New Eritrean Video 2024 ብዘይ ኣቦን ኣደን'የ ዓብየ // "ወላድየይ ክሳብ ሕጂ ብሂወት እንከሎ ክሳብ ሕጂ ምስሉ ኣይፈልጦን'የ"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ต.ค. 2024
  • ንስድራቤት ፊልሞንን ሚካልን ንምሕጋዝ ሊንክ GoFundMe ኣብዚ ጠውቚ፦ www.gofundme.c...

ความคิดเห็น • 970

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile2718 2 หลายเดือนก่อน +109

    እዛ ዓለም ብሳላ ከምዚኣቶም ሰባት እያ ቆይማ ዘላ። ካብ ነንሕድሕዶም ዘይበላላጹ ብሩኻት ስድራቤታት።❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @danielredae680
    @danielredae680 2 หลายเดือนก่อน +246

    ሚካል ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ኩሎም ስድራቤትኪ
    ነዓኽን ንቢንያም ግርማይን ዝበለጹ ኣብነታውያን መንእሰያት ኤርትራውያን ናይ 2024 heros ኢለኩም ኣለኹ
    መኽንያቱ ካባኺ ታሕትናን ሞራልን ተስፋን ተማሂርና
    ካብ ቢንያም ከኣ ኣብ ዕላማኻ የማን ጸጋም ከይበልካ ምግስጋስ ተማሂርና
    ንኹሉ ወዲ ሰብ ሰላምን ፍቕርን ይሃበና ፈጣሪ

    • @FebFeb-w4r
      @FebFeb-w4r 2 หลายเดือนก่อน +3

      Well said❤

    • @merhawitmehari2548
      @merhawitmehari2548 2 หลายเดือนก่อน +1

      Yes❤❤❤❤❤

    • @mhretsilekidane9469
      @mhretsilekidane9469 2 หลายเดือนก่อน +2

      You're right brother ❤❤❤❤

    • @YerdaniosMisgna
      @YerdaniosMisgna 2 หลายเดือนก่อน +1

      Yes Amen amen amen❤❤❤🎉🎉🎉

    • @MTO2024
      @MTO2024 2 หลายเดือนก่อน +3

      Meseret nay geza agedasi eiu abona bzuhu neger mhiremuna sirah kbret eiu amlaka mimsgan haftina mikal edlena eki kabziomu sidra mftarki

  • @Beserat
    @Beserat 2 หลายเดือนก่อน +192

    ፉሉይ ህያብ ነቦይ ግደይ ክሰደሎም ቁጽሪ ቴሌፎን ጽሐፉልና ቡሩካት ዘርኢ እዮም አታአባብያኦም ደስዝብል ❤❤❤

    • @mamibmtewelde3506
      @mamibmtewelde3506 2 หลายเดือนก่อน +4

      Waw❤❤❤❤❤❤❤

    • @fortunam2729
      @fortunam2729 2 หลายเดือนก่อน +5

      Ab zhalefe video ab mecheresha aleki ,52:36

    • @tsigeredaokbatsion5485
      @tsigeredaokbatsion5485 2 หลายเดือนก่อน

      Amlak yhagzki

    • @natantkue6388
      @natantkue6388 2 หลายเดือนก่อน +3

      ❤❤❤❤❤❤

    • @NgstiNgsti-j7o
      @NgstiNgsti-j7o 2 หลายเดือนก่อน +4

      @@Beserat ኣብ ዝሓለፈ ቪዶ ኣለኺ ቁፅሪ ናይ መልኻ

  • @Akiteylove
    @Akiteylove 2 หลายเดือนก่อน +109

    ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያምን ድማ ብሰላም ኣብ ግዜ፡ሕርስኪ ትብጻሕኪ ርሑስን ቅዱስን ውላድ ክትገላገሊ ድማ ናይ ወትሩ ጸሎተይ ዩ

    • @ስላምጓልተምቤን
      @ስላምጓልተምቤን 2 หลายเดือนก่อน +3

      ብሓቂ ናይ ኩላትና ጽሎት እየ 👏

    • @HoldanaMebrahtu
      @HoldanaMebrahtu 2 หลายเดือนก่อน +1

      Amine Amin Amin 🙏🙏🙏 behaki ❤❤❤❤❤❤

    • @eritrealemlem7872
      @eritrealemlem7872 2 หลายเดือนก่อน +3

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣደይ ማርያም ማዓረይ ኣብ ጎና ትኹን ከም አምነታ ድማ ጥዕና ዘለዎ ውላድ የሕቁፎም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @eritrealemlem7872
      @eritrealemlem7872 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @abrehetguesh4879
      @abrehetguesh4879 2 หลายเดือนก่อน

      Amen men amen

  • @QwertAsdfg-jt3ry
    @QwertAsdfg-jt3ry 2 หลายเดือนก่อน +28

    ሚኩ ሓፍተይ ብጣዓሚ ልቦናኺ መግለፅ ይብለይን ግን ሓደ ነገር ኽንግረኺ ንፊሊ ነ ኣድስኣበባ ኣምፅዮ ናብ ማጭለት እንዳ በርሚል ቁድስ ጀወርግስ ውስደዮ እዚ ከምዚ ዝበለ ሕማም ካብ ስድራ ዝመፅ ርኽስ መንፈስ እዩ ኣምላክ ቁድስ ጀወርግስ ታኣምር ክሰርሕ እዩ 🙏🎉

    • @HelenBirane
      @HelenBirane 2 หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ ሓፍተይ ❤

    • @TsegayKflemariam
      @TsegayKflemariam 2 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ሓቂ ሓቂ❤❤❤

    • @TsegayKflemariam
      @TsegayKflemariam 2 หลายเดือนก่อน

      እቲ ሕማሙ ናይ መንፈስ ርኹስ ኢለ እየ ዝ ኣምን

  • @gene6075
    @gene6075 2 หลายเดือนก่อน +156

    ዝበለፀ ኸዚ ተገሪመ እሽኳን ኣቦሓጎ ኣቦ እናሃለወና እውን 😢 ሓላፍነት ዘይስምዖም ኣለዉ :: ስለኹሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን

    • @azebweldu7852
      @azebweldu7852 2 หลายเดือนก่อน +4

      ድሓን ኣጆኺ ማዓረይ እንካዕ ኩላትና ሓደ ኣይኮና እንካዕ ፈጠረላ❤❤ ንሕና ካኣ ባዕልና ንነብስና ባባሓጎ ኣቦ ንኹና ኣጆና ❤❤❤❤

    • @simretaraya1969
      @simretaraya1969 2 หลายเดือนก่อน +4

      ❤❤❤❤❤❤❤

    • @YerdaniosMisgna
      @YerdaniosMisgna 2 หลายเดือนก่อน +1

      Nixibiqi yikun nihimaqi temesizen enite elina ezi tmriti eyu zehaweyi weyi zehafteyi ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @alemgibrehaness8099
      @alemgibrehaness8099 2 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤❤❤

  • @BrhaneAbadi-zx6mv
    @BrhaneAbadi-zx6mv 2 หลายเดือนก่อน +93

    ሚካል ናይ ግዜና ኣርኣያ፡ ናይ ብሓቂ ሰብ ኢኺ፡ ብውላድኪ ተሓጎሲ

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 2 หลายเดือนก่อน +2

      Egziabher Amlak ymesgen

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 2 หลายเดือนก่อน +2

      God bless you and your family!!

  • @azebweldu7852
    @azebweldu7852 2 หลายเดือนก่อน +62

    ዋይ እዞም ኣቦን ውን ክጥዕሙ ኣቤት ኣምላኽ ባሪኽኩም ኢዩ ❤❤❤❤❤❤

  • @BlesssedDay
    @BlesssedDay 2 หลายเดือนก่อน +41

    ገረመና'ኾ እዛ ነብስና ኣብ ነእትዋ ጠፍኣና ከምዚ ዓይነት ሰብ ኣሎ?

  • @sabahailemichael4043
    @sabahailemichael4043 2 หลายเดือนก่อน +37

    ክጽሕፍ ደልየስ ግን መግለጺ ሲእነሎም እዞም ገዛ❤❤❤❤❤

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 2 หลายเดือนก่อน +3

      እዛ ነብስናስ ኣብ ነእትዋ ጠፍኣና ጉድ እዩ

    • @sabahailemichael4043
      @sabahailemichael4043 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@BlesssedDay nay bahaki❤❤❤❤

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@sabahailemichael4043 ኣነ ዝገረመንስ ኣነ ኣብ ማእከላይ መነባብሮ እየ ዓብየ ማለት ብገዛና እና ሰራሕና ንኣቦና ንሕግዞ ኔርና ዓቕሚ ነብሲና ኢና ግን ኪገርመኪ ክምርዖ ከለኩስ በቃ ንስድራይ ብፋይናንስ ዘቕስኖም ካብ ደገ ዝመጸ ገለ ኪከዉን ኣለዎ ኢለስ ብዘይመደበይ ተሰዲደ እንታይ ንምባል እየ ኣምጺእዬ ምኩስ ብዝክትምባ ኣብሓጉኣ ከርተት ኢሉ ይዕብይዋስ ንሳ ዉን ንባዕላ ካልእ ሂወት ኣይተነነየትን ከም ናታ መነባብሮ ዘለዎ ግን ብልቢ ተፍቕሮ እያ ተመርዕያ ሕጂስ ይገርመኒ ኣነስ ነቲ ዘለዎም ንክምልኣለም እየ ስደትን ካባይ ዝሓይሽ ሰብን ዝተመርዓኩ

    • @sabahailemichael4043
      @sabahailemichael4043 2 หลายเดือนก่อน +2

      @@BlesssedDay ja nski nsdraki ktehgzi elki eki ajeki haftey ezia haftna ka mejemrta ms hateta fqiri sle zeyfkeret gna sle zsenkeluku diye elo keystemasl ela Tom ela dahar gna afkirato nay Keman memhari geratni mknyatu Ane newih wedi w haftam yubl nere huji gna amlak yumsgen kab kolu zmneyo znebrko naxa geratni brkti gal❣️❣️❣️

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 2 หลายเดือนก่อน +2

      @@sabahailemichael4043 ትምኒት እኾ ጽቡቕ እዩ ናትና ናይ ደቃ ሰባት ትምኒት ግን ዘይወዳእ ኾይኑ ይገርም እዩ ብፍላይ ኤረትራዊ ጎልና ወዲና ንስድራና ንክጥዕሞም ኢና ኒንብር ብዝኾነ እንቆዕ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ሃለዉና ዘይተመርዓኪ ተኾይንኪ ብሓቂ ፍርሃት ኣምላኽ ዘለዎን ደላይ ሓዳርን ይብጻሕኪ

  • @tesfomkahsay2223
    @tesfomkahsay2223 2 หลายเดือนก่อน +112

    ጽቡቕ ኦም ጽቡቕ ፍረ ይህብ፡እዞም ስድራ ብንግህኡ እዮም ብሩዃት

    • @MA16M3
      @MA16M3 2 หลายเดือนก่อน +4

      Nay bhaqi

    • @Eden-bg2mw
      @Eden-bg2mw 2 หลายเดือนก่อน +1

      Yegrem eu tbarku

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 2 หลายเดือนก่อน +125

    welcome mikal and baba gidey ❤ጋዜጠኛ ከዓ ያቀንየልና ዓብይ ትምህርት ስለ ንውስድ ዘሎና ግንሲ ብዘይ ኣዶን ኣቦን ድያ ዓብያ ምስክነይቲ
    ኣደይን ኣቦይንኳ እንተሓደጉኒ እግዚአብሔር ግን ኣይሓድገኒን ። መዝሙር ዳዊት 🥺

    • @መሲዘኦርቶዶክስተዋህዶ
      @መሲዘኦርቶዶክስተዋህዶ 2 หลายเดือนก่อน +9

      ኣቦ ሓጎይ እነ እምበይተይ ኣዝየ ዝፍትዎም ከምውሉዶም እዮም ኣዕብዮምኒ ክሳብ ናብዚ ክብፅሕ ዝገበሩኒ ንሶም እዮም ግን ውዕሎቶም ዘይከፍልኩ ተፈልዮምኒ 😢😢ብጣዕሚ ይሓዝን በእውነት 😢

    • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
      @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 2 หลายเดือนก่อน +4

      ናይ ብሓቂ ብዘይ ኣቦን ኣዶን ምዕባይ ከቢዱ እዩ ኩላትና ብኸምኡ ኢና ግን ከምቲ ሰብ ዘይብሉ እዝጊ ኣለዎ ዝበሃል እግዚአብሔር ኣምላኽ ስለ ዘሎና ተመስገን ስለ ኩሉ ነገር🙏

    • @musemamilove4519
      @musemamilove4519 2 หลายเดือนก่อน +3

      @@መሲዘኦርቶዶክስተዋህዶ ኣጆኺ ህያቨይ ሓፍቲ ባዕለይ ❤😔ነብሶም ምስ ቅዱሳን ያንብሮም በቲ ሰናይ ግብሮም አምላክ ይክሓሶም

    • @musemamilove4519
      @musemamilove4519 2 หลายเดือนก่อน +4

      @@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት ብሓቂ እግዚአብሔር ይመስገን ክብረተይ 😘

    • @ትርሓስዩቲብTrhasYube
      @ትርሓስዩቲብTrhasYube 2 หลายเดือนก่อน +4

      ​@@መሲዘኦርቶዶክስተዋህዶኣጆኪ ህያበይ ብልፅቲ❤እግዚአብሔር ኣምላክ ምሰ ቅድሳን የንብሮም

  • @berhanedesta1051
    @berhanedesta1051 2 หลายเดือนก่อน +85

    ኣቦታትና ጸወርቲ ኩሉ ፍቅሮምን ሓልየቶምን ካብ ደቆም ሓሊፉ ክሳብ ደቂ ደቆም ዩ ዝበጽሕ ሓላፍነት ይስከሙ ። ዞም ደቅኩም ደፊንኩም ትነብሩ ካብ ዞም ወላዲ ተማሃሩ

    • @Adulisawi
      @Adulisawi 2 หลายเดือนก่อน +1

      Abo hagotatna fuluyat eyom halafnet, fkri, lbona kulu eyom😊

    • @luwamnega6042
      @luwamnega6042 2 หลายเดือนก่อน +1

      Gidefiyom tray nAom aybelu fezazat

    • @AbsaraTareke
      @AbsaraTareke 2 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤amlak edmen tenan yfterelkum

    • @simretaraya1969
      @simretaraya1969 2 หลายเดือนก่อน +1

      Beautiful family god bless you all❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @danieltsegay1413
    @danieltsegay1413 2 หลายเดือนก่อน +25

    ኣቦይ ግደይ ሓንቲ ገረብ ጽቡቅ ተዕቢካያ ፍርኣ ጽቡቅ ዩ ዝከውን እዚ ናይ ሚኩ ፍረ ከኣ ካብኩም ጽመጸ ጽቡቅ ኣተዓባብያ ዩ ሚኩ ሓብትና ከኣ ዘረብኣ መግቢ ኣተሓሳስብኣ ልቦና ኣለባብስኣ ባህልና መልእቲ ጋል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣደይ ማርያም ከኣ ብሰላም ትምጻእኪ ብርክቲ ኣብዚ ጋል ንረግመሉ ዘለና እዋን ነዓኪ ምርኣይና ተጸናኒዕና ዋሕስ ኣሕዋትና ኢኪ ሚኩ የ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NebytWered
    @NebytWered 2 หลายเดือนก่อน +40

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኢዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሚካል ሓፍተይ ናይ ጥንሲ ግዜኺ ብሰላምን ጥዕናን ወዲእኪ ጡዑይ ወላድ ተጋላጊልኪ የርእየና እመ ብርሃን ተጽልልኪ

    • @YoditTesfu-gm3ix
      @YoditTesfu-gm3ix 2 หลายเดือนก่อน +2

      Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @sssg9010
      @sssg9010 2 หลายเดือนก่อน +2

      Amen Amen Amen 🙏 🙌 ❤❤ nay behakii Kedeste kdusan mes Weda ❤❤❤🙏🙏🙏

    • @eritrealemlem7872
      @eritrealemlem7872 2 หลายเดือนก่อน +3

      ኣሜን ከም ትምኒታ ጥዕይ ህጻን የሕቁፋ ኣደይ ማርያም ምስኣ ትኹን አወ

  • @shishayzemichaelhaile1699
    @shishayzemichaelhaile1699 2 หลายเดือนก่อน +69

    ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻአኪ ምካል ምቅርቲ ኣብነታዊት መርዓት❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @peacewithlove
    @peacewithlove 2 หลายเดือนก่อน +62

    ሓደ ሓደ ግዜስ ስምዒት ብመልክዕ ቃላት ክግለጹ የሸግሩ'ዮም፡፡ከምኡ ስለዝኾነ ካኣ'ዩ ዉሽጣዊ ጽባቐ ሰባት ንምንባቡ ዘሸግር። wawww Btaemi zdnequ family amlak edmen tienan yhabom !

  • @TesfitMhreteab
    @TesfitMhreteab 2 หลายเดือนก่อน +9

    ዋይ አዞም ኣቦ ወን ክጥዕሙ ኣቤት ቤት ኣምላኽ ክምዚ አዩ ሚካል ለካ ካብዚኦም ኢኪ ተማህረኪ ልባም ሰብ ንስኪ ቃላት የብለይን ሶ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኪ ጀግና ኣጆኪ ዛሓብተይ ብፍላይ ነዞም ኣቦ ሓደራ ክምዚኦም ኣቦ ኣብ ዘበና የለዎን❤❤❤❤❤❤

  • @gudarkarlek.2650
    @gudarkarlek.2650 2 หลายเดือนก่อน +6

    ሓገዝ የድልያ እዛ ሓፍትና ፍይናንስ በጃኩም ንሓግዛ መበገሲ ❤

  • @berheandeberhan1871
    @berheandeberhan1871 2 หลายเดือนก่อน +21

    መመሊስኪ ተገርምና ኣለኪ። በቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብርኽቲ ኩኒ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሓዳርክን ዘርእኽን ይባርኽ።ካባኺ ዝውለዱ ኩሎም ደቕኪውን ብሩኻትን ዓበይትን ነገስታትን ይኹኑ( ይግበረሕኩም)።Proverbs 31 ትግ - ምሳሌ
    28-29: ደቃ ይትንስኡ ብርኽቲ ኸኣ ይብልዋ፡ ሰብኣያ ድማ፡ ብዙሓት ኣንስቲ ጽቡቕ ዝገበራ ኣለዋ፡ ንስኺ ግና ንዅላተን ትበልጽየን፡ ኢሉ ይንእዳ።
    30: ጽባቐ መልክዕ ጠባሪ እዩ፡ ውቃበ ኸኣ ከንቱ እዩ፡ ንእግዚኣብሄር እትፈርህ ሰበይቲ ግና ትንኣድ።ብርኽቲ ኩኒ። 👑👑👑👑👑👑🌹🌹🌹🌹🌷

  • @NgstiNgsti-j7o
    @NgstiNgsti-j7o 2 หลายเดือนก่อน +14

    ኣቤት መሰገኖኦሙ ደስ ክበል ምሰገናኹሙ ይበዘሕ ኣቦዋኒ❤ኣብ ምሰጋና ኩሉ ኣሎ ሓጎስ ደስታ ሃፍቲ ደሰ ክበሉ ክንደይ ደስ ይቡሉ

  • @TibeEmbaye-gs5jz
    @TibeEmbaye-gs5jz 2 หลายเดือนก่อน +1

    ከማኺ ይብዝሓ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ወላዲት ኣምላክ ብሰላም ትምጻኺ ንኣምላኽ ዝኣመነ ዝሓፋር የለን 🙏🙏🙏

  • @tiebedebesay8448
    @tiebedebesay8448 2 หลายเดือนก่อน +33

    ከም ትምኒትኪ ይሃብኪ ሚኩየ ክብርቲ ሓፍተይ ብታዕሚ ዝተቀደስኪ ሰብ ኢኪ ንስኪ ተባረክላይ ዘያዳይ

  • @edenaraya6643
    @edenaraya6643 2 หลายเดือนก่อน +15

    ሚኩ ሐፍተይ በርቺ እግዚአብሔር በመንገዳቹ ሁሉ ይከተላቹህ እሱን ያመነ ተስፈ ያደረገ ወድቆ አይወድቅም በርቺ እመቤቴ ማርያም በሰላም ትገላግልሽ ወለተሚካኤል እና ወልደ አርጋዊ ብለሽ በፀሎትሽ አስቢን

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 2 หลายเดือนก่อน +28

    ሚካል ዘበንኪ ይባረክ ምስ ስድራቤትኪ ♥️🙏♥️ብሓቂ ጡዑማት ገዛ ❤️🌿🇪🇷🍀💐

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes1978 2 หลายเดือนก่อน +42

    ጥዑም ወለዲ❤❤❤❤
    ሚካል ኣደይ ማርያም ብሰለም ትምጻእኪ❤

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 2 หลายเดือนก่อน +39

    ጥዑማት ስድራ አቦ ማለት ፍቅሪ ዝኾኑ ወላዲ ዕድመን ጥዕናን ይሐብኩም ሳላኹምን ከምዚ ኸማኹምያ እዛ ዓለምና ደዉ ኢላ ዘላ ዕንቋዕ ነዚ ዓርዓየኩም ።ሚካል ብሰላም አደይ ማሪያም ዉላድኪ ተኽቁፍኪ።ዋዕሮ ጓል ኤረይ🙏🙏🙏🙏🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍

  • @hegawi7
    @hegawi7 2 หลายเดือนก่อน +5

    ሐደ በዐል ጸጋ እስከ ይተዐወተሎም ክባረኽ

  • @weletebirihangebiretsadi-ey1yy
    @weletebirihangebiretsadi-ey1yy 2 หลายเดือนก่อน +45

    ቀደማይ እብ ሓዳር ፍቅሪ ምትሕልላይ ብድሕሪኡ ንአብርሀም ንሳራ ዝባረከ ንዐኩም ስላሴ ክባርከኩም እዩ ድንግል ማርያም ብሰላም ትገላግልኪ

  • @የማርያምልጅኘኝ
    @የማርያምልጅኘኝ 2 หลายเดือนก่อน +36

    ሚካ እህቴ በጣም የተለየሽ ፋጡር ነሽ በአንቺ ላይ እግዚአብሔርን አየዉ። አንቺ ልዩ ነሽ አህቴ እመቤታችን በሰላም ትምጣሽ ወልደሽ አቅፈሽ እግዚአብሔር ያሳየን አሜን
    am from Eritrea but i born Ethiopia
    love you sister ❤🙏😘

    • @GhenetGhebremicael
      @GhenetGhebremicael 2 หลายเดือนก่อน +2

      ❤️❤️❤️🙏🙏

    • @AwetLove-mu9kk
      @AwetLove-mu9kk 2 หลายเดือนก่อน +3

      Me tooooo my sister love you ❤

  • @elk5824
    @elk5824 2 หลายเดือนก่อน +10

    ቅዱሳት ፋሚሊ ብሓቂ እግዚአቢሔር ዝሓረዮም ስድራቤት ዕድመን ጥዕናን ይሃኩም ክቡራት ስድራቤት።❤❤❤

  • @Nrimey143
    @Nrimey143 2 หลายเดือนก่อน +33

    ኣምላኽ ኣብ ቤቱ የጽንዕኪ ሚካል ሓፍተይ ኣቦይ ግደይ ከኣ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ምእንቲ ክትከሓሱ ❤❤❤❤

  • @nardostesfazghi9923
    @nardostesfazghi9923 2 หลายเดือนก่อน +27

    ብሩኽ አቦ መመስገኒ ፍሉይ ፍሪኦም ከአ አብ ሚካል ሪኢናዮ ደስ ዝብሉ ብሩኻት ገዛ አጆኹም አቦይ ግደ መዓረይ ሚካል ክንዲ ሽሕ ክትፈርየልኩም ኢኻ ምርቕቲ እያ።

  • @NgstiNgsti-j7o
    @NgstiNgsti-j7o 2 หลายเดือนก่อน +14

    ዕድመን ጥዒናን ይሀበኹሙ ፅቡቃት ስድራ❤ ቡዙሑ ኢና ካባካተኩሙ ተማሂርና በተለይ ካብ ኣዲኡ ንባዓል ገዛኺ ውዳሴ ማርያም ሽሞን ካም ግብርን እፍፍፍ ዘይወዳእ ምሰጋና ኣሎኒ እግዚአብሔር ኣምላክ ነዊሕ ዕደመ ይሀበን ❤️ሓፍተኩሙ ካብ መቀለ ❤ኣመሰጉኑለይ ለውዳሴ ማርያም ብደጋሜ😘😘😘😘

  • @Ostirch
    @Ostirch 2 หลายเดือนก่อน +27

    ፍሉያት ገዛ ደስ ዝብል ብሓቂ ❤❤❤

  • @selambirhane
    @selambirhane 2 หลายเดือนก่อน +15

    ሂኒ ሓዉና ከኣ ብጣዕሚ ነመስግና ንሕና ንኽነመሃር ከምዚ ትገብር ዘለኻ❤❤❤❤❤❤❤

  • @sff3460
    @sff3460 2 หลายเดือนก่อน +21

    ኣጆኪ ኤሪትራዊ ሙሴ ነቡኡን ነዲኡን ኮይኑ ንሃገርና ዝጠቅም ዓቢ ሰብ ክበኪ ዩ ፈጣሪ ከምታ እምነትኪ

  • @hunnyfilihunnyfili8080
    @hunnyfilihunnyfili8080 2 หลายเดือนก่อน +3

    ሰብ ድያ መልኣኽ 😌መፍላያ ሲኢነ እኮ ን ሚኩ ( ሶሊ )😊ብጣዕሚ ደስ ድብሉ ክብረት ደለዎም ጭዋታት ስድራ❤ኣምላኽ ጸጋን በረኸትን የብዛሓልኩም🙏💟 ሃኒ ሓወይ ነቀንየልና🙏❤️

  • @ametezghiteklsenbet3274
    @ametezghiteklsenbet3274 2 หลายเดือนก่อน +9

    ኣየ እዚ ፈጣሪ ክጥዕም መመስገንቲ ዝኾኑ ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @yonatanbokristion7598
    @yonatanbokristion7598 2 หลายเดือนก่อน +26

    ኣቦይ ግደይ❤ ኣብነታዊ ኣቦ ❤ ኣቦ ጸዋር ኩሉ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦየ ,, ሚኩይ ማርያም ኣስመረይቲ ብሰላም ትምጸኪ ብርክቲ ኢኪ ናይ ብሓቂ ከማኪ ይብዝሓ ❤❤❤❤❤ ጋዜጤኛ ሄኖክ ፓስታ ሓወይ መማህርተይ ካብ 6 ክፍሊ ዝጋብ 8 ኣብ ዳሉል ቤት ትምህርቲ ዝጋብ ሳዋ ዝከድናያ 21 ዙር ክብረት ይሃብካ ብ ዉላድካ ርከቦ ❤

    • @misganayebio
      @misganayebio 2 หลายเดือนก่อน +1

      Ooo deqi zurna🎉🎉

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 2 หลายเดือนก่อน +30

    ሚካለይ ዕድመን ጥዕናን ነቦኺ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🌹🙏

  • @ami_su
    @ami_su 2 หลายเดือนก่อน +19

    ተመስገን! እታ ዝዓበየት ቃል

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 2 หลายเดือนก่อน +18

    _ብሓቂ ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላኽና ይከበር ይመሰገን ካባኩም ክቡር ኣቦዋይ ብዘሕ እና ተማህርና ሚካል ሓፍተይ ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እመቤቴ ቅድሰቲ ድንግል ማርያም ብሰላም ተገላግልካ ዝሓፍተይ 💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞💞💞🌹_

  • @1991-nx9kb
    @1991-nx9kb 2 หลายเดือนก่อน +10

    ሚኩ ናይ በሓቂ መሰረት ብልህናኺ ኣታዓባብያኪ አዩ።ኣቦይ ግደይ ክንዲኣቦን ኣደን ኮይኖም ዝዕበዪኩም ዓቢ ዓስቢ ውላድኪ የሕቁፎም ።ጋዜጠኛ ሄኖክ ብጣዕሚ'የ ዘድንቀኻ ትሕትናኻ ነጋይሽካ ነጻ ኾይኖም ንኸዕሉሉ ትገብሮም ኣለኻ።የድንቀካ!

  • @BerhiwaWelday-tb8mc
    @BerhiwaWelday-tb8mc 2 หลายเดือนก่อน +21

    እዛ ሓፍትና ብትሕትነኣን ልቦነኣን ተግሪምና ሕልፍ ብዝበለ ከኣ እዞም ኣቦና ብርግጽ ኣዕቢዮም ኣፍርዮም ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ክብር ወላዲ ።

  • @silahabteyesus4645
    @silahabteyesus4645 2 หลายเดือนก่อน +25

    እዞም ስድራቤት ደሰ ክብሉ ❤❤❤
    ገለገለ ሰባት ካአ ምስ ሙሉእ ሃብቶም ጸግኦም ሰላም ዘይብሎም ካብ ንደቆም ንገንዘብ ዘፍቅሩ እዚ ቢድዮ ክርእይዋ አለዎም ጽብቅ ትምህርቲ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን
    ይሃብኪ ❤❤❤

  • @TseaduAmenay
    @TseaduAmenay 2 หลายเดือนก่อน +16

    ኣጅኪ ሚካል ሓፍተይ መዲሂናኣለም ዝስአኖ የለን በርትዒ ጸሎት ግበርልና ናብዛ ብርክቲ ሃገርና ክንምለስ ሚካል ሓፈተይ

  • @SaliemAmaniel
    @SaliemAmaniel 2 หลายเดือนก่อน +17

    ኣደይ ማርያም ብሰላመ ትምጻኣኪ ሚኩ ሽኮር ኣቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤

    • @eritrealemlem7872
      @eritrealemlem7872 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @almazabraham3527
    @almazabraham3527 2 หลายเดือนก่อน +191

    ሰልክ ቁጥር ላኩልን ክንሕግስ እግዚአብሔር ካንጂ ጋር ይሁን አንበሳ ካንች ውስጥ እግዚአብሔር አየሁ ።

    • @shewit3442
      @shewit3442 2 หลายเดือนก่อน +15

      ባለፈው ከባለቤትዋ ጋር interview አርግዋል ስልክ እዛ video መጨረሻ ላይ አለ

    • @godisgoodallthetime.326
      @godisgoodallthetime.326 2 หลายเดือนก่อน

      @@shewit3442Go fund me ale

    • @LilySw-zq7no
      @LilySw-zq7no 2 หลายเดือนก่อน +3

      የተራቡ የትግራይን ህዝብ ኣግዢ ለማኝ

    • @ማሩ
      @ማሩ 2 หลายเดือนก่อน

      Hemaqe alek sry gen​@@LilySw-zq7no

    • @miheretgebremedhin3539
      @miheretgebremedhin3539 2 หลายเดือนก่อน +7

      ​@@LilySw-zq7no ሰላም ነው? ኤርትራውያን ብዙ ቕንቕ ተናግሪዎች ነን፡ please be nice. Thanks . ሚኩ ቆንጁ 🙏🇪🇷

  • @SiedHusien
    @SiedHusien 2 หลายเดือนก่อน +11

    መግለጺ ዘይብሎም ስድራ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selam801
    @selam801 2 หลายเดือนก่อน +23

    እመ ብርሃን ብሰላም ትምጻእኺ መኣረይ😊❤

  • @ጉድፈላ
    @ጉድፈላ 2 หลายเดือนก่อน +13

    አቲ አንበሳ ሓፍተይ ሕጂ ክአ ምስ ከም አቦኪ ኮይኑ ዘዕበየኪ አቦ ናይ እግዚአብሔር ዝኮነ መጽክና❤

  • @Akiteylove
    @Akiteylove 2 หลายเดือนก่อน +9

    ብጣዕሚ፡መቀረት ዘለዎም፡ትሑታት ስድራ ኣምላክ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተባረኩ ሚኩ፡ድማ፡ናይ ብሓቂ ጠርናፊት ስድራቤት

  • @habteyehdego8372
    @habteyehdego8372 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሐየት አቦ እዮም ዘለዉኽ እም ክትሕበን አለክ ዕድመን ጥዕናን ይሀቦም ዉላድክ ድማ ክሐቅፉ አምላኽ የርእዮም

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 2 หลายเดือนก่อน +14

    ሚኩ ብርኽቲ በሓቂ ለባም ሰበይቲ ካብ እግዚኣብሔር ኢያ፡ ንፍዕቲ ጽቡቅ ዘረባ ከምኡ ገላጺት ሓሳባት ኣምላከ ቅዱሳን በረኸቱ የብዝሓልኩም❤😊🎉

  • @hegawi7
    @hegawi7 2 หลายเดือนก่อน +7

    ሄኖክ ነዛ አብነታዊ ሰብ ናያ 2024 ዝበለጸት ሰብ ሽልማት እናሃብካ አርእየና ክንጽበየካ ኢና

  • @GhenetGhebremicael
    @GhenetGhebremicael 2 หลายเดือนก่อน +8

    ብርኽቲ ኢኺ 🙏ኣቦይ ግደይ ኽኣ እንቃዕ ሓጎሰኩም 🙏🙏🙏

  • @yorsalem6352
    @yorsalem6352 2 หลายเดือนก่อน +2

    Ewayy baba gdey ewe nay behaki xaeram abo yom nearom uff nidihrit temelisna metabiti geza banda habesha ❤❤❤❤😢😢😢❤❤❤❤

  • @FebFeb-w4r
    @FebFeb-w4r 2 หลายเดือนก่อน +10

    Like father like daughter.....❤❤❤

  • @sabateclemichael132
    @sabateclemichael132 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @azebhagos9374
    @azebhagos9374 2 หลายเดือนก่อน +6

    እዞሙ ስድራ ብነብሶሙ ቡሩካትዮሙ ኣብደቅኩሙ ደቂቀቂኩሙ ይሕተፍ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AsmeromHailemariam-uq6tl
    @AsmeromHailemariam-uq6tl 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቃል ኣምላክ መጸናንዒ ሓይሊ ኩሉ ዩ ናይ ብሓኪ ኩሉ ቃሎም እግዚኣብሄር ዝሕጎሰሉ ስሙ ብምጽዋዕ ጥራይ እኩል እዩ።ትስፍዋት ኢኹም ብሓቂ እግዚኣብሄር ይባርኸኩም ፥ ሚኩ ከኣ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኢኪ ከይንዕንቅፈኪ ከማን ፈሪሕና፣ ኣጆኪ ሕጉሳት ደቂ ክህበኪ ዩ' motiventional ኢኪ እንድዒ፥ኣብ ጎንኹም ኣለና።❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zaidtewelde2368
    @zaidtewelde2368 2 หลายเดือนก่อน +12

    ቡሩክ ኣቦይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡር ኣቦ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾💗💗🇪🇷🎉🎉🎉🎉 ምካል ለባም ጎይታ ይባሪክ ኣሜን !!! ሄኖክ ወደይ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ክብል ይፈቱ ጽቡቅ ስራሕ ማሃሪ ኢዩ ጎይታ ይመላልካ የመሰግነካ 🙏🏾💗🇪🇷💗🇪🇷🍇🍇🍇🍇🌻🌻🌻🌽🌽🍇🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗

  • @asteryehdego7153
    @asteryehdego7153 2 หลายเดือนก่อน +8

    ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ ሚኩ ሓፍተይ 🥰

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 2 หลายเดือนก่อน +7

    ናይ ኣቦይ ግደይ ውጽኢት ኢኺ ሚኩ ሓፍተይ ❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦይ መዓረይ ኣነስ ፍትው ኣቢለዮም ❤❤❤ ድንግል ማርያም ምሳኺ ትኹን ዝያዳይ ❤❤❤ ደጊመ ዕድመ ይሃብኩም ኣቦይ መዓረይ ❤❤❤ ትኽክለኛ እምነት ኣለኩም ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ❤❤❤ ምሕረት ና እግዚኣብሄር ኣማላድነት ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ተራዳእነት ቅዱሳን ምስ ኩልና ደቂ እመ ብርሃን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤

  • @samuelghebrehiwet-xq2tt
    @samuelghebrehiwet-xq2tt 2 หลายเดือนก่อน +8

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንመላእ ስድራቤት🙏🙏🙏 ❤️❤️❤️❤️

  • @TseaduAmenay
    @TseaduAmenay 2 หลายเดือนก่อน +14

    ሚካል ሓፍተይ እግዛቤሄር ዕድመን ጥዕና ይሃቡኩ ብርካት ሰድርስቤ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @haimanotghebreyesus6781
    @haimanotghebreyesus6781 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጽኣኪ ❤

  • @NgstiNgsti-i5r
    @NgstiNgsti-i5r 2 หลายเดือนก่อน +3

    ካባኩም ብዙሕ ተማሂርና አግዚኣብሔር ፀጋ የብዘሐልኩም ሚኩ ለባም አመብርሃን ኣብ ናብራኩ ወትሩ ምሳኩም ትኩን ኣሜን❤❤️❤

  • @AbedomWeldab-fi1jv
    @AbedomWeldab-fi1jv 2 หลายเดือนก่อน +2

    ድንግል ማርያም ምስ ውላድኪ መደብ ሕዝክ ክትመጽ ትግበርኪ ብርክቲ ሓብትና ❤❤❤

  • @rezenayemane7293
    @rezenayemane7293 2 หลายเดือนก่อน +11

    Eritreawi xaram eyu nkulu hizbena yebarilena❤❤ teumat sedra

  • @genet440
    @genet440 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ብዙሕ ተማሂርና ኢና ፀግኡ የብዘሐልኩም ክንደይ ደስ ይብል ኣደይ ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ሜኪየ ❤❤❤

  • @abedaberhan
    @abedaberhan 2 หลายเดือนก่อน +9

    ዋውውውውው ንኩሉ ኣቦታትና ኣዴታትናን ክብር ንወለደናን ይገቦኡም ሚካይ ጓል ዓብይትይ ❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብልናን ፈጣሪ ንወላዲናን 😘🙏❤🙏🙇

  • @መሓረናኣምላኽ
    @መሓረናኣምላኽ 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይ ብሩኻት ስድራ❤

  • @alganesh-xe4yb
    @alganesh-xe4yb 2 หลายเดือนก่อน +4

    Aboy Gidey bhaki nay Egziabher seb eyom Egziabher kullu Gize Hagos yigberelkum Michal Lebam seb Adena kidisti dngl Maryam bselam tgelaglki Gezakum yibarek🙏

  • @Tegitbereket
    @Tegitbereket 2 หลายเดือนก่อน

    fexari edmen xana yhabkum aboy gidey tegerime tedegagami amlakom ymsgnu nzkelo eyu zftno nay bhaki hanti kaytezarebo bmsgana wediomo des zbl family❤❤❤❤

  • @andemeskeltekleweini9970
    @andemeskeltekleweini9970 2 หลายเดือนก่อน +8

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሓቂ ኣብነታውያን ስድራ ናይ ዘመንና ❤

  • @micaelzekarias1537
    @micaelzekarias1537 2 หลายเดือนก่อน +8

    ሚካል ሽኮር welcome. ውላድኪ የርእየና።

  • @freselamgualteklay8660
    @freselamgualteklay8660 2 หลายเดือนก่อน +3

    ገጽ ዝፈትዎም ስድራ ኣሪእካኒ ጋዜጠኛ ኣነ ነዓኪ ፉሉይ ኣክብሮት ኣለኒ ምርቃይ ከምቲ ሜካል ዝበለቶ ይብጻሕካ ንስካ ናይዚ ዘበን በዓል ብሉጽ ልቦና ዓቢ ሰብ ኢካ ዘመን ሂወትካ ይባረክ ካብ ጎሮቤትካ እየ ሚኩ ማሪያም ምሳኪ ትኩን

  • @teklalegese4981
    @teklalegese4981 2 หลายเดือนก่อน

    ቃላት የብለን በዛ ጋል 🥺😘😘ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ኣቦኪ ❤❤❤

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 2 หลายเดือนก่อน +6

    አምላክ ዝባረኮም ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም

  • @azebtumzgi85
    @azebtumzgi85 2 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ድራሮም እዋይ ደስ ክብሉኻ ስድራ ዕድመን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @teswedigrma23
    @teswedigrma23 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኣብ ኤርትራ ሰሪሕካ ክትነብር ከቢድ ዪ ኣብዚ ግዜ፥ብዘይ ናይ ደገ ሓዋላ፥ኣጆኩም ጥራይ ሰብ ዓቅሙ ዪ ዝሓስብ ፈጣሪ ከኣ ይሕወሶ፥

  • @fanamahari9459
    @fanamahari9459 2 หลายเดือนก่อน

    ቡርኻት ስድራቤት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @aronkifle2423
    @aronkifle2423 2 หลายเดือนก่อน +10

    ❤❤❤
    Amlak kem naizom shewuhat nai temesgen mibal, bizeleka egub koyinka mibar, zeyimirar yihabena ufffffff

  • @Zgba-vf7oj
    @Zgba-vf7oj 2 หลายเดือนก่อน

    ሚካል ዓባይ ስብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ብጣዕሚ ማሃሪት ፅቡቅ ስድራቤት ብሰላም የዉፅኪ

  • @selam-yi2op
    @selam-yi2op 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣቦ ማለት ከም ኣቦይ ግደይ ኢዩ ፡ደስ ክብሉኻ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ግን ዕላል ምስ ሚኪ ጥራይ ኮይኑ ፈዚዞም። ሚኩየ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ🙏🙏🙏

  • @tekiegoitom-xc4bb
    @tekiegoitom-xc4bb 2 หลายเดือนก่อน

    Wawww aboy maery alak ybarkum naybihaqi desss zebl abo

  • @furzun-jy8fc
    @furzun-jy8fc 2 หลายเดือนก่อน +6

    Ny behaqi miku heftey Egziabiher ymesgen nebahagoki kea tsega ab lali tsega yihabom fetari🤲 🙏❤💯👑🍇🍇🍇🍓🍓🍓🫒🫒🫒❤❤❤🙏

  • @bashailema9043
    @bashailema9043 2 หลายเดือนก่อน

    Heart-warming!
    Bless Eritrea & Eritrean people!!!

  • @yohanamihreteabhani2716
    @yohanamihreteabhani2716 2 หลายเดือนก่อน +3

    Aboy Gide tsaeram sebay eyom enkuae b miku hagos adeleka medhanie alem ❤❤❤

  • @hermelaestifanos6602
    @hermelaestifanos6602 2 หลายเดือนก่อน

    ሚካል ለባም መግለጺ የብለይን ናትኪ ልቦና መስ ስድራኪ ድማ ጸጋ ጥዕና ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @lunatewald4812
    @lunatewald4812 2 หลายเดือนก่อน +6

    ንኣቦይ ፈጣሪ ዕድሜ ጥዕናን ይሃብኩም ንምካል ሓፍትና አደይ ማሪያም ብሰላም ተጋላግላ ኣምላክ ዕድሜ ጥዕናን ይሃብኩም ❤️🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 2 หลายเดือนก่อน +1

    ክቡር ወላዲ ኣምላኽ ብዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ብሩኻት ስድራ ሚካለይ ኸኣ ኣጆኺ እግዚአብሔር ኣምላኽ ቅንዕቲን እምንቲን ኢኺ ንዓኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ምስ ክቡር ኣቦና❤🙏❤

  • @MehretTsegay
    @MehretTsegay 2 หลายเดือนก่อน +10

    Miku brhan gexa adey Mariam msaki tkun ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💒💒💒💒💒

  • @yrgalemkelati4273
    @yrgalemkelati4273 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፍሉያት ገዛ ደስ ዝብል ብሓቂ ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልኩም❤❤

  • @HenokRobel-tv5ge
    @HenokRobel-tv5ge 2 หลายเดือนก่อน +3

    Miku abay seb memelisa lbona tflfel admen teanan yhabki mes weladiki❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ShewitBajo
    @ShewitBajo 2 หลายเดือนก่อน

    wooooooooow enqa hagoskum burukat sdra ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ

  • @የንጉስክርስቶስልጅነኝ
    @የንጉስክርስቶስልጅነኝ 2 หลายเดือนก่อน +5

    ምስ ወለድኪባ ትመፅና ትኮኒ እግዚአብሔር ኣምላክ ብሰላም የጋለገልኪ ዝሓፍተይ ደስ ዝብል ጊዜ ነይሩ ጋዜጠኛም የቀንየልና ኣቦናም ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም

    • @heru668
      @heru668 2 หลายเดือนก่อน

      ጓል ተኮይንና ንስኪ ተኣልግያ ኢኪ ኣቢ ዓይነይ😀

    • @የንጉስክርስቶስልጅነኝ
      @የንጉስክርስቶስልጅነኝ 2 หลายเดือนก่อน

      @@heru668 በዛ ናትኪ ኣየር ተሰዲድክኒ ንኤሬትራማ ጨለ

  • @kibreabtewolde198
    @kibreabtewolde198 2 หลายเดือนก่อน +2

    ስለ ኩሉ ነገር ተመስገን አምላክይ እግዚኣብሐር መገዲ አሎዎ አጆኪ