5 ዕያል ንድሕሪት ገዲፎም ብሞት ዝተሰናበቱ ኣቦን እኖን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 172

  • @teweldemahari4518
    @teweldemahari4518 4 ปีที่แล้ว +15

    ብጣዕሚ እግዚኣብሔር ዝፈትዎ ቅዱሥራሕ እዩ ። እዚ ሓውና ናይ ቤተ ክህነት ትምህርቲ ጥራሕ እዩ ክመሃር ዘለዎ። ነዚ ድማ ሞራልን ተኸታታሊ ናይ ስነ ልቦና ትምህርትን የድልዮ ፥ እዞም ኣቦና ድማ ክምርዓዉን ክወልዱን ይግበኦም ነይሩ እንተኾነ ግን እቶም ቤተ ሰቦም ኣይሓገዝዎሙን ኮይኑ ግን ሀዚ እውን ጸሓይ ኣይዓረበን ኣሎ ገና ብርሃን እዞም ኣቦና ክወልዱን ዘርኢ ክሓድጉን ምእንቲ ኩልና ተሓባቢርና ዘድልዮም ነሃቦም።
    መምህር ምሉእ ሃይለ ስላሴ ሓወይ ድማ፥
    ፈጣሪ ዕድመኻ የንወሓዮ፥ እንጀራኻ የስፋሓዮ ፥ ዘርእኻ የብዘሓዮ ኣሜን ።

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 4 ปีที่แล้ว +7

    መ/ ም ሙሉ ናዓኻ ዝኾን ቃላት ሓፂሩኒ ሓወይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ።።።።።።

  • @Musie-ju9vy2fd10
    @Musie-ju9vy2fd10 4 ปีที่แล้ว +20

    ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደደሎ ነቶም ከይተሓለልኩም ትድግፍዎም ከኣ ኣብ ዓንደወርቂ ይጽሓፈልኩም

  • @ነኝስደተኛ27አንተያልከዉይ
    @ነኝስደተኛ27አንተያልከዉይ 4 ปีที่แล้ว +11

    ብጣዕሚ ከብደይ በልዐናኒ ብጣዕሚ በኽየ ብጣዕሚ እዋይ ኣነ ዉን ኣደይ ኣቦይ ብህፃነይ እዮም ሞይተምኒ ግን እዝአን ደማ ካብ ኩሉ ዝገደደ 😭😭

    • @ኤፍታህወለተሩፋኤል
      @ኤፍታህወለተሩፋኤል 4 ปีที่แล้ว

      ኣይዞኪ ዝሓፍተይ ኣብ ኩልና ዘሎ እዩ ፈጣሪ ኣሎ ኩሉ ዘይስኣኖ እዘን ኣሕዋተይ እውን ድሕሪ ግዜ ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ክበጽሓ እየን እግዚአብሔር ኣምላኽ ሙሉእ ምህረት የውርድ

  • @abdumahammed3903
    @abdumahammed3903 4 ปีที่แล้ว +5

    ባሓቂ ለዋህ ሰበይቲ ብዘረባኣ ፍልጥቲ

  • @abdelletifmuhammed836
    @abdelletifmuhammed836 4 ปีที่แล้ว +3

    ኤህ እዘን ህጻዉንቲ ኣብኪየናኒ ኦ ፈጣሪ ምድርን ሰማይን ዝኾንካ ነዘን ምጭዋት ቆልዑትን ካልኦት ጽጉማትን ካብቲ ዘይዉዳእን ዘይነጽፍ ርህራሄኻ ኣፍስሰሎም ንመም ሙሉን ተሓጋገዝቱን ከኣ ረቢ ብደቅኹም ተሓጎሱ ለምለም ርገጹ ።

  • @ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ
    @ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ 4 ปีที่แล้ว +8

    እግዚአብሔር መጨራሻክን የፀብቀልክን አሕዋተይ ክርስትያን ኩሉ ግዜ ተፈታኒ እዩ ።ፈተና ንክትሓልፍ ድማ ዓቅሊ እዩ ዘደሊ
    ሙሉ ሓወይ ዕድመይ ጥዕናን ይሃብካ ክፍእ አይርከብካ

  • @ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ
    @ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ 4 ปีที่แล้ว +22

    አየ ዛዓለም፡ኣዚአ ኡፍፍፍፍፍፍፍ ምሉ ሐወይ አምላኪ ዒዲመን ጢዕናን ይሀብካ

  • @የቅድስትድንግልማርያምዉቅ
    @የቅድስትድንግልማርያምዉቅ 4 ปีที่แล้ว +25

    ኡፍፍፍ😥😥😥 ወይ ዛሕማቅ ዓለም ንገሊኡ መይዳ ንገሊኡ ዓቀበት

  • @ፅሪቲትግራወይቲ
    @ፅሪቲትግራወይቲ 4 ปีที่แล้ว +15

    ኣየ ዓለም ሙሉእ ዘይብላ ኣጆክን ኣሕዋተይ ማዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልክ መምህር ሙሉ ሓውና ኣቦ ውፅዓት ዕድመን ጥዕናን ይዓድልካ

  • @ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ
    @ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ 4 ปีที่แล้ว +9

    ኣምላክ ምሳኩም ይኩን መምህር ሙሉየይ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ኣምላክ ንሓፍተና ግደይ እውን ኣምላክ አብዚሑ ይሃብኪ

  • @ዓለምጉራምራነቲሓደትፆሮእ
    @ዓለምጉራምራነቲሓደትፆሮእ 4 ปีที่แล้ว +3

    አየ አቲ ዓለም ከዳዕ ከምዝሓለኪ ተላልይ
    ዳሓር ካዓ ትፈላልይ
    ብምንታይ ክገልፃ ዛዓለም ጎዶሎ
    ከምዚ ከማይ ንዛ ዓለም ዝረገማዶ አሎ
    መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ኩርዓት ትግራይ 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @מרהולמרהול
    @מרהולמרהול 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣጆካ እሲከ ኣንበሳ ኣታ ክንዲ ሺሕ 1000 ዕዲመን ጥዕናን ይሃቢካ 💙👈👍👍👍💒💒👈👍👍👍👏👏👏✊✊✊🇪🇷

  • @freweynifetyeyo2787
    @freweynifetyeyo2787 4 ปีที่แล้ว +15

    እንኳዕ ብደሓን መፃእኩም መምህር ሙሉ ሓወይ

  • @shishaygebrelibanos3340
    @shishaygebrelibanos3340 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣጆኩን ኣሕዋተይ ፤ ምጥንካር አዩ ኩሉ ክሐልፍ አዩ ሐደ ማዓልቲ።🙏
    ትምህርትክን ጥራሕ ተምሀራ።

  • @እግዝአብሔርእረኛዬነውድን
    @እግዝአብሔርእረኛዬነውድን 4 ปีที่แล้ว +4

    ሙሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አሕዋተይ አይዘክን ፈጣሪ አሎ ምሳክን ዓለም መዳለይት እያ ንዝሃብኪ ሓፍትና ብዘውፃእክዮ ይተክአልኪ

  • @galltigray4548
    @galltigray4548 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣይዞክን ምቁራት የሕዋተይ መዓረይ እግዚአብሄር ይሓግዝክን ፍቁራተይ
    ኣጆኩም ወላዲየይ ሓወይ እውን ኣይዞኩም

  • @hjcjxjjj8679
    @hjcjxjjj8679 4 ปีที่แล้ว +2

    እውይ እዛ ዓለም እዝኣ ዘይትእመን መምህር ሙሉ እግዚያብሄር ክፉእ ኣየርእይካ ውላድካ ይተኸል

  • @mebratmirach6160
    @mebratmirach6160 4 ปีที่แล้ว +7

    መምህር ዕድመን ጥዕናን እግዝአብሔር ይዓድልካ ብሩኽ።

    • @mee1226
      @mee1226 4 ปีที่แล้ว

      መምህር ሙሉይ ዕድመን ጥዕናን እግዝአብሔር ይዓድልካ

  • @tigigualtigray7047
    @tigigualtigray7047 4 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ደሓን መፃእካ ሙሉዋይ መዓረይ ኡፍፍ ዛዓለም እዚኣ ኣምላከ ቅዱሳን ንዝሞቱ መንግስተ ሰማያት ንዝሓመሙ ምሕረት ይሃበልና

  • @goytomkahsay1572
    @goytomkahsay1572 4 ปีที่แล้ว

    እዋይ የሓዋተይ እግዚኣቢህር ምሳኻትክን ይኹን ሓውና መምህር ሙሉ ኣብቲ ትገብሮ ሓገዝ ፈታሪ ካኣ ዓስብኻ ይሃብካ።

  • @hhkjh8343
    @hhkjh8343 4 ปีที่แล้ว +7

    መምህር ሙሉ ሕማቅ ኣይትርከብ ንስኻ ደው በለልና ማዓረይ

  • @aswaaswal6153
    @aswaaswal6153 4 ปีที่แล้ว +5

    ክንደይ ጸገም እዩ ዝንሄ
    ድሓን ኣጆና ብምትሕግጋዝ ብዓቅምና ንቅድሚት ጥራሕ

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat516 4 ปีที่แล้ว +3

    Aye. ዓለም atum.ንዚተጸገመ ትሕጉዙ ዘለኩም e.r. ይሓግዝኩም

  • @እትዮጵያናትሃገሬተዋህዶና
    @እትዮጵያናትሃገሬተዋህዶና 4 ปีที่แล้ว

    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ኣምላክ ኣሜን ፫
    ዋይይይይይይይ ዓለም ጎዶሎ ኡፍፍፍፍፍ
    ኦ እግዚአብሔር ኣምላኬ ሆይ ንስኻ ፉጡርኻ ኣይትርስዐንሞ ንዞም ዝተፀገሙ ደቂኻ ሓልዎም
    ኣታ ኣብዛ ዓለም እዝኣስ ክንደይ ዝተሸገረ ሰብ እኻ ትርእይ! እዋይይይይይ 😭😭😭😭😭
    መምህር ሙሉዋይ ነውሕ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኻ ክፉእ ኣይትርከብ ኣብ ዝኸድኻዮ
    ንኣኻ ሕዝና ሃብታማት ኢናሞ ዕድሜ #ማቶሳላ #ይሃብኻ ፈጣር ኣምላክ
    ንዞም ዝሓመሙ ድማ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም!!! ናብ ንቡር ጥዕናኹም ይመልስኹም እግዚአብሔር ኣምላክ ወገናተይ!!!

  • @aswaaswal6153
    @aswaaswal6153 4 ปีที่แล้ว +1

    ሓፍትና ጊደይ ብዘውጻእኽዬ ኣምላክ ይመማኣልኪ ክብርተይ

  • @kesetesemere2904
    @kesetesemere2904 4 ปีที่แล้ว

    ኡፍፍፍ ዓለም ገዶሎ ፡ ንዝሓገዝኪ ከኣ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኪ ዓቢ እንጀራ ተዓደሊ ፡ንመምህር ምሉ ከኣዕድመን ጥዕናን

  • @ritagebrezihar6841
    @ritagebrezihar6841 4 ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ ብሰላም ተመለስካና ክቡር መምህር ሙሉ

  • @rahelgebraselsye6311
    @rahelgebraselsye6311 4 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ንፅጉማት ትሪኡ ዘለኩም የሕዋት አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም

  • @zttgy7054
    @zttgy7054 4 ปีที่แล้ว +6

    መምህር ሙሉ ሓወይ አንካዕ ደሓን መፃካ ኣባ ድካታት

  • @ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ
    @ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ 4 ปีที่แล้ว +9

    እዋይ የሕዋተይ እቶም ኣወዳት ግን ሓደ ምስ የሕዋቱ ምጽማም ስኢኑ ካልኣይ ግዜ ኣዘክቲሞመን

  • @መብርሂት-ገ8ኰ
    @መብርሂት-ገ8ኰ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣይዛዓለም እዚኣ ኣይ ኣሕዋተይ ማዓረይ ኣጆክን ፈጣሪ ምሳክን ይኩን መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ፅጉማት

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 4 ปีที่แล้ว +3

    አቦና እግዚአብሔር በምሕረት ይምሕረኩም

  • @elsatawolde1249
    @elsatawolde1249 4 ปีที่แล้ว

    ኡፍፍፍ ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሕማቅ አይትርከብ ናብራካ ኩሉ ግዜ ለምለም ይኩን

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 4 ปีที่แล้ว +2

    አይይይ ዓለም ጎዶሎ አሕዋትይ እግዚአብሔር አምላክ ይሕለዉኩም

  • @ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ
    @ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ 4 ปีที่แล้ว +3

    አይይይ ዓለም ጎዶሎ እፍፍፍፍፍፍፍ ባአ አይዘኩም ሙሉእ ምሕረት የዉርዱልኩም

  • @መብርሂትጓልአባሰላማአለው
    @መብርሂትጓልአባሰላማአለው 4 ปีที่แล้ว +3

    ተመስገን አምላክ ሙሉእ አካላት ገይርካ ዝፈጠርካኒ ተመስገን ጌታዬ ሆይ ምህረትህን ላከላቸው

    • @tsadkanabrha109
      @tsadkanabrha109 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

    • @Herimon514
      @Herimon514 4 ปีที่แล้ว

      *Amen Amen Amen*

  • @ለምንለይእባሓደራክምለስና
    @ለምንለይእባሓደራክምለስና 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣየ ኣምላክ እግዚኦ ማሓረኒ ካብዚይ ኣውፀና ክንደይ እዩ ዘሎ ነማርርር ሙሉኣት ኮይና ነማርርር ተመስገን ንበል እስኪ ምስጋና ፅጋብ እዩ ኣሕዋተይ

  • @wediburu1720
    @wediburu1720 4 ปีที่แล้ว +5

    በጃካ ከተማ የእትወን መምህረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @azeb1956
    @azeb1956 4 ปีที่แล้ว +2

    Finally Thanks GOD you are here. God bless you memhr Mulu.🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯👍👍👍👍

  • @tamsganamlkay456
    @tamsganamlkay456 4 ปีที่แล้ว +7

    Amlk xaguo yabzahlkom 🙏🙏⛪⛪🇪🇷

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ጨ6ፀ
    @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ጨ6ፀ 4 ปีที่แล้ว

    እዋይ የሕዋተይ😭😭😭💔💔💔 እስኪ ረድኤት ካብ ልዑል እግዛብሄር ኣይፈለይኩም ኩቡር ሓውና መምህር ሙሉ እውን ጸጋ ልዑል እግዛብሄር ኣብ ኩሉ ዙርያኻ ይኩን 🙏🙏🙏

  • @ሑቡንኤርትራዊ1997
    @ሑቡንኤርትራዊ1997 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ባሓቂ ልብኻ ዝበልዕ ናይዘን ቀልዑ ኦ ፈጣሪ

  • @hayatnagashi9583
    @hayatnagashi9583 4 ปีที่แล้ว +1

    ጥዕናኣም ይመልሰሎም ኣምላእ ኣህህህህህ የሕዝን 😭😭😭 መምህር ና ሰላም እና ጥዕና እድመ ያሃብካ

  • @ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ
    @ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ 4 ปีที่แล้ว +8

    ብርክቲ ወላዲት ብደቅኪ ተከፈሊ

  • @sababerhe6982
    @sababerhe6982 4 ปีที่แล้ว +9

    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ😢😢

  • @SaraSara-dt7sv
    @SaraSara-dt7sv 4 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላኽ ምሕረቱ የወድልኩም ንዝመቱ እውን መንግስቱ ስማያት የወርስን

  • @ነኝስደተኛ27አንተያልከዉይ
    @ነኝስደተኛ27አንተያልከዉይ 4 ปีที่แล้ว

    ሙልየ ቃላት የብለይ ኣምላክ ጥዕናኻ ሙሉእ ይግበሮ ኣምላክ ብሓቂ ሙሉ

  • @frefer7772
    @frefer7772 4 ปีที่แล้ว +6

    ዋይ ዓለም 😭😭😭😭😭😭አፍፍፍፍፍ

  • @aleksnguse5537
    @aleksnguse5537 4 ปีที่แล้ว

    ኤህህህህ ዓለም ጎዶሎ እግዚኣቤር ጸጉኡ ይብዝሓልካ wusatena madia hawey

  • @ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ
    @ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ 4 ปีที่แล้ว

    አይይይይ እዛ ዓለም ጎደሎ እግዚአብሔር አምላክ ምሳክን ይኩን እዘን አሐተይ ማዓርይ

  • @ክብርለእግዚአብሔር
    @ክብርለእግዚአብሔር 4 ปีที่แล้ว +1

    ዓለም ጎዶሎ እያ ናይ ብሓቂ ውሸጣካ ዝገድእ አይከእላን እፍፍፍፍፍ ኣጃኩም ወገነተይ

  • @dhfhyrfdhgf1849
    @dhfhyrfdhgf1849 4 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ሓፊሱ ኣየፍስስን ኣይዞክን ፅሩያተይ

  • @saraasefaw3459
    @saraasefaw3459 4 ปีที่แล้ว

    ሙሉ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @alemyoubube
    @alemyoubube 4 ปีที่แล้ว

    እፍፍፍፍፍፍፍ ኣምላኽ ይሓግዝክን ኣሕዋተይ

  • @ተመስገንጌታየ-ዀ3ኈ
    @ተመስገንጌታየ-ዀ3ኈ 4 ปีที่แล้ว

    ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኩም አሕዋተይ

  • @ejgayo3622
    @ejgayo3622 4 ปีที่แล้ว

    Egziabher amlak misakin yikuen
    Metehaberti yikuen wehabti bi gulbet hagezti egziabher amlak edimen tienan yihabkuem 🙏❤️

  • @ኣሉጎልትግራይ
    @ኣሉጎልትግራይ 4 ปีที่แล้ว

    እፍፍ ዓለም ጎደሎ ምሕረት የዉርደልኩም ፈጣሪሪ

  • @merimeri4733
    @merimeri4733 4 ปีที่แล้ว

    ኤህ ኣሕዋተይ ኡፍፍፍ ከብደይ ብልዕ ኣቢለናኒ ኣጆክን ኣምላኽ ኣሎ

  • @lelugualadwa4781
    @lelugualadwa4781 4 ปีที่แล้ว +1

    Memeher muley egziabeher amelak newihe edemen tena yehabeka yehabukum bao tsegumat bezekedekayo emebetey teketelka tehaleka yehalkum memdarteka

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ብሩኽ

  • @helyadaabraham1996
    @helyadaabraham1996 4 ปีที่แล้ว

    አይይይይይ እህህህህህህ
    አጆኻትክን ዘንደቀይ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኩም

  • @ትግራወይቲጓልራያዓዘቦ
    @ትግራወይቲጓልራያዓዘቦ 4 ปีที่แล้ว +3

    አየ ህዝበይ 😢😢😢😢😢

  • @brhananatey2780
    @brhananatey2780 4 ปีที่แล้ว +3

    Eway ezi alem ezias xelakin yzektm zendeqey ajokin amlak alo 🇪🇷

  • @روانمحمد-ي4ق5ع
    @روانمحمد-ي4ق5ع 4 ปีที่แล้ว +2

    Egzabiher mhretu ylakelkum yehwat

  • @zufanzufan4943
    @zufanzufan4943 4 ปีที่แล้ว +3

    Efffff alem resah kentu eki .beka mnm kbl aykeln fetari baelu kufe neger yerhkelna oh amlake hoy plzzz

  • @senaytberhe4604
    @senaytberhe4604 4 ปีที่แล้ว +3

    Ufffff eway dkey ajoken amlak misaken yekun alna abe gonken

  • @ለህይወቴተዋህዶሃይማኖቴ
    @ለህይወቴተዋህዶሃይማኖቴ 4 ปีที่แล้ว +2

    Amlake hoy nhagez edey ftheley...edmen tenan yhabka memhr mulu😘😘😘

  • @ሩፍታልበይኢኪማርያመይ
    @ሩፍታልበይኢኪማርያመይ 4 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም

  • @abrhetgigi4345
    @abrhetgigi4345 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣታ ኣነስ ኣይካአልኩይ

  • @ፍቅርዩእምነትይተመሰግንዩ
    @ፍቅርዩእምነትይተመሰግንዩ 4 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ምሓረትዩዉረደለኩም

  • @danaithabtemariam6075
    @danaithabtemariam6075 4 ปีที่แล้ว

    Amlak mhretu yewrdelom ezom abi sebay gn wlcher malet arebya tetgebrlom xbuk nieru

  • @Btaddese
    @Btaddese 4 ปีที่แล้ว

    Betami kebde u egzabher yehagzkume

  • @LL-pt6ub
    @LL-pt6ub 4 ปีที่แล้ว

    Egziabher Amlak msakn ykun Ahwatey 🙏😭

  • @ኑራየፍቅር
    @ኑራየፍቅር 4 ปีที่แล้ว +1

    አላህ ወይ መጨረሻችን አሳምሪልን

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 ปีที่แล้ว

    እዋይ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኩም 😢😢😢😢😢😢 ኣጆኹም

  • @እግዚአብሔርእረኛየነ-ዸ5ቘ
    @እግዚአብሔርእረኛየነ-ዸ5ቘ 4 ปีที่แล้ว +1

    አይ ዓለም ጎዶሎ እያ ንገሊኡ ብርሃን ንገሊኡ ፀልማት እያ ዕድመ ጥዕና ይሃብክን ንመወቲ ድማ መንግስተ ሰማያት የውርሶም

  • @hayat3375
    @hayat3375 4 ปีที่แล้ว +6

    እወ ዓለም ጓዶሎ እፍፍፍፍፍ

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 4 ปีที่แล้ว

    ሙሉ ሙሉእ ጥዕና ይሃበልና።ኣብ ትግራይ እቲ ኣዝዩ ድኽነትን ስደትን ዘሎ ኣብ ፃዕዳ እምባ ኢዩ ሞትኹረት ክትገብረሎም ብትሕትና የመስግን።የቐኒ

  • @محمدمحمد-ن7ف4ت
    @محمدمحمد-ن7ف4ت 4 ปีที่แล้ว

    ኣግዚኦ መሓረና ኩሪሰቶስ

  • @axum5878
    @axum5878 4 ปีที่แล้ว +2

    Edmen tiena yhabka memhir milu

  • @mebrakmicheal7165
    @mebrakmicheal7165 4 ปีที่แล้ว

    Amlak mhret yewredka hewey

  • @zufanzufan4943
    @zufanzufan4943 4 ปีที่แล้ว +3

    Abet tsnat abet habon akln

  • @johntes7185
    @johntes7185 4 ปีที่แล้ว

    God bless you teacher of life

  • @brktilazzar7423
    @brktilazzar7423 4 ปีที่แล้ว

    Ewayyy ahwatey marey amlak musakum ykun muley fetari edmen tienan yhabka hawey atum senay etigeburu senaykum yebzhayo amlak welidukum thagosu

  • @samuelteame9336
    @samuelteame9336 4 ปีที่แล้ว +3

    Ahhh eway alem chenawit

  • @ברקמיכאל-ט6ט
    @ברקמיכאל-ט6ט 4 ปีที่แล้ว +3

    memhr aykealkun eten zektamat bejaka ente tekaelu nketama awxewen

  • @mohammadtaher5658
    @mohammadtaher5658 4 ปีที่แล้ว

    ዋይ አሕዋተይ አምላክ ምሳኩን ይኩን

  • @godislove9722
    @godislove9722 4 ปีที่แล้ว

    Ajokn yehwatey nska dma hawey natey egzabiher amlak msaka ykun

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy1997 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣየ ዓለም ጎዶሎ እንታይ እሞ ነዛ ዝጽሕፋ ዞሎኹ ከማን ብኽንደይ ሓይሊ እየ ዝጽሕፋ ዞሎኹ እንታይ ከም ዝብል እኮ ጠፊኡኒ

  • @zufanzufan4943
    @zufanzufan4943 4 ปีที่แล้ว +2

    Ayyyyy esti amlak blewhatu yraykum

  • @OneMediaTV
    @OneMediaTV 4 ปีที่แล้ว

    በስመአብ አንታ አምላክ ባዕልካ ረአየልና

  • @ጎዶልያስእግዚአብሔር-ጘ5ኸ
    @ጎዶልያስእግዚአብሔር-ጘ5ኸ 4 ปีที่แล้ว

    ኡፍፍ አምላከይ ምሕረት ለኣከሎም 😢😢😢

  • @michaelmebrahtu1215
    @michaelmebrahtu1215 4 ปีที่แล้ว

    Mheret yewirdi fetari

  • @tekleabbrhane4765
    @tekleabbrhane4765 4 ปีที่แล้ว

    ezgabhir amlak abzhu yhabik gidy soduy

  • @شمسشمس-ل7ث
    @شمسشمس-ل7ث 4 ปีที่แล้ว +2

    Ayi zalm kemdlyta tgebrka

  • @mebrakmicheal7165
    @mebrakmicheal7165 4 ปีที่แล้ว

    Amlak yehagzkum yehwatey

  • @mijdju1295
    @mijdju1295 4 ปีที่แล้ว

    እግዛብሄር መሳኸን ይኹን 😭😭😭

  • @selamnbetekrstyan2014
    @selamnbetekrstyan2014 4 ปีที่แล้ว +1

    Ane eritrawit eye ekun ember telephone nay memhr mulu delye aleku abey adi eyen zelewa tfeltu xhafuley

  • @ngstigeremeskel2882
    @ngstigeremeskel2882 4 ปีที่แล้ว +1

    ወሸጠይ ተጎዲአ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 4 ปีที่แล้ว

      Egziabher Aboy kabzi yedhnena nhwatna Mulue Mihret yewurdelom