ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ስላም, ዋላ ሒጃብ ዝይገብራ ተነበራ ሕሒ ክንገብረር ኢና ተበላኸ እንታይ ሽግር አለዎ መምርሒ እሰካብ ዘሎ
ሰላም
ናይ ወርቂ ጉዳይ ሓደ መዕረፊ ከይረኸበ ገና ቡዙሕ አጀንዳ ክነርኢ ኢና
ህወሓት ዋላ ንደቓይቕ ጥእና ሃልይዋ ኣይፈልጥን: ናይ ህዝባ ሰላም ምሰኣን ከይኣተሓሳሰባ ኣብ ሽግርን ዕግርግርን መዋእላ ክትነብር ሕፍር ዘይትብል ድሕርቲ ጉጀለ እያ :: መዓልታዊ ብሉፃት ሰራሕተኛታት ዘይኮኑስ ብሉፃት ሓሰውትን ሰረቅትን ዳሾመት ትውዕል ዕድመ ፀገብ ጉጅለ እያ :: ትግራይ ናይ ውሑዳት ስሱዓት: ጎጆልትን ገበትን ጉጀለ ኣይኮነትን ይኣክል ንምልኪ ለውጢ ይደሊ ኣሎ መንእሰይ
ከምኡ ዘበሎ ድማ ሕዋሓት ኣብዚ ክርከብ ነይሩዎ ካብዝል ሓሳብ እዩ
2ተ ብትክክል ነቲ ዝበዝሑ ተጋሩ ሜንታልቲ ዝወነንኩም ፍትሓውያን ወለዶ ኮይንኩም ረኺበኩም ሓደራ መርዛማት ማለሊታውያን ዝዘርእዎ መርዚ በቢ መንገድኹም ኣቃልዑ ህዝቢ ብሓሶት ሓበሬታ መሊሶም ህልቂት ከይዕድምሉ
እዚኣቶም ኣብ ኤርትራ ይኹን ትግራይ ኣብ ፖሎትካ ምስ ሃይማኖት ኣጎዝጒዞም ኢዮም ዝኸዱ።መሳወሪ ዝኾንካ ግደይ ድማ ብንዓል ብስራት የማነ መንግስታብ ከይኣኽለካስ ተወሳኺ ነዳዲ ረኺብካ ሃልሃል ከተብሎ ምጽዓርካ ዘሕዝን ኢዩ።
ደንቢ ክዳን ት/ቤታት ኢ/ያ 2020 - ሙስሊም ተመሃሮ ነቲ ናይ ትቤተን ዩኒፎርም ዝመስል ሒጃብ ተኸዲነን ክመሃራ ይፈቅድ። ነገር ግን ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ነዚ ደምቢ ንምትግባር ዘውፅኦ መምምርሒ አየውፀአን። ነቲ አብ አክሱም ዝተፈጠረ ቅልውላው ክፈትሕ ፍቃደኛ አይኮነን። በቲ አመራርሓ ናይ ፖለቲካ ብልሹነት ዝተፈጠረን ዝቅፅል ዘሎ ፀገም እዩ።
ብውነ እንተወሲድናዮ; ወዲ ሰብ መጀመርያ ዝነብረሉ ውሑስ መሬት ክህልዎ ስለ ዝግባእ ኩሉ ብማዕረ ነታ መሬት ክቃልስ ኣለዎ:: ካብኡ ቀፂሉ እዩ ብዛዕባ ፖለቲካ; ኢኮኖሚ; ማሕበራዊ ናብራ; ባህሊ; ኃይማኖትን ካልኦት ጉዳያትን ክመፁ ዘለዎም::
ሒጃብ ምግባር ካብ ፈጣሪናን ካብ ነብይ መሓመድ ዝተዋሃበን ግዴታ እዩ ከም ዓባይ ሓፍተን ከተስታውሰን ትኽእል እያ እንድሕር ኢላተን ኮይና'ውን
አህዋት ናይ በሀቂ ሀፊርና ህዋህት ከሚዚ አይነት አወዳድቃ ልወደቀ አይመሰለኒን ነይሩከመይ አይነት መህፈሪ ሰብ እዩ እቱ ቃለ መጠየቅ ሰብ ግና እዚይ ሚድያ ምስ ሀዉ ዳዊት ብጣእሚ ችግር ዘለዎም ሰባት እዮም ኩሉ ጌዜ ናይ ከፋፍሊነት ክፍአት ፀሪፊ እዮም ለታአናግዱ ግና ቤተሰብ ጌጋ ዝውለም ዶ የለን ???
አህዋት ስታሊን ልናገሮ ዞሎ ንእቀት ለኮነስ ብገንዘብ ስለልተገዘህ ህሊኑ ሸይጡ ባእ ባእ እላበለ ልውእል ዞሎ እምበር ዘምዘም ጠፊአቶ አይከነትን እንካን ስታሊን አነውን አብቱ ፅንተት ጌዜ አብ ሚድያ ንፈላጣ ኢና ግን ተመሊሱ ክሰምኦ ከሎ ወይም ቤተሰቡ እንታይ ይስሞኦ ይኾውን ???
ስላም, ዋላ ሒጃብ ዝይገብራ ተነበራ ሕሒ ክንገብረር ኢና ተበላኸ እንታይ ሽግር አለዎ መምርሒ እሰካብ ዘሎ
ሰላም
ናይ ወርቂ ጉዳይ ሓደ መዕረፊ ከይረኸበ ገና ቡዙሕ አጀንዳ ክነርኢ ኢና
ህወሓት ዋላ ንደቓይቕ ጥእና ሃልይዋ ኣይፈልጥን: ናይ ህዝባ ሰላም ምሰኣን ከይኣተሓሳሰባ ኣብ ሽግርን ዕግርግርን መዋእላ ክትነብር ሕፍር ዘይትብል ድሕርቲ ጉጀለ እያ ::
መዓልታዊ ብሉፃት ሰራሕተኛታት ዘይኮኑስ ብሉፃት ሓሰውትን ሰረቅትን ዳሾመት ትውዕል ዕድመ ፀገብ ጉጅለ እያ ::
ትግራይ ናይ ውሑዳት ስሱዓት: ጎጆልትን ገበትን ጉጀለ ኣይኮነትን ይኣክል ንምልኪ
ለውጢ ይደሊ ኣሎ መንእሰይ