Weldab betki ezi ka simayo emo shu mes deacon John konka kitmgut xbk neru gin nikemu zikewn resin akimin yehlweka do elkayo eka wela dehan 3mealty sube eto amlk teglexelka ember Eskas ZERO EKA. th-cam.com/video/-0kfxOR8xwc/w-d-xo.htmlsi=lJQvLYRJGJalFPIO
ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ ወልድአብ ሓውና፡ ንተሓድሶ ብድፍረት እቲ ሓቀኛ ምስሎም ክግለጹ ኣለዎም ምኽንያቱ ብስም ሰላም ዕርቂ ዝብሃል ንሃይማኖት ንምጥፋእ ዝስራሕ ዘሎ እኩይ ምንቅስቓስ እዩ።
😮😮ኣቱም ህዝቢ ኣሜን ኣሜን ካብ ምባል ሓሊፍኩም ነቲ ሓቂ መርምርዎ ናይ ሓደ ቃል ሰሚዕኩም ኣትፍረዱ። ኣብ ዘይሓጥያትኩም ኣይትተዎ ።ካብ ጸለመ ሓሶትን ትማሓሩ፡ ናይ ጎታ እየሱስ ክርስቶስ ሓቀና ትምህርቲ ክርስትና ተማሃሩ ።ምሕረት ጎታን እየሱስ ክርስቶስ ምሳና ይኩን ።❤
ጽቡቕ ስራሕ ሓው ወልድኣብ ኣበይ መርገጺካ ብዘይገድስ ነዚ ዘሎ ኩነታት ነቲ ቅኑዕ ሓሳብ ንምርካብ ትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ብዙሕ ክትድነቕ ይግባኣካ እዩ ቅኑዕ ዕርቂ ኣይኮነን ብምባልና ዝረኽበና ዘሎ መከራ ኩሉ ምስ ተፈጸመ ክምስከር እዩ፡ ሓቂ ኩሉ ግዜ ሓቂ እያ ብዙሕ ዕንቅፋት እኮ እንተ ኣጋጠመ ብዘይ ህልኽ ክትቅጽሎ ይላበወካ ሰላም ኩን።
ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓዉና ወልደአብ ጸጉኡ የብዝሓልካ ዝገርም ኢዩ ቆርበት በጊዕ ተከዲንካስ ሰባት ከትጥፍ
ህዚቢ ንቃሕ አስተዉዕል
ኢግዜብሀር የዕንቲ ልብና ይክፈተልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ከቡር ሓውና ቃለሂወት የስምዓልና የቀንየልና ስለእቲ ሓቂ ዝነገርካና ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ወልደኣብ ሓዉና
ጽቡቅ ስራሕ ጉሉጽ ኣድላይት ብድዮ ሰብ ተድሕን ኣለካ ዕድመ የሃብካ ኣምላክ።
ወልድኣብ ንትገብሮ ዘለኻ ንህዝቢ ምንቕቓሕ ቀጸሎ ክብለካ ይደሊ. ቀጺለ ነዚ ሓቂ ተፍልጦ ዘለኻ ህዝቢ ናበይ ተምዝኖ ዝብል ሕቶ ግን ክምለስ ዘሎዎ እዋናዊ እዩ. ወልድኣብ ሓወይ ነዚ ህዝቢ መሪሕካ ናብታ ጥንታዊትን ሓዋርያውትን ዝኾነት ተዋህዶ ሃይማኖት ተመሊሱ ዘሎ ጉድለታት እንዳ ሰገንና ኣምላኽና ብሕብረት ከንምልኾ ዓቢ ተስፋ ኣሎኒ.
ወልድኣብ ምስዞም ንቤትክርስትያን ብረብሓ ዝጥምቱዋ እዚ ህዝቢ ሓደ ክኾውን ስለ ዘይደልይዎ ተመተኻ ናብታ ኣደ ቤትክርስትያን ክኾወን የምሕሰነካ.
ወልደኣብ ሓዉና ንምታይ ኢኻ ከምዚ ገርካ ንህዝቢ ዘይኮዉን ሓበረታ ከተመሓላልፍ ተገዲድካ እንታ ስለ ዝኮንካ ኢኻ ኣብ ዉሽጢ እዞም ኣብደገ ዘለዉ ክትራዳዳእን ሽግር ክትፈትሕ ዘይከኣልካ ካልእ መኸመይ ኢኻኸ እቶም ኣብ ኣስመራ ዘለዉ ኣቦታት ወይ ኣገልገልቲ መንግስቲ ደጊፍካ ትማሊ ከምዘይ ተቃወምካዮም ሎሚ ብኦኦም ክትሕለቅ ጀሚርካ በሓቂ ከምዚ ኣይተጸበናካን ግን ከኣ ፍልጠት ይነፍሕ ከምዝበሃልዉን ኣይክገርመናን እዩ እግዚኣብሔር ንኩሉና የድሕነና ኣሜን።
ኣንታ ክቡር ሓው እንታይ ኢኻ ትብል ዘለኻ እዋእ ነቲ ጌጋ ትብሎ ትኣልዮ ነቲ ጽብቅ ዘሎ ኸኣ ጽቡቅ ትብሎ ሕጂስ ነቲ ካብ ኣፎም ትሰምዖ ዘለኻስ ከመይ ጌርካ ዘይከውን ሓበሬታ ትብሎ ባዕሎም ዶ ኣይኮንኑ ዝዛረብዎ ዘለዉ ነዓ ኣስተውዕል ካብኦም እንተኾንካ ግን እቲ ነገራት ኣይረኣየካን ኢዩ😢።
@@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ ብቀዳምነት ሰላም እግዚኣብሔር ኣምላክ ምስ ኩሉና ይኹን ኣሜን ቀጺለ ክብለካ ዝደሊ ኩቡር ሓወይ ምምልካትን ዘይምምልካትን ድላይካ ክትብል ትኽእል ኢኻ ግን ካባኻ ዘይጽበዮ እዩ ንስኻ ኢልካዮ ኣነ ክደግሞ ኣይደልን እየ ብዝኾነ ብፍላጥ ኮነ ብዘይፍላጥ እንተ ጎዲኤካ ግን ይቅረታ ክትርድኦ ዘለካ ግን ኩቡር ሓዉ ነቲ ሃይማኖትና እሞ ኣብኹም ዘለዎ ኣራእያ እዚ ህዝብናን ከምዚ ኢልኩም ክትመጽዎ ከለኹም ነቲ ህዝብና ስለ ዘይጽቡቅ ዋይ ኢኹም ብዉሽጢ ኮንኩም ዘይትፈትሕዎ እቲ ገጋ ሓበረታ ዝበልኩኻ ከኣ ካብኦም ዝሰማዕኩዎን ካባኻ ዝሰማዕኩዎን በበይኑ ስለ ዝሰማዕኩ እየ ንሱ ከኣ በቲ ዝኸድዎ ዝነበሩ ምንፈቅና ተኣልዩ ንክልቲኦም ሓደ ዝኾነ ስርዓት በተክርስትያና ናይቀደምን ናይጥንትን ከምዝኸዱ ከምዝተረዳድኡን ኢና ሰሚዕና ስለዚ በቲ ናቶም ነዚ ሰላም ዘይተቀበልዎ ሰባት ድላዮ ክብሉ ይክእሉ እዮም እንተዘይኮነ ግን ክሳብ ሕጂ ኢዚኣ ኢና ሰሚዕና እዚወድሓንካ ኩቡር ሓው።
@@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ ቀዳምነት ግን ወልደኣብ ሓወይ ዲኻ ዝመለስካለይ ክፈልጥ ይደሊ እየ ሶሪ?
@@ybrahhagos32ተጋጊኻ ኣለኻ 100%። ፍጹም ንጌጋ ክሕደቶም ኣይኣመኑሉን እንበሺ ከማን ኣባ ሲኖዳ ምሳኹም ናይ እምነት ይኹን ትምህርቲ ፍልልይ የብለይን ምስ በለና ኢና ተቀቢልናዮ ኢሎም ኣለዉ ነዚ ምስክር ድኸዉን ከኣ ብ ቭድዮን ኣይዶን ሒዝናዮ ኣለና ባዕሎም ተጣዒሶም ከም ድመጹኡና ኢሎም ኣለዉ።
ስለዚ ነቦታትና ደስ ከም ድብለኩም ኣጸሊምኩሞም ኢኹም ግዜ ሓልዩ ግን እቲ ሓቂ በጣዕጣዕ ኢሉ ወጺኡ ከምቲ ጥበበኛ ሰሎሞን ድበሎ ንኹሉ ገግዚኡ ኣለዎ ድበሎ ገርሂ መእመን መንግስቲ ዶ ህግደፍ ዶ ክብል ሎሚ ነቲ ሓቂ እንዳረኣየን እንዳሰመዐን ብ ተሃድሶ ይምንጠሉ ኣለዉ።
እሞ ወልድኣብ ሓውና ምስ ዲያቆን ዮውሃንስ ፊትንፊ ደኣ ዘይትዛራረብ።
ካብ. ነወድቀት ነሰላም ሜዝማር መሓሸካ ወልድኣብ ሰብ. ለክመኩም
Enough is enough Mr Weldab No more ምድንጋር
Egzabhier Amlak nay Agelgulet zemnka ybark 🙏 🙏 🙏.
ሰላም ወልድኣብ ነዚ ዕርቂ ንምዕንቃፍ ብዙሕ ትካራከር ኣለካ ምሽ. ጽቡቅ ኣይኮነን ንነብስካ ፈትሻ እሞ ዳሓር ብዛዕባ ሰብ ተዛረብ ሰብ ኣይትረብሽ
nska wn nebska fetsha
ስምካ ገሊጽካ ክትዛረብ ትብዓት ዘይብልካ ከመይ ኢልካ ምስ ወልደኣብ ክትዛረብ? ወልደኣብ በዓልሓቂ፥ ተባዕ ሰብኣይ እዩ። ልዕሊ ኩሉ ግና ልዑል ፍልጠት ዝወነነ ብቑዕ መምህር እዩ።
@@hailegtesfa7540 ትኸክል🙏👌
@@hailegtesfa7540 ዳሓን ጽቡቅ ይዛረብ ኣሎ ኢልካ ትኣምን እንተኮይንካ ሳዓቦ ብዛዕባ ስምካ ዝበልካዮ ካኣ ኣጆካ ካባካ ክማሃር ኢየ ንስካ ትነግረኒ ።
@@solosolo2438 ኣይተረዳኣንን ኣባህላካ ?
ይገርምዩ
ጽቡቕ ስራሕ መምህረይይይ❤❤❤
Mr weldeab hawna bzbelexe qexlo kulu eti zedenagr natu msli ksab zhz abertioka srhalu. bsgawi atehasasbau ab wshtu zelo ktefealka ykeal eyu seb haymanot gn eti kkfel zelewo waga dea ykfel ember kem abotatna semaetat menti selam ilka zshyet hymanot ksab zeyele dkamka keyxebxebka nketegalxo bsm egziabhier ymhxeneka egziabhier msaka ykun.
ዋላ እቲ ኣርእስትካ ነቶም ንረብሓ ክብሉ ዘጸባብቕዎ ቶግ ዶ ቶሮግ ዶ ኢልካ ሰሚኻዮ ተሕዘን 😢😢😢
ጌጋ ኣይትጽሓፍ፡ እንድሕር ሰብ ተጋጊኹም ኢልኩም ትቓወሙ እንተ ኾንኩም ጌና ክትቃልዑ ኢኹም😢
አብ ፅልእን ባእስን ድምፆም ዘይተሰምዑ ሕጂ አብዕርቂ ተዕለብጡ ዘሎኹም እንታይ እዪ ፅገምኩም አምላኽ መስጣና የውርደልኩም!!
Qalehiwate yesmalna 🎉
ናትኩም ይገድድ ሰረቅቲ. ነፍሲ ጆን እቲ background ዝተጠቀምካዮ ናይ ጎይታና ኢየሱስ ስቅለት ናይ Orthodox Tewahedo ስዕሊ አይኮነን መደናገሪ
ካብ ከርዳድ ተዘረኡ ሰናይ ዘረአ ኣታ ሔልና ዘይበሉ መሳካተኩም አምነት ጠፍአ ኩሉ ጌዝየ ሰባት ከትሳጉጉ ከትንበሩ
ቀሺ ዮናስ ድያቆን ጆን ኣበይ አሞ ከትረክበዎም ቢተ ክርስትያን ኣኤንኩማ በዓል ነስኻ ሔልና አለቦ ወይ ገጠም ወይ ሰቅ በል ማስ መድያ ኣቲኻ ሰባት ኣይተፈረድ
nay bahaqi egzabher xega yiadlka kabza zelekay meged kemtom zelagesu keytelags hadera yibleka betekirstan ab wishta koyna da shigra niftihayo ember kabia wexika mis menafiqan habrika mikad gin ni betekirstan ayteqmn eyu ❤ kem bal siltan hawina wun nezi meged kitsebu nilabwokum alena ni sinedos Eritrea ab wustu betekirstan koyina nikarakerom tedelikum
Beschmu deu zexaref zelo, ezi yonas zebehal zelo
እንኳዕ ዳሓና መፃኣካ ክቡር መ ም ህር❤❤❤
ናዓካ በጃካ ይብሉካ እንተኣልዮምስ ወደይ ከመይ ዝበሉ ይኮኑ ከምዚ ከማካ ታህድስዊ ትምህርቲ ዝምህሩ ይኮኑ እምበር እቶም ቅኑዓትስ ምስሙሉእ ስሕተትካ ተምለስ ተጋጊካ ኣለካ እንበር ናዓ በጃካ ኣይብሉካን።
ስሕተት ትምህርቲ ዝብሃል የብሉን ሓቂኛ ተኬንካ ከምዚ ናቱ ገጹ ከፍቱ ዝምልሰሎ ዘሎ ንስካ ውን ትትምልሰሉ ይበልጽ ።
@@KiflayGeber ኣሞ ስሕተት ዳኣ ምስ መናፍቃን ሓቢርካ ምጽላይ መጽሓፍ መናፍቃን ከድካ ጽብቅቲ እያ ግዝእዋ ምባልን ድዩ እቲ ሓቂ ወዲ ምዝምሩ ትከውን ።
በቲ ዝህቦትምህርቲ የ ዝከታተሎ አብኡ ካአ ምንፍቅናዊ ትምህርቲ አይምህርን ዩ እኮ ደአ ብምስጢርን ትርጉምን ዩ ዝህብ ምናልባት እዚ ትብሎ ዘለካ አነ አይፍልጠሉን ።
ወልደኣብ
እቶም ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ጳጳሳት ኩሎም ብ ኣቡነ እንጦንዮስ ከም ዝተወገዙ፡ ንዖኦም ዝስዕብ ከኣ ከም ዝወገዝዎም ትፈልጥ ዶ ?
እዚኣ ንማዕተብካ ክትምልሰለይ ብስም ፈጣሪ የማሕጽነካ።
ሰላም ወልዳኣብ ንስኻ ካብቶም ኣብ ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ሰላም ንክይመጽእ ዓብ ተራ ትጻወት ኣለኻ መን ዩ ንዓኻ ሓላፈነት ሂብኻ ብዛዕና እዚ ጉዳይ እዚ ሓቂ እንተለኻ ምስ ድያቆን የውሃንስ ገብርሂወት ፈት ንፍት መጽኻ ተዳራደር እዚ ትገብሮ ዘለኻ ግን ንዓካውን ጽቡቁ ኣይኮነን
Ajoka weldeab hawun eziom nay seytan liukat eyom belom tray
Kndey gize zeyademom gudom do kwexu koynm
Egzabher yemesgen
Mstwal zedlyo zeben bhaqi
Egezeyo meharena kerstose hake girekum hezbe meharu selamen niye feqerne zemuru nehezebe fehie beten aiytietuwulu bejakume nemahelele selame kewuredelena fetare bejakume
ወልዳኣብ ህዚቢ ንምብታን ሰለምንትይ ትሃልክ ኣለካ።
Hade kndi ሽህ eka memhr weldeab egzeabihr zegu yebzehalika❤
hasot tewahaiduka eyu ms waka hji wun edl aleka tenesihka temeles
እስክንድርያ ምስ አስመራ ተዓርቀት ኢልካ እንታይ አባኢስወን ብምንታይ ተዓሪቐን ?
ይቅረታ ይሓቱ እንበር ስሕተት ሚሂሮም ስለዝኮኑ።ንስካ እሞ ቀንዲ ሰባኪ ታሃድሶ ኢካ ምስ መናፍቃን እወን ሓቢርካ እትጽሊ።ብጭብጢ ትፈልጦ እንተኣሎ ዝወግዞ ንስካ ሱቅ ኣይትብልን ግን ናትካ ገዲፍካ ኣይትታሓባእ።ጸለመ ኣይኮነን ታህድስዊ ትምህርቲ ኢኩም ትምህሩ እቲ ሓቂ ንሱ እዩ።
Menyu zkewn zelo
Guasana Emun eyu Aytakesin kea eyu!
Hizbe orthodox Tewahdo Aytnawexu Egzeabhier Amlak kulu ab Gizeu kiglex eyu yeamin eye!
Protestant, Tehadso kindey Gizie zeyfetenuwa neza Emnetna.
Bzey wegheninet neti Haqi Awtseayo Egzeabhier Amlak msaka ykun
Weldab betki ezi ka simayo emo shu mes deacon John konka kitmgut xbk neru gin nikemu zikewn resin akimin yehlweka do elkayo eka wela dehan 3mealty sube eto amlk teglexelka ember Eskas ZERO EKA.
th-cam.com/video/-0kfxOR8xwc/w-d-xo.htmlsi=lJQvLYRJGJalFPIO
ወልዳኣብ ሓወይ እዚ ትገበሮ ዘለካ ናይ ጥፋኣት ሓሳብካ ንስሓ እተወሉ ንስካ ኣይ ዲይቆን ኣይ ካህን ከምዚይ እልካ ክትዛረብ ኣይመልካዓልካን እይ።ንስካ ሉእክ ናይ ህገደፍ ሉእክ እካ በዚ ካኣ ኣብ ቤርክርስትይን ትገበሮ ዘለካ ደም እዚ ህዚቢ ኣብ ልዒለካ እይ ንሳሓ እተወሉ።
well they are asking for direct debate on theology and i think you should do it .. fit nfit haqa ktwexee alewa
ወልድ ኣብ ሓውና ትንተናኻ ጽቡቅ እዩ ግን ቀሺ ዮናስ ኣብ መትከሉ ደው ኢሉ ኣሎ።ንስኻ ግን ኣብ'ቲ ንስኻ ዘይትቅበሎ እትቅበል ማለት ብዛዕባ(ጥምቀት) እትመላለስ ተመሊስካ ኣብ ናይ ኣቡነ ሲኖዳ ቤተክርስትያን ዝወገዘቶም ክትከይድ ትደሊ ሰላማዊ እየ ንኩሉ ብቅንዕና እየ ዝሪኦ ከይትብል፥ ክትነቅፍን ክትዝልፍን ኢኻ ትውዕል። ብተወሳኪ እዚ እምነትና እንክተሎ ቅዱሳን ኢልና እንጽውዖም ካብ ናይ ቤተ ክርስትያን ዝተፈልየ ምህሮ ዝንበሮም ግን ቅዱሳን ንብሎም ኣለና።{ ( ቅዱስ ግዪርጊስ ዘጋስጫ)” ናይ ትንሳኤ] ስለዚ ቤተክርስትያን እታ ንኣምና ብከምዚ መጺኣ ተጸዋዊሮም ድዮም ኔሮም ወላስ መገዲ ተጋግዮም ኣጽኒሖምልና?
Men eyou emo Kiwgz ztewgaze do ywgz eyou.
ኣቦና መቃርዮስ ሲ ንስላሴ ክሒዶም ከንሶም ብኸመይ ንህዝቢ ይቅሬታ ኢሎም??????
አዛ አምነት ኦርቶዶከስ ኣባርረኩማ ተነድቁ ዘየኮንኩም ተፈርሱ አኩም ዘለኹም
እንታይ ማለት እዩ ሲኖዶስ ኣስመራ ማለት እንታይ ዓይነት ድፍረት እዩ ቅዱስ ሲኖዶስ ተሪፉስ ኣስመራ እስክንድሪያ
Abey kem nekeyed eko tefiuna , heji ke nabey ina nekedo
❤ ሓውና ወልደኣብ ክሓተካ ❤
እሺ እዚ ከተንብቦ ዝጸናሕካ ውግዘታት ሓቂ እዩ ትቕበሎን ትሰብከሉን ከኣ ኣለኻ።
ካብ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ጀሚርካ ኩሎም ብህይወት ዘለዉን ዝዓረፉን ናይ ኤርትራ ጳጳሳት ፡ ኣብቲ ምስ ኣቡነ እንጦንዮስ ፍሕፍሕ ዝተፈጥረሉ ግዜ ፡ ቅድሚ ን ኣቡነ እንጦንዮስ ወጊዝናኩም ኣለና ምባሎም ፡ ኣቐዲሞም ብ ኣቡነ እንጦንዮስ ከም እተወገዙ ትፈልጥን ትኣምንን ዶ ?
እዚኣ ንማዕተብካ መልሰለይ። ወሊድካ ኣለኻ። ብዛዕባ ኣቡነ እንጦንዮስ ውን ኣብ ጎኖም ደው ኢልካ ትዛረብ ኔርካ ኢኻ መስለኒ እንተዘይተጋግየ ።
ጽባሕ ንግሆ ኩልና ሞይትና ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ክንቀውም ኢና ።
ኣብ ኤርትራ ብፓታሪክ ዘይተወገዘ ጳጳስ ኣለዋ ድዩ ወልደኣብ ፡ ሕጂ ኣብ ኣቡነ ኣስኖዳ ኣፍካ ትኽፍት
መልሲ ንሕቶ ዮሃንስ፡ ይቕሬታ ክትሓትት ኣለካ ምኽንያቱ ዘይኦርቶዶክሳዊ ትምህርቲ ስለዝመሃርካ፡ ስእሊ ስላሴ ባዕልኻ ስለዝቐደድካ።
ባዕሎም ይምጉቱ ኣለው ክክክክ
ናይ ዝሞጎትካ ድዩ ንስኻስ ትምጉት ዶ የልርኻን
Pastor john 😅😅
ኣያ ወልደኣብ ዓሻ ገበጣ ክሳብ ዝውዳእ ይጻወት ይብሉ ዘዝተባሃለ ካብ ምባል ነብስኻ ድለያ ኣብ ውዱእ ነገር ስቅ ኢልካ ትደክም ካብ ህልኽ ውጻእ ኣዋድቓካ ከይከፍእ ልቢ የሃብካ ኣምላክ እስከ። 7:23 7:25 7:25 7:27
ንስኻ ምናልባት ተኸታሊ ተሃድሶ ትኸውን ግድን ንዓይ ምሰል ክትብሎ አይትክእልን ኢኻ.ንሱ እቲ ሐቂ ይነግር አሎ.
ኣያ ወልደኣብ ዓሻ ገበጣ ክሳብ ዝውዳእ ይጻወት ይብሉ ዘዝተባሃለ ካብ ምባል ነብስኻ ድለያ ኣብ ውዱእ ነገር ስቅ ኢልካ ትደክም ካብ ህልኽ ውጻእ ኣዋድቓካ ከይከፍእ ልቢ የሃብካ ኣምላክ እስከ።
እንታይ ማለትኪ እዩ እዚ እኮ ናይ ሂወት ነገር እዩ
ኩሎም ንምንታይ ኣይከዱን ሂወቱ የድሕን
Neaka eba lbi yehabka haqi sle smeskere dyu
ዮሃንስ እንታይ ገደሰካ መሊእካ እንዶ ሓቂ ተዛረብ፡ ፕሮተስታንት ኢኻ።