መፃወድያ ድራማ ክፋል 35 | Metsawedya Episode 35

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 302

  • @ወይኩንፈቃዲከ
    @ወይኩንፈቃዲከ 4 ปีที่แล้ว +106

    ነዛ ፅሕፍቲ እተንቡ/ባ አብ ዝርያኩም በረከት ረዲኤት አጋአስተ አለም ስላሴ ይዕሰልኩም

  • @AaBb-qz2lj
    @AaBb-qz2lj 4 ปีที่แล้ว +24

    እዙ ላይክ ታይ ታይ ይጥዕም እና ደስ በሃሊ ጌቱሽ ጅግና

  • @abckw6174
    @abckw6174 4 ปีที่แล้ว +68

    እንኳዕ ድሓን መጻኩም ምቑራተይ ኣምላኽ ካብዚ ቀዛፊ ሕማም የድሕነና 🙏 ንጎይትሽ ዝፈቱ 👍🙏😘😘

  • @ጓልዘርኢራያትግራይ
    @ጓልዘርኢራያትግራይ 4 ปีที่แล้ว +112

    ተኸታተልቲ መፃወድያ
    እግዛብሄር ኩፉእ ኣይንካእኩም
    ኩሉኹም ህዝበይ ❤❤❤
    ኣብ መቀለ ኮረና ከምዝኣተወ
    ረሲዐምዎ ኣለው ደዊለ ነይረ
    ዝባን ልዝባን ተፃቂጦም እናዐለሉኒ
    ኣየ ህዝበይ ለዋህ
    እግዚአብሔር ክፉእ ናይ ዓድኹም ኣየስምዕኹም የሕዋተይ

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +98

    እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ተጋሩ ኣሕዋትና ዝተባረኸን ዝተቐደሰን ሰንበት ይግበረልና ❤️ ደቂ ሩባይ

  • @መሳልልሂወት
    @መሳልልሂወት 4 ปีที่แล้ว +40

    ናይ ጌቱሽ ድርቅና ደስ ክብል

  • @ጋል70እንደርታ-ጠ4ተ
    @ጋል70እንደርታ-ጠ4ተ 4 ปีที่แล้ว +55

    ኣነ ካብ ኢትዮጵያ ትግራይ ድራማ ቀዳመይቲ ዝፈትዋን ዘደንቃን መፃወድያ ድራማ እያ ደቂ ትግራይ መዓረይ ኣኣብ ዘለክምዎ ሰላምኹም ይብዛሕ love this moves❤❤

  • @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት
    @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት 4 ปีที่แล้ว +35

    እንኮዕ ዳሓን መፆእኹም
    ንድራማ ተኽታተልቲ ድራማ ክዓ ስናይ ስንበት
    እንኮዕ ንጋእዝቲ ኣለም ስላሴ ወርሓዊ ባዓል ኣብፆሓና

  • @ተሸጊራከይትህሉ
    @ተሸጊራከይትህሉ 4 ปีที่แล้ว +17

    ኣጆኹም ብኣና ኣይትጠራጠሩ፡ በቶም ኣምሓሩ ካኣ ስኽፍ ኣይበልኩም፡ ቅድሚ--ምርጫ ድሕሪ ምርጫ፡ ዝፍጠር የለን ፡ ምሽ በዞም የአዱግ ፡ ብማንም ሓይሊ ተሳዒርና ኣይንፈልጥን ኢና ። ኣጆና

    • @alganeshberhe314
      @alganeshberhe314 4 ปีที่แล้ว

      Thenkyou Bro. Taricna hade eyou. 👍🏾❤🌷

  • @yordigaltigray
    @yordigaltigray 4 ปีที่แล้ว +41

    መርሓባ ደቂ ማማ ትግራይ ማዓረይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳😍💃

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 ปีที่แล้ว +17

    ከፍርሕ ማዓት መወዳእታኡ እንታይ ይኾን እዙይ ዓብዩይ ምሽን እዩ
    ይመችኹም ደቂ ዓበይቲ ምሳኹም ኢና ብሰላም ምፁ
    🌷🌷🥀🌸🌻❤❤❤️❤️❤❤❤🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @tube41
    @tube41 4 ปีที่แล้ว +30

    ዳ መፃወድቲ እንቋዕ ብሰላም መፃእኩም ኣነ ኳ ቡዙሕ ኣይከታተለኩም ነይረ ግን ድራማኩም ብጣዕሚ ሳሓባይን መሃራይን እዩ ቀፅሉሉ ኣምላክ ካብዚ ቀዛፊ ሕማም ኮረና ይምሓረና ብዝተከኣለና ከኣ ጥንቃቐ ንግበር ሰናይ ሰንበት

  • @selamse4654
    @selamse4654 4 ปีที่แล้ว +11

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ቅዱሳት ደቂ ትግራይ ሓላላት ሰናይ ዕለተ ሰንበት ይግበረልኩም ምቁራተይ ኩፉእ አይርከብኹም ፍትዋተይ

  • @Berifkrrr
    @Berifkrrr 4 ปีที่แล้ว +22

    ገትሽይ ዝፈትው Like ሃብለይ

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 ปีที่แล้ว +11

    ዋውውውውውው ክንደይ ደስ ትብሉ በጃኻትኩም ኬፍ ዘለኩም ምቁራት ምሩፃት ንፉዓት ተዋሳእቲ ከፈትወኩም ማዓት ኣጆኹም ኣምላኽ ይሓግዝኩም ፍትውውውውውውው ናተይ ማዓራት

  • @weldu8873
    @weldu8873 4 ปีที่แล้ว +19

    ዋው ቁራተይ live አየርከብኩን
    ግን ደስ ይብል ቀፅልሉ

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 ปีที่แล้ว +9

    እውይ ኣዜብ ክተሕዝን ኣጆኺ ምቅርተይ ክሓልፍ እዩ
    ብሓቂ ጅግና ተዋሳኢት
    ከም ፍቅሪ ዝመስል ዘተ የለን ብምድሪ ሓቂ ንምዝራብ

  • @kinfegkiros7364
    @kinfegkiros7364 4 ปีที่แล้ว +13

    እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኩቡራት ኣሕዋት ደስ በሃሊ ድራማ እዩ ቀፅሉሉ

  • @miliyemaryamlj21
    @miliyemaryamlj21 4 ปีที่แล้ว +16

    እንካዕ ዳሕና መፃእኩም ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት

  • @abrahamdesta6231
    @abrahamdesta6231 4 ปีที่แล้ว +9

    ዋውው,ብዝገርም ብቕዓት እዩ።ቀፅልሉ እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን።

  • @ኮሊለኮሊለናባኪእየናባኺእ
    @ኮሊለኮሊለናባኪእየናባኺእ 4 ปีที่แล้ว +4

    ደቂ ሪመይ መኽሰባት እንቃዕ ብስላም መጻኹም ዓወት ንመረጻ ትግራይና ማርያም ጽዮን ኣደይ ሓደራኺ ዓደይን ህዝበይን ሓልዉለይ!

  • @tfetawitashebir711
    @tfetawitashebir711 4 ปีที่แล้ว +15

    እንካዕ ሰላም መፃኹም ተጋሩ ኣሕዋና ዝተባረከ ዝተቀደሰ ሰምበት ይግበረልና ኣመንንን

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 ปีที่แล้ว +8

    ርግኣት ማዓረይ ክፈትወኪ ማዓት ደስ ባሃሊት ፍትውውውውውውውውውው ናተይ ፍቅሪ

  • @እግዝአብሔርእረኛዬነውድን
    @እግዝአብሔርእረኛዬነውድን 4 ปีที่แล้ว +10

    ዋው ደስ ይብል አይዞኩም ደቅ ትግራይ ኩሕሎ

  • @kesetebereke8745
    @kesetebereke8745 4 ปีที่แล้ว +3

    እንቛዕ ብሰላም መጻኹም ዝፈትዋ ድራማ፡ ኣጆኹም ቐጽሉዎ። ትግራዋይነትና ቐጻልነቱ መታን ክቕጽል ፍልምታትኩም ኣዚዩ መሃሪ ኢዩ።

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan 4 ปีที่แล้ว +12

    እንካዕ ደሓን መፃእኩም እንዳ መፃወዲያ #ሰናይ ሰምበት ይግበረልና መዓራተይ

  • @TsegayBrhane-z9c
    @TsegayBrhane-z9c 4 ปีที่แล้ว +11

    ያ ኣነስ እዞም ትግሮዎት ከፀሉልኒ እዮም ብትግራዉነቱ ዝኮርዕ Like ይርገፅ።

  • @finfinie
    @finfinie 4 ปีที่แล้ว +7

    ዋውውውውውው እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ሽክራት አሰይይይይ ክፅበ ዉዕለ

  • @እወድሻለውማማ
    @እወድሻለውማማ 4 ปีที่แล้ว +8

    ሰናይ ጾመ ሓወርያት ይግበርልና ።🙏🙏🙏

  • @Helen-ob9xg
    @Helen-ob9xg 4 ปีที่แล้ว +6

    እንኳዕ ብዳሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ💖💖💖💖💖💖💖

  • @dgjsfhj8669
    @dgjsfhj8669 3 ปีที่แล้ว +2

    ደቅ ሓላል ማሬት ፈጣር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ
    @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ 4 ปีที่แล้ว +4

    አንካዕ በስላም መፅአኩም ተዋሳአት መፃውድያ ስላምኩም ይብዛሕ በጣዕም አየ ዝፍትወኩም

  • @ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
    @ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ 4 ปีที่แล้ว +6

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ፅቡቃተይይይ

  • @دحوومغانم
    @دحوومغانم 4 ปีที่แล้ว +5

    ዋው ደቂ ትግራይ ዓደይ እንካዓ ብሰላም ምፃኩም አቱም ምቅሰናት

  • @ሰኒነኝየናቷንናፋቂ
    @ሰኒነኝየናቷንናፋቂ 4 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ድሓን መፃኹም ምቁራተይ አብ ዉጭን አብ ዓድን ትርከቡ ወገናተይ ከዓ ሰላምኩም የብዝሓለይ ነዚ ሕማቅ ሕማም አምላኽ ይሰዉረልና 🙏🙏🙏🙏🙏

    • @theonly3409
      @theonly3409 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen

  • @ኣስቱጓልቶምጀጋኑትግራይን
    @ኣስቱጓልቶምጀጋኑትግራይን 4 ปีที่แล้ว +5

    እንኻዕ ዳሓን መፃኩም ሙቁራተይ 🥰 🥰 🥰 🥰 💛🧡🧡💛🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ ደቅዞም ጀጋኑ

  • @hdhdhddhhdhdhd.9754
    @hdhdhddhhdhdhd.9754 4 ปีที่แล้ว +7

    እንኳዕ ዳሓን መፃኹም 💖

  • @abrahakhasay3578
    @abrahakhasay3578 4 ปีที่แล้ว +9

    እንቋ በሰላም ምፃእኹም እሰኪ ላይክ ሃቡለይ

  • @jcvjjfj737
    @jcvjjfj737 4 ปีที่แล้ว +5

    ካብዚ ግዝያዊ ሕማም ይሰውርኩም ይሰውረና ኣሜን። እስኪ ላይክ ሃቡለይ

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
    @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ 4 ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ ደሓን መፃኹም ተናፈቕቲ ❤💛❤

  • @ግርማቦኣ
    @ግርማቦኣ 4 ปีที่แล้ว +2

    ፖውውውውው ኣነ ምንም ክብል ኣይክእልን ብርዕኩም ይስስን ጥራሕ እየ ዝብል ዳ መፃወድያ ክብረት ይሃበልና🙏❤💛

  • @እማየየኔናፍቆትየኔመልካም
    @እማየየኔናፍቆትየኔመልካም 4 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ማዓረይ

  • @helenhelen9419
    @helenhelen9419 4 ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ፡ዳሕን፡መፃኹም፡ደቂሓላል፡መሬት
    ብሃንቀውታ፡ይፅበየኩም፡ነይረ

  • @jcfug3355
    @jcfug3355 4 ปีที่แล้ว +4

    Enkae beslam metakum habayb💓💔💕💖💗💗💖💗💗💗💙💙

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +5

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ
    @ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ 4 ปีที่แล้ว +6

    ብርኩሰንበትይግበረልኩምምቁራተይ❤❤❤❤

  • @ካልባረከኝአለቅህም
    @ካልባረከኝአለቅህም 4 ปีที่แล้ว +9

    እንኳዕ በሰላም መጻእኩም❤🌹🌹🌹❤

  • @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ
    @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውውውው ኻባኩም ምካነይ ከመይ ድዩ ሓበን ዝሰመዐኒ ደቂ መን ዲኪም ደቂ ትግራይ ፃዕዳ ደቂ ንግስቲ ሳባ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @jcvjjfj737
    @jcvjjfj737 4 ปีที่แล้ว +4

    ደቅ ትግራይ ቅጭናት ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ኣጀኹም ቀፅልሉ

  • @zd6493
    @zd6493 4 ปีที่แล้ว +6

    ዌልፁሩያተ፣ክፈትወኩ፣ደቂ፣ውላድ፣ትግራይይይ

  • @SalamSalam-ke1iu
    @SalamSalam-ke1iu 4 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዓ ስላም መፃእኩም ኣቱም ጀጋኑ🌹🌹🌹🌹

  • @ህንፃጋልትግራይ
    @ህንፃጋልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +23

    ኣስይ ደቂ ሓላል መሬት ክፍትወኩም እኮ እዛ ኮመንቲ ተንብብ ዘለካ ኩሉ ግዜ ኣብ ህውትካ ሕጉስ ክትኮውን ይምነይልኩም

  • @ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ
    @ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ 4 ปีที่แล้ว +3

    እኻዕ ብዳሓን እዳ መጻወድያ ብሩር ሰንበት ይግበረልኩም

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 ปีที่แล้ว +2

    እንቃዕ ብሰላም መጻእኹም ደቅዛ ቀስቲ መሬት ብሩኽ ሰንበት ይገበረልና

  • @kndahaftitesfay9066
    @kndahaftitesfay9066 4 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም 💓💓💓💓💓💞💞💞💞💗💗💗💗

  • @uyrrffhjj4760
    @uyrrffhjj4760 4 ปีที่แล้ว +4

    እንካዕ ብሰላም መፃኹም ሙቁራት

  • @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ
    @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ምቁራተይ ናዓክምስ ዉድድድድ💋💕❤💞🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @fishalefutsum2696
    @fishalefutsum2696 4 ปีที่แล้ว +3

    መጻወድያ ተጻዊደ ጸኒሐ ኣነ ካኣ

  • @titihaji
    @titihaji 4 ปีที่แล้ว +1

    Welcome to come
    Thanks guys that's so great job and fantastic

  • @AsSa-lf9cf
    @AsSa-lf9cf 4 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዛ ሓላል ሜሬት ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ሰላም ቅሳነትን ንዓኩም 💖💖💖💖

  • @genigaltgraym5206
    @genigaltgraym5206 4 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ደቂ ትግራይ ክሕሎ

  • @semereandebrehan5823
    @semereandebrehan5823 4 ปีที่แล้ว +1

    Welcome guys I'm from eritrean thank u guys

  • @fggd4818
    @fggd4818 4 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ደቅ ሓላል መርየት መፂእም ፣።ኩሉኪም ኣብ ስደት ዘለኩም ዘለና ካብ ሕማም ኮረና ፈጣር ይሓልወና ኣሜን ምስ ስድራና ካዓ ብስላም የራክበና ኣሜን በሉ ኣይኩፎሎን ሓባይብ

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 ปีที่แล้ว +6

    ጎይታኦምን ማዓረግን ብጣዕሚ የስሕቁኒ ክክክክክክክክክ ደስ ክብሉ ማዓት ንፉዓት ተዋሳእቲ
    ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ደቂ ዓበይቲ ምቁራት ኩልኹም ትገርሙ ጀጋኑ ተዋሳእትና ፍቅርቅርርርርርርር ኣና ነብለኩም ኣጆኹም በርቱዑልና ኣምላኽ ይሓልወኩም❤️❤🌻🌷🥀❤❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌻🌸🌸🥀🌸🌸🌸🌻🌻❤❤️❤️❤❤️❤️❤️❤️❤️

  • @iloveyoumama7755
    @iloveyoumama7755 4 ปีที่แล้ว +2

    ስላም ስላም ደቂ ትግራይ እግዚአብሔር ከእናንተ ጋር ይሁን ውድድድድድድ በቃ ስላምች ይብዛልኝ

  • @rgat2558
    @rgat2558 4 ปีที่แล้ว +3

    Edeney natey nay bhtey ❤

  • @regbegebremariam1342
    @regbegebremariam1342 4 ปีที่แล้ว +2

    Good job guys God bless thank God we love you ❤❤❤❤💯💯💯💯💯❤❤❤❤

  • @ሚጣፈቃርነቡኣ
    @ሚጣፈቃርነቡኣ 2 ปีที่แล้ว +2

    ኹሉ ነብሰኹም ኮ ፍቅሪ ኢኹም ላቭዩ ሰከ ተጋሩዋይ😍🥰💗

  • @መሳልልሂወት
    @መሳልልሂወት 4 ปีที่แล้ว +2

    Welcome ደቂ ትግራይ ዓደይ እታ ዝፈትዋ ፊልሚ

  • @hrudrjrj284
    @hrudrjrj284 4 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ሓላል ኣምላክ ንትግራይ ምስ ህዝባ ይሓልወልና ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋርዋይ

  • @haylabgebreyonas9649
    @haylabgebreyonas9649 4 ปีที่แล้ว +7

    Waw Eanqu beslme maxkum

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
    @ሜሪጋልሃገረትግራይ 4 ปีที่แล้ว +6

    ሰላምምምምም ሽኮርናታት

  • @ፍቅሪእዩሕልመይ
    @ፍቅሪእዩሕልመይ 4 ปีที่แล้ว +2

    ሰላምኩም ይብዝሓለይ ደቂ ትግራይ ወለላይ ንኹልኹም ስደተኛታት ንኹልኹም ኣብ ገዛ ዘለኩም ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ሚሊጓልቶምወየንቲ
    @ሚሊጓልቶምወየንቲ 4 ปีที่แล้ว +8

    ጎይትሸይ ♥♥♥

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣትም ሰባት ማኣርግይ ጎይቶኦምይ ከይተባእስዎም

  • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
    @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 ปีที่แล้ว +4

    እንካዕ ሰላም መፃኩም

  • @ሰላምትግራይከምዝበልካዩይ
    @ሰላምትግራይከምዝበልካዩይ 4 ปีที่แล้ว +2

    እንኮዕ ብድሓን መፃእኩም እንባዓል ጎይተኦም

  • @tillybaby5110
    @tillybaby5110 4 ปีที่แล้ว +1

    አንካዕ ብዳሓን መጻኹም ደቂ ትግራይ ዓደይ

  • @hailushseyum3065
    @hailushseyum3065 4 ปีที่แล้ว +8

    የስ መበል ዕስራን ትሻዓትን ፃሓፊ ኮሜንት ኮይነ ዶክተር ዛይድ ቴሌፎና ለኣኩለይ ከረድኣ ኣቱም ሰብ ኣብኡ ከለኩ ከኣ ገለ ንጀማምር ሓጥያት የብሉን ምሽ

    • @meryegalwkro2212
      @meryegalwkro2212 4 ปีที่แล้ว

      😃😃😃😃

    • @እማየይንሩልኝብቻእንጂየት
      @እማየይንሩልኝብቻእንጂየት 4 ปีที่แล้ว

      ብገይቱሽ ዶ
      መፃወድያ ክትአቲ ደሊካ ኮይንካ
      🤣🤣🤣🤣🤣ትረክባ

    • @hailushseyum3065
      @hailushseyum3065 4 ปีที่แล้ว

      @@እማየይንሩልኝብቻእንጂየት ፅብቅቲይ ንሱ ሓቢርና ንሪኦ ሃሃ ዶክተር ኣታ ደኩተር ዘብል እዩ ሒዝኒ ዘሎ ለውሃታ ኣፍዝዝ ኣደንዝዝ ክክክ

  • @YtYt-vv1nh
    @YtYt-vv1nh 4 ปีที่แล้ว +5

    እንካዓ ዳሒን መፀእክም

  • @ድንግልሆይ-ጐ2ዐ
    @ድንግልሆይ-ጐ2ዐ 4 ปีที่แล้ว +1

    ሺኩራት የሕዋተይ እንቋዕ ብሰላም መፃኩም

  • @FreTube-b9c
    @FreTube-b9c 4 ปีที่แล้ว +2

    ተፃዊድና ዋ በሉ በሰላም ምፁና

  • @efremkibrab8502
    @efremkibrab8502 4 ปีที่แล้ว +7

    ድሕሪ ምርጫ ልሓሸ ክከውን እዩ ልህዝቢ ትግራይ አይተወናድቡ

  • @jfughhh8751
    @jfughhh8751 4 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ

  • @sunusunu9018
    @sunusunu9018 4 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ባሃላት ድራማ💝💝💝💝💝💝💝ቀፅልላ ከይትቖርፅዋ

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 4 ปีที่แล้ว +1

    የዒስ ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ንእሽተይ ዶንጊኹምና እምበር ደቂ ትግራይ ብሓቂ ኢኹም ንስኹም ለባማት ኩሩዓት ተጋሩ።
    💎🇻🇳💎🇻🇳💎

  • @richyewkroljrichyewkrolj3294
    @richyewkroljrichyewkrolj3294 4 ปีที่แล้ว +2

    Enkae bdhan metsekum deki tgray halalt nezi hmam le kaltifu yetfalna adey nafike ka akusum tsyon tselotan tslaln ayfeleyena 😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314 4 ปีที่แล้ว +1

    Well come deki haras Nebri deki za Halal Meret. Betame ena nefetwokum. Merchana bedmbi be hegi endaba kenger ena .Yabete yefenda.Ayekum nayna.Ente kilom ye Neber gera yehazwo kemey kem zkone sheu yereywo. 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🌷Good Bless you.

  • @Th-ze8nm
    @Th-ze8nm 4 ปีที่แล้ว +7

    ገትሸ ዘፈቱው ላይክ

  • @ephremgebremicheal3744
    @ephremgebremicheal3744 4 ปีที่แล้ว +1

    ግዜ ኣብ ዝሓለፈ ዝተርኣየ ትውድእዎ ኣልኩ ግዜ ወይ ክዓ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ክብርዎ ናተይ ሪኢቶ እዩ

  • @1hadas.mehari
    @1hadas.mehari 4 ปีที่แล้ว +2

    መፃወድያ ኣፃዊድኹምና እና ቀፅልሉ

  • @سارهعلي-ك6ق
    @سارهعلي-ك6ق 4 ปีที่แล้ว +3

    ማአሪግ ሽካር ፈቅር❤️💋

  • @hfgg381
    @hfgg381 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣስይ ደቂ ትግራይ ፁቡቃተይ ቀፅልሉ💖💘

  • @lloveyou1210
    @lloveyou1210 4 ปีที่แล้ว +4

    ማዕርግን ጎይትሸን ከይትባኣሱ🙆🙋

  • @ሕልሚ-ተዋስኦ
    @ሕልሚ-ተዋስኦ 4 ปีที่แล้ว +1

    Metsewedya enkea bselam metseakum mkuratey bruk mealti senbet ygberelna ab sdet nzelena ewun sdetna yehxrelna kbratry ❤️❤️

  • @dejansamuel6790
    @dejansamuel6790 4 ปีที่แล้ว +3

    Bravotat so continues ❤️👍

  • @mediwukro6662
    @mediwukro6662 4 ปีที่แล้ว +3

    ፍቁራተይ ❤

  • @borntodie6459
    @borntodie6459 4 ปีที่แล้ว +9

    እንኳዕ ብዳሓን መፃዕኩ ሽኮሪናታት እስቲ ክለምነኩም ሰንስክራይብባ ግበሩኒ ሽቀላ ክጅምር ምዕንቲን

    • @borntodie6459
      @borntodie6459 4 ปีที่แล้ว

      @Bukra Tube gereka eya ziyaday

  • @msanker4788
    @msanker4788 4 ปีที่แล้ว

    ዋውውውው ኢኹም ደቂ ሓላል መርየት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም