በዓል ታሪኽ ዳኒ ምስ Topo ቀልዓለም ዘይብሉ ዕላል።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 702

  • @yossiefmer733
    @yossiefmer733 ปีที่แล้ว +104

    ዳኒ ንጉስ ሳይክል
    ኣሰልጣኒ ክኸውን
    ኣለዎ ትብሉ 👍👍👍 like habu❤❤❤

  • @ksanet14ever69
    @ksanet14ever69 ปีที่แล้ว +111

    ዋውውውውውውውውውው ዳኒኒኒኒኒኒ ዕድለይ ድዩ ዕጫይ ኣይርደኣንን ዳኒኤልን ዘርእሰናይን ሓንሳብ ኣብ ልበይ ምስ ሰፈሩ ፍጹም ክነቓንርቑ ዘይክእሉ ብሉጻት ዜጋይ
    ኣብ ኩሉም ኣትለታትና ዘሎኒ ክብሪ ፍሉይ'ዩ ኣብዚኦም 2ተ ሰባት ግን ዳኒ ክወቅጦ ድንዕ ድንዕ ኢለ ኣይወዓልክዋን ግን የቐንየልና ቶፖ፡ ዘርእሰናይ ከኣ ክንጽበየካ ኢና❤ 🇪🇷 ❤

  • @ጀጋኑኻኣኽብር
    @ጀጋኑኻኣኽብር ปีที่แล้ว +22

    ጥቕልል ኣቢለ ሓንቲ ክብል ምደለኹ ማዕርግ ክውሃቦ ኣለዎ ንዳኒ፡ ንኩሉ ዝማልአ ጅግና ስለዝኮነ።

  • @Josephsol55
    @Josephsol55 ปีที่แล้ว +84

    This guy deserves credit for setting examples for the young generation. Respect Daniel!👍👍👍

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት ปีที่แล้ว +47

    ዳኒ ጅግና ሓበን ሃገር፡ ከፋቲ በሪ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ቶፖ ሎሚ ጽቡቕ ጌርካ ታንክስ !!

  • @ZaidHaile-t1w
    @ZaidHaile-t1w ปีที่แล้ว +20

    ሎሚ ኪሕስካኒ ቶፖ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ዳኒ ጅግና

  • @اسحاقمحمد-س3د
    @اسحاقمحمد-س3د ปีที่แล้ว +48

    ትዕግስቲ ትሕትና ክብረት ንኩሎም ብጾት እናበለ ዩ ዝጽውዖም ❤❤❤❤❤

  • @hagereykbretey7644
    @hagereykbretey7644 ปีที่แล้ว +16

    ዳኒ ኣብ ሳይክል ሃገርና
    ወሪሱ ተጋዲሉ ተዓዊቱ ኣውሪሱ ገና ድማ ይቃለስ ኣሎ ክብሪ ዝግብኦ ጅግናና ዕድመን ጥዕናን ዳኒ ልዕሊ ኩሉ ዝምስጠኒ ሃገራውነቱ 100+ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

    • @zezuzanzan4946
      @zezuzanzan4946 ปีที่แล้ว +1

      ኣውሪሱ:ወሪሱ :ተሰዊኡ: ሃገራውነቱ ...እዚ ናይ ሸፋቱ ሳሕል ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ከምዚኦም ዓይነት ቃላት ምጥቃም ክልኩል እዮ::

    • @hagereykbretey7644
      @hagereykbretey7644 ปีที่แล้ว +1

      @@zezuzanzan4946 ሃመማ ክክክ መን ይብሉኻ ደኣ ወደይ ከምዚ'ዩ ዝፍቀድ ከምዚ ኣይፍቀድን ትብል

    • @metkelawi6295
      @metkelawi6295 ปีที่แล้ว

      ​@@zezuzanzan4946
      Men da ebluka wedey

    • @zezuzanzan4946
      @zezuzanzan4946 ปีที่แล้ว

      @@hagereykbretey7644 ሰክት ነፋጥ ምቅሉል ባርያ::

    • @hagerey9448
      @hagerey9448 ปีที่แล้ว

      ​@@zezuzanzan4946😂😂😂 ኪድ ትሓነቕ ከልቢ ዓድዋ 🤣

  • @biniamdawit1846
    @biniamdawit1846 ปีที่แล้ว +2

    Btami ena anmesneka Topo hawey nkubur Daniel Teklahaymanot zkrebkalna
    Topo hawey n Zersenay Tadese wen tetkrbelna xbuk neru . Edmen tenan yahabka fetari nska wen kemtom ab Alem zdemeku kemom dmuk ika . Thanks more ❤

  • @yeg_show
    @yeg_show ปีที่แล้ว +16

    ከፋቲ በሪ ኣትለት ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት።
    ኣጆኻ ኣብታ ናይ ጽባሕ ኤርትራ ቅዋም ዘለዋ ቦታ ኣሎካ።ምስ ኩሉ ጸገማትካ ተጻዊርካ ዓቢ ዓወት ኣበርኪትካ ኢኻ።
    Thank you Tesfie dma.

    • @SamuelEye1988
      @SamuelEye1988 ปีที่แล้ว +2

      እንታያዴካ ዓቅሚ ኣለካ ክትህቦን ክትከልኦን ከምዞም ጀብሃ ኣብዛ ስደት ክትጓሓፊ ኢኺ ወዲ ሾርሙጣ😅

  • @ksanethaile2624
    @ksanethaile2624 ปีที่แล้ว +10

    ዳኒ ብሉጽ ❤❤❤❤
    ዘርኢሰናይ ታደሰ ኣምጻልና
    ሓደ ጎያይ ክገብሮም ዝግባእ ኣመጋግባን ትሬን ክሕብረና ድማ ሕተተልና ቶፖ ሓወይ Thanks

  • @gomida1552
    @gomida1552 ปีที่แล้ว +1

    ዳኒ ብጣዕሚ ብሉጽ ኢንተቪው። ልዑል ትሕትናን ማዕዳን። ንመጻኢ ሂወትካ ሰሰናዩ ይምነየልካ🇪🇷

  • @shishay4773
    @shishay4773 ปีที่แล้ว +21

    ዳኒ ሓበን ሃገር ሓያል እሙን መትከላዊ ኤርትራዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤

  • @semayeyuderetey3616
    @semayeyuderetey3616 ปีที่แล้ว +10

    ዳኒ ዝፈትዋ ሰብ ኣቤት discipline ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ምስ ክሎም ስድራቤትካ🙏
    King of mountain

  • @FalaFala91
    @FalaFala91 ปีที่แล้ว +8

    Dani the best ሕቡን ኤርትራዊ ሃገራዊ መትከላዊ መግለጺ ኣልቦ ክብርን ፍቅርን ነዓኻ፡ ኣሰልጣኒ ሓንቲ ኤርትራዊት ጋንታ ወይ ሃገራዊት ጋንታ ኮንካ ክርኤካ እቲ ናይ ወትሩ ትምንዮተይ ዩ 🙏 GBU ዳኒ ጅግና ❤❤❤

  • @flimonflimon
    @flimonflimon ปีที่แล้ว +21

    እዞም ተቐዳደምትና ትሕትና ዘለዎም ደስ ክብሉኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🥰🥰🥰🥰

  • @ወዲሓላልመሬት
    @ወዲሓላልመሬት ปีที่แล้ว +34

    Topo ኣንበሳ ኮመንትና ኣንቢብካ ተምጽኦም ዘለካ እስፓርታውያን ሃገርና ኣዚየ ዘመስግነካ ዝተረፉ ካኣ ኣብ ቀጻሊ ንጽበ ❤❤

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 ปีที่แล้ว +12

    ዋዋዋው ዳኒ ሓወይ ናይ በሓቂ ናይ ኢነተርናሽናል ተጻዋታይ ትሕትናኻ ኣወዳድቃ ቃላት ናይ ትግርኛኻ ኣዚዩ ረዚን ዘይ ከም ገሊኦም ማራስከ,ገለዓይነት እንዳበሉ ደረጃ ዘለውዎ ዘፍክሶም ቃላት ዘይትጥቀም ምዃንካ ሙሉእ ጌርካ❤❤❤❤

    • @ሓኔታይ
      @ሓኔታይ ปีที่แล้ว +2

      Ya seq eske beli afey gefihley ilki hateftef aytebeli kekem edmiom daniel abom iyu nesatom ka deqi gize iyom adniqki tray helefi kem geliom do gele do aytebeli kulom bluxat iyom

    • @samidew5092
      @samidew5092 ปีที่แล้ว

      Eza commentki zeytedli

    • @yonas3137
      @yonas3137 ปีที่แล้ว

      እስከ ሰብ ከይርኣየኺ ሻሕ ኣብልያ እዛ ኮመንት ገሲም

    • @yosi7841
      @yosi7841 ปีที่แล้ว

      ​@@ሓኔታይ ንኣሽቱ ዘይኮኑስ ደቂ ሰበይቲ ስለ ዝኾኑ ዩ ዘይእሩም ቃላት ዝጥቀሙ

  • @biniamchipo8439
    @biniamchipo8439 ปีที่แล้ว +4

    Topo hawey ስለ ኹሉ ትገብሮ ከየመስገናካ ክንሓልፍ ኣይደልን Thanks keep it up !!ተስፋ ዘለዎ ተቀዳዳማይ ኣክሊሉ ኣረፋይነ ኣምጽኣልና !!!

  • @pawlosgere088
    @pawlosgere088 ปีที่แล้ว +16

    ኣታ ንስካ ብኩሉ ኢካ ሻቢን ቤት ትሕትና ኣቤት ልቦና ❤❤❤❤ ዳኒ ንጉስ ዓቅብ🎉🎉

  • @filawimanunited9931
    @filawimanunited9931 ปีที่แล้ว +7

    ጅግናይ ❤። ከይሓፈርካ እስኪ የዕልል ፡ሰራሒ ታሪኽ ኣይኮነን ሲ ፡ሃገር ዘፍርስ እኳ ዝሓፍረሉ ግዜ ኣይኮነን ግዚኡ። ድፍር በላ እዛ ማይክ ዳነይ ምሩጽ።❤

  • @shabaymybro8201
    @shabaymybro8201 ปีที่แล้ว +4

    ዳኒ ኽብሪ ዝግብኣካ ሓበን ኣፍሪቃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ Thank u topo

  • @ኤሪinfo
    @ኤሪinfo ปีที่แล้ว +15

    ዳኒ ጅግና ብጣዕሚ ዝፈትዎን ዘድንቆን ተጻዋቲት ❤❤❤❤

  • @Treat353
    @Treat353 ปีที่แล้ว +6

    ንጉስ ኣፍሪቓ በሪ ብሽክሌታ ሃገርና። ክብሪ ይግበኣካ'ዩ ዳኒኤል። ብዙሓት ኣሰርካ ስዒቦም ድማ ነቲ ታሪኽ ንስኻ ዝፈለምካዮ የዕብዩዎን የድምቑዎን ኣለዉ። ክብሪ ን ኩሉኹም ተቐዳደምትና❤

  • @melakeyosef8542
    @melakeyosef8542 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ብሓቂ የቐንየልና ቶፕ ሓወይ ነዝ ሓበን ሃገሩን ህዝቡን ዘምጻካልና ጅግና ወዲኢ ሓላል መርየት ከኽብ ኣፍሪቃ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @simontekle4444
    @simontekle4444 ปีที่แล้ว +5

    Waaaaa❤ Dani the great man kbry zgbo olopikawei ❤ tbaty beal danga

  • @zenawikebreab4799
    @zenawikebreab4799 ปีที่แล้ว +8

    ዋው ዋው ዋው ተፖ ተፖ ታንክስ
    ዳኒ ዳኒ ዳኒ ሃብቲ ሃገር ኣርማ ኮርሳተረ ምሉእ ጥዕና ምስ ስድራኻ ❤❤❤

  • @hope9203
    @hope9203 ปีที่แล้ว +2

    Topo!!!!! one of our best Sport journalists .... Great job as always! Dani our Legend ❤🇪🇷

  • @M-vr7zo
    @M-vr7zo ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ብሱልን ትሑትን ኣትለት።ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ናይ ዕድና ዲዩ ናይ ካልእ ሃገር ኮንካ ተፍርዮም ተጻወቲ ክርኢ ይብህግ።

  • @Erilebna
    @Erilebna ปีที่แล้ว +11

    Thank you tesfaledet for bringing daniel on your show he is my favorite person. I wish he will be a trainer for our youngest cyclists.

  • @samsomhaftom9752
    @samsomhaftom9752 ปีที่แล้ว +2

    ዳኒ ጅግና በዓል ስረ ❤❤ 💪💪💪💪🌹🌹🌹🌹🌹

  • @weyniissac2053
    @weyniissac2053 ปีที่แล้ว +21

    እንታይ እሞ ምስ እዚ ረሳሕ ዲክታተር ክብረት ኣይረኸብኻን ዳኒ ጎብለል ኣጆኻ we Love you so much ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @samuraiofshadow6417
      @samuraiofshadow6417 ปีที่แล้ว

      ኤርትራዊ ንነብሱ ክብረት ኢሉ ኣሰርሕን እዩ ንሃገሩን ህዝቡን ላዕሊ ክሰቕል እምበር ዳኒ ከኣ ኪሉ ግዜ ዝዝከር ስራሕ ሰሪሑ እዩ ብህዝቡ ከኣ ክቡርን ዘይርሳዕን እዩ

    • @merhagere2411
      @merhagere2411 ปีที่แล้ว +1

      ጸርፊ ጥራይ ደኣ ኮይንኩም እምበር ንነብሱ ኢሉ ብዝገበሮ ስፖርት ገለዓይነት ገዛ ኣብ ኣስመራ ተዋሂቡ እዩ

    • @weyniissac2053
      @weyniissac2053 ปีที่แล้ว

      @@merhagere2411 ኣቤት ሓሶት ሓሶት ናትና ኢልኩም ኢኹም ተታሒዝኩማ ነቲ ርሂጹ ዘምጽኦ ትኻል ገይሩ ኸማሕድሮ ባይታ ዘይረኸበስ ገዛ ክኣ ካብ ህግደፍ ኽርኸብ ካብ ሃመማ ዶ መዓር ትጽበ ኢኻ ነቲ ኣብዚ ደገ ተወሊዱ ዝዓበይ ኸተዳናግሩ ትክእሉ ኢኹም ኣምለኽቲ ኢሰያስ በራዩ መሕዘናት 😭😭😭😭😭

    • @merhagere2411
      @merhagere2411 ปีที่แล้ว

      @@weyniissac2053 ሓወይ ናተይ ኣነ ክሕሱ ወይ ከደናግር ኢለ ኣይኮንኩን ምሳካ ተሰዲደ ናብራ ስደት ዒቅ ኢልኒ ዓደይ ሰላም ኮይኑ ዓደይ ኣቴ ከውፍር ኢዩ ባህገይ የግዳስ ቅድሚ 3/4 ዓመት ዓመት ገዛ ከምዝተዋህበ ሰሚዔ ኔረ ከተጻርያ ትኽእል ኢኻ ሓዴና ጌጋ ክህልዎ ይኽእል እዩ

    • @hagerey9448
      @hagerey9448 ปีที่แล้ว

      ​@@weyniissac2053😂 ክላእ ጉሓፍ እንታይ ትፈልጦ ኣለካ መንግስቲ ገዛ ሂብዎ ከም ድላዩ ይኣቱ ይውጽእ ዝተፈላልየ ኮርሳት ደገ ከይዱ ይውስድ ምኒን ጥራይ በሉ ኣህባይ

  • @tesfiekesete9675
    @tesfiekesete9675 ปีที่แล้ว +36

    ብመጀምርታ ናይ ተዓዛቢ ርኢቶ ርኢካ ምምጻእካ የመስግነካ
    ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ድማ ይምነየልካ.
    ብምቅጻል እንተ ተካኢሉ እቲ ቃለ ማሕትት ክትገብር ከለካ እቲ ናይ ዝሓለፈ ዝዕዎትዎ:ፍቃድ ሓቲትካ ቪድዮ እንተትገብረሉ ምበለጸነን ምጸበቀን

  • @TeklemariamTewelde
    @TeklemariamTewelde ปีที่แล้ว +18

    ዳኒ ሓወይ ንጉስ ኮርሶ ። ኣብ ልብና ዓቢ ቦታ ዝወነንካ፡ ኩሉ ግዜ ንምክሓልካ ዘይሃስስ ዝክሪ እዩ ዘለካ ። ንመጀመርያ ግዜ ኣብ መርዓካ'ኤ በኣካል ርኤካ ፡ 2015 ከኣ ኣብ ማይ ተመናይ ኣብ ግርማይ ሆቴል ብtv ተከታትሌካ፡ ሕጂ ከኣ ኣብ ኤውሮጳ ኮይነ ይከታተለካ ኣለኩ ፡ቶፖ ውን ኣድናቂካ ምካነይ ክገልጸልካ ይፈቱ ብጣዕሚ ንፉዕን ትስፉውን መንእሰይ ኢካ ኣይትትፉኡና የቀንየልና ❤❤

  • @robeluzi929
    @robeluzi929 ปีที่แล้ว +13

    Neta nay Pushkin hawelti alikum eba Nay DANI gberuwa!!
    HE’S OUR FIRST PRO CYCLIST 🚴‍♂️ OUR HERO he’s a living legend!!!
    He deserves more credit than everyone else’s!!!!!
    You’re our model DANI !!!❤️❤️❤️
    We love you ❤❤❤

    • @freta8953
      @freta8953 5 หลายเดือนก่อน

      I agree, he doesn’t get as much credit as he should

  • @danielmekonen6031
    @danielmekonen6031 ปีที่แล้ว

    Living Lengend Daniel Teklehaymanot. Buzuh kibri zeyrekebe seb. Hade mealti ab adna kem dlayka kitzarebelu ms bexahna ktzarebelu eka. Ember Mengsti Eritrea bzuh eyu hasika. Gn nay behaqi muqulul seb. Thanks living Legend Daniel Teklehaimanot. Thanks Topo Show

  • @robelandebrhan2127
    @robelandebrhan2127 ปีที่แล้ว +25

    ፕሮፈሽናል ተቐዳዳማይ ዳንኤል ተክለሃይማኖት፥
    ተሸላሚ ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ስፖርተኛ 2012።
    ተሸላሚ ብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽግለታ ኣፍሪቃ 2015.
    ተሸላሚ ኑማ ብሉጽ ኤርትራዊ ስፖርተኛ 2015።
    ኣብ ታሪኽ ዙር ፈረንሳ ናይ መጀመርታ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ማልያ ንጉስ ዓቐብ (Polka dot Jersey) ዝለበስን ነታ ማልያ ኣብ 6ይ መድረኽ ድሕሪ ምቅባሉ ክሳብ 9ይ መድረኽ ክለብሳ ዝኻኣለ እንኮ ኣፍሪቃዊ ኮይኑ ተሰኒዱ ይርከብ።
    ኣብ ጂሮ ደ ኢታሊ 2017 እውን ኣብ 2ይን 3ይን መድረኽ ወናኒ ማልያ ኣንበሳ ዓቀብት ብምኻን ኣብ ፐዲዩም ክድይብ ክኢሉ ኢዩ። ተውሳኺ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት
    ተዓዋቲ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2010
    ተዓዋቲ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ናይ ውልቂ ክሮኖሜተር
    2010, 2011, 2012, 2013, 2015።
    ተዓዋቲ ዙር ክዊታ ኢዚና ሳይክሊንግ ርዋንዳ 2011
    ተዓዋቲ ናይ ግዜ ብጫ ማልያ ዙር ርዋንዳ 2010
    ተዓዋቲ ሻምፕዮን ኤርትራ ናይ ጽርግያ ውድድር
    2012, 2016።
    ተዓዋቲ ሻምፕዮን ኤርትራ ናይ ውልቂ ክሮኖሜተር 2011፡
    2012, 2015, 2016, 2018።
    ተዓዋቲ ሻምፕዮን ዞባ ማእከል 2008.2009
    ተዓዋቲ ናይ ሓደ መዓልቲ ውድድር ፕሩይቦ ቪላ ፍራንኮ
    ኦርዲዚያኮ ስጳኛ 2013.
    ተዓዋቲ ኣንበሳ ዓቀበት ክሪተሪዩም ዱ ዳውፊን ፈረንሳ
    2015, 2016።
    ተዓዋቲ 2 መድረኽ ኮፐ ደስ ነሽንስ ቪለ ሳጉናይ ከናዳ 2010
    ተዓዋቲ 1ይ 2ይ 3ይ መድረኽ ዙር ክዊታ ኢዚና ሳይክሊንግ
    ርዋንዳ 2011
    ተዓዋቲ 1ይን 3ይን መድረኽ ዙር ኤርትራ 2009።
    ተዓዋቲ 2ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ 2010.
    ተዓዋቲ 3ይ መድረኽ ላ ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ(ዙር ጋቦን)
    2011፨
    ተዓዋቲ 5ይ መድረኽ ዙር ኣልጀርያ 2012
    ንሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ናይ ጋንታ ኩሮኖሜተር
    ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2011 2012
    2013 2015 ክትከውን እጃሙ ኣበርኪቱ።
    ዕዉት 2ይ ደረጃ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ናይ ውልቂ ኩሮኖ ሜተር
    2015።
    ዕዉት 2ይ ደረጃ ሻምፕዮን ኤርትራ 2011።
    ዕዉት 2 ይ ደረጃ ዙር ኤርትራ 2009።
    ዕዉት 2ይ ደረጃ ኣንበሳ ዓቀበት ዙር ፖላንድ 2012።
    ዕዉት 2ይ ደረጃ 1ይን 7ይን 8ይን መድረኻት ዙር ርዋንዳ
    2010።
    ዕዉት 3ይ ደረጃ ሻምፕዮን ኤርትራ ናይ ውልቂ ክሮኖሜተር
    2017።
    ዕዉት 3ይ ደረጃ ናይ ውልቂ ኩሮኖሜተር ሻምፕዮን እፍሪቃ
    2016።
    ዕዉት 3ይ ደረጃ ኣንበሳ ዓቀበት ዙር ድ ለ ዒይን ፈረንሳ
    2018።
    ዕዉት 3ይ ደረጃ 2ይ መድረኽ ምዛንሲ ደቡብ ኣፍሪቃ
    2014።
    ዕዉት 3ይ ደረጃ 4ይ መድረኽ ስኮዳ ዙር ደ ላክሰንበርግ
    2014።
    ዕዉት 3ይ ደረጃ 9ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ 2010።
    ኣብ ዓበይቲ ውድድራት ዳንኤል
    ን5 ግዜ ዝእክል ኣብ ግራድ ቱር ተወዳዲሩ ኣሎ።
    ዙር ፈረንሳ(TOUR De FRANCE) 2015 ,2016
    ቮልታ ስጳኛ(VOULTA SPANA) 2012 ,2014
    ጂሮ ዲ ኢታሊያ(GIRO DI ITALIA) 2017።

  • @FilmonBahabolom12345
    @FilmonBahabolom12345 ปีที่แล้ว +2

    ዋው ቶፖ ለማዓንቲ ኢኻ ገለ ዓይነት ስራሕ ሰሪሕካ ዝገርመካ ክሓተካ እንዳ በልኩ ኢኻ ዳኒ ሓወይ ኣምላኽ ገጽካ ዘርኣየና ይመስገን

  • @natudawit5814
    @natudawit5814 ปีที่แล้ว +8

    ዳኒ ንጉስ 👑 🚴 ከፋቲ በሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ like ሃቡለይ ነዚ first african cyclists ❤

  • @okubitdesta923
    @okubitdesta923 ปีที่แล้ว +2

    ንፉዕ ዳኒ 🎉🎉🦾 ቃላት የለን ንዓኻ መግለጺ ❤❤

  • @biniamgebre2984
    @biniamgebre2984 ปีที่แล้ว

    Dani ጅግና፣ ንናይ ሃገርና ይኹን ናይ ኣፍሪቃ ብብሽክለታ ዓቢ ባብ ኣብ ዓለም ዝኸፈተ ንፉዕ ተቀዳዳማይ ብሽክለታ ሃገርና።

  • @abelbrhane9925
    @abelbrhane9925 ปีที่แล้ว +1

    Our hero dani..ናይ ሃገርና ነገር ግን ኣብ ክንዲ ዘተባብዕዎም እእህህህህ

  • @Bahlawi00291
    @Bahlawi00291 ปีที่แล้ว +2

    ዳኒ ኣብነታዊ መጽሓፍ ሳይክል ሃገርና 🇪🇷🥰🥰🇪🇷👏👏

  • @user-wl8or2be1j
    @user-wl8or2be1j ปีที่แล้ว +4

    Daniel Teclehaimanot is the best guy in syciling Riding and know he should be a Teacher and Training person thanks ❤🇨🇦🇨🇳🇪🇷

  • @danieltesfay8625
    @danieltesfay8625 ปีที่แล้ว +1

    ደኒ ሓበንን ሃገርና እዕድም ጥዕና ን ይሃብካ እግዝኣቢሄር ኣምላክ
    ቶቦ ኣንበሳ

  • @mizanabraha573
    @mizanabraha573 ปีที่แล้ว +3

    ዳኒ ሰራሑ ቅያ ዕድመ ጥዕና የሓብካ❤

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey5628 ปีที่แล้ว +12

    We thank you Danny for your great performance and make our flag frying high
    Thank you Topo also for bringing great people

  • @Tnsui
    @Tnsui ปีที่แล้ว

    Dani hawey ab grade 3rd behanti klass nmehar nernna ab mebatat tmhrti Dubarwa , xibuk beri nay bshgeleta zkefetka gbu ❤ abzi bexihka kirieka des zbl thanks God, topo very nice to see all of them. Aseltani koynka kemaka ketefriyelna txbitna u thanks Topo

  • @maranatha7450
    @maranatha7450 ปีที่แล้ว +2

    Well humble and down to the earth Daniel Teklehaimanot. Thank you 🇪🇷💪🏿

  • @gebarmahari829
    @gebarmahari829 ปีที่แล้ว +2

    The king of cycling there's no word to describe Dani Dani I wish you all the best

  • @rbifnteyestabey6602
    @rbifnteyestabey6602 ปีที่แล้ว +5

    Dani Hero! Our Legend
    ...🇪🇷💯💫...

  • @kq8131
    @kq8131 ปีที่แล้ว +6

    ዳኒ ብአኻ ምኽንያት ምሉኡ አፍርቃ ኽሪዑ ክብርን ምስግናን ንዓኻ ይኹን ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ዩምነየልካ❤🎉😅

  • @SegudTv
    @SegudTv 5 หลายเดือนก่อน

    ኣምላክ፡ዕድመን፡ጥዕናን፡ይሃበካ ዳኒ ሓወይ ❤🎉❤

  • @astermogos3105
    @astermogos3105 ปีที่แล้ว +6

    ዳኒኤለይ ዕደመንን ጥዕናን ይሃብካ...❤

  • @JohnMichael-ml9jq
    @JohnMichael-ml9jq ปีที่แล้ว +7

    ጸሊም ንፋስ። DANI The Best!!!

  • @zaidtewelde2368
    @zaidtewelde2368 ปีที่แล้ว +6

    💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏾🇪🇷🇪🇷💓 ነመስግነካ ቶፖ ሓወይ ነዚይ ኩቡር ሓዉና ዳኔል ዘቅረብካልና ክብር ናዓኩም ኢኩን ኣሜን🙏🏾✊🏾💐💗🌷🌷🌷🌷🌷🌻🌻🌻🇪🇷

  • @eru8046
    @eru8046 ปีที่แล้ว +1

    ዳኒ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዳኒ ሓወይ

  • @samidesta4550
    @samidesta4550 ปีที่แล้ว +1

    Salakatku eyu ezi kulu awet metsiyu dani hawey kefati beri kbri zgibeaka atilet eka🙏🙏

  • @tesfaysahle3685
    @tesfaysahle3685 ปีที่แล้ว +1

    Wawww topo hawey lomi khskana so thanks Dani Dani Dani Dani

  • @berewazerezghi3210
    @berewazerezghi3210 ปีที่แล้ว +10

    ❤ንጉስ ዳኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።❤

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 ปีที่แล้ว +1

    Dani hero Our blessed 🙏♥️ thank you 💯🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️

  • @misghinaberhe6167
    @misghinaberhe6167 ปีที่แล้ว +2

    Maturity,calmness,the way he’s talking is intelligent
    GBU dani❤

  • @wediafie639
    @wediafie639 ปีที่แล้ว +7

    Dani is the best in Africa 🌍 😍 ❤❤❤ welcome back dani king of Kings 🇪🇷 🤴 💜 ❤️ 💖

  • @woldaibeckit8826
    @woldaibeckit8826 ปีที่แล้ว +3

    I’m so proud of you brother thank you for being the first winer off the World Cyclist athlete Highest record in 2008

  • @msgnaabed4999
    @msgnaabed4999 ปีที่แล้ว +2

    Dani legend our hero 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @amanuelgebryowhannes5099
    @amanuelgebryowhannes5099 ปีที่แล้ว +1

    Dani black African diamond we proud of you you are different

  • @Wedihabtom3991
    @Wedihabtom3991 ปีที่แล้ว

    Thanks topo dani jigna,nzersenay wn akrbelna

  • @yonasteklu2945
    @yonasteklu2945 ปีที่แล้ว

    Wwwww danitey shikor kemey dika sebay edmen tenan yhabeka fetari wedi rimeyyyyy 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @fishagergis4331
    @fishagergis4331 4 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks.respectful.❤❤❤🙏

  • @merhawiabrham8559
    @merhawiabrham8559 ปีที่แล้ว +9

    እዋይ ክብረት ብእነት ኤርትራዊስ ኤርትራዊ ድኣ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DaniMarital
    @DaniMarital ปีที่แล้ว

    Wow wow wow Top nay bhaqi 10q ne Dannny moksi zmxakayo Dani hawey nay behaqi abseb ኣነሲ እዞም ኮሳተረ ብዓል ናቱ፡መራ፡ኣቹ፡ዓወት ኩሎም ናይ መን ወሲዶም ኣዘራርብኦም ቱሑታት ኢለ ወየ ናይ ኣየኦም ትሑት ሰብ ዳኒ ማለት እግዚኣብሄር ዕድመ ይሃብካ

  • @samiyemane5901
    @samiyemane5901 ปีที่แล้ว +7

    He deserve a lot credit, b/c the door is opened by this guy🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @اسحاقمحمد-س3د
    @اسحاقمحمد-س3د ปีที่แล้ว +2

    Thanks topo ndani sle zeqrebkalna❤❤❤❤❤

  • @milionngusenguse2503
    @milionngusenguse2503 ปีที่แล้ว +2

    Very Nice Speech Dani ‚ i like the way he speaks .😍❤Thanks Topo for inviting Dani❤

  • @eriredsea8337
    @eriredsea8337 ปีที่แล้ว

    ዳኒ ጅግና ብኩሉ ቡቁዕ ኢካ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ምስ ስድራቤትካ
    ብሉጽ ቃለ መሕተት 👍👍👍👍👏👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yordanosteklu505
    @yordanosteklu505 ปีที่แล้ว +2

    Dani we loved you always and miss you brother 💞💖💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟👑🌹

  • @efiane876
    @efiane876 ปีที่แล้ว +1

    Dani King of Kings, I have unforgettable memories and wish you long life and good health brother.❤ 🎉

  • @meseretmessi6141
    @meseretmessi6141 ปีที่แล้ว +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷DANI JIGNA THANKS TP WEDI ❤💖💖🐪🐪🐪💙💙♥️💐💐💐💯💯💯🌹🌹🙏🙏🙏

  • @erifreeone8083
    @erifreeone8083 ปีที่แล้ว +3

    Wow I didn’t know Daniel T/ Haimanot was so eloquent and elaborate Athlete. He is very experienced and exemplary pro- cyclist. Specially wishing Best of luck to Biniam GHIRMAY was touching and wise.

  • @tesfalemweldeslassie5866
    @tesfalemweldeslassie5866 ปีที่แล้ว

    Thanks you topo n Daniel interview zegberkayo

  • @nomoneynoproblem7890
    @nomoneynoproblem7890 ปีที่แล้ว +6

    Daniel teklehaimanot the king of mountains of all African Nebrrr Golgol Respect to him 🦁🦁🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @fkriuemnetey9115
    @fkriuemnetey9115 ปีที่แล้ว

    Dani goyta tebay goytaaqli fetari edmen tenan yhabka tesfa ngebr hji wn kem tmali yezana awet natka ksema knxbe eina topo nay bhaki xbuk medeb thanks sleti ndani edme aqribka zemxakalna

  • @Green-u1u
    @Green-u1u ปีที่แล้ว +3

    Thank you topo. We wait long time for this interview

  • @fanielhadish7721
    @fanielhadish7721 ปีที่แล้ว +2

    Dani is a very humble person and a hero King of mountain, wishing him long life and health, stay strong 💪 and safe Dani jegna 🎉❤❤❤

  • @Tecl8855
    @Tecl8855 ปีที่แล้ว

    Thanks tefu hawena nezi kubur hawena daniel zemxaklna tariKawi jigna

  • @merhawiaradoum9098
    @merhawiaradoum9098 ปีที่แล้ว

    ናኒ ጅግና ከፋቲ በሪ ናይ ሃገርና ዝተረፈ ዕድሜካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።ቶፖ ሓውና ካኣ የቀንየልና

  • @efremzekarias1955
    @efremzekarias1955 ปีที่แล้ว +20

    My child hood love of cycling was ignited when dani was in vaulta spagna 2012, i watched him race 21 stage. Unbelievable talent.❤❤❤❤

  • @bigboyyk
    @bigboyyk ปีที่แล้ว

    ዳኒ ሓበን ኤርትራን ኣፍሪቃ፡ ጎይታ ዓቅሊን ትሕትናን ኢካ ኢግዛብሄር ይትሓወሶ

  • @yonatankbrhane6006
    @yonatankbrhane6006 ปีที่แล้ว +1

    Dani habibi topo hawey thank you ❤🤗 !!!

  • @kalMHe
    @kalMHe ปีที่แล้ว +13

    Nay bhaki zhabeka kibri adefanikini ! Daniel, such a good example to other cyclists !! I am so proud of you as an Eritrean. I can not imagine seeing TOPO show's space glamour with historic jersey's ! Topo show, please incorporate some videos while interviewing your guests, that will definitely be more entertaining and will engage viewers more.

  • @tslalgabaentertainment
    @tslalgabaentertainment ปีที่แล้ว +1

    Thanks topo for bring our king on your show. I am creazy fan of Dani

  • @Warsaywedieri1991
    @Warsaywedieri1991 ปีที่แล้ว +1

    ዎውውውው ቶፖ ሓዊና ኣዚና አና ንፈትወካ ኣጆካ ቀጽሎ መደብካ thank you Daniel teklhaymanot 4:10 ጽቡቅ ገርካ ሞራል ይግብኦ ኢዩ 🌺🌺🌹🌹🌹🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌺🌺🌹💯💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @howtodoit5466
    @howtodoit5466 ปีที่แล้ว +2

    Dani is very intelligent and calm as he speaks. Proud if you legend ❤❤❤

  • @johnkidane7164
    @johnkidane7164 ปีที่แล้ว +1

    ልቦንኡን ብቕዓቱን ማዕረ ማዕረ እዩ ዳኒ።

  • @desalemehari6995
    @desalemehari6995 ปีที่แล้ว +8

    ❤❤❤ ከፋቲ በሪ ዳኒ ፡ ሳይክሊንግ ከነስተማቅሮ ዝገበርካ በዓል ኣቢ ውዕለት eri ❤

  • @God2344
    @God2344 ปีที่แล้ว

    Wawwwwwwww Daniel btaemi thtna alekum klukum nska kem olompikawi + etom professionella btaemi thutat frihat amlak zelekum, netom neashtu neashtu eyom weuy edme sle zkonu keytehalelkum meadwom, abeytn neashtun bhadega bzuhat kesirna❤ meadwom❤🎉 amlak hzbnan hagernann ybark🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @yafetteclom5285
    @yafetteclom5285 ปีที่แล้ว +2

    Living Legend Dani jegna bless you hawey ♥️🙏

  • @efremtesfai1743
    @efremtesfai1743 ปีที่แล้ว

    Dani is my favourite cyclist of all time.His sucess has opened an apportunity for many professional cyclists like bini!
    As a cyclist he is the Icon
    As a person he is humble and respectful.

  • @bereketbirhane1495
    @bereketbirhane1495 ปีที่แล้ว

    Dani and topo God bless you thank you

  • @bokarbokar6134
    @bokarbokar6134 ปีที่แล้ว

    Humbleness at its best!! Hall Of Fame Ms tegebre botuu number 1 ktkewn alewa.kalie ab botuu kelo msti xaeru Disciplinn nihn Yu abzi abxihwo zelo emo kibri yogboo. koluu kelena kaliot kalie Yom zbluna nerom hji gn blux mukanu kab tiegistu ktrdae aytishgern.simply I can say Daniel is LEGEND 🥰.