#ላዕለዎት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 98

  • @TsegayAlemu-i3f
    @TsegayAlemu-i3f 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ጠንክሩ ፅቡቅ መግለፂእዩ ተቓለሱ አብጎንኹም ኢና።

  • @HermelaGetachew-gv5dg
    @HermelaGetachew-gv5dg 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Thanks🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AsmeBelay
    @AsmeBelay 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @NomarBegala
    @NomarBegala 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ጅግና ዶ/ደጀን ሓቃዊ መግለፂ ደገፍቲይ ጉጅለ እዮም እምበር ንሰራዊት ኣይውክሉን

  • @ራያራዩማ-ፈ8ዠ
    @ራያራዩማ-ፈ8ዠ 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ብሓቂባ ጀጋኑ አለውዋ ትግራይና

  • @ftsumbeyene5091
    @ftsumbeyene5091 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ትብዓትን ብቕዓትን ዘመለአ ናይ ተባዓት መግለፂ

  • @HiwotHiwina
    @HiwotHiwina ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጀጋኑ ደቂ ህዝብ ትግራይ ኣድሕኑ መንእሰይ ትግራይ ንቓሕ ናይ ፓርቲ መፃወቲ ከይትኻን ንቓሕ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ራያራዩማ-ፈ8ዠ
    @ራያራዩማ-ፈ8ዠ 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ብትክክል ገሊፀሞ አለው ብተለይ ከዓ ብዛዕባ ናይ ሓደ ቡድን ን ከባቢ ዝኾኑ መግለፂ ቅዋም ኢሎም ንዘውፀኡ

  • @HiwotHiwina
    @HiwotHiwina 17 นาทีที่ผ่านมา

    ኣብ ጎንኹም ኢና በርትዑ ጀጋኑ🎉🎉🎉🎉

  • @shabayt6274
    @shabayt6274 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ሓውና ደጀን ከምዝበልጸገ ሎሚ ብርግጽ ሓቢሩና ኣሎ።

  • @AwetYrga-z8p
    @AwetYrga-z8p 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    እዚኦም ናይ ሕዉሓት ጉጅለ ዝድግፉ አብጠልቆምቆም ዝብሉ እዮም ለያው እዚኦም ህዝቢይ ትግራይ ክፍርጆም አለዎ መንእሰይ ንቃሕ

  • @tasfaysoljana3775
    @tasfaysoljana3775 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤👍👍👍 tkkl

  • @assaylemlem6939
    @assaylemlem6939 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    THANKS ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Taemetube-bo5xo
    @Taemetube-bo5xo 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ደቂ ትግራይ ጀጋኑ ኢኩም ቀፅሉ ምርር ዝበለ ስቃይ ዋላ እንተሃለወ ክትሰግርዎ ኢኩም

  • @ZekariasZeke-yn9ul
    @ZekariasZeke-yn9ul ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Meqelle
    @Meqelle 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትክክል 👍👊

  • @mengistuabasgedom9330
    @mengistuabasgedom9330 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Good job ✅

  • @OsGh-pu6xh
    @OsGh-pu6xh 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ትኽክል መግለፂ 💪💪💪💪💪

  • @MulueTseghai
    @MulueTseghai ชั่วโมงที่ผ่านมา

    You are right

  • @FitsumwubnehFitsumwubneh
    @FitsumwubnehFitsumwubneh 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዓንዛራት ናይ ሕወሓት ከይኳኑስ ሕወሀት እዮም😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😁😍😁😁😁😁😁😁😁

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui2521 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ጀጋኑ ኢኹም

  • @therelicofzion5620
    @therelicofzion5620 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank you 🙏

  • @user-md2ct1hb7u
    @user-md2ct1hb7u 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ደጀን ጅግና ኣየካ አብጉንካ ኣለና

  • @alemtesfamichael2121
    @alemtesfamichael2121 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የቐንየልና እንኳዕ እውን ተቐልዑ ሸፋፊንካ ምስ ሻዕቢያ ውሽጢ ውሽጡ እናሰርሑ ሃብቲ ትግራይ ዘህጠሮም ቃልሲ መንእሰይ ትግራይ ዝሓንሸሹ ይኣኽለኩም ክበሃሉ ይግባእ

  • @TaferegebruTfse
    @TaferegebruTfse 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዘን ተናሓናሕቲ ውድባት ማለት ውናት ፣ ዓረና ፣ ባይቶና ተላአአክቲ ጀነራል ፃርቃንን ስርዓት ብልፅግና እያን ወራዳታት

  • @KahsuTsegay-n4e
    @KahsuTsegay-n4e 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Never again to war

  • @GebremedhnGoiteom
    @GebremedhnGoiteom 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደናቁር

  • @teklhaymanottekli3932
    @teklhaymanottekli3932 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    የትግራይ ብልፅግናወች

  • @SunT-y6y
    @SunT-y6y 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትክክል መን ስለዝኾኑ እዮም እዚኦም ንህዚቢ ከምዚደለይዎ ዘወድእዎ ዘለው እንቢ እንቢ ንሻዕቢያዊያን

    • @almazeyasu7388
      @almazeyasu7388 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Ne shnya zesrh yeln, gn ne tgray neeh

  • @tomtom-qj4fv
    @tomtom-qj4fv ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነባራት ተጋደልቲ ህወሓት ህማም ትግራይ ኮይኖም...ዱሑራት እዬም።

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አሽ ጀግና ተጋዳላይ ደጀን ውድቀት ንጎጅለ ጎባኤ ተንበርካኺት ሕግደፍ ንዩው ንዩው ክትባሐል ይግባእ.

  • @Jhon863
    @Jhon863 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተስፋ ሓዱሽ ወለዶ ንስኹም ኢኹም።ምሳኹም አለና።።

  • @NomarBegala
    @NomarBegala 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እወ ተቀባልነት ዝየብሉ ጉጅለኣዊ መልእክቲ እዩ

  • @tibletsweldu7081
    @tibletsweldu7081 13 นาทีที่ผ่านมา

    ወርቃዊ ዕድል እዩ ተጠቀምሉ

  • @KdusYosef
    @KdusYosef 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ዶ/ር ደጀን ሐቅካ ኢካ
    ደቅና ብዕሸል ዕድሚኦም ነዚ ዓፋኒ ቡድን ጉጅለ አደመን ሐሻክሩን ዕድመ ስልጣን ኢሎም ሂወቶም ገቢሮም እዮም
    ካብ ደጊም ንደሓር ነዚ ጉጅለ እዙይ ዝግዛእ ሕብረተ ሰብ የለን ትማሊ መንግስት ኤርትራ ትግራዋይ ዘርኡ ንምጥፋእ አሕዋትና ሰብሲቡ ብጅምላ ዝጨፍጨፈ መንግስቲ ናይ ሐባር ዝምድና ፈጢርካ ዝግበር ነገር ተቀባልነት የብሉን
    ነዚኦም ንምቅላስ በሄትም ቦታ አደረጃጀት ክህልው ግድ እዩ
    ዶ/ር ደጀን ህዝቡ አደራጅዎ ቃልሲ እንተኮይኑ ማለት ብሐይሊ ንዝመፅእ ብሐይሊ ክምክት ዝክእል ሐይሊ ክሕሉ አለዎ
    አይደለም ዕድመ ንእሽተይ ዝደፋእና ትማሊ ህፃውንቲ ደቅና ብዘይ ዕላማ ተጎቲቶም ዓረር መዝሐሊ ገይረሞም እዮም
    አደራጅዉና ማንም ንድሕሪት ዝብል አካል የለም ።

    • @TaferegebruTfse
      @TaferegebruTfse 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ፎቲኻን ፀሊእካን ምዕራብን ፣ ሰሜን ምዕራብን ፣ ደቡብ ራያን ጀነራል ፃርቃንን ጌታቸውን ብዓሰርተ አፃብዕቶም ፈሪሞም ንአማሓራ ወይ ካዓ ንብልፅግና ዝሸጡ አይምለስን ዋዕ ዋዕ አይትበል ኩቡር ሓው ንቃሕ

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@TaferegebruTfseመን ከሊእው እቲ ዝተአከበ መራሕቲ ሰራዊት አንጻር ግዝያዊ መንግስቲ መፈንቀሊ ካብ ምውጋሕ ንምንታይ እዚ ሰራዊት ከይዱ ምእራብ ትግራይ ሐራ ዘየውጽዋ ብረት መድፍእ ዝሐዙ ገብሩ ገረጻድቅ እዩ አነ ከም ኤርትራዊ አይድግፎን ደብረጽዮን ብሻአብያ ዝምሬሕ ዘሎ

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ዶክተር ደጀን አሽ ዘብለካ ጎጅለ ጎባኤ አብ ትሕቲ ሕግደፍ ተንበርኪኻ ትግራይ ሕውከት አገብ አገብ.

    • @almazeyasu7388
      @almazeyasu7388 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Ab gezu kershn ne menntu ember ne wedub zemte yeln , 150 amet enmtna zemxena ena mas Ethiopia mekn xbuq ayknn hgre nkun ab kendi teblu wdeub do seb enblkom kenbla wa

    • @almazeyasu7388
      @almazeyasu7388 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@toyotaw2500amhysh eyom elmwo mert tgray yemls, tgray hgre yegbra gtch kem negos lenkbro demna eyu ko gtchw

  • @kidaneberhe7911
    @kidaneberhe7911 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፖለቲካ ኢትዮጵያ ብተዛማዲ ኢዩ ክርኤ ዘሎዎ። ሕውሐት ብተዛማዲ ማለት ምሶቶም ቅድምሕጂ ዝነበሩ ገዛእቲ ከተወዳድሮ እንከለካ አዝዩ ዝሐሸ አምሐድራ ከምዝነበረ ብዙሕ ዘጠራጥር አይኮነን። ኤሊት ኢዩ ዝበሃል አብ ኢትዮጵያ ዝሐሸ ከነምጽእ ኢና እናበሉ ነቲ አብ ኢትዮጵያ ዝከይ ዝነበረ ካብ ድክነት ናይ ምውጻእ ምዕባለ የቆናጽብ ነይሮም። ብአብይ ዝምራሕ ኤሊት ከአ መጺኡ ውጺኢቱ ከአ ይረኤ አሎ። አብ ትግራይ ከአ ብአብይ ዝእዘዙ መራሕቲ ጌታቸውን ጻድቃን ንሕውሐት እንዳ አቆናጸቡ አብ ትግራይ ዝሐሸና ኢና እንዳበሎ አብ ዲቅ ዝበለ ጸልማት ንትግራይ ብሕልፊ ንኢትዮጵያ ከአ ብሐፈሻዊ ከእትዉ ይራአዩ።ሕጅ ከአ እዚአቶም ጽሉላት ፖለቲከኛታት አይምስቲ አይምሴቲ። ቀዳማይ ጸላእቶም TDFን ህውሐት ዝገበሩ። by default ከይተከፍሉ ቀንዲ መሳርሒ ናይ ብልጽግና ዝኮኑ።

  • @ChechemTubeጨጨምትዩብ
    @ChechemTubeጨጨምትዩብ 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ንፍዓት ኣብ ጎኑኹም ኣለና ! ሞት ንሓሻኽር ጉጅለ ስብሓት !

  • @Adam-lw8lx
    @Adam-lw8lx 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መንእሰይ ተልዓል እዞም ድሑራትን፣ ስሱዓትን እንቢ በሎም፣ ዋጋ ከየኽፍሉኻ።

  • @bekuretionlegas8167
    @bekuretionlegas8167 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ ምስክን ህዝቢ እንታ ኣበሳ ነይሩዎ፥

  • @tewodrosgebreagaizt3473
    @tewodrosgebreagaizt3473 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Hake yehabka

  • @eliasson3889
    @eliasson3889 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣንታ እዘን የህባይ ስም ሻዕብያ ከይጠቐሳ ክዛረባ ኣይክእላን ድየን! ሰነፋት እዮም ናይ በሓቂ!!

  • @Paulos-zh5gc
    @Paulos-zh5gc 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሃየየ። ተታሓሒዛካ ጥፍኣት እዩ ምሳኹምሲ።

  • @ሰላም-ሠ9ኘ
    @ሰላም-ሠ9ኘ 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ጌታቸው ረዳን ንሱ ዝወደቦም ናይ ብልጽግና ደገፍቲ እዮም ለይበልኩምስ ድሕሪ ብዙሕ ትግስትን ዓቅልን ዝወጸ መግለጺ ልህወሓት ልጠቅም እዩ ትብሉ ሕዚ እውን ስልጣን በበይ ይርከብ እምበር እዚ ግዜ ታይ ዓይነት ግዜ እዩ ኢልኩም ኣይትትንትኑን ኣይትመክሩን

  • @dehabbitewlign2572
    @dehabbitewlign2572 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነንሶም እዮም ንሶም እዮም
    መን'ዮም ዞም ንሶም?

  • @menemoyfelto1510
    @menemoyfelto1510 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዓሪፍኩም ተቀመጡ ናይ ባዓልትኩም ፓርቲ ኣውግዑ ተሓለቅቲ ናይ ግምት ኣይትኹኑ

  • @HiwotHiwina
    @HiwotHiwina 55 นาทีที่ผ่านมา

    ፅብቕ ሓሳብ የቐንየልና❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @weldesenbetabrha9371
    @weldesenbetabrha9371 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዝኸበርካ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ድማ መንእሰይ ትግራይ ከምኡ እውን ተረከብቲ ሕድሪ እዛ ዓዲ ኩሉኹም ።
    እዚ ንትግራይ ንቡዙሓት ዓመታት ኣብ ዓንኬል ድኽነትን ኢ-ፍትሓዊነትን ኣእትዩ ውልቃዊን ዓሌታዊ ተልእኾኡን ጥራሕ እናፈፀመ ዘሎ ቁርድድ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ጉጅለ ተንከባሊሉ ተንከባሊሉ ሐዚ ንኹሉ ህዝቢ ትገራይ ተመላሊኡዎ ክፀድፍ ልክዕ ከም ኣብ ጫፍ ጎቦ ዝተንጠልጠለ እምኒ ኾይኑ ኣሎ ። እዚ እምኒ ዝደገፍና እንተደገፍና ካብ ምውዳቑ ክነድሕኖ ኣይንኽእልን ።
    እንታይ ድኣ ንግበር ዝብል ግን ካብቲ እቲ እምኒ ዝፀድፈሉ ቦታ ንልቐቕ ። በቃ ንልቐቕ ደሓር እቲ እምኒ ከይዱ ከይዱ ኣብ ሓመድ እዩ ክዓርፍ ። ሽዑ እቲ እምኒ ሓመድና ንዕቅበሉ ።

  • @OsGh-pu6xh
    @OsGh-pu6xh 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጀጋኑ

  • @AlemtshayFenta
    @AlemtshayFenta 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ይህ ስልጣን ሊያጫርሳቹሁ ነው። ምን አለበት ለሕዝቡ ብታሰቡለት?????

  • @Eri--wl3ik
    @Eri--wl3ik 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሻብዕያ ሻብዕያ ሻብዕያ 😂😂😂
    በቃ ፍርሒ ናይዚ ሻብዕያ ኣብ ኣዕጽምትኹም ኣትዩ እዩ ዘሎ።
    Game Over ኢሉ ዝደቋቆሳ ህወሓት ምስ ሻብዕያ ክትሰርሕ እያ ኢልካ ካብ ምሕሳብ ዝዓቢ ክሳራ የለን። ሽም ሻዕብያ ናይዚ ምስኺን ህዝቢ ትግራይ መፈራርሒ ኾይኑ። ወያነ ምስ ብልጽግና ኾይኑ ክወረኻ ይብሎ ነይሩ፡ ንስኹም ክኣ ምስ ህወሓት ኾይኑ ክወረኻ እዩ ትብልዎ😂😂
    ናይ ብሓቒ ኣብ ትግራይ ፓለቲካ ሞይታ ኣላ😢

  • @yonaskidane9179
    @yonaskidane9179 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብዘይ ሻዓብያ እሞ ወያነ ይኩን ህዝቢ ትግራይ ክዕወት ዝሕሰብ ኣይኮነን ኣብ ልዕሌኩም ኣንጠጥዩ ዘሎ ኣጽዋርን ድሮን ሰራዊት ብልጽግና በዓልኩም ትፈልጥዎ ምልሻ ሰራዊት ትግራይ ድኣ ብዘይካ ከላሽን እንታይ ኣለዎ ድዩ እተን ዝርካበን ከበቲ ብረት ውን እኮ ኣረኪብወን'ዩ ዓቅምካ ፈሊጥካ ምስ ጎቦ ዝኮነካ ምጽጋዕ ኣገዳሲ'ዩ ደጀን ድዮም ዝብሉካ ኣብ ጥራይ መዓኮርካ ፈከራ ትርጉም የብሉን

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Are you afraid of your G/Tsadekan driven Sunday anniversaries get-together at the best hotels of Meklle would not be made continue? Don't worry, sometimes will be made that with best Lunch time.

  • @LeminTube
    @LeminTube 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጎበዝ

  • @Paulos-zh5gc
    @Paulos-zh5gc 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እውይ እውይ ትግራይ ንዓኹም ሒዛስ ኣበይ እያ ክትበጽሕ። ክልተ ሞት እያ ሞይታ።

  • @abiythelegend9532
    @abiythelegend9532 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ay nay arena eyen 😂mebzehatiu tigrway eko abal wedeb hewehat eyu

  • @yirgalembekele-q3l
    @yirgalembekele-q3l 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    No more TPLF

  • @dehabbitewlign2572
    @dehabbitewlign2572 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ሻዕቢያ ስትራተጂ ኢዶእ?

  • @tasfaysoljana3775
    @tasfaysoljana3775 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ab gonkum alena

  • @zenebeteka9810
    @zenebeteka9810 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Good

  • @EyobSelassie
    @EyobSelassie 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናይ ፃድቃን ጉባኤ

  • @Mohdshamz
    @Mohdshamz 54 นาทีที่ผ่านมา

    2:43 ደጀን ዝበሃል ክልተ መልሐሱ ከም ተመን ዓጀው እናበልካ ክትሐልፍ እካ
    እንታይ እተወካ ህወሐት ዝወከልከዎ ከልዕል እየ እንተበለ
    ሐሰዊ ሐሰዊ ተነቂሕካ እካ

  • @mikiYoni-j9l
    @mikiYoni-j9l 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ፃድቃን ናይ ሰሙን ፀበል ስለዝተርፈኩም እዩ ንባንዳታት ጠላማት ከዳዓት ቂመኛታት እክብካብ ፀሓይ ጠልማቶም ዝሕዝዎ፡ዝጭብጥዎ ስእኖም ኣለው
    ሐንጎል ደንቆሮ ደክተር ባይ ተወድአኮ በቃ ናይሽመልስ ባርያ ሓሽከር

  • @TESFAEnt
    @TESFAEnt 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትክክለኛ ነው እውነት ነው 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @abadifetaw3201
    @abadifetaw3201 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    TDF ዝሃብዎ መግለፂ ትቃወምዎ ኣለኩም ! ግርም ኣብ ህወሓት ካብ ዘለኩም ፅልኢ ዝመንጨወ ዋላ እንተኮነ ግን መፍትሒ ክትሕብሩ ኣይርአን :: ምክንያቱ OPDO ኣብይ ኣሕመድ ዝለኣኮ " ግምት" ከ ደኣ መፍትሒ የምፅእ ድዩ ? OPDO እማ ህዝብን መሬትን ትግራይ ከም ሕምባሻ ከፋፊልዋ ይርከብ ኣሎ እኮ

  • @ራያራዩማ-ፈ8ዠ
    @ራያራዩማ-ፈ8ዠ 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tesfayegebre7706
    @tesfayegebre7706 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንታይ ኢኹም ትብሉ ዘለኹም? ናይ ውዕሊ ፕሪቶርያ ፈራሚ ስለዝኾነ ኣብቲ ግዝያዊ ምምሕዳር 50+1 ናይ ህወሓት ምኻኑ ጥረ ሓቂ እዩ:: እምበርከ ህወሓት እንተዘየልዩ እቲ ናይ ፕሪቶርያ ውዕሊ ፈረሰ : ብልጽግና ሰዓረ ማለትከምዝኾኑ ኣይርደኣኩምን ማለት ድዩ ወይስ ኣየገድሽኩምን? ናይ ሕወሓት ጽልኢ ሚዛን የስእነኩም ኣሎ::

  • @genetbrhane7433
    @genetbrhane7433 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Gidey serawit eko bwuel proteria mesert nay tplf serawit eyu zbl ena mebt alewo endafeletika aytirobushuna

  • @wenshettamerate642
    @wenshettamerate642 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Enante yemane degafi nachu ? Ye abye ena Getachew ? Qyense ye tdf ena ye tigray hezbe ? 🐷

  • @YohannesTsehaye-n6v
    @YohannesTsehaye-n6v 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yes true

  • @almazeyasu7388
    @almazeyasu7388 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Enty alwo emo teknu kelkom tgray ente serhkom xbuq eyu

  • @solomanmogos5958
    @solomanmogos5958 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Guys ab Africa kemzi ayserhin you anxar mengsti des zbeleka tezareb mibal nixelaka kab hzbey gezika tewagani malet you hwuhat kembal iziom keyexreyet zbi tgray betin betin risu kenawuxwo yom

  • @KahsuTsegay-n4e
    @KahsuTsegay-n4e 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አሕ ሪእናሎም አያታትና ናበልና አካልናን መሴዋእቲ ብፆትናን ኮንቶ ተሪፉ

  • @kirosalemHadgu-z2i
    @kirosalemHadgu-z2i 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሻዓብያ ጆናሳይድ እዩ ፌደራል ከ

    • @AlemkaHSay-t9d
      @AlemkaHSay-t9d 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ንአቶም አብይ አሕመድ ጎይተኦም እዩ😂😂

  • @BerheAraya-u3u
    @BerheAraya-u3u 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እቲ መራሕቲ ጀነራላት ዝወፀ መግለፂ ብጣዕሚ መሕዘኒ እዩ ከምዚ ኣይተፀ
    በናን፣ ኮይኑ ግን እዚ ሰለሰተ ዉድባት ዘዉፃእክምዎ እዋናዊ መግለፂ ብሙሉእ ልቢ ንድግፎ ኢና ኣብ ጎንኩም ኣለና።

  • @Adam-lw8lx
    @Adam-lw8lx 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እቲ ብጣዕሚ ዘሕዝን በሊሕ መንእሰይ ሰራዊት TDF ብዞም ሽሞም ብስርዓት ክፅሕፉ ዘይኽእሉ፣ ፊደል ዘይቖፀሩ ኮር ኣዘዝቲ ዝብሃሉ ክምራሕ ምፅንሑ እዩ።

  • @Adam-lw8lx
    @Adam-lw8lx 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዞም ድሑራት ጉልባቦም ቐሊዖም ምምፅኦም ፅቡቕ እዩ። ቐደሙውን ልዞም ለያቡ እታ ዝጣበቑላ ጉጅለ ህወሓት ፎቖዶ ደብርያቶም ዝነበረት ዋርድያ ናይ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስን ዝነበሩ፣ ካብ እተደርበይዎ ኣልዒላ ልቲ ዝተምሃረ መንእሰይ ክመርሑ ዝተገበሩ፣ ኣብእዋን ኺናት ድድሕሪ ሰታዊት እናኸደ ዝሰርቕ ዝነበረ ጉሓፍ እዩ።

  • @KbromHiyle
    @KbromHiyle 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቀልጢፍኩም ምሕዳርኩም ንዲሳበባ ኪዱ ምኽንያቱ እተም ዝራ ኣናዮም ኣረግቶት ዘይኮኑስ ከጥፍ እኽም ዝኽእሉ መንእሰያት ኢዮም

  • @aemas3942
    @aemas3942 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኡዘን ውዱባት ናይ ኣቢይ ተለኣኣኽቲ ምዃነን ብደምቢ ኣነጺረን

  • @TeddyEs-j5r
    @TeddyEs-j5r 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እሪጎሬው ተመቱዋል የቀረው ጨዋታውን እንደተጨረሰ በግልፅ መነገር ብቻ ነው

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
    @ወዲዓጋመትግራይደመይ 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናይ ሻዓብያ ተጎበሐት ኢዮም ኢልካዮም 😂😂 ሻዓብያ ካብ ቀደም ኢዩ ዘገብሖም ነይሩ ንህዋሓት ምርኻት ደቂ ምርኻት ዋላ ኢሰያስ ምስ ኣማረኾም ብጥዞም ወግሩ ኢዩ ናብ ኣድስ ኣፋንዎም ሰምዐ ኢየ😂
    ንስኹም ምኝኝ ግደፍ ንህዋሓት ብዕጥቃዊ ዋላ ክትኣልዎ ዘይትሓስብ እዞም ግጅለ እዚኦም ደም ህዝቢ ሰትዮም ዘይጸግብ ኢዮም ።

    • @AlemkaHSay-t9d
      @AlemkaHSay-t9d 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አንታ ጉኡዙይ ረሳሕ ገና ካሊእ ክትዛረብ ኢኻ አንቱም ደጓላት ንስኻቱም መሪሕነት ሒዝኩም ማለት ሞት ይሐሽ ወዲ ጓሓፍ ክብሪ ዘይቡሉ አኮታትካ ባንዳታት ህዝቢ ትግራይ ዝፍጨፉ ሐዚ ሰልጣን ክሕዙ ዘበት ጠአመ አረዶም ሰለሙን ትኩእ ምሰኦም ክትሕረድ ኢኻ ።

  • @FisahayegirmayTeacher
    @FisahayegirmayTeacher 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወጊኖም ዝብል ዘይገጥም ሙሉእ ሓሳብ ተዘይንጥቀም

  • @t.b4065
    @t.b4065 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዓንዶም በይንካ ኮንካ ክትቃለስ ከለካ ብዙሕ ሓቀኛ ትግራዋይ ስዒብካ እዩ
    ሕጂ ግን ተገዛ ኮንካ ከምበዓል ደጀን
    ሓሶት ጀሚርካ ሻዕቢያ የዉሃና ኢልዎም ኢልካ መረጋገፂ ኣቅርብ ሓሳዊ ኢካ ተነችኢካ

  • @shabayt6274
    @shabayt6274 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብዞም ውድባት ዓቢ ተስፋ ነይሩኒ፡ ንህወሓት መስመሩ ክሕዝ ዝገብሩ ውድባት ኢዮም ዝብል ተስፋ ነይሩኒ። ሕጂ ግን ብብልጽግና ከምዝተጨወዩ፡ ብሩህ ኮይኑ ኣሎ።

  • @Mike-eritrea291
    @Mike-eritrea291 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቆልዑት፡ኣናጹ፡ ሻዕብያ ኣብ ስርሑ ኣሎ። ዝኾነ ወዲ ሽዋ ንትግራፅ ህዝቢ ገለ ተጌርዎ ግን ከነድሕኖ ኢና። ከማኹም ደማሙ ሽዋ ናብ ሽዋኹም

  • @abrehetmaru44
    @abrehetmaru44 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣንቱም ውድባት ክሳብ ሕዚ ዝገበርክምዎ ንባህጊ ህዝቢ ዝጠቅም ነገር እንታይ ኣለኹም? ንመራሕቲ ሰራዊት ትግራይ ክትነቅፉ ሞራል የብልኩምን. ህዝቢ ትግራይ ዘሀጎሰ እምበር ዘሕዘነ ውሳነ ኣይወሰኑን.

  • @GrmaBru
    @GrmaBru 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሻብያ ሻብያ ስሀስብ ትግራዋይ የለን ድዩ 😅

  • @dohan1.0
    @dohan1.0 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    so what is your solution. haha, without anything...only counsel really?

  • @GoytomBrhane-k3z
    @GoytomBrhane-k3z 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ