሁዳ መራሒኹም ሓደ ንሚእቲ ክትጸርፉ ወዲቡኩም Overtime ላዕሊ ዉሕውሕ ኢልኩም 🦮🦮🦮 ተሕዝኑ ሕሱራት ባራዩ ኮንቱ ድኻም👎🏽

  • @michelmebrahtom2795
    @michelmebrahtom2795 4 ปีที่แล้ว +155

    General Mesfin Jigna .Guys don't wait exact answers. Don't let your enemies understand your plan .

    • @saraadem7058
      @saraadem7058 4 ปีที่แล้ว +1

      ነጥቢ።

    • @samuelkesete8739
      @samuelkesete8739 4 ปีที่แล้ว +24

      @@zecliffleaf2257 ሻዕብያ ምስ ወያነ ተሓባቢራ'ዶ ኣይኮነትን ናጽነት ኣምጺኣ?

    • @Mky330
      @Mky330 4 ปีที่แล้ว +15

      zecliff leaf ድሓን ዘይ ንኩልና ክጥዕመና እዩ ዝሰርሕ ዘሎ ፣ኣጆካ ትብዕ በል መጻኢት ኤርትራ ናይ ኩልና ኢያ ።

    • @efremberhane422
      @efremberhane422 4 ปีที่แล้ว +5

      @@Mky330 zey nsu zebkiyena zelo, nhna nkula tkewn bhgji tmhader hager nqales, nsom kea lemechmech indabelu nmskin hzbi kigifae ab wishti ydgfu, gn bezi koynu beti ahwatna iyom nkukuna iya kea tibixihana. Ajokum ajona trah🙏🏾

    • @Mky330
      @Mky330 4 ปีที่แล้ว +7

      Efrem Berhane እወ ናይ ገሊኦም እኮ ብዘይ ኣፍልጦ እዩ ፣ሓደ ዓርከይ ኔሩ ቤተ ሰብ ናይ ስብሓት ኤፍረም ፣ድሕሪ ማህረምቱ ህግደፍ ዝብሃል ከይተስማዓኒ ኢሉኒ፣ ኣነ ገና ብዙሕ ዓመታት ኢዚኦም ተበለጽቲ እዮም ይብሎ ኔረ፣ክንደይ ግዜ ዘይተባኣስና ፣ሃገር ኣብ ወራር ከላ ቅዋም ትብል ይብለኒ ኔሩ ፣ ኣነ ክኣ ሪኢካ ዶ ቅዋም ተዝህሉ መን ከም ዝሃረሞ ምተፈልጠ ኔሩ ኢለዮ ይብለካ ፣ሕጂ ቆርጢምዋ ።

  • @abeilhedguhedgu8994
    @abeilhedguhedgu8994 4 ปีที่แล้ว +27

    We are waiting for this long time l hope you we'll start as soon as possible and we are ready to come to do aware part 💪💪💪💪💪👍👍👍👍 last go we are ready.

    • @hello-nz4hy
      @hello-nz4hy 4 ปีที่แล้ว +1

      No last one be smart. He is just a man. There are more of us after and during. Think dynamically.

    • @hello-nz4hy
      @hello-nz4hy 4 ปีที่แล้ว +1

      @Gal Eritrea Adey so that means you are in Eritrea and you have Wi-Fi. Your so silly

    • @hello-nz4hy
      @hello-nz4hy 4 ปีที่แล้ว +1

      @Gal Eritrea Adey you do not understand how it works because you are hgdef supporter brain dead. He has to start some where and an enemy of an enemy is a friend. It's a start point. You must be on the ground to make physical change. If he goes to Addis he will be killed. Same if he goes to Sudan also. Are you hgdef supporter?

    • @hello-nz4hy
      @hello-nz4hy 4 ปีที่แล้ว +1

      @Gal Eritrea Adey early comment you said "run away from sawa" now your saying that you are not hgdef supporter. I am confused. We as eritreans deleti fithi do not trust wayane either however we know that esaias had pushed us into war with the excuse of bademe. We also know that he is an ethiopian. So at this current time an enemy of an enemy is a friend. Just to remind you
      Shabia and wayane where fighting together at one point also. I wish we could solve our problems by our selves as eritreans but the social engineering that has took place by esaias has left the country empty of young people and also left them uneducated. What do you suggest we do. Please reply.🇪🇷

  • @danielgebreab692
    @danielgebreab692 4 ปีที่แล้ว +27

    ኣጆኻ መስፍን ሓጎስ ፍረ ቃልስኻ ትርእየሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @teshomemesgun347
    @teshomemesgun347 4 ปีที่แล้ว +21

    ኣብ ምትሕብባር ዝተሞርኮሰ ስራሕ ኩሉ ጊዜ ዕዉት ኢዩ'ሞ ኤሪሳትን ራድዮ ኤረናን ኣብ ቀጻሊ ብዝሰፍሐ ሓቢርኩም ክትሰርሑ ዘለኒ ባህጊ እገልጽ።
    ጽቡቕ ተስፋ ዝህብ ስራሕ።

  • @hagosb5394
    @hagosb5394 4 ปีที่แล้ว +34

    እዚ ሕቶታት ተቕርቡዎ ዘለኹም እዋኑ ዘይሓለወ እዩ ምኽንያቱ ግና ኣብ መስርሕ ዘሎ ጉዳይ እዩ።

    • @fionashukor
      @fionashukor 4 ปีที่แล้ว +1

      ከምኡ እንተ ኮይኑ'ሞ ነዚ ቃለ መሕትት እውን ክቀርብ ኣይነበሮን::

    • @aleksanderberhane2972
      @aleksanderberhane2972 4 ปีที่แล้ว +1

      Yes that's very true 🇪🇷

  • @mebriemichel54
    @mebriemichel54 4 ปีที่แล้ว +42

    ኣነ መስፉን ሓጎስ ሕጂ ካብ ልቡ ተቃወሚ ኮኑ ርእዮ ኣለኩ ኤርትራ ሕጂ ኣብ ቀረባ እዋን ናጻ ክትወጽእ እያ።

    • @genetteklemengesha9164
      @genetteklemengesha9164 4 ปีที่แล้ว +2

      Zecliff leaf
      Abza interview trahsi kndey gza eika agame eilka tetsarifka zeleka. Menyudia eti wedi hager kulu agame enteelkayom.

    • @thomast3649
      @thomast3649 4 ปีที่แล้ว +3

      @@zecliffleaf2257 ywaka semam hade derfu zisemaka sinka. Why don't you buzz off you traitor. Kid addis abebaka aytesmimena. Kurub eske hiseb. Eto haserte gize weyane weyane ziblu usually are those identity crisis. Keykedemuni kikidimom zyanetu. Nab libika temeles mis hizbika yihisha

    • @tiktokeritrea292
      @tiktokeritrea292 4 ปีที่แล้ว +2

      zecliff leaf Ata SEB hizbika afikir

    • @user-of9fg7fi9e
      @user-of9fg7fi9e 4 ปีที่แล้ว +1

      @@zecliffleaf2257 ኣእዳውኩም ክትስበሩ ኢኩም ደቂ እሰያሲዝም ሕልኩሳት ' ኣብ ቀረባ ግዜ ተዓዘብ ኣታ ሮክራክ ናይ ማንኪ ኣስቤዛ

    • @amanyeibyo2826
      @amanyeibyo2826 4 ปีที่แล้ว +1

      @@zecliffleaf2257 Wezal sk ilka deks

  • @haile.785
    @haile.785 4 ปีที่แล้ว +16

    ኣጆካ ጀነራል መስፉን ሃጎስ ኣብ ጎንካ ኣለና ህጂ ካሃስዎ ነዚ ህዝቢ ንቅድሚት ንሰጉም እሱራትና ብኣልና ክንፈትሆም ኢና።

  • @erminana2651
    @erminana2651 4 ปีที่แล้ว +33

    ካብ ገዲም ተጋዳላይ ምባል : ብመዓርጉ ምጽዋዕ ኣይምሓሸን ኔሩ።

    • @aklilufray7706
      @aklilufray7706 4 ปีที่แล้ว +1

      ታይ ተፍልጦ ምኣረግ ኣሎዎ ንገርና (ጀኔራል )ተርሕ ክይትብል ባሉ ኣይኮንኩ ኢሉ እዩ

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 4 ปีที่แล้ว

      @@aklilufray7706 ትም በል ስለዘስጎ ደፍር ሰብ ብኸመይ ጀነራል ክህቦ ኤርትራ ናጻ ምስ ኮነ እንታይ ጌርዎ ትብል።

    • @aklilufray7706
      @aklilufray7706 4 ปีที่แล้ว

      @@toyotaw2500 ኣታ ሓወና መከልኻል ነሩ ከትፍልጦ ኣብ ኢትዮጵያ መክልኻል ምንስተር ለማ መገርሳ ማረግ ናይ መልታር የብሉን ኣብ usa ኮምኡ ኣብዚ ዘሎክዎ ዓዲ አቲ መክልኻል መኢንስተር ከማን ማርግ የብሉን አታይ አኻ ከትብል ደልኻ ባልኩም ጀኔራል ከትሽሙዎ

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 4 ปีที่แล้ว

      @@aklilufray7706 ተግባር እዩ ዘብለካ ጀናራል አብ ኤርትራ ግና ጀናራል ዘብለካ ሕጂ አድላይ አይኮነን ንሕዝቢ ኤርትራ ይኹን ንኣኻ ዝተሰወረ አይኮነን ጥእና ዘሎዎ መንግስቲ ምሰ መጸ እዩ ዜጋ ከም ስራሑ ማኣርግ ይኹን አታዊ ዝወሀቦ።

  • @LamdaAlpha65
    @LamdaAlpha65 4 ปีที่แล้ว +55

    ሕጂ ጽን ኢለ ክሰምዕ እየ። ኩልና ጽን ኢልና ንስማዕ። ኣቐዲመ ግን ን ERISAT ምስጋና። ብፍላይ 3 ጋዜጠኛታት ምቕራብኩም ዝምስገን እዩ። ኣዋህሊካ ርእይቶ ምሃብ ዝመስልዎ የለን!

    • @LamdaAlpha65
      @LamdaAlpha65 4 ปีที่แล้ว

      !

    • @merhawitecle6574
      @merhawitecle6574 4 ปีที่แล้ว

      ዝግታ ማና btaemi

    • @EriMBH
      @EriMBH 4 ปีที่แล้ว

      Can you be quiet?

    • @LamdaAlpha65
      @LamdaAlpha65 4 ปีที่แล้ว

      @@EriMBH #
      ከመይ ድኣ፡ ከምቲ ጥንታዊ ብህሎ ኢድካ ኣብ ባሕሪ የእትዋ ወይ ትሓጺብካ ትወጽእ ወይ ዓሳ ትድረር። እንታይ ዝኸስሮ ኣለኒ ክክክ

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael 4 ปีที่แล้ว +5

    መርሐባ ጅግና ጀነራል መስፍን ሐጎስ ድምጽኻ አይተሓባእ እታ እዋን ሕጂ እያ አብ ግንኻ አለና 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @mazafesaha3309
    @mazafesaha3309 4 ปีที่แล้ว +9

    አንበሳ ሳሕል እንቅዕ ብስላም መጻእካ አልና አብጎንካ ሪኢኩምዶ ትሕትና ዝተሐተቶ እውን ይብል መልሲ ኮለል የብላ ሽንኮለል ሐረጎ ሐፍትና እንቅዕ ገጽኪ ርአና

  • @meron5311
    @meron5311 4 ปีที่แล้ว +30

    ሓረጉ ፡ ሓረጉ ፡ ሓረጉ በጃኪ መርገጺኺ ኣነጽርልና ብሓቂ ተቃዋሚት ዲኪ ክርዳኒ ኣይከኣለን
    1, ቅድሚ ሳምንታት ንልዕሊ 35 ውድባት ብሓንሳብ ብምስማረን ከምዘይተዛራረብክስ ፡ንድሕሪት ተመሊስኪ፡ተስፋ ዘይህብ ሕቶ ክትሓቲ ፈጺሙ ቕንዕና የብሉን።
    2, ብዛዕባ ወያነ ልዕሊ ዝኮነ ሰብ ህልው ኩነታት ኣናተረዳኣኪ ፡ትምሊ እንዳበልኪ ንድሕሪት ኣይትምለስና። ትምሊ ካልእ መዓልቲ እዩ፡ ሎሚ ከኣ ካልእ መዓልቲ እዩ። ነዚ ሎሚ ተፈጥሩ ዘሎ ዕድል ክንጥቀመሉ ኣፍኪ ሓዝልና።
    እቲ ጽቡቕ ነግር ግን ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ እንተስ ብውልቁ እንተስ ብሓባር ንመጀመርታ ግዜ ብርሃን ሓርነት የርእየና ኣሎ እሞ ፡ ኪድ ቀጽል ኣምላኽ ምሳኻ ይኩን፡ ህዝቢ ኤርትራ ውን ምሳኻ እዩ።

    • @mtesfay161
      @mtesfay161 4 ปีที่แล้ว +2

      እንጀራ እዝጊ ብላዕ ለባም ሰብ ዋላ ኣነ እዛ ሓረጉ ትበሃል ስነ ስርዓት ዘይብሉ ሕቶ ትሓትት? ብሓፈሻ ኣኽብሮት ዘይብሉ ናይ ዘንጢልካ ብዕድመ ዝደፍኤ ኣቦኣ ዝኣክል ንዘለዋ ሕቶ ከማን ብኣኽብሮት ኣይትሓትትን ብርቱዕ ኢጎ ዘለዋ ጉልያ ። ናይ ጋዜጠና ብቕዓት ፍጹም ዘይብላ። ጽቡቕ ኣሎኻ ክቡር ሓወይ።

    • @selamnikulu-ol1ul
      @selamnikulu-ol1ul 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን (3)!!!

  • @user-of9fg7fi9e
    @user-of9fg7fi9e 4 ปีที่แล้ว +68

    ህዝቢ ኤርትራ ካብ እሰያስ ንላዕሊ ጸላኢ የብሉን " ልክዕ ብልክዕ ሓርበኛ መስፍን ሓጎስ

    • @fthi3585
      @fthi3585 4 ปีที่แล้ว +1

      @@zecliffleaf2257 intay 20 amet wedi medhin ab meda hizu kisab higie dem nusuhat zisteye wed tenben iyu meninetu Aykonen sxelienayo hasawi serakie silezikone hagerna sileziremesa ina Agame silezikone aykonan isayas gin kab diyablos ziabeye dem zikelebu iyu👹👹👹☠

    • @user-of9fg7fi9e
      @user-of9fg7fi9e 4 ปีที่แล้ว +2

      @@zecliffleaf2257 ወዲ ኮንትሮምሮ ኣቦታትና ብሰለማዊ ቃልሲ ስለ ዝቃለሱ ዝነበሩ ምበር ነዚ ከዳዕ እሰያስ ምንክል ምባል ጠፊእዎም ኣይኮነን

  • @tedrosteklab4856
    @tedrosteklab4856 4 ปีที่แล้ว +24

    The only person who knows, Esayas, it is you. Life is short. Leave legacy. We are tired, doing meeting after meeting, tell us your plan Eritrea people will flow you and you will live in our heart for generations to come.

    • @isaakafewerki1703
      @isaakafewerki1703 4 ปีที่แล้ว

      That's it . Becouse all of them who sit in position hurted to the people of Eritrea especially Mesfin Hagos coze he know the idiology of Issaias more than anyone,but he couldn't say something about him why? There was hiden party he was one of them but he said nothing when Issaias came up to position and why he did not follow to those who opposed to Issaias after eritrean independence like Biteweded Abrha. Why he is silence til now with saying nothing to inform the eritrean youths who spearsed in the whole world. I am so worry even now he may have something hiden agenda.

    • @goitomteklehimanot8663
      @goitomteklehimanot8663 4 ปีที่แล้ว

      Haaaaaa
      Wish fish

  • @hareguwoldu1704
    @hareguwoldu1704 4 ปีที่แล้ว +3

    ክቡር ሓርበኛ መስፍን ሓጎስ እግዚአብሔር አብ ጎኑኻ ይኹን ኢዱ ይዘርግሓልካ :: ህዝብኻን ሃገርካን ሓራ ወጽኦም የርእኻ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fitsumfesehaye3594
    @fitsumfesehaye3594 4 ปีที่แล้ว +3

    ተጋዳላይ መስፍን ሐጎስ ጅግና ኢለ ክሰምዬ ይውሕዶ እምበር አይበዝሖን ብሰራዊቱ ፍትው ብፃይነት ካብ ልቡ ዘክብር አብ ተግባር እምበር አብ ዘረባ ዘይአምን ውልቃውነት ጥቅሚ ዘየጥቅዖ ጅግና እዩ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኩቡር አቦ ቃልሲ።

  • @mussiehaile4300
    @mussiehaile4300 4 ปีที่แล้ว +14

    ተስፋ ሕዝቢ ኤርትራውያን ዘተግብር ወላዲ እዩ እሞ ሓደራ ክብሉኩም መንእሰያት መንእሰያትን ኩቡራት ጋዜጠኛታትን ነቲ እትሓትዎ ሕቶታት ሚዛናዊ ግበርዎ ምክንያቱ ጸላኢና ክታዓጻፈልና የብሉን ኩሉ ነገር ክትፈልጡ ኣይትድለዩ ምክንያቱ ወታሃደራዊ ስልቲ ኣይኮነን ምስኡ ኣስዕብ ኣቢለ ካኣኒ ንስሙ ዘጉልሕ ፕሮፖጋንዳ ክትገብሩ ከም መድያ ካኣኒ ይጽዋዓኩም ምክንያቱ ሓይሊ ክኮኖ መንእሰያት ውን ክፈልጥዎ መን እዩ መስፍን ሓጎስ ኢሎም ዝሓቱኒ መንእሰያት ብዙሓት ስለ ዝረከብኩ እየ ነዚ ክብል ዝተደፋፋእኩ ታሪክ ጀጋኑና ብሰንኪ ህግደፍ ዘይፈልጥ መንእሰይ ብዙሕ እዩ ኣስዕብ ኣቢለ ካኣኒ ዝናኣሰ ስሙ ጀነራል እዩ እሞ ጀነራል ኢልኩም ጸውዑዎ ኣይትሕፈሩ ታሪኽ ክትዉከሱ ትክእሉ ኢኹም ብጅግንነቱ ዘምጾኦ መራሒ ተጋድሎ ኤርትራውያን እዩ እዩ” እዩ” ናብ እዚ ንጽዋዓሉ ዘለና ኤርትራውያን ኢና ብተግባር ዝሰርሔ ሓደ ካብቶም ኣክራናት ጀጋኑ እዚ ወዳሓንኩም

  • @israelloveisraellove125
    @israelloveisraellove125 4 ปีที่แล้ว +66

    ኤርትራውያን ሕጂ ንበገስ መራሒ ተቃሊሱ ዘቃልስ ኢና ስኢና ኔርና ሕጂ ግን ጅግና ኣቦና ክቡር ጀናራል መስፍን ሓጎስ ክመርሓኩም ካብ በለ ሃየ ንስዓቦ ነዚ በላዒ ሰብ ኢሰያስ ምስ ሳዓብቱ ዕምሮም ነሕጽሮ 2021 ኣብ ዓድና

    • @aklilufray7706
      @aklilufray7706 4 ปีที่แล้ว +3

      ኣታ ዎዲ አዛ ጀኔራል ምባል ግደፋ

    • @nebieseias1487
      @nebieseias1487 4 ปีที่แล้ว +1

      @@aklilufray7706 entay nefhika

    • @berebere9700
      @berebere9700 4 ปีที่แล้ว

      @@nebieseias1487 neska enbar entiy eyu xagameka kabe issayis janeberka kulom janaralit ne Eritrea waxeoma eyom janarale malet entiy kegaber alewo hagare kaberes deyu

    • @samuelmebrahtu6071
      @samuelmebrahtu6071 4 ปีที่แล้ว

      ምሳኻ ኣለኹ ❤👊👊👊💪💪💪

  • @user-jb5zn7kp1v
    @user-jb5zn7kp1v 4 ปีที่แล้ว +36

    ህዝበይ ጽን ኢላካ ምስማዕ ጥራይ ዘይኮነ ኣስተዉዒልካ ነገራት ምርዳእን ቆቃሕ ኮንካ ጉዳይካ ብዕቱብ ክትከታተል ኣለካ ካብ ሕጂ ንደሓር ከምቲ ናይ ኢሰያስ ዘዝበሎ ከይተረዳእካ ጣቕዒት ክተርፍ ኣለዎ ካብ ሕጂ ንደሓር

    • @hussinibrahim7097
      @hussinibrahim7097 4 ปีที่แล้ว +1

      ትክክል

    • @aronyonas2951
      @aronyonas2951 4 ปีที่แล้ว +1

      ሓቅኻ እዛ ጣቕዒትያ ህዝብን ሃገርን ዘባደመት::

    • @user-nt7ey7fd5e
      @user-nt7ey7fd5e 4 ปีที่แล้ว +1

      @@zecliffleaf2257 ክልቲኦም ኣይናተይን ኢዮም ንዘረባ ኣይትተሃወኽ ኣስተውዕል ቅድሚ ምዝራብካ፡ ጉዳይ ህዝቡን ሃገሩን ዘገድሶን ዘሕሞን ግን ኩሉ ወገነይ ናተይን ኢዩ።

    • @issayasghebru6968
      @issayasghebru6968 4 ปีที่แล้ว

      leaf dergi wedi dergi wusai kabzi nay eritreawiane

  • @yesman-cs6fj
    @yesman-cs6fj 4 ปีที่แล้ว +9

    ጀርናል መስፍን ጅግና ናይ ዘልኣለም እኻ ኣነ ኣብ ዓዲ ወዲ ዓዲ ኣይኣምንን እየ ወላ ወዲ ኣከልጉዛይ ይኹን ኣነ ትርጉም የብሉን ኣብ ነጽነት ኤርትረ እየ ዘኣምን ካብ ኢሳያስ ጥራይ ናጻ ኣውጽኣና ሓወልቲ ክንገብረካ እና ኣጆኻ

    • @michaelokbatsion2137
      @michaelokbatsion2137 4 ปีที่แล้ว

      ንፉዕ በሓቂ ትርጉም የብሉን ኩልና ኤርትራውያን የሕዋት ኢና

  • @peace8949
    @peace8949 4 ปีที่แล้ว +40

    ህንጡይነት ድዩ ታህዋክ ኣይተረዳኣንን፣ ኩሉ መደባቱ ብቃልዕ ክነግሮም ድዮም ደልዮም

    • @techway9080
      @techway9080 4 ปีที่แล้ว +2

      ትክክል ኣልኻ ኑሱ ከኣ ሕቶኦም ተረዲኡ ጭፍ ጭፍ ትራይ ኢዩ ዝርዝር ዝህቦም ዘሎ ኮሙኡ ኢዩ ደማ ዝዋጾኦ

    • @mayayohannes7069
      @mayayohannes7069 4 ปีที่แล้ว

      Isayas, wdi xlot mas habewo eti elama, zy wdi xlot eya mesble
      Wdi Afom endablkum zsabkmo
      Hager atfekum, hgi ka ...kythatu
      Msfen H . .tblu alkum. ..ere mas ekum lbi grkum temharu??
      Aby alwu bal Petros bal Sbhat Efrem? Atum dnker
      Mesfen H ...mlak aykonen knamno
      Kyhatetna, eskatkum xlot mkanu
      Ekul eu, nana gna ...entay kmzgber
      Kfltna alwo nbel alna

  • @adonaythegreat8426
    @adonaythegreat8426 4 ปีที่แล้ว +22

    "ኣብ ውሽጢ ዘሎ እንተሓበረና ጽቡቕ፡ ኣይኮነን ግን ህዝቢ'ዩ ጅግና ዘፍሪ፡ ንኡስ ወለዶ ኣለና!" ኣሎ እቲ መሪሕነትን ጅግንነት ኣብ ጀነራል መስፍን፡ I feel it.

  • @bereketestifanos9337
    @bereketestifanos9337 4 ปีที่แล้ว +5

    I respect you our hero General Mesfin hagos I remember in 1996 Mendefera he is simple person. Just like father.thanks God see u again our hero.

  • @berealandfair5949
    @berealandfair5949 4 ปีที่แล้ว +94

    ነዚ ናይ መስፍን ሓጎስ ተበግሶ ዝቃወም ሰብ እንተሎ ብጀካ ልኡኽ ህግደፍን ብቃንዛ ህዝቢ ኤርትራ ዝሕጐስን ኤርትራ ሃገርና ከም ሃገር ቆዪማ ክትነብር ዘይብህግን ካብ ምዃን ሓሊፉ ካልእ መግለጺ ክወሃቦ ኣይክእልን ። ክለዓል፡ ዝኽእል ሕቶታት ኩሉ ድሕሪ ምውዳቕ እዚ ዓማጺ ክዝረበሉ ዝኽእል'ዩ።

  • @debesaykahsay6621
    @debesaykahsay6621 4 ปีที่แล้ว +26

    Welcome general mesfin hagos.

  • @user-ih2cn5dx6v
    @user-ih2cn5dx6v 4 ปีที่แล้ว +22

    ምውቅ ሰላምታ ንጅግና ኣያና መስፍን ሓጎስ!
    ጋዜጠኛታት ጽቡቅ ተበግሶ'ኳ እንተኾነ ፡ገሊኡ ዘልዓልኩሞ ሕቶታት ግን ተኣፈፍቲ እዮም፡ ንስርዓት ህግደፍ ዝጠቅም ከይከውን ምጥንቃቕ የድሊ።

  • @freedompeace3359
    @freedompeace3359 4 ปีที่แล้ว +22

    ሰላም መስፍን ሐጎስ🙏
    አበግሰና👏 ኤርትራውያን ዳግማየ ንተስእ👍 ህዝበይ ሐራ ንውጻዬም🙏
    አብ ሒወተይ ስካብ ዘለኩ ክቃለስ ኢየ!!!
    አምላክ ምስ ውጹዕ ህዝቢ

  • @selamnieritranaykun9142
    @selamnieritranaykun9142 4 ปีที่แล้ว +11

    እዞም ስቅ ኢሎም ሃተፍ ተፍ ዝብሉ ዘለው ኣይትሓዘሎም ተበገስ ጥራይ ስቅ ኢልካ ኣጆካ ኩቡር ኣያና ጀነራል ሓጎስ

  • @filimonteklemicael4729
    @filimonteklemicael4729 4 ปีที่แล้ว +20

    Welcome general abo hzbi

  • @geryetekle6399
    @geryetekle6399 4 ปีที่แล้ว +3

    Don't late part two my lovely people I stand with you 🥰😍 keep it up because I want to see freedom in our country God please 🙏🏾 help us freedom for our people ☝🏾

  • @arayameleke3471
    @arayameleke3471 3 ปีที่แล้ว

    ኣየ ጅግና ናይ ከድዓት ጅግና፡ንስካ ምስ ወያነ ፖሎቲካዊ ወታሃደራዊ ጽምዶ ገርካስ ኣንጻር ህዝቢ ፡ ናይ ብሓቂ ከዳዕ ኢካ።

  • @mehari4521
    @mehari4521 4 ปีที่แล้ว +7

    Merhaba ኣቦና መስፍን 💪❤️🇪🇷

  • @mehretabtekeste2954
    @mehretabtekeste2954 4 ปีที่แล้ว +18

    ፊልድ ማርሻል መስፍን ሐጎስ
    ኣንበሳ ናቅፋ
    ካብ ንኡስ ዕድመካ ጀምርካ ክሳብ ሎሜ ደኪመ ከይበልካ ሰለ ኤሪትራ ህዝባን ትገብሮ ዘለከ ቃልሲ ክብርን መጎስን ንዓካ ይኩን
    ጀናራል መስፍን ሐጎስ ጀጋኑ ኣድሃ ኣድሃ ንበረ ንበርልና
    ንከዳዕ ኢሰያስ ወጽአት ንዉጽኢት ጌርካዬ

  • @Ebenruth0722
    @Ebenruth0722 3 ปีที่แล้ว +1

    General Mesfin Hagos one of the Icon General , It looks small now but it will be big and great at the End , keeping going and we stand with you

  • @berekettesfahiwet5689
    @berekettesfahiwet5689 4 ปีที่แล้ว +22

    እታ ሕቶ ኣብ ኤርትራ ርክብ ዝገበርክሞ ኣሎ ዶ ዝብል ጽብቅቲ ኣይመስለንን !

    • @berekettesfahiwet5689
      @berekettesfahiwet5689 4 ปีที่แล้ว +3

      ብምስጢር ኢያ ክታሓዝ ዝግብኣ

    • @wwicxxcx805
      @wwicxxcx805 4 ปีที่แล้ว

      ደቆሮ😂😂

    • @berekettesfahiwet5689
      @berekettesfahiwet5689 4 ปีที่แล้ว +1

      @@wwicxxcx805 tegagika zarkey

    • @berekettesfahiwet5689
      @berekettesfahiwet5689 4 ปีที่แล้ว +3

      @@qwerygcxrfsw2570 ጽቡቅ ኣሎካ ክማሃሩላ ኣለዎም ኢሰያስ ናብ ዝከዶ ጥፊእዎ ኣሎ ስለዚ ክንሕዞ ኣሎና ንኢሰያስ !

    • @user-of9fg7fi9e
      @user-of9fg7fi9e 4 ปีที่แล้ว +4

      መልሲ መስፍን ግን ብጣዕሚ ሓያል ፓለቲከኛ እዪ ምትዕጽጻፍ ኣድኒቀዮ ገና ኣይኣረገን እባ

  • @abraham2254
    @abraham2254 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣጆኻ ኣቦና ጀነራል መስፋን ሓጎስ ኣብ ጎንኻ ኣለና ጥራይ ተበገስ ።

  • @mebini8359
    @mebini8359 4 ปีที่แล้ว +17

    I found this great worrier to be very patient, measured, realistic and meticulous. He is born a leader, and we should make him the front picture of our movement and nothing scares hgdef than that of a well known figure to emerge as a leader.

    • @abeilhedguhedgu8994
      @abeilhedguhedgu8994 4 ปีที่แล้ว +1

      I agree with you he can influence so numerous people.

    • @mebini8359
      @mebini8359 4 ปีที่แล้ว

      If you are lucky, One day you will be on his shoes , so respect people for what ever they are. Listen to ur good heart & disagree respectfully.

    • @mebini8359
      @mebini8359 4 ปีที่แล้ว

      I normally don’t respond, but exceptions. With all due respect, I think you have to make peace with your self, ur consciousness & ur souls. I still know deep down ur good heart is bothering you when you pass your unfounded street judgment on others because what you do to others, you do it to yourself. I agree with you on one thing, heroes don’t always stay as heroes. The current regime leaders were our heroes, but greed, power, hatred & selfishness washed their souls out, & see what we got? We became the last on earth & u & I can’t stand to each other. Think we are better than what we r doing, & no people deserves to run by one man, no constitution but rumor justice. youth future is army for life, no one can get in or out except the loyalist. I won’t wish it to my worst enemy let alone to my or ur people. Don’t sell your heart cause you won’t live forever.

    • @mebini8359
      @mebini8359 4 ปีที่แล้ว

      Character assassination is old fashion of HGDEF silencing real heroes, but too old to work now . This is my last word for you that listen to your good heart, don’t suffer.

  • @tabihabtemicael1940
    @tabihabtemicael1940 4 ปีที่แล้ว +1

    Amazing interview, thank you Erisat & Radio Erena. God bless!!!!

  • @ndjheijehheihd7015
    @ndjheijehheihd7015 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣቦና መስፍን ኣጆካ ኣብ ኣሰርካ ክንህሉ ኢና።ሓንቲ ክብለካ ኩሉ እቲ ገብሮ ኣብ ሾሻል መድያ ምዝራብ ኣየድልን ኢዩ።

  • @MS-to6mv
    @MS-to6mv 4 ปีที่แล้ว +8

    Minster general mesfun hagos jigna nay jeganu keep going ahead we’re stand on side of you❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝️✝️✝️

  • @soloferatelo2680
    @soloferatelo2680 4 ปีที่แล้ว +35

    Lebi gebri ata hezib elomo elomo elkia seku elka aytzarb General mesfin hagos edmin tinann Amlak yehagzi .

    • @ghirmamogos9374
      @ghirmamogos9374 4 ปีที่แล้ว

      መንዩ ጀነራል ኢዩ ኢሉካ።ኣይንስካን ዶ ነሀለካን ዘይ ጀነራል ጀነራል ኢልካ ትቅውዕ።

    • @soloferatelo2680
      @soloferatelo2680 4 ปีที่แล้ว

      @@ghirmamogos9374 serha General selzesrhi General eleyo alku

  • @pauloszeregaber6116
    @pauloszeregaber6116 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ጅግና፣ ቅኑዕን ልዝቡን ተጠንቂቁ ዝዛረብ ኣቦ ኢኻ ብሓቂ፣ ኣበይ ኣለዉ እዞም ክነብሑ ዝቀነዩ ደለይቲ ፍትሒ በሃልትን ሎቃምጽ ህግፍንን፣ እንተ እቶም ሓተትቲ ኩናትን ፖሎቲካን ኣይትፈልጡን ኢኹም ትሓትውዎ ሕቶ ኣይተፈልጡን ኢኹም።

  • @roosroosievb
    @roosroosievb 4 ปีที่แล้ว +2

    Great guy with great answers ....we eritreans are lucky to have u GENERAL MESFEN HAGOS

  • @yonibana6832
    @yonibana6832 4 ปีที่แล้ว +86

    እዋይ ኣቦ ሰራዊት ኤርትራ እንቃዕ ኤርትራዊ ኮንካ ተፈጠርካ በቃ ካልእ ዝብሎ የብለይን ሕጂ ግን እዛ ግዝየ በቃ ዘበለት ትመስል እሞ ህዝቢ ኤርትራ ንስዓቦ ንሓዞ ነርክቦ ካልእ ዝብሎ የብለይን ብቅዓት ውን የብልናን

    • @abdushifa5381
      @abdushifa5381 4 ปีที่แล้ว +1

      ስብ እንደ ተጋገየ ምጽማም ጌጋ እይ
      ንስካውን ምስኡ ኢካ ኔርካ

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972 4 ปีที่แล้ว +11

    ክቡር ጀነራል መስፍን ሓጎስ ኢልካ ጸውዓዮ ዶ ኣዛዚ ምክልካል ኤርትራ ከም ዝነበረ ረሲዕካዮ ኢካ ፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀነራል መስፍን ሓጎስ፣ ብተወሳኪ እወ ጀነራል እየ ክብል ኣይክእልን እዩ ምክንያቱ ብድዐ ትዕቢት ኣይናቱን እዩ ግን ብህዝብና ዘጽደቀልካ ጀነራል ኤርትራ ኢካ ክብርን ሞጎስን ይሰምዓካ ።

    • @senaitesfamichael7639
      @senaitesfamichael7639 4 ปีที่แล้ว

      Ata suk elkum aythawtitu eta smu thsho kesamay mearik general yeblun wegawi zkione kalie ygbeu aygbeon mearik kalie zereba eyu ab gdli azazi gnbar neiru eyu dhri natsnet zkione mearik aytewahbon ab etitrea bhgdeff wey bisayas mearik general zwesede 1 okbe abrha 2 sbhat ephrem 3 filkos eyom ezi mearik ahhiba kunue neiru kitbl aytkieln miknyatu isayas ndes zbelo yshymo ywerdo nabnet petros solomon general ygbeo zlale kielet wetehaderawi zelowo gn isayas sle zeyfetewo ab minster guifwo slezi eta shimu thsho

  • @onedayathome6342
    @onedayathome6342 4 ปีที่แล้ว +41

    ተስፋ ዝህብ ዋላ እንተኾነ መስፍን ሓጎስ ከም ምስጢር ዝዓቀቦም ንጉዕዞ ዓወት ዝሕግዙ ነገራት ክህልዉ ባህርያዊ ይመስለኒ፡ኣብ ሜድያ ቀሪብካ ኩሉ ምድሕዳሕ ግን ንኢሰያስ'ውን ጽቡቕ ኣጋጣሚ ክኸውን ይኽእልዩ።ሄኖክ ዝሓተታ ብጣዕሚ ኣገዳሲት ኮይና ትስመዓኒ፥"ከም ገዲም ተጋዳላይ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ምስ ዘለዉ ምኩራት ኤርትራውያን(ሲቢላዊ ይኹኑ ወተሃደራዊ) ዘሎ ሰንሰለታዊ ርክብ" ኣዝያ ኣገዳሲት።ኩሉ ኤርትራዊ ብዝተኸኣለ መጠን ናይ ውሽጥን ደገን ርክቡ ከሕይል እንተደኣ ኽኢሉ ፡ኢሰያስ ሓንቲ ለይቲውን ኣይምሓደረን።

  • @eriwalltashow5260
    @eriwalltashow5260 4 ปีที่แล้ว +18

    jegna tegdalay mesfun hagos ajoka meska alena❤🇪🇷🙏
    fetihwyan Eritreawin subscribe abza geberuu SUBSCRIBE abza atikumm

  • @EreyNEriBEri
    @EreyNEriBEri 4 ปีที่แล้ว +4

    መጀመርታ ንጅግና ወደባት መስፍን ሓጎስ ዘቅረብኩምልና ምስጋና ይብጻሕኩም። የግዳስ ኣብ ምልላይ ኣቦና ጀግና መስፍን ሓጎስ ናይ ኤሪሳት ጋዜጠኛ ክብረቱን መዝነቱን ኣይሃብካዮን። ተጋጊኻ ኢኻ።

  • @merhawitecle6574
    @merhawitecle6574 4 ปีที่แล้ว +10

    Much anticipated interview!! Can’t wait to hear it. Viva Mesfin Jgna!!

  • @jermanemariano2770
    @jermanemariano2770 4 ปีที่แล้ว +2

    Mesfin zeybele kabana yfele, gigna Eritrean Mesfin Hagos I 100% stand with you.

  • @solomonyemane3608
    @solomonyemane3608 4 ปีที่แล้ว +1

    ክቡራት ኣዳለውቲ Eri-sat & Radio Erena የቀንየልና፡ ንዝተጨቆነ ህዝቢ ልዑል ፍናና ዝህብ ብሉጽ ስራሕ።
    ክቡር ጅግና ጀነራል መስፍን ሓጎስ፡ ብሓቂ ክብሪ ይሃብካ፡ ኩሉ ዋህዮታት ኣካላትና ኣነቓቂካዮ፡ ልዑል ተስፋ ኣስኒቕካና። ክቡር ጀነራል ነዚ ኣብ ምረትን መከራን ስደትን ዝነብር ዘሎ ህዝብና ናይ ምክእኣልን ሓያል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኣታሓሳስባ ባህሉን ከተማእዝኖ፡ ሒዝዎ ዘሎ መንገዲ ዓወት ናብ ዝጭበጥ ምህርቲ ንክበጽሕ ተራካ ልዑልዩ ብዝሓየለ ቀጽሎ፡ ሒዝካዮ ዘለኻ ስራሕ ንህዝቢ ካብ መከራ ዘናግፍ ንሃገር ካብ ጥፍኣት ዘድሕን ሓያል ትብዓትን ጅግንነትን ዝሓትት ቁድስ ስራሕ'ዩእሞ ክብሪ ይሰማዕካ፡ ኣብ ጎድንኻ ኣለና፡ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ምሳኻ'ዩ።
    ክቡራት ጋዜጠኛታት ስለቲ ዝርኣ ኣበርክቶኹም ነመስግን፡
    Thank you.

    • @msraq
      @msraq 4 ปีที่แล้ว +1

      "ጀነራል ኮይነ አይፈልጥን፡ ጀነራል ኣይነበርኩን" እኮ ኢሉ

  • @leilayemane3439
    @leilayemane3439 4 ปีที่แล้ว +16

    I wanted to see this, thank you very much Erisat

  • @shabaymender9126
    @shabaymender9126 4 ปีที่แล้ว +27

    Forsa Kibur Jigna General Mesfin hagos !!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Jjajjo
    @Jjajjo 4 ปีที่แล้ว +3

    Dear Henok with all due respect please no need background music this is very important interview and eager to hear

  • @landlstaddon7061
    @landlstaddon7061 4 ปีที่แล้ว

    Eri Sat- Thank you for setting a stage for an interview of great significance. The soundtrack is also appropriate for the occasion.
    Neghesti (Canada)

  • @judeochristiankarneshimay8044
    @judeochristiankarneshimay8044 4 ปีที่แล้ว +18

    Wedi adey jigna kula eritrawi ab gonka alla

    • @sebtelam2826
      @sebtelam2826 4 ปีที่แล้ว +1

      Netom xemamat tegoteti wedi berad kea meed ablom ika

    • @user-of9fg7fi9e
      @user-of9fg7fi9e 4 ปีที่แล้ว

      ነቶም ኣገልገልቲ ምልኪ ደቂ ዓድኻ ክኣ ደቂ ዓደይ ንለውጢ ተሱኡ በሎም ብሩከይ

    • @judeochristiankarneshimay8044
      @judeochristiankarneshimay8044 4 ปีที่แล้ว

      @@user-of9fg7fi9e kekfuus thasbu ikum netom geganu amtsaiti natsnet ke aytblun dikum

  • @naostar5049
    @naostar5049 4 ปีที่แล้ว +16

    ጅግና ተጋዳላይ ኣያና መስፍን ሓጎስ ምዕሩግ በዓል ግርማ
    ኣቦ ኩሉ ገይሩ ግዲ ፈጢሩካ
    እምበር ሎሚ ዶ ምደኸምካ
    ካብ እዝግስ መዕረፍክካ ምመረቅካ
    ሕጂ ውን መጻኢ ራህዋ እንተሃልዩ ተስተማቅሮ ይግበርካ
    ጅግና ውልቀሰብ ጥራይ ዘይኮንካስ:ባዕልኻ ሰነድ ኤርትራ ኢኻ::

  • @goytayibarek
    @goytayibarek 4 ปีที่แล้ว +2

    wonderful and smart questions.

  • @erieri2848
    @erieri2848 4 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ዘዕግብ መልሲ እዩ እንተተበጊስና ክንዕወት ኢና:: ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ::

  • @eyobtes5588
    @eyobtes5588 4 ปีที่แล้ว +39

    "" እዛ ግዋ ግዋ ኢያ እዛ መሬት ከኣ መስያ ኢያ ሓደው ሕደር በልዎ ሓደው ብእዋኑ ኣፋንዉዎ "" ከይትኸዉን እዛ ጉዳይ ምስ ግዜ ምድዳም ኢዩ ! ዝኸበርካ ጅግና ተጋ መስፍን ሓጎስ " ግዜ " ብወታሃደራዊ መዓቀኒ እንታይ ተራ ከምዘለዎ ልዕሊ ማንም ንስኻ ትፈልጦ ! ስለዚ ሓደራ ኣበግሱና ዋዓል ሕደር ኣየድልየናን ኢዩ !!!።

    • @solomonwelday2964
      @solomonwelday2964 4 ปีที่แล้ว +1

      ናበይ ክትብገስ

    • @sebtelam2826
      @sebtelam2826 4 ปีที่แล้ว +10

      @@solomonwelday2964. Nabta zleaka siena tbelo siena adeda Shgr zkonet Adeka gdi

    • @solomonwelday2964
      @solomonwelday2964 4 ปีที่แล้ว +1

      @seb telam ከምኡ እንተበልካ ጽቡቕ ናይ ለባማት and thanks ኣነ ዝቃወማ ዘለኹ ምስ ዓጋመ ወያነ ኮንካ ን ህግደፍ ንዋጋኣዮ . And ንዓኹም ሓልዮት እዩ ኣማውታኹም ከይተክፉኡ... ልቢ ግበሩ መስፈን ሓጎስ ከምዚ ኤሎሙና ዶ ኣረጋይ ሓጎስ ከምዚ ኢሉና ኢልኩም ኣብ ህጉም ከይትኣትዉ ንሶም ነታ ረመጽ ቅርብ ኣይብሉዋን እዮም... you guys are new generation and you living in 21st century so be smart

    • @biniazmarino7334
      @biniazmarino7334 4 ปีที่แล้ว +3

      @@solomonwelday2964 ኣየ እስኻ እቲ ሓርነት መን ከምጻልካ ድኣ ሞ ትጽበ ኣለካ

    • @michaelnatty43
      @michaelnatty43 4 ปีที่แล้ว

      Solomon Welday : think my friend!

  • @nebsey
    @nebsey 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣቱም ሰባት ትሓትዎ ሕቶ ፍልጡ ኣብዚ ግዚ ዝሕተት ሕቶ ካልእ ኣሎ ሕጂ ኣብ ቃልሲ ኢና ደለና አዚ አስኻትኩም ትሓትዎ ደለኹም ግን ኣብ ግዚ ዲሞክራሲ ዚሕተት ሕቶ ልዩ. Don’t let the enemy have an idea .. you are doing great job but you need to differentiate some of the question are very sensitive you can even tell from his body language. Remember this social media. Thank you again and we are on your side General Mesfun Hagos we are ready by any means.

  • @gett2345
    @gett2345 4 ปีที่แล้ว +1

    This is good start. I hope you had a better discussion with tigray government. You can keep the details but you need to work harder to save the country and we are always with you !
    Keep the people update so we can plan to support you .

  • @simoneritrea9223
    @simoneritrea9223 4 ปีที่แล้ว +3

    የሕዋት ኤርትራውያን ናተይ ፍልይ ዝበለ ርኢቶ ኢዩ ዘለኒ, እዞም ህግደፍ ከይቀደምዎ ከለዉ ንምንታይ ኢዩ ጋርድ (bodyguard) ዘይግበረሉ ኣብቲ ዘለዎ ሃገር ከም ርኢቶ ርኢኹም ሕሰብሉ በጃኹም እዞም ህግደፍ ከይቅድሙና በጃኹም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @futsumtesfay5137
    @futsumtesfay5137 4 ปีที่แล้ว +19

    መስፍን ሓጎስ ቀታሊ ይንበር ሓራዲ ብዘይኣገድስ ኣብዛ ህጂ ሰዓት ደገፍ ኢዩ ዘድልዬ፡ካብ ኮፍ ኢልካ ምፍካር ዝኸፍእ የለን፡ከምታ መስፍን ሓጎስ ዝገብራ ዘሎ ክሳብ ዘይገበርካ፡እንተኾነ ሓገዝካ ኣበርክት፡እንተዘይኮነ ድማ ኣፍካ ሒዝካ ሱቅ ምባል ጹቡቅ ኢዩ።

    • @zenithalem5503
      @zenithalem5503 4 ปีที่แล้ว +1

      Men ke ketali kblo , jgna neru b wetehaderat ka ftww

  • @yrgalemgebreslasie3606
    @yrgalemgebreslasie3606 4 ปีที่แล้ว +17

    ኣይትደንጉዩ ጥራይ።

  • @biniambooss1296
    @biniambooss1296 4 ปีที่แล้ว +53

    ህግደፍ ክሳብ ዝፀንት ብሓደ ንሕበር

  • @user-rz5zq4cj5b
    @user-rz5zq4cj5b 4 ปีที่แล้ว +39

    Tgray gda ahwatna n Eseyas wela ms sheytan mekirna knekaxlo ena.

  • @yosephtesfay7612
    @yosephtesfay7612 4 ปีที่แล้ว +36

    ንኸተጽንዑ'ኸ ግዜ ኣለኹም ድዩ? ግዜ ይቕድመኩም ደኣ ከይህሉ፧

    • @medhaneessak5855
      @medhaneessak5855 4 ปีที่แล้ว +2

      Adi Semere ትኽክል

    • @user-of9fg7fi9e
      @user-of9fg7fi9e 4 ปีที่แล้ว +4

      @Adi Semere ያ ዕቃበ ይገብር ኔሩ ነቶም ፓለቲክ ዝርዳና ርዱእ እዪ ' መንእሰያት ጥራይ ሕጂ ክንልዓል ኣለና ናይ መዋእል ለውጢ ክነምጽእ ኣለና

    • @user-rw6wj5lw4k
      @user-rw6wj5lw4k 4 ปีที่แล้ว

      ኣስናን ዘይብልኩም ኣክላባት ኢኩም

    • @Mky330
      @Mky330 4 ปีที่แล้ว

      Adi Semere ኣነስ ሕቶ ኣላትኒ ግን ኣብዚ ክኣ ክሓትት ኣይደለኩን ፣ከይከታተሉና እዞም ናይ ኣስመራ ስለያ ኢሰያስ ፣ኣገዳሲት እያ ኔራ

    • @user-wr4ih6td4o
      @user-wr4ih6td4o 4 ปีที่แล้ว

      @@user-of9fg7fi9e እወ ሕጂ ቆሪጹ ዝተበገሰ ይመስል ናይ ቅድሚ ሕጂ ቃለ መሕተት ንሃልኪ ህዝባዊ ርክባት እዩ ኔሩ ከምዚ ኣይትሕተተኒ ውላ ገለ እንዳ በልካ ዶ ኣሎ እዩ ናይ ሎሚ ግን ጽብቅ ተበግሶ ይመስል ይርሓሰና ጥራይ ንበል።