መፃወድያ ድራማ ክፋል 32 | Metsawedya Episode 32

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 303

  • @ትግራይዓደይንበርለይዓምብ
    @ትግራይዓደይንበርለይዓምብ 4 ปีที่แล้ว +28

    ገይቱሸይ ጅግና ክፈትወካ እንተ ማዓርግ ግን ኣሕሪቕካኒ ኣታ ሸነፍ ቧች

  • @ጓልዘርኢራያትግራይ
    @ጓልዘርኢራያትግራይ 4 ปีที่แล้ว +154

    አድነቅቲ ጎይትኦም ኤደን like ብሩክ ሰንበት ይግበረልና

  • @ወይኩንፈቃዲከ
    @ወይኩንፈቃዲከ 4 ปีที่แล้ว +65

    ከምዝከማይ ስደት ዘንፀርፀረኩም ስደትኩም አሕፂሩ ብሰላም ዓድኩም ይምለስኩም ትዕበ ትንአስ ምረቃ አፅላእን አሜን ከበልኩም ከተሓልፉ ንማዓርግ አድነቅቲ likeአርግፁኒ

  • @kulusenayu9226
    @kulusenayu9226 4 ปีที่แล้ว +95

    ንዶክተር ኤደን ናፉቀያ ቀንየ እስከ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ዝናፈቃ

    • @hagosmesele1553
      @hagosmesele1553 4 ปีที่แล้ว +1

      አነዉን ናፍቀያ አለኹ

  • @awetbahta2797
    @awetbahta2797 4 ปีที่แล้ว +17

    Ana eriterawi eya gin kemza derama gera zemeseteni yelan belebi betemi xbuq serhu u bejakum like habulay ♥️♥️

  • @ngstikahsay2928
    @ngstikahsay2928 4 ปีที่แล้ว +26

    ጌትሸይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ኣጀኩም በርትዑ

  • @ጋልዓጋመ
    @ጋልዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +34

    ኣቱም ተናፈቅቲ መፂኩም ዶ ደቂ ትግራይ መዓረይ

  • @elisagualmama1279
    @elisagualmama1279 4 ปีที่แล้ว +23

    እንቓዕ ብሰላም መፃኹም መፃወድያ
    ብሩክ ሰንበት ይግበረልኩም ተጋሩዋኒ

  • @ወይኖይዓለመይ
    @ወይኖይዓለመይ 4 ปีที่แล้ว +8

    ዋል ደቂ ትግራይ ማዓረይ ብጣዕሚ ደስ ትብል ስራሕ ኣጆኹም ኑፉዓት ቆፅልዎ ሶ ሰሰናዩ ናዓኹም

  • @kghi8911
    @kghi8911 4 ปีที่แล้ว +13

    ዋውውውውው መፃኩሙለይ ባ መፀለልተይ መፃወድያ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ተከታተልቲ እውን ፅቡቅ ምዝንጋዕ ይግብረልኩም ፍቅርን ስኒትን ይንገሰልና 💓💓💓💓💓💖💖💖💖💋💋💔💔💕💕💕

  • @እማሓላላይናፍቀኪ
    @እማሓላላይናፍቀኪ 4 ปีที่แล้ว +7

    ቀናጁ ደቅ ትግራይ ከመይ ቀኒኩም አሓዋተይ አብ ዘሃለኹም ሃልኹም አምላክ ምሳኩም ይኽን

  • @alemyoubube
    @alemyoubube 4 ปีที่แล้ว +15

    ጎይቶኦም ግን ክንደይ ድየን ዘፍቅሩኡ
    ባዕሉ ይቀማሰን እሞ ደሕራይ ገፁ የዙረለን እዚ መምሃሪ ክኾን ኣይኽእልን

  • @mensurmussa2342
    @mensurmussa2342 4 ปีที่แล้ว +27

    Wow nice film.. Ni felema gize nay Tgray flim yrei aleku.. From eri🇪🇷

    • @momwithfourkids7989
      @momwithfourkids7989 4 ปีที่แล้ว

      ብጣዕሚ ጽብቅቲ እያ ተኸታተላ

  • @hagosmesele1553
    @hagosmesele1553 4 ปีที่แล้ว +4

    ፅብቕ አሎኹም ግን አሕፅርክሞ ደቅ ዓደይ ነእሽተይ ወስኹላ ታሃንጥዉና ኮ በጀኹሙ ወስኹላ ትናፈቕት ደቅ ትግራይ

  • @rigbetube1077
    @rigbetube1077 4 ปีที่แล้ว +56

    ሰላም ንዓኹም ይኹን ኣሕዋተይ ተዛረብቲ ትግርኛ እስከ ሳብስክራይብ ብምግባር ኣተባብዑኒ።
    "ዝሓበራያ ኣፃብዕትስ ኣርቃይ የፀምብዓ" እዩ።

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 4 ปีที่แล้ว +4

    አንካዕ በስላም መፅአኩም ደቅ ትግራይ ሽካርናታት ስላምኩም ይብዛሕ ቅድስት ቅዱሳን እመቤታችን ድንግል ማርያም ትሕልኩም አሜን

  • @zufanhadush3615
    @zufanhadush3615 4 ปีที่แล้ว +10

    ብመፃወድያኩም ተፃዊድና ደቂ ቀላል ሜሬት

  • @selamse4654
    @selamse4654 4 ปีที่แล้ว +4

    ጥዑማት ደቂ ትግራይ እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ሰናይ ሰንበት ይግበረልኩም

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ ደቅዞም ጀጋኑ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ብጣዕሚ ኢና ንፈትዎኩም💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፅንዓትንዘይተርፍዓወት
    @ፅንዓትንዘይተርፍዓወት 4 ปีที่แล้ว +21

    ፅቡቅ ይቕፅል ኣሎ እንተኾነ ግን ሓፂሩ ብጣዕሚ ሓፂሩ ብዙሕ ግዜ ሓፂሩ ኢልና ኮሜንት ፅሒፍና ግን ምንም ኣይወሰኽክሙልን እንተገደደ 35 ደቂቃ ግበርዮ በጃኹም ባእ

  • @ጓልትግራይሃገርእየ
    @ጓልትግራይሃገርእየ 4 ปีที่แล้ว +72

    አድነቅቲ ጎቱሽ Like!!

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +1

      ገይረለኪ ላይክ ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ

    • @ፍቕሪእዩጡዑም
      @ፍቕሪእዩጡዑም 4 ปีที่แล้ว +1

      Geyrelki aleku mqrti

  • @ሃናጋልመቀለ
    @ሃናጋልመቀለ 4 ปีที่แล้ว +4

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ሓላል ትግራይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ሽኮራት

  • @fghughij3275
    @fghughij3275 4 ปีที่แล้ว +8

    ቀፁሉሉ ደስ ዝብል ፊልሚ

  • @mediwukro6662
    @mediwukro6662 4 ปีที่แล้ว +8

    መጻወድያ ፍትዋተይ ብፍቅርኩም ተጸዊደ ❤

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +9

    ማርታ ገፃ ተቀይርኒ ማርታ ሽኮር ኩራ ኣየጥዕመልክይ ከም ቀደምኪ ዳኣ ኩኒ

  • @እማየይንሩልኝብቻእንጂየት
    @እማየይንሩልኝብቻእንጂየት 4 ปีที่แล้ว +6

    እንካዕ ሰላም መፃእኩም ጥዑማት ድሃይ
    ግን ጎይተኦም ምስ እዘን ኃራሙ ዶ ወደክ ፈሰክ አብዚሁ ሓቀይ ከም ቀደምካ ተባዕ ጅግና ኩን አታ ወዲ 🇪🇹🇪🇹👈👍💪💪💪

  • @filimongebrelibanos7349
    @filimongebrelibanos7349 4 ปีที่แล้ว +16

    መን ኣሎ ትልምታት ናይ መዓርግ ከምዙከማይ ዝተረደኦ
    ጎይታኦም ግን ክርዶኦ ኣይከኣለን

  • @salamhammad5679
    @salamhammad5679 4 ปีที่แล้ว +3

    አንኮዓ በሰላም መፃኩም ድቂ ሓለል መሬት ዝተቀደስን ዝተባረክን ሰንበት ይግብረልነ አምለክ ከብዚ ሕማቅ ሕማም ይስውረልና ንዓድና ስላም ከዱባይ ገል መቀሌ

  • @amkjjanznnmz4641
    @amkjjanznnmz4641 4 ปีที่แล้ว +8

    እንዃዕ ደሕና መፃኩሞ መሀንጠይት❤

  • @YtYt-vv1nh
    @YtYt-vv1nh 4 ปีที่แล้ว +13

    ዋውው ደቅ ትግራይ ዓድይ

  • @genetredae1654
    @genetredae1654 4 ปีที่แล้ว +6

    አንካዕ ዳሕና መጻኩም ደቂ ኣደይ ማዓረይ

  • @yggs5621
    @yggs5621 4 ปีที่แล้ว +4

    ዋው አንቱም መቅሰናት እንካዕ ደሓን መፃእኩም

  • @m.c8066
    @m.c8066 4 ปีที่แล้ว +18

    ነዛ ኮመንት ተንብባ ዘለኩም የሕዋተይ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም / ኩን ። ብር ክትብሉ ታሓጎሱ እሾኽ ኣይውጋእኩም ወፊርኩም ብሰላም ቤትኩም ይምልስኩም ብርክትን ቅድስትን ቀዳም ሰንበት ይግበርልኩም ይግበርልና።ኣምላክ ዘበና ይባርከልና።ካብዚ ሕማቅ ሕማም ድማ ፈጣሪ ይሓልወና ።ካብ በላ በሎ ዘረባ ይሰውረና።

  • @rahemayaya2630
    @rahemayaya2630 4 ปีที่แล้ว +5

    ጹርያት ደቂ ትግራይ

  • @ኣበባጓልትግራይ
    @ኣበባጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +4

    ዓለም ናዓኩም ቱኩን ደቂ ዓደይ ማዓረይ

  • @ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
    @ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ 4 ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ኩቡራተይይይ

  • @1hadas.mehari
    @1hadas.mehari 4 ปีที่แล้ว +12

    ሽኮራት👍👍👍

  • @mikihabesha1660
    @mikihabesha1660 4 ปีที่แล้ว +11

    ያ ደቂ ዓባይ ትግራይ ማራ ኬፍ ኣለኩም ❤

  • @meashogebrekidan598
    @meashogebrekidan598 4 ปีที่แล้ว +5

    Wellkomm መጻወድያ ፊልም፡ንፉዓት ተዋሳአቲ 👍👍🥰

  • @መሳልልሂወት
    @መሳልልሂወት 4 ปีที่แล้ว +6

    ደቃ ዓባይ መሬት እንኳዕ ደሓን መጻኹም ኣብትግራይ ከምዚ ዓይነት ፊሊሚ ምስርሑ ማራ ሕጉስቲየ ትግራይ ንቅድሚት #Like

  • @AliAli-pc6nm
    @AliAli-pc6nm 4 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ንፍዓት ኢኩም ኣሕዋተይ ንቅድሚት ሰግሙ ከማኩም የብዞሖዮ

  • @abrahamdesta6231
    @abrahamdesta6231 4 ปีที่แล้ว +4

    ዋውውው እንኳዕ ብደሓን መፃእኩም ብሉፃት ተዋሳእቲ #መጻወድያ ድራማ ብጣዕሚ ነመስግን።

  • @sarahbshhbsh2576
    @sarahbshhbsh2576 4 ปีที่แล้ว +12

    እንኳዕ ዳሓን መፃኣኩም ምቁራት 😍😍

    • @yrdtrdh2512
      @yrdtrdh2512 4 ปีที่แล้ว

      ብጣዕም ፅብቅ ንይሩ ግን አይ ከም ዛሓለፈን 💯💯✅✅💯💯✅💯💝💝💝🌹🌹🌹🌹🌹💔💔✅💞💞✅ይመችክም

  • @Th-ze8nm
    @Th-ze8nm 4 ปีที่แล้ว +10

    ጎይቶኤም ዘፈቱዉ ላይክ ይግበረልና

  • @FreTube-b9c
    @FreTube-b9c 4 ปีที่แล้ว +4

    እንዃዕ ብሰላም መፃኹም ፍትዋተይ ❤❤

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 4 ปีที่แล้ว +6

    ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ኩሩዓት ተጋሩ እንቋዕ ዳሕና መፃእኩም ብኣኹም ሕቡን እየ ደቂ ወይን ሰሚርካ ብሓድነት ንሃገርና ትግራይ ግሁድ ክንገብራ ሙዃና ኣይንጠራጠርን።❤🌍❤

  • @ኸርተትኮይኑኒሂወት
    @ኸርተትኮይኑኒሂወት 4 ปีที่แล้ว +5

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹም

  • @jcfug3355
    @jcfug3355 4 ปีที่แล้ว +2

    Enkae ብሰላም mexakum ኣጀኹም ገይትሽ ሽኮር

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
    @ሜሪጋልሃገረትግራይ 4 ปีที่แล้ว +3

    ሽኮርናታት ደቒ ትግራይ

  • @jcvjjfj737
    @jcvjjfj737 4 ปีที่แล้ว +4

    ጀጋኑ ደቂ ትግራይ እስከ ንበሩልና ሓላላት

  • @ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ
    @ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ 4 ปีที่แล้ว +7

    ዶክተር ኤደን ጥንስቲ እያ ይመስለኒ ብጣዕሚ ሮጊዳ

  • @fggd4818
    @fggd4818 4 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ብስላም መፃኡኩም ደቅ ሓላል ትግራይ ዓደይይ

  • @ክንፈወዲቀሺ
    @ክንፈወዲቀሺ 4 ปีที่แล้ว +4

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ መፃወድያ ብፋላይ ጌቱ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ 💜💛💚

  • @ሙሉየድንግልማርያምልጅ123
    @ሙሉየድንግልማርያምልጅ123 4 ปีที่แล้ว +1

    እንዃዕ ደሓን መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት ብጣዕሚ እየ ዝፈትየኩም ፡።
    ብሩክ ሰንበት ይግበረልና

    • @samitigray4537
      @samitigray4537 4 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/Vq7vpQOOdCE/w-d-xo.html

  • @yordigaltigray
    @yordigaltigray 4 ปีที่แล้ว +6

    welcome ፅቡቃት ብጣዕሚ ክፅበየኩም ፀኒሐ ❤

  • @lastkingty1447
    @lastkingty1447 4 ปีที่แล้ว +11

    አታ አይሓልፍልናይ ዋ ሰብሰክራይብ ዶ ግበሩናይ በይንና ጨነቀና ኮ 😂

  • @ተመስግንኣምላከይተመስግን
    @ተመስግንኣምላከይተመስግን 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሎ ደቂ ትግራይ ቀፂልሉ

  • @ፈታዊሶሌሞሞና
    @ፈታዊሶሌሞሞና 4 ปีที่แล้ว +2

    Wellcome
    Bruk senbet nkulatkum deki adey

  • @hrudrjrj284
    @hrudrjrj284 4 ปีที่แล้ว +5

    መፂኩምለይ ዶ ፋቁራተይ ሰላምኩም ኣምላክ ኣብዝሕ የብለለይ ኮሞንት ምፅሓፍ ኣይፎቲ ንስኩም ጊን ትንፋሰይ ኢኩም

  • @ሚልካናጓልትግራይ
    @ሚልካናጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +2

    Well come ደቂ ትግራይ ሓላላት ምዚ ኩነታት እትከይድ ምርፅቲ መፃወድያ

  • @netsi3882
    @netsi3882 4 ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ መዓረይ

  • @lidyakebede4603
    @lidyakebede4603 4 ปีที่แล้ว +4

    ቀፁሉሉ ጀጋኑ

  • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
    @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 ปีที่แล้ว +6

    እንካዕ ሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መርየት ትግራይ ሰናይ ሰንበት ይግበረልና

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +1

      ፍሊሞ ሓውይ ሳብስክርይብ ግበረለይ እባ

    • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
      @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 ปีที่แล้ว

      @@abebachanal1036 ገይረልኪ ኣለኩ ማዓረይ ብናየይ ተካ መሊእልክስ ዝሓፍተይ

  • @yggvfgh9578
    @yggvfgh9578 4 ปีที่แล้ว +4

    ስላም ደቂ ዓደይ

  • @teklaebgebre2821
    @teklaebgebre2821 4 ปีที่แล้ว +6

    Anqa b dhan meskum 😘👌👍

  • @genig1851
    @genig1851 4 ปีที่แล้ว +4

    Like ኣይተውሑድሎም ተጋሩዋኒ

  • @ሩባናሚድያ
    @ሩባናሚድያ 4 ปีที่แล้ว +12

    እዛ ናይዚ ክቡር አቦና እያሱ በርሀ ክላሲካል ክሰምዕ ከለኹ ንብዓት ይቕድመኒ ሕውስውስ ዝበለ ስምዒት እዩ ዝስመዓኒ።

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว

      ናይ ቀደም ድርፉ ክልስካ ኩሉ ንብዓት እዩ ዝነብዕ ። ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብርቲ ሓፍተይ

    • @ልጅዋናፋቂስደተኛዋ
      @ልጅዋናፋቂስደተኛዋ 4 ปีที่แล้ว

      ኩሉ ናይ ቀደም ከብድካ እዩ ዝበልዕ ሕቁንቁን የብለካ

  • @ኣሉጓልቀሺ
    @ኣሉጓልቀሺ 2 ปีที่แล้ว +1

    ገትሸ ጅግና ማኣርግ ግን ኣናድድካኒ ኣታ ሰነፍ

  • @richyewkroljrichyewkrolj3294
    @richyewkroljrichyewkrolj3294 4 ปีที่แล้ว +1

    Metekumloy do deki tgrayna nafikekum ka kenye 😍😍😍😍

  • @tekileeritrea2282
    @tekileeritrea2282 4 ปีที่แล้ว +17

    ንፍዓት ደቂ ህዝቢ ቅፅልዎ nic።

  • @ህንፃጋልትግራይ
    @ህንፃጋልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +2

    እንኮዓ ብስላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት ዝተቀደስን ዝተባረክን ስንበት ይግበረልና ኣምላክ ካብዚ ሕማቅ ሕማም ይስውረልና ንዓድና

  • @ፈታዊሶሌሞሞና
    @ፈታዊሶሌሞሞና 4 ปีที่แล้ว +1

    ያ ኣይተሕጽሩ ደቂ ትግራይ ዓደይ

  • @selammebrhatom1669
    @selammebrhatom1669 3 ปีที่แล้ว +1

    ብጣሚ ኢያ ጥዕምቲ wowwww

  • @formafireck3833
    @formafireck3833 4 ปีที่แล้ว +1

    Goyteom derkenawu maaraa eya zefotewalu😅😅😅💓💓💓

  • @ሸዊትኣክሱም
    @ሸዊትኣክሱም 4 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ቡሩኳተይ ዝተባረክን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና

  • @wawa8948
    @wawa8948 5 หลายเดือนก่อน

    ቆናጅ ደቂ ትግራይ💛💛♥️♥️♥️♥️

  • @fhth2613
    @fhth2613 4 ปีที่แล้ว +6

    ዋው ደቂ ትግራይ ሽኮር

  • @makimakiabeabe
    @makimakiabeabe ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤ትግራዋይ ትግራዋይ ዝሽትት ጎይተኦም

  • @فرحمحمد-ي8ن2ب
    @فرحمحمد-ي8ن2ب 2 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋይ💘💘💘💘

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 ปีที่แล้ว +3

    እንቃዕ በሰላም መጻእኹም ደቅዛ ቅድስቲ መሬት

  • @tesfitkahsay6709
    @tesfitkahsay6709 4 ปีที่แล้ว +3

    Good film tigrigna 👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌👌

  • @gamtassatmag480
    @gamtassatmag480 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣነ እዛ ድራማ ሪአያ ኣይፈልጥን ፅብቅቲ ትመስል ሓቀይ

    • @zenebugebrekidan
      @zenebugebrekidan 4 ปีที่แล้ว +2

      ብጣዕሚ ፅብቅቲ እያ ተከታተላ/ያ

  • @ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
    @ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ 4 ปีที่แล้ว

    ደቂ ትግራይ ዓደይ ማዓረይ እንካዕ ዳሓን መፃእኹም

  • @ንስድራይአየዝነብሪ
    @ንስድራይአየዝነብሪ 4 ปีที่แล้ว +1

    ተናፈቅቲ አንካዕ ብስላም መፃኩም #ዓደይ ምስ አተኩ ከዋሳአ አዩ ትምኒተይ አስኪ መሪቅኒ

  • @rigbetube1077
    @rigbetube1077 4 ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ ብደሓን መፃኹም

  • @gtsgkgbc5418
    @gtsgkgbc5418 4 ปีที่แล้ว +3

    ሽኮራተይ እንካዕ ዳሕን መፃእኹም ደቂ ዓደይ መዓረይ ንዑስከ ካላትና ነተባብዐዮም

  • @taemomeresa3620
    @taemomeresa3620 4 ปีที่แล้ว +4

    ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት

  • @ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ
    @ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ 4 ปีที่แล้ว +4

    ምቁራት እንካዕ ብሰላም መፃኩም ብሩክ ሰንበት

  • @kidanmebrahtu1306
    @kidanmebrahtu1306 4 ปีที่แล้ว +4

    እንኮዕ ዳሓን መፃኣኩም ሙቁራት

  • @trhasarsema4883
    @trhasarsema4883 4 ปีที่แล้ว +2

    ቀፅሉሉ ብናፍቆት ንፅበ ቀፃሊ ምዕራፍ

  • @samuelkelab6845
    @samuelkelab6845 4 ปีที่แล้ว +3

    Wellcom yhwat enka beselam mexakum so edmen tenaen yhabkum fetari agokum from eritrea 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 ปีที่แล้ว +2

    Wellcome Mkuratey

  • @ተመሰገንኣምላኬ-ፈ7ቐ
    @ተመሰገንኣምላኬ-ፈ7ቐ 4 ปีที่แล้ว +2

    #ን #ጎይትኦም #ከ #ኣፍቅሪየ #ግድሰ #ሰቀ #አለ #የፍትዉ #ኣለኩ😢😢😢

  • @merimerimerimeri1307
    @merimerimerimeri1307 4 ปีที่แล้ว +3

    እንኮዕ ዳሕና መፃኹም ደቂ ትግራይ ብልፅቲ ሰራሕ
    ኣሕዋተይ ነዞም ጀጋኑ ላይክ ኮመንት ሰብስክራይብ
    ብምግባር ነተባብዓዮም ደቂ ትግራይ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @uccshhf2482
    @uccshhf2482 4 ปีที่แล้ว +1

    ደቂ ትግራይ 💖💖💖💖

  • @shishaygebreyesus4033
    @shishaygebreyesus4033 4 ปีที่แล้ว

    Kxbeyekum xenihe thanks ztebareken ztekedesen senbet ygberelna

  • @yossiefbrhane6472
    @yossiefbrhane6472 4 ปีที่แล้ว +2

    enkae bselam mexakum

  • @AjjSgt-yn7rn
    @AjjSgt-yn7rn ปีที่แล้ว

    ገትሺ ጂግና💪💖💕❤❤❤💋

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 ปีที่แล้ว +1

    Wellcome deki tgray mearey

  • @finfinie
    @finfinie 4 ปีที่แล้ว +1

    አስይይይይይ እንኳዕ ብሰላም መጳአኩም እዳ መጳወዳ ብሩክ ሰበት ይግበረልኩም ካዓ