ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Welcome ሥልጣን ሓውና ባሕቲ ሕዳር ሰላም ወሰናይ ንሪአሉን ንሰምዐሉን ይግበረልና ደቂ ተዋህዶ📚💙
*_አሜን አሜን አሜን ወይኩን🤲_*
ቃል ሂወት የስመዓና ስልጣን ሃውና ቅኑዕ ቅብሉልን ትምህርቲ ኢዩ ዝመነ ትኩላ ንነብስና ዝሕሉ ትምህርቲ❤❤❤።
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ ወታደር ከርሰቶስ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን የሃብኹም ኣምላከ
ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስሜዓልና ሜምህሬይ አሜ ብርሃን ምስ ወዳ ምሳኻ ትኹን
ናይብሓቂ ቃልህይውት የሰመዐልና ክብር መምህርይኣሜንኣሜንኣሜን✝️💒💕🙏💕✅✅✅💖💖💖💘💘💘💟💟💟🕊🕊🕊🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🌿🌿🌿🌿
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ቅድስ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወሲኩ ሰመያዊ ጥበቡ ይግለጸልካ ❤️❤️❤️❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣመን መምህረይ ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏🙏🙏
ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና
Amen amen amen kal hiwet yesmalna kubur memhrna
ቃለ ሕይወት ስምዓልና ዝሓወይ እግዚኣብሄር ሓይሉ ይሃብካ🙏🙏🙏
Ok ስልጣን ሓውና ኣቦና ሽኖዳ ከምዚ ትብሎም ዘለካ አንተኮይኖም, ንምንታይ ድኣ ሞ ምስ መናፍቃን ክዕረቁ ከለዉ ናይ ክህደት ትምህርቲ ምስ ዝምሃሩ , ሕጊ ቤተክርስትያን ሸለል አሎም?
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩሉ ሰብ ክምርምር ክክእል ኣለዎ ሙሁራት ኢና ዝብሉ ናብ ደስ ዝበሎም ክጠዋውዩና ኣይነፍቅደሎ ዕርቂ ዝጸልእ እተሎ ነብሱ ይፈትሽ ዝፈረሐ እንተሎ ይትባዕ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽ ኢዩድንግል ማርያም ኣደ ኣምላኽ ኢያመስቀል ኣምላኽ ዝተሰቅለሉ ኢዩናይ ቅዱሳን መላእክት ቅዱሳን ጻድቃን ሰማእታት ኣማላድነትን ረዲኤትን ኣሚንና ኣብ ወልድ ዋህድ እምነት ጽኒዕና ንከይድ ንተሉ ፍነቶሙ ለቅዱሳን ኣበዊነ ።
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና መምህርና 🙏🙏🙏
እግዚኣብሔር ይመስገን መምህረይ❤❤❤😊😊😊
ቃል ሂወት የስመዓልና ብሓቂ. ብጣዕሚ'የ ነዚ ነገር እዚ ኣልዒሉ ዝዛረብ መምህር ይደሊ ኔረ.
ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና🙏🙏😭
ቃለ ሂወት የስመዓልና እቲ ሰላም ኣይኮነን ተጸሊኡ ዘሎ እቲ ኣፈላልዩና ዝጸነሐ ዘይ ኣረምዎ ንመጻኢ ስለ ዘፍረሃና
ቃለ ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓውና
ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህረይ ሓንቲ ካሓተካ ምስ እንይ የቅሬቱኡ ሽኖዳ ትብል ስም ትርጉማ እባ ንገረና
የቀሬታ መምህረይ እዛ ሕቶ መሉሱለይ ተገዲስኩም
ስልጣን ሓወይ እዛ ጽሑፈይ ክተንብባ በዓል ምሉእ ተስፋ እየ ። እዚ ብዛዕባ ቅዱስ ኣቦና ሽኖዳ ተባሂሉ ትብሎ ዘለኻ ምምንፍቕና ሚሂሮም ዝብል ሰብ ኣሎ እንተ ኾይኑ ብጣዕሚ ተጋግዩ እዩ ምኽንያቱ ካብ ኣቦና ኾነ ካባኽ ምንፍቕና ተሰሚዑ ኣይፈልጥን እዩ ። እንተ ብዛዕባ ምስ መናፍቕን ሕብረት ምግባር ግን ብርግጽ ዪግበር ኣሎ ብፍላጥ ድዩ ብዘይ ፍላጥ። ነዚ ክብል ዘገደደኒ እዞም ተሓድሶ ናይ ብሓቂ መናፍቓን እዮም፡ ምኽንያቱ ኣብዚ ዘለኽዎ ዓዲ ናይ ኤርትራ ኾነ ናይ ኢትዮጵያ ቤተክርስትያን የለን ስለዚ 9 ዓመት ግብጻውያን እዮም ንዓና ኢሎም ቤተክርስትያን ከፊቶም ዘገልግሉና ዘለዉ ክሳብዛ ሎሚ ዕለት ኢዚኣ እዚ ማለት ናይ ኤርትራ ኾነ ናይ ኢትዮጵያ ቤተክርስትያን ኣብ ዓመታዊ በዓል እንተዘይ ኮይኑ ኣይንኸይድን ኢና ። ጥምቀትና ኾነ መርዓና ኣባት ነብሳትና ግብጻውያን እዮም ። ወላ ገዳም ኣለና ናይ ግብጻውያን እዚ ዝብለካ ዘለኹ ኤርትራውያን ጥራሕ ኣይኮናን ወላ ኢትዮጵያውያን እዮም ስለዚ ምስ ተሃድሶ ኩሉ ግዜ ኣብ ገዳም ኮነ ወላ ኣብቲ ንዓና ኢሉ ዝተከፍተ ቤተክርስትያን ዪመጹ እዮም ስለዚ ኩሉ ግዜ ናይትምህርቲ ሽግር እዩ ዘጋጥመና ናይ ብኡነት እየ ዝብለካ ብጣዕሚ እዮም ነፋሒቶ ባህሪ ዘለዎም ጌጋ ትብህርቲ ክምህሩ ዪፍትኑ ንሕና ክኣ ግደፉ ክንብል እቶ ግብጻውያን ኣቦታት ክሳብ ዝጭነቁ እዩ ዝኸዉን ካብ ግብጻውያን ጌጋ ትምህርቲ ተማሂርና ኣይንፈልጥን እካ ድኣ ናትና ስርዓት ምሳና ኪገብሩ ዪፍትኑ ኣብዚ 9 ዓመት ምሉእ ። እቶም ተሃድሶ ግን ፍጹም ካብ ግብጻውያን ሰሚዕናዮ ዘይንፈልጥ ትምህርቲ ክምህሩ ዪፍትኑ ካባይ ጀሚርካ ክኣ ሳላኹም ብፍላይ ክኣ መምህር ካሳሁን ኮነ ወልድኣብ ዲን ኣስመላሽ ዲን ሽመንዲ ንስኻ ሳላ እምነትና ክንፈልጥ ዝገብርኩምና ብፍጹም ከንሕልፎ ኣይከኣልና ።ሕጂ ግን ስልጣን ሓወይን መምህረይን ምስኦም ሕብረት ብምግባርካ ንዕና ከም ኣኽላባት ንስኹምን ንሶምን ከም ኣግማል ጌርካ ምግላጽካ ሓዚነ። ዘይ ንስኻ ዘለኻዮም መምሃራና ዝመሃርኩምና ኢና ጸግዒ እታ ሓቀኛ እምነት ክንከዉን ተዳሊና ዘለና ።እመነኒ ግን ከሕፍሩኻ እዮም ወይ ኣብ ናቶ ክትኣቱ እንተዘይኮንካ ንሶም ናባኻ ኣይመጹን እዮም 100% ጽቡቕ ጌርና ተፍሊጥና ኢና ምስኦም ። ምናልባት ዓደይ ዓድኻ ዘለዎ ኣካያይዳ ወይ ፖሎቲካ ሽፋን ጌርካ ናብኣቶም እንተዘይ ሃጺጽካ ናባና ናብቶም ዝመሃርካና ክትምለስ ኢኻ ኩንታቶም ወይ ኣብ ሓደ መቕደስ ምስኣቶም ምስ ቆምካ ክትስንብድ ኢኻ ምስ ግዜ ርግጸኛ እየ ። እምነት ኣለኒ ትምህርቶም ከም ዘይትስዕቦ መምህረይ ። እዝክሉ ዝጽሕፍ ዘለኹ ኣብ ዉሽጠይ ሕማቕ ስለ ዝስመዓኒ ዘሎ እየ እንበር ካባኻ ዘወጸ ዘይ ናትና ትምህርቲ የለን እሞ መምህረይ ልዕሌኻ ኣነ ዪፈልጦም እየ ክትገድፎም ኢኻ ምስ ግዜ ግን በጃኻ እዚ ኩሉ ህዝቢ ንዕኦም እዩ ዝጻረሮም ዘሎ እንበር ንዓኹም ኣይኮነን ስለዚ ንዕኦም ክትከላኸል ኢልካ ምስ ህዝብኻን ደቂ እምነትካን ኣይቲ ተናኽ ሰላም ክኣ ጽቡቕ ምኻኑ ኩሉ ሰብ ዪፈልጥን ዪደሊያን እዩ ቅድም ምስቶም ከማኻ እምነቶም ብፖሎቲካ ምኽንያት ተፈሊዮምካ ዘለዉ ደቂ እምንትካ ሰላም ኪትገብር ፈትን እንበር ኣብ ተሃድሶ በጺሓ ስላም ኣገዳሲት ኮይና ኣብቶም ደቂ እምንትካ ክኣ ሸፈፍ ኢልካ ምሕላፍ ኣይግድን።እዚ ወድሓንካ መምህር
Bhaki belihn mestewaln hawna Merhawi tsgeu yebzhalka .Kula eta zbelkaya gziu newih aykonen Nreyon nsemon alena .Slezi kulna Ab Emnetna yexneana fetari
🙏💒🙏🙏እግዝኣብሄር የመስገን ቃለ ሂወት የስምዓልናኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏💒🙏🙏
ግርም ቃል መም/ስልጣን ዘመን ኣገልግሎት ይባርኽ
ቃለ ሂወት የስማልና ምምህር ስልጣን ሃወይ ቀጽሎ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ቃለ ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓውና ካብ ተካታተሊካ
እንኳዕ ብዳሕና መፃእኻ ክቡር ሓውና ቃለ ህይወት ያስመዐልና ❤❤❤
ባሓቂ በረከቶም ይሕደረና
ናይ ብሓቂ ስልጣን ኃወይ! ❤ ቀጽሎ።
እግዜኢብሔር ይመስገን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና 🥰🥰🥰
Kale hiwet ysmana hawna nay agelglot zemenka ybarek ❤
ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዐልና ስላጣየይ ኣሜን ኣሜን❤❤❤👏
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዐልና❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ❤ ቅዱስ ኣምላኽና ሓይሉን ጥበቡን ይግለጸልካ🙏❤
Kale hiwet yesmalna memhrey egzabher tsegeu yebzhalka zemene agolgulotka ybark
Amen
ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሓቂ ብጹእ ኣቡነ ሲኖዳ ኣብቲ ዝረኸብናዮም ሓጻር ጊዜ ዝረኣናዮምን ዝሰማዕናዮምን ሓቂ ዝፈትዉ ተባዕ ብምሳሌ ጌሮም ብቐሊሉ ከረዱኡ ዝኽእሉ ብዓል ጸጋ ኣቦ ኢዮም። እግዚኣብሄር መመሊሱ ጸጉኡ የብዝሓሎም ዕድመን ጥዕናን ካኣ ይሃቦም ❤❤❤
Amen amen amen kale hiwet yesmaelna
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና በርከቶም ንፅሎቶምን ኣቦና ቡጽኡ ኣቡነ ሽኖዳ ምስ ኹልና ይሕደር አሜን አሜን አሜን 🎉🎉♥️♥️♥️
Nay behaki kale hiwet yesmalena Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalka 🙏🙏🙏 Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
Kale hiwet yesmalena amen(3)
ብዛዓባ ክሕደት ኣብ መቃርዮስ ኣብ ቅድስተ ስላሴ ገለ በለና
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna kbur hawey
Amen amen amen 🤲🤲🤲
እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ሰልጣነ ሓወይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይዋ❤❤❤ ክብር መምህረይ ሰልጣነ ከሰተ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚኣብሔር አምላክ❤❤❤ 😘😘😘😍😍😍
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna
እንኳዕ ብሰላም መፃእክ መምህረይአሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመአልና
መምህር ስልጣን/ስልጣነይ ናበይ ጠፍእኻ አይትጥፎኣ ባ መንፈሳዊ ትምርትኻ ናፍቅናዮ🙏
Amennn amennn amennn
Amen amen amen kalehiwet yesmealna Egziabhere amlak xegau ybzihaleka sltan hawey
qal hiwet yesmealna seltene hawey ❤
Amen amen amen
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት ይስምዓልና 🥰🥰🥰🎉🥰🎉🎉🎉
ቃል ሂወት የስምዓልና ክበር ሓዉና❤❤
Yesss
አሜን ወፊርካ እቶ
Amen Amen Amen kalwet yesmania
እግዛኣብሄር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ስልጣነይ❤❤
ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ
አሜን አሜን አሜን
ቃልህይወትየስመዐልና❤❤እግዚኣብሔር ይመስገን
Amen Amen Amen qalihawet yesmaelina
Qale hiwetu yesmalna egziabher ab hawna hadiru nzmeharena,,Kabzom nay zemena kufue zmhru yedhnena fetari.
Amlak ymesgen msana kenyom azyu kea des elna egziabieher ymesgen 🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን ❤❤❤
Amen qale hiwet yesmalna kbur hawey
ኣነ ሽነዶስ ኤርትራ ክገብርዎ ዘለዎም ክገብርዎ ዝግብእዎን እኳ እንተለዎም ምፍላይና ግን ደስ ኣይብለንን መኽንያቱ እታ እምነት ኣብ ትኽክል ስለ ዘላ
Kale hiwet ysemana memheryy❤❤❤
ጸጋው ያብዘሐልኻ❤
Kebret yehabelna selam hawey tega ezegabher yebzehalkia
ቀየነይልና ስልጣን ሓዉና ከምዚ ጌርካ ተነቃቅሓና ዘለካ❤
❤❤❤ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና🌿🌿🌿
ቃል ህይውት ያስመዓና ክብሪ ቃልህይውትያስመዓናክብሪመምህርና
እንቃዕ ሰላም መፃኩም ክቡር መምህርና ❤️ቃለ ህይወት የስመዓና 🙏🙏🙏
Nskas enqae teweledka❤❤❤
ኣሜንኣሜንኣሜን💕🙏💕✅🥰🥰🥰🥰
Amen. 3
Kalhiwet ysmealina kibret yihabka zhwey 🙏🙏🙏
Kale hiwet yesmalna
Enqa be Selem mexaka Qale hiwte yesmalna memhrey 🙏❤️😊❤️
Because the book is right
💙💙💙💙💙💙
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ክበር ሓውና 💯✅🙏🔐⛪✝️
ሰባት ኣብ ሜፈራድ ኣይተንበሩ በሐበረት ተኣከቡ ተዛራረቡ ደሐሩኣ.ፈረዱ
ቓል ህወት ይስማልና 🤲❤️❤️❤️❤️❤️
Wowwwwww
Qal hiwet ysmalna kubur sltan hawna xegeu ybzhalka edmen tienan yhabka fetari ❤❤❤
Kalhewot yesmalena hawena ❤❤❤
Nay bhaqe egzabher xegu ybzhaleka zhawey qal hewet yesemalena❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በጣሚ ዘሔዘን. ሰልጣን መጀመረታ ሰብ የንበብ ደሀሩ መርቻኡ የግበር ዘገርመኒ አንተሎ ኮማኡ አልና ሰባት ከንፈረድ ነንበር ኣለና ኣዘዩ የሐዘነካ ፊት ነፊት ተዛራሪብካ ደሐርይ ሰብ ተፈርድ አንተዝየለ ኣብ ሜፈራድ ሰብ ከዓረበና ታሪክና የሐዘን መስኩሉ ሰብ በሰላም ነበሩ ዘበል ተሪፉ ፈረዱ ተቀየሩ
Egziabher amlak baynu mhretu ytemtena enber hmaq gezie ina bexhna memhrey ❤️❤️❤️✝️✝️✝️🙏🙏🙏😪😪😪
Aman aman aman
🙏🏻🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Nay bhaki. Qal hiwet yesmaalna kubur hawna
ቃሊ ህይወት የስመዐልና 👏👏
Qale hewet yesmalina memhrey🙏🙏🙏
ረቡኒ🥰
❤❤❤❤
qale hiwet yesmalina
Qale hiwet yesmalna kubur haw.
Welcome ሥልጣን ሓውና ባሕቲ ሕዳር ሰላም ወሰናይ ንሪአሉን ንሰምዐሉን ይግበረልና ደቂ ተዋህዶ📚💙
*_አሜን አሜን አሜን ወይኩን🤲_*
ቃል ሂወት የስመዓና ስልጣን ሃውና ቅኑዕ ቅብሉልን ትምህርቲ ኢዩ ዝመነ ትኩላ ንነብስና ዝሕሉ ትምህርቲ❤❤❤።
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ ወታደር ከርሰቶስ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን የሃብኹም ኣምላከ
ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስሜዓልና ሜምህሬይ አሜ ብርሃን ምስ ወዳ ምሳኻ ትኹን
ናይብሓቂ ቃልህይውት የሰመዐልና ክብር መምህርይኣሜንኣሜንኣሜን✝️💒💕🙏💕✅✅✅💖💖💖💘💘💘💟💟💟🕊🕊🕊🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🌿🌿🌿🌿
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ቅድስ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወሲኩ ሰመያዊ ጥበቡ ይግለጸልካ ❤️❤️❤️❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣመን መምህረይ ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏🙏🙏
ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና
Amen amen amen kal hiwet yesmalna kubur memhrna
ቃለ ሕይወት ስምዓልና ዝሓወይ እግዚኣብሄር ሓይሉ ይሃብካ🙏🙏🙏
Ok ስልጣን ሓውና ኣቦና ሽኖዳ ከምዚ ትብሎም ዘለካ አንተኮይኖም, ንምንታይ ድኣ ሞ ምስ መናፍቃን ክዕረቁ ከለዉ ናይ ክህደት ትምህርቲ ምስ ዝምሃሩ , ሕጊ ቤተክርስትያን ሸለል አሎም?
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
ኩሉ ሰብ ክምርምር ክክእል ኣለዎ ሙሁራት ኢና ዝብሉ ናብ ደስ ዝበሎም ክጠዋውዩና ኣይነፍቅደሎ ዕርቂ ዝጸልእ እተሎ ነብሱ ይፈትሽ ዝፈረሐ እንተሎ ይትባዕ
ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽ ኢዩ
ድንግል ማርያም ኣደ ኣምላኽ ኢያ
መስቀል ኣምላኽ ዝተሰቅለሉ ኢዩ
ናይ ቅዱሳን መላእክት ቅዱሳን ጻድቃን ሰማእታት ኣማላድነትን ረዲኤትን ኣሚንና ኣብ ወልድ ዋህድ እምነት ጽኒዕና ንከይድ
ንተሉ ፍነቶሙ ለቅዱሳን ኣበዊነ ።
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና መምህርና 🙏🙏🙏
እግዚኣብሔር ይመስገን መምህረይ❤❤❤😊😊😊
ቃል ሂወት የስመዓልና ብሓቂ. ብጣዕሚ'የ ነዚ ነገር እዚ ኣልዒሉ ዝዛረብ መምህር ይደሊ ኔረ.
ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና🙏🙏😭
ቃለ ሂወት የስመዓልና እቲ ሰላም ኣይኮነን ተጸሊኡ ዘሎ እቲ ኣፈላልዩና ዝጸነሐ ዘይ ኣረምዎ ንመጻኢ ስለ ዘፍረሃና
ቃለ ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓውና
ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህረይ
ሓንቲ ካሓተካ ምስ እንይ የቅሬቱኡ ሽኖዳ ትብል ስም ትርጉማ እባ ንገረና
የቀሬታ መምህረይ እዛ ሕቶ መሉሱለይ ተገዲስኩም
ስልጣን ሓወይ እዛ ጽሑፈይ ክተንብባ በዓል ምሉእ ተስፋ እየ ። እዚ ብዛዕባ ቅዱስ ኣቦና ሽኖዳ ተባሂሉ ትብሎ ዘለኻ ምምንፍቕና ሚሂሮም ዝብል ሰብ ኣሎ እንተ ኾይኑ ብጣዕሚ ተጋግዩ እዩ ምኽንያቱ ካብ ኣቦና ኾነ ካባኽ ምንፍቕና ተሰሚዑ ኣይፈልጥን እዩ ። እንተ ብዛዕባ ምስ መናፍቕን ሕብረት ምግባር ግን ብርግጽ ዪግበር ኣሎ ብፍላጥ ድዩ ብዘይ ፍላጥ። ነዚ ክብል ዘገደደኒ እዞም ተሓድሶ ናይ ብሓቂ መናፍቓን እዮም፡ ምኽንያቱ ኣብዚ ዘለኽዎ ዓዲ ናይ ኤርትራ ኾነ ናይ ኢትዮጵያ ቤተክርስትያን የለን ስለዚ 9 ዓመት ግብጻውያን እዮም ንዓና ኢሎም ቤተክርስትያን ከፊቶም ዘገልግሉና ዘለዉ ክሳብዛ ሎሚ ዕለት ኢዚኣ እዚ ማለት ናይ ኤርትራ ኾነ ናይ ኢትዮጵያ ቤተክርስትያን ኣብ ዓመታዊ በዓል እንተዘይ ኮይኑ ኣይንኸይድን ኢና ። ጥምቀትና ኾነ መርዓና ኣባት ነብሳትና ግብጻውያን እዮም ። ወላ ገዳም ኣለና ናይ ግብጻውያን እዚ ዝብለካ ዘለኹ ኤርትራውያን ጥራሕ ኣይኮናን ወላ ኢትዮጵያውያን እዮም ስለዚ ምስ ተሃድሶ ኩሉ ግዜ ኣብ ገዳም ኮነ ወላ ኣብቲ ንዓና ኢሉ ዝተከፍተ ቤተክርስትያን ዪመጹ እዮም ስለዚ ኩሉ ግዜ ናይትምህርቲ ሽግር እዩ ዘጋጥመና ናይ ብኡነት እየ ዝብለካ ብጣዕሚ እዮም ነፋሒቶ ባህሪ ዘለዎም ጌጋ ትብህርቲ ክምህሩ ዪፍትኑ ንሕና ክኣ ግደፉ ክንብል እቶ ግብጻውያን ኣቦታት ክሳብ ዝጭነቁ እዩ ዝኸዉን ካብ ግብጻውያን ጌጋ ትምህርቲ ተማሂርና ኣይንፈልጥን እካ ድኣ ናትና ስርዓት ምሳና ኪገብሩ ዪፍትኑ ኣብዚ 9 ዓመት ምሉእ ። እቶም ተሃድሶ ግን ፍጹም ካብ ግብጻውያን ሰሚዕናዮ ዘይንፈልጥ ትምህርቲ ክምህሩ ዪፍትኑ ካባይ ጀሚርካ ክኣ ሳላኹም ብፍላይ ክኣ መምህር ካሳሁን ኮነ ወልድኣብ ዲን ኣስመላሽ ዲን ሽመንዲ ንስኻ ሳላ እምነትና ክንፈልጥ ዝገብርኩምና ብፍጹም ከንሕልፎ ኣይከኣልና ።ሕጂ ግን ስልጣን ሓወይን መምህረይን ምስኦም ሕብረት ብምግባርካ ንዕና ከም ኣኽላባት ንስኹምን ንሶምን ከም ኣግማል ጌርካ ምግላጽካ ሓዚነ። ዘይ ንስኻ ዘለኻዮም መምሃራና ዝመሃርኩምና ኢና ጸግዒ እታ ሓቀኛ እምነት ክንከዉን ተዳሊና ዘለና ።እመነኒ ግን ከሕፍሩኻ እዮም ወይ ኣብ ናቶ ክትኣቱ እንተዘይኮንካ ንሶም ናባኻ ኣይመጹን እዮም 100% ጽቡቕ ጌርና ተፍሊጥና ኢና ምስኦም ። ምናልባት ዓደይ ዓድኻ ዘለዎ ኣካያይዳ ወይ ፖሎቲካ ሽፋን ጌርካ ናብኣቶም እንተዘይ ሃጺጽካ ናባና ናብቶም ዝመሃርካና ክትምለስ ኢኻ ኩንታቶም ወይ ኣብ ሓደ መቕደስ ምስኣቶም ምስ ቆምካ ክትስንብድ ኢኻ ምስ ግዜ ርግጸኛ እየ ። እምነት ኣለኒ ትምህርቶም ከም ዘይትስዕቦ መምህረይ ። እዝክሉ ዝጽሕፍ ዘለኹ ኣብ ዉሽጠይ ሕማቕ ስለ ዝስመዓኒ ዘሎ እየ እንበር ካባኻ ዘወጸ ዘይ ናትና ትምህርቲ የለን እሞ መምህረይ ልዕሌኻ ኣነ ዪፈልጦም እየ ክትገድፎም ኢኻ ምስ ግዜ ግን በጃኻ እዚ ኩሉ ህዝቢ ንዕኦም እዩ ዝጻረሮም ዘሎ እንበር ንዓኹም ኣይኮነን ስለዚ ንዕኦም ክትከላኸል ኢልካ ምስ ህዝብኻን ደቂ እምነትካን ኣይቲ ተናኽ ሰላም ክኣ ጽቡቕ ምኻኑ ኩሉ ሰብ ዪፈልጥን ዪደሊያን እዩ ቅድም ምስቶም ከማኻ እምነቶም ብፖሎቲካ ምኽንያት ተፈሊዮምካ ዘለዉ ደቂ እምንትካ ሰላም ኪትገብር ፈትን እንበር ኣብ ተሃድሶ በጺሓ ስላም ኣገዳሲት ኮይና ኣብቶም ደቂ እምንትካ ክኣ ሸፈፍ ኢልካ ምሕላፍ ኣይግድን።
እዚ ወድሓንካ መምህር
Bhaki belihn mestewaln hawna Merhawi tsgeu yebzhalka .
Kula eta zbelkaya gziu newih aykonen Nreyon nsemon alena .
Slezi kulna Ab Emnetna yexneana fetari
🙏💒🙏🙏
እግዝኣብሄር የመስገን
ቃለ ሂወት የስምዓልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
🙏💒🙏🙏
ግርም ቃል መም/ስልጣን ዘመን ኣገልግሎት ይባርኽ
ቃለ ሂወት የስማልና ምምህር ስልጣን ሃወይ ቀጽሎ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ቃለ ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓውና ካብ ተካታተሊካ
እንኳዕ ብዳሕና መፃእኻ ክቡር ሓውና ቃለ ህይወት ያስመዐልና ❤❤❤
ባሓቂ በረከቶም ይሕደረና
ናይ ብሓቂ ስልጣን ኃወይ! ❤ ቀጽሎ።
እግዜኢብሔር ይመስገን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና 🥰🥰🥰
Kale hiwet ysmana hawna nay agelglot zemenka ybarek ❤
ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዐልና ስላጣየይ ኣሜን ኣሜን❤❤❤👏
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዐልና❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ❤ ቅዱስ ኣምላኽና ሓይሉን ጥበቡን ይግለጸልካ🙏❤
Kale hiwet yesmalna memhrey egzabher tsegeu yebzhalka zemene agolgulotka ybark
Amen
ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሓቂ ብጹእ ኣቡነ ሲኖዳ ኣብቲ ዝረኸብናዮም ሓጻር ጊዜ ዝረኣናዮምን ዝሰማዕናዮምን ሓቂ ዝፈትዉ ተባዕ ብምሳሌ ጌሮም ብቐሊሉ ከረዱኡ ዝኽእሉ ብዓል ጸጋ ኣቦ ኢዮም። እግዚኣብሄር መመሊሱ ጸጉኡ የብዝሓሎም ዕድመን ጥዕናን ካኣ ይሃቦም ❤❤❤
Amen amen amen kale hiwet yesmaelna
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና በርከቶም ንፅሎቶምን ኣቦና ቡጽኡ ኣቡነ ሽኖዳ ምስ ኹልና ይሕደር አሜን አሜን አሜን 🎉🎉♥️♥️♥️
Nay behaki kale hiwet yesmalena Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalka 🙏🙏🙏 Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
Kale hiwet yesmalena amen(3)
ብዛዓባ ክሕደት ኣብ መቃርዮስ ኣብ ቅድስተ ስላሴ ገለ በለና
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna kbur hawey
Amen amen amen 🤲🤲🤲
እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ሰልጣነ ሓወይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይዋ❤❤❤ ክብር መምህረይ ሰልጣነ ከሰተ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚኣብሔር አምላክ❤❤❤ 😘😘😘😍😍😍
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna
እንኳዕ ብሰላም መፃእክ መምህረይአሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመአልና
መምህር ስልጣን/ስልጣነይ ናበይ ጠፍእኻ አይትጥፎኣ ባ መንፈሳዊ ትምርትኻ ናፍቅናዮ🙏
Amennn amennn amennn
Amen amen amen kalehiwet yesmealna Egziabhere amlak xegau ybzihaleka sltan hawey
qal hiwet yesmealna seltene hawey ❤
Amen amen amen
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት ይስምዓልና 🥰🥰🥰🎉🥰🎉🎉🎉
ቃል ሂወት የስምዓልና ክበር ሓዉና❤❤
Yesss
አሜን ወፊርካ እቶ
Amen Amen Amen kalwet yesmania
እግዛኣብሄር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ስልጣነይ❤❤
ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ
አሜን አሜን አሜን
ቃልህይወትየስመዐልና❤❤እግዚኣብሔር ይመስገን
Amen Amen Amen qalihawet yesmaelina
Qale hiwetu yesmalna egziabher ab hawna hadiru nzmeharena,,
Kabzom nay zemena kufue zmhru yedhnena fetari.
Amlak ymesgen msana kenyom azyu kea des elna egziabieher ymesgen 🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን ❤❤❤
Amen qale hiwet yesmalna kbur hawey
ኣነ ሽነዶስ ኤርትራ ክገብርዎ ዘለዎም ክገብርዎ ዝግብእዎን እኳ እንተለዎም ምፍላይና ግን ደስ ኣይብለንን መኽንያቱ እታ እምነት ኣብ ትኽክል ስለ ዘላ
Kale hiwet ysemana memheryy❤❤❤
ጸጋው ያብዘሐልኻ❤
Kebret yehabelna selam hawey tega ezegabher yebzehalkia
ቀየነይልና ስልጣን ሓዉና ከምዚ ጌርካ ተነቃቅሓና ዘለካ❤
❤❤❤ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና🌿🌿🌿
ቃል ህይውት ያስመዓና ክብሪ ቃልህይውትያስመዓናክብሪመምህርና
እንቃዕ ሰላም መፃኩም ክቡር መምህርና ❤️
ቃለ ህይወት የስመዓና 🙏🙏🙏
Nskas enqae teweledka❤❤❤
ኣሜንኣሜንኣሜን💕🙏💕✅🥰🥰🥰🥰
Amen. 3
Kalhiwet ysmealina kibret yihabka zhwey 🙏🙏🙏
Kale hiwet yesmalna
Enqa be Selem mexaka Qale hiwte yesmalna memhrey 🙏❤️😊❤️
Because the book is right
💙💙💙💙💙💙
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ክበር ሓውና 💯✅🙏🔐⛪✝️
ሰባት ኣብ ሜፈራድ ኣይተንበሩ በሐበረት ተኣከቡ ተዛራረቡ ደሐሩኣ.ፈረዱ
ቓል ህወት ይስማልና 🤲❤️❤️❤️❤️❤️
Wowwwwww
Qal hiwet ysmalna kubur sltan hawna xegeu ybzhalka edmen tienan yhabka fetari ❤❤❤
Kalhewot yesmalena hawena ❤❤❤
Nay bhaqe egzabher xegu ybzhaleka zhawey qal hewet yesemalena❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በጣሚ ዘሔዘን. ሰልጣን መጀመረታ ሰብ የንበብ ደሀሩ መርቻኡ የግበር
ዘገርመኒ አንተሎ ኮማኡ አልና ሰባት ከንፈረድ ነንበር ኣለና ኣዘዩ የሐዘነካ
ፊት ነፊት ተዛራሪብካ ደሐርይ ሰብ ተፈርድ አንተዝየለ ኣብ ሜፈራድ ሰብ ከዓረበና ታሪክና የሐዘን መስኩሉ ሰብ በሰላም ነበሩ ዘበል ተሪፉ ፈረዱ ተቀየሩ