ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እንኳዓ ሰላም መፃእኹም ፍትዋተይ ናይ ጌቱሽ ኣድነቅቲ ዝኾንኹም 👍ወቅጡ
አቱም ተጋሩ አበይ እሞ አለኩም ላይክ አበይ እሎ እሞ አብ ናይ ባዕልና ቋንቋና ዘይተስትብህለሉ ናብ ናይዳማንትና ቋንቋ ምስ ጎየና
ንጌትሽ ዝፈቱ Like ደቂ ትግራይ ሃገር !!
Melat Melat ገጬኪ ኣለኹ ጏል ሃገረይ
ዌል ደቂ ትግራይ ዓደይ ሙቁራት ከፅበየኩም አየ ቀኒየ ንጌትሸ ዝፈቱ like
Like okጌትሸ ማዓረይ ቀፆልሉ
*እንካዕ ዳሓን መፃኩም እንዳ መፃወድያ ብሩክ ዕለተ ሰንበተ ይግበረልና🙏 አድነቅቲ ጎይቶአም & ማአርግ እስኪ ብ like አርኡይኒ*
እግዚአብሔር ከእናንተ ጋር ይሁን የትግራይ ልጆች ከዚህ ክፉ በሽታ እግዚአብሔር ኣምላኬ ይጠብቃችሁ ማሮች ጀጋኑ ተጋሩ
እንካዕ ድሓን መፃእኩም ፅሩያት ደቂ ትግራይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 ክትድንጉዩና ከለኩም ከመይ ዲና ልብና ዝፃወድ የመና ግዲ እናፍቀርናኩምስ
ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረና ደቂ ዓደይ ዝሕማም እ/ር ይሰውረና ምስ ቤተሰብና ይራክበና🙏🙏
ተጋሩ ዓይነይ ብርሃን ገፆም እንኳን ብሰላም መፃእኩም ንፍትወኩም ነኽብረኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ንመፃወድያ ዝናፍቅኩም ብላይክ ናፍቆትኩም ግለፁ እስኪ ዝተረፍ ሪአ ርኢተይ ክህብ😘❤❤❤❤❤
እዚ ድራማ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ኩሉኩም ተዋሳእቲ የቀንየልና
አብዝሃለዉና ሃሊና ካብዙ ወሪዱና ዘሎ ሕማም ኮሮና መፃወድያ ሉኡ እግዛቢሔር መፃወድያና ይፍተሐልና
KKK mariy aman.
እኻዕ ዳሓን መጻእኩም እዳ መጻወድያ እንታይ እሞ ድሕሪ ክልተ ሰሙን እዳ መጻእኩምስ ተሕጽርዋ ኣለኩም በጃኩም ኣብ መዓላትኩም ስደድዋ ኣይተሕጽርዋ ካኣ ደቂ ትግራይ ጽቡቃት ሓፍትኩም ጋል ኤረይ
💜💜💜💜💜💜
እንዳ መፃወድያ ጅቡዓት ብፉቅርኩም ተፃወደ 🙋🙋💪💪💪👌
እንቃዕ ብሰላም መጻእኹም ደቅዛ ቅድስቲ መሬት
ናይ ቅዱስ ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ፈጢን ተራዳኢነት፥ፍቅሪ፥ሰላም፥በረኸት፥ረዲኤት፥ፀሎት ኹሉ ምስ ኩልና ሓዲሩ ይንበር ንሓዋሩ ኣይፈለየና ንዘለዓለም ኣሜን ኣሜን ኣሜን።፣፣፣✝️✝️✝️✝️🌼💐💐💐💐🌺🌺🌾🌻🌻🌻
እንኳዕ ደሓን መፃኩም እግዚአብሔር ካብዚ ወሪድና ዘሎ ወራሪ ዝኮነ ሕማም ይሓልኩም ደቂ ሓራ መሬት ሰላምኩም ይብዛሕ አአብ ዘለናዮ።💕💕💕💕💕
Wellcome ደቂ ትግራይ ፅሩያት ፍጥረት
እንኮዕ ብሰላም መፃአኩም ደቂ ትግራይ ሓላል
አጆኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ደቂ ጀጋኑ ሓላል ማሬት
ኤደን ምስ ጎይትኦም ዝፈትዎም like me ❤❤❤ኣጆኹም ናትና ❤❤
እንኳዕ፡ዳሕን፡መፃኹም፡ደቂትግራይ፣ወርቂእስኪ፡ንጌቱሽዝፈትው፡like.ግበሩ
ዌል አንዳ መፃወድያ አንኮዕ ብሰለም መፃአኩም ሓባይብ👍👍👈💪💪👈ብሩክ ሰምበት ይግበረልና ከብ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ይማሓረና
እንኳዕ ብሰላም መፀኩም ምቅራት💘💘ሓፍቱኩም ካብ ትግራይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ተጋሩዋኒ ደቂ ዛሓላል መሬት እስቲ ብትግራዉነቱ ዝኮርዕ ላይክ ዉቅጥ
ገይቱሽ የኔ ጅግና ኣነስ ክፈትወካ ቀፁሉሉ ደቂ ሓላል ትግራይ ዓደይ😍😍😍😍😍😍
ናይ ሰንበት ድልወት መዝናኛ ሰንበት እውን ኣዳልዉ ደቂ ተጋሩ በጃኻትኩም ብኣምሓርኛዶ ተነፊሕና ክንሞት እንባእ ክክክክክ በጃትኩመሰ ንዝምልከቱም ተጋሩ ንገሩልና ቀዳምን ሰንበትነሰ መዝናነይ ከዳልውልና ዝተፈላለየ መዝናኒ በጃኻትኡም ዋላ ብዝኻኣልናዮ ዓቅሚ ብቢ ወርሑ ቅርሺ ክንከፍል ኢና ምቅረት ተጋሩ ትግራይና ነማዕብል ሓደራ ኣምላኸሰ ይሓልኹም ይባርኩም
ሰላም ናዓኩም ደቂ ትግራይ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ብሃንቀዉታ ኢና ናተፀበና ነይርና
እንኳዕ ብድሓን መጻኹም ምቁራትሰናይ ሰንበት ይኹነልኩም።
እንኳን ደሐን መፃእኩም ድራማ ፅቡቅ ትዋስኡ አለኩም በተለይ ናይ ጎይትኦም ጉሩብ ፅቡቅ ቀፅሉሉ ግን ተዝከአል ደቂቃ ንኡሽተይ ተዝዉሰከ
ኣነ ነዛ ፍልሚ ሐጂ እየ ዝሪኣ ዘለኩ ዓደይ ምስተወረረት😥ተረዲእኒ ከምዚ ምስናይ ሎሚ ወራር ትመሳሰል ብሓቂ ስምረት ስለ ዘይብሎም ኣዕወቱን ህዝቢ ግን ተዓዋቲ እዩ #ተዓዋትና💘 ከኣ💪💪🙏
ዋላ አነ ዝያዳይ ሕዝ እየ ዝሪኦ ዘለኹ ኹሉ እቲ ዝተፈፀመ ሕዝ እዩ
@@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ 👌😍
ዋላ ኣነ ኣብ ሰልጠነ ቃል ምሕተት ክገብር ምስ ሰመዓክዎ ክሪኣ ተገዲደ ዓወት ንውጽዕ ህዝቢ
ዋላ ኣነ ሐዚ እየ ዝሪኣ ዘለኩ እቲ ነገር ምስቲ ዘሎ ናይ ሃገርና ይፍፀም ኣሎ ሰላም ንህዝብና😢
Wellcom yhwat edmen tenaen yhabkum fetari agokum from eritrea
ኣቱም ፍቁራት ተጋሩና ማዓራት ብኻሊእ ሙሉእ ፊልሚ እውን ፅቡቅ ስርሑልና ባስኬት ቦል ጉያ ኩዕሾ እግሪ ሰርከስ ወዘተ እናሰራሕኹም ሃይስኩል ።፥ ኮሌጅ ኣልያ ዩኒቨርሲ ተምሃሮ መሲልኩም ዝኾነ ፅቡቅ ቀውጢ ፊልሚ ስርሑልና ብዝሑ ተባዝሑ ኣባዝሑ ነቲ ፊልሚ ምዕብልና ትግራይና ምቁራተይ ሓደራ ፀ😘😘😘😘😘😘🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💛💛💛🌼😍😍😍🌼❤️❤️🌾🌾🌾💐🌸🌾❤️❤️
ብሩኽ ሰንበት ዞም ደቀይ like ክአ ግጩ አብሉ እኹም
ዋው ቅድሚኩሉ ባዕለይ ልክዕ ሳዓት ሸሞንተን ሰለስተ ደቅቃ ኮይኑ ኣሎ
እንኳዕ ሰላም መፃኩም ምቅራተይ 😘😘😍😍🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳 ንጌቱሽ ዝፈትው like
l love you ደቂ ትግረይ🇻🇳💪💘💘💘💘💘
Fker gal hafti
እንካዕ ብደሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ኩሑሎ ብሃንቀዉታ እየ ዝፅበያ ነይረ ጌትሸይ ሽኮርር ብፍቅርካ እምበር ኮለል ኢለ ገለባ በለኒ
እንቃዕ ብሰላም መፃኹም መፃወድያ
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓበይቲ
ዉይ ኣነስ ክስካዕ ሕጂ ኣይረኣክዎን ነይረ ክንደይ ሓሊፉኒ መሃሪት እያ ትመስል ኣጀኹም ደቂ ትግራይ ሽኮር 😘😘❤️🙏
ታዓዲልኪ ክክክ ዓመትና ዝተፃወድና ኣለናስ
@@ሚልካናጓልትግራይ ሃሃሃ ሓቅኺ ጋለይ
@@ሚልካናጓልትግራይ ቅቅ እወዶ ትዱንጊ ድያ 😂😂
ደሰ ባሃልቲ ደቂ ዓባይ ትግራይ አጆኩም
ሼር ላይክ ኣይንሕመቕ የሕዋት ምንታን ፃማ ፃዕሮም ክረኽቡ
መርሓባ መርሓባ እንቃዕ ድሓን መጻኩም ተናፈቅቲ ድሃይ ኣጥፊኩም ካ ከመይ ከ ቀኒኩም ካብዚ ኮረና ገለታት ገለታት ድሓን ዲኩም ከ መልሱ ጽሓፉለይ ምክኒያቱ ብሃረርታ ይጽበ የ ቀኒየ ክክክክክክክ
ዳሓን እና መዓረይ
ድሓን ክትኮኑለይ ዩ ትምኒተይ ደስ ኢሉና ደስታ ተዓደሉ ብሩኻት
ላይክ ከይገበርኩም ከታሓልፉ ዳቂ ዓበይቲ
ዋው እንኳዕ ብሰላም መፃኩም
እኳዕ።ዳሕን።መፃእኩም።ደቂ።ሓላል።መሬት
Tegaru Ahwatey Neza Film Serihkuma Ekum Bhaki Aythmeku Absrahkum Asalto Ymneyelkum Goytish Boss Ajoka
እንቋዕ ብደሓን መፃኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ኣዝያ ብጣዕሚ መሃሪት ድራማ እያ ቀፅልሉ ኣጆኩም ኣብ ጎንኩም ኣለና
እንኮዓ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ እስኪ ንገይቶም ዝፍቲ እስቲ ላክ ሃበኒ
መጀርታ እንኳዕ ብደሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ክልተ ሰሙናት ልኣክል ትፅቢቱ ገዲዱና ቀንዩስ ሰዓት እናሓፀረ ቁሩብ እንተትውስኹላ ምመቀረት ጌቱሽን መኣርግን ግን ብፍቕሪ ደጉተር ኤደን ክበኣሱ የብሎሙን ብኣጠቃላሊ ግን ኣምሃራይ እዩ ይመቸኹም
Welcome Yes lomi kedameyti layk eske habuna😍
ብጣዕሚ ምርጥ ስራሕ ደቂ ትግራይ ሓላላት ኣጆኹም በርትዑ ደቂ ህዝቢ
እውይ ሃመይ ድየ ልፈትወኩም ደቂ ትግራይ ማኣረይ ግን ኣይተደንግይዎ
Enka bselam matsakum eski like habliy
ኣሰይ ምቁራተይ እንኳዕ ድሓን መፃኩም
ካላስካል ናይዛ ፍልሚ ከትምቸወኒ😘😘😘
ዋውውውው መፂኩም ዶ ፍትዋተይ እንዃዕ ሰላም መፃኹም ❤
ሰላምታ ነዓኩም ይኩንኣስዕብ ኣቢለ ኣብዛ መጻወድያ ጎይትኦም ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ ተዘክይሮ ኣለኒ ኣብ 2008/2009 ከም ያረድ ኮይኑ ዝዋሳእ ዝነበረን ትዝርጋሕ ዝነበረትን ተካታታሊት ድራማ ( እቶም ሙሩቃት) ትብል ኣብ ሬዶ ወገሓታ አያ ደልየ ግን ሲኢነያ ነዛ ( commen )ተብብ ከም ጎይትኦም ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ ኣብጽሕሎይ ።
እንኳዕ ደሓን መፃኹም ምቁራት ደቂ ትግራይ ተናፈቕቲ ከም ገለ ቀፅልዎ ደቅዛ ሓላል መሬት
እንዃዕ ድሓን መፃእኩም እንዳ መፃወድያ
Ato shwaye & getsh wawwwww eti ገፀ ባህሪ nay bhaki ዝጥቀምሉ ዘለው sebat eyom ❤💖❤
Wawwww Dkie adeyy እንኳእ ደሓን መጻኩም ደሓረ ክሪኣ እምበይ መዳም ኬትሪአኒ
Welcome berukatey enkae beslam metsakum
ኣሰይ እንኮዕ ዳሕና መፃኹም ደቂ ትግራይ ኩሕሎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንካዓ ዳሓን መፀአኩም ከመይ ድየ ዝፈትወኩም አብ ዘለኩምወ ሰላም ናዓክም ደቅ ዓደይ ኩለክም ትግርኛ ተዛረብቲ አጀኩም like palace ሃብውም እባ ፋትዉትዉ ናዓኩም love one 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ደቂ ትግራይ ዓደይ ሓላላት ከመይ ዲኩም መቅሰናት
እንኳዕ ዳሓን መጻኹም ክቡራተይ❤🙏
ዋዋዋ እንኳዕ ብድሓን መፃእኩም
ዋውውው ብጣዕሚ ጽብቅቲ
Wellcome to my hero gotom i from Eritrea
Selam Selam enda mexawedya abza flim nay gize xegem zelo koynu ysmani tdguyena ala ab semun semun zeytsedulna commentey anbibkum bkbri melsi yxbe hawkum eye kab Eritrea 🇪🇷 Selamkum ysesn
ትግራይ ዓደይ ኣሰየ ከምዚኦም ዝፈጠርኪ ፅሩያት
ያ ብትፅብት 10ክሎ ቀኒሳ እንካዕ ዳሓን መፃእኩም እስክ መንዩ ንጎይቶኦም ዘድንቅ ላይክ ረገፅ ኣብ ስዓቱኩም ክኣ ምፅኡና እዛ ፈልም ማራ እያ ፅብቅት ብኩሉ ዓይነታ ናይዛ ፈልም ርእስ ዋና ጎይቶኦም ስለዝኮና ኣብቲ ፊልም ዘይከውን ምብላሽ ከይተባልሽይዋ ብዝኮነ ቀፅልሉ ሓባይብ ብትግራይ ዝኮርዕ እስክ ሳብስክራይፕ ህረምዋ። ስናይ ሰሙን
Enkae bdhan metseku deki tgray adey ajokum bertueu👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤
እንኳዕ በሰላም መፃእኩም ሙቁራት
ተዛርብትን ፈተውትን ትግርኛ እስከ ሳብስክራይብ ግበሩኒ ነንባዕልና ንተሓጋገዝ የሕዋት።
ምስ ጎይተኦም እምበር ፍቅሪ ተለቁመ💝😢😢
ጓል ሀይለ ሽኮር ኬፍ ዘለዋ ፅብቅተይ ናበይ ከይዳ ገዲፋቶ ዶ ንኣኪ ክርዕይ ነይረ ኣብዚ ገዛ ጥልውልው ዝብል ዝነበርኩ
ኣሰይ ሽኮሪናታት
ትግራይና ንቅዲሚት
ዋውው ደቂ ዓደይ ሽኮሪናታት እንካዕ ብሰላም መፃኩም ፍትውትውውው እኮ
ፅቡቅ ሰራሕ ቀፅልሉ❤❤❤
Welcome xubqat fitret newih texebina abiz zey mexe bejakum key tidungiyna i love you
ገትሹ ዋይ ማዓረይ
ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ወለላታት ደቂ ትግራይ
ደቂ ትግራይ ሓላላት
እንካዕ ደሓን መፃኩም ደቂ ትግራይ ሽኮርር ከምዚ ከማይ ብትግራይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳 ዝኮርዕ Like👍
Welcome gorobet nafiqnakum kenina Tienan awetin ymneyelkum kexlwo.
እንካዕ ደሓን መጻእኩም ሳብስክራይብ ግበርኒ ተከታተልቲ መጻወድያ ደቂ ትግራይ ሽኮር
ወይ ጉድ አዬ ፍቅሪ ሪት አዘራርባአ ቁርብ ይስተኻኸል
ፍትዋት እንኳእ ደሓን መፃእኹም
ኣነስ ሐጂ እየ ዝርእያ ዝለኩ ትማል ጀምረያ ክፋል 30 በፅሐ 2014 ዓ/ም ዋላ ብለይት እያ ትረአየን እዛ ፍልም 💘 ኣበይ እየባ ነይረ እስካዕ ሐጂ 🥰🥰ጌች ማለት ሰብኣይ ✊
ኣነ ውን ሐዚ ኣብ 2014 መወዳእታ ኣካባቢ ጀመረያ ብጣዕሚ የሐዝን ኣብ ህዝብና ዝፍፀም ዘሎ ነገር ኢካ ትሪእ ሠላም ንሃገርና😢
ናይባዕልትና ነዕቢ ተጋሩ
አሰይ ደስ ባሃልቲ ቀፅለሉ ድማ አይትደንጉዩ ምቁራት
መፆወድያ ዝፈትዊ ፈልሚ ❤️💛😪❤️💛🙏
ጠፊእኩምና ሙቁራተይ
እንካዕ ብዳሓን መጻኡኩም ንኹሉኹም ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኩም ጅጋኑ ደቂ ትግራይ
Enkan beselam metachu yenee mrtoch swedachu 💋💋💋💋💔💔💔💝💝💝💝👌👌👌👌
እንኳዓ ሰላም መፃእኹም ፍትዋተይ ናይ ጌቱሽ ኣድነቅቲ ዝኾንኹም 👍ወቅጡ
አቱም ተጋሩ አበይ እሞ አለኩም ላይክ አበይ እሎ እሞ
አብ ናይ ባዕልና ቋንቋና ዘይተስትብህለሉ ናብ ናይዳማንትና ቋንቋ ምስ ጎየና
ንጌትሽ ዝፈቱ Like ደቂ ትግራይ ሃገር !!
Melat Melat ገጬኪ ኣለኹ ጏል ሃገረይ
ዌል ደቂ ትግራይ ዓደይ ሙቁራት ከፅበየኩም አየ ቀኒየ ንጌትሸ ዝፈቱ like
Like okጌትሸ ማዓረይ ቀፆልሉ
*እንካዕ ዳሓን መፃኩም እንዳ መፃወድያ ብሩክ ዕለተ ሰንበተ ይግበረልና🙏 አድነቅቲ ጎይቶአም & ማአርግ እስኪ ብ like አርኡይኒ*
እግዚአብሔር ከእናንተ ጋር ይሁን የትግራይ ልጆች ከዚህ ክፉ በሽታ እግዚአብሔር ኣምላኬ ይጠብቃችሁ ማሮች ጀጋኑ ተጋሩ
እንካዕ ድሓን መፃእኩም
ፅሩያት ደቂ ትግራይ🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 ክትድንጉዩና ከለኩም ከመይ ዲና ልብና ዝፃወድ የመና ግዲ እናፍቀርናኩምስ
ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረና ደቂ ዓደይ ዝሕማም እ/ር ይሰውረና ምስ ቤተሰብና ይራክበና🙏🙏
ተጋሩ ዓይነይ ብርሃን ገፆም እንኳን ብሰላም መፃእኩም ንፍትወኩም ነኽብረኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ንመፃወድያ ዝናፍቅኩም ብላይክ ናፍቆትኩም ግለፁ እስኪ ዝተረፍ ሪአ ርኢተይ ክህብ😘❤❤❤❤❤
እዚ ድራማ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ኩሉኩም ተዋሳእቲ የቀንየልና
አብዝሃለዉና ሃሊና ካብዙ ወሪዱና ዘሎ ሕማም ኮሮና መፃወድያ ሉኡ እግዛቢሔር መፃወድያና ይፍተሐልና
KKK mariy aman.
እኻዕ ዳሓን መጻእኩም እዳ መጻወድያ እንታይ እሞ ድሕሪ ክልተ ሰሙን እዳ መጻእኩምስ ተሕጽርዋ ኣለኩም በጃኩም ኣብ መዓላትኩም ስደድዋ ኣይተሕጽርዋ ካኣ ደቂ ትግራይ ጽቡቃት ሓፍትኩም ጋል ኤረይ
💜💜💜💜💜💜
እንዳ መፃወድያ ጅቡዓት ብፉቅርኩም ተፃወደ 🙋🙋💪💪💪👌
እንቃዕ ብሰላም መጻእኹም ደቅዛ ቅድስቲ መሬት
ናይ ቅዱስ ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ፈጢን ተራዳኢነት፥ፍቅሪ፥ሰላም፥በረኸት፥ረዲኤት፥ፀሎት ኹሉ ምስ ኩልና ሓዲሩ ይንበር ንሓዋሩ ኣይፈለየና ንዘለዓለም ኣሜን ኣሜን ኣሜን።፣፣፣✝️✝️✝️✝️🌼💐💐💐💐🌺🌺🌾🌻🌻🌻
እንኳዕ ደሓን መፃኩም እግዚአብሔር ካብዚ ወሪድና ዘሎ ወራሪ ዝኮነ ሕማም ይሓልኩም ደቂ ሓራ መሬት ሰላምኩም ይብዛሕ አአብ ዘለናዮ።💕💕💕💕💕
Wellcome ደቂ ትግራይ ፅሩያት ፍጥረት
እንኮዕ ብሰላም መፃአኩም ደቂ ትግራይ ሓላል
አጆኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ደቂ ጀጋኑ ሓላል ማሬት
ኤደን ምስ ጎይትኦም ዝፈትዎም like me ❤❤❤ኣጆኹም ናትና ❤❤
እንኳዕ፡ዳሕን፡መፃኹም፡ደቂትግራይ፣ወርቂ
እስኪ፡ንጌቱሽዝፈትው፡like.ግበሩ
ዌል አንዳ መፃወድያ አንኮዕ ብሰለም መፃአኩም ሓባይብ👍👍👈💪💪👈ብሩክ ሰምበት ይግበረልና ከብ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ይማሓረና
እንኳዕ ብሰላም መፀኩም ምቅራት💘💘ሓፍቱኩም ካብ ትግራይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ተጋሩዋኒ ደቂ ዛሓላል መሬት እስቲ ብትግራዉነቱ ዝኮርዕ ላይክ ዉቅጥ
ገይቱሽ የኔ ጅግና ኣነስ ክፈትወካ ቀፁሉሉ ደቂ ሓላል ትግራይ ዓደይ😍😍😍😍😍😍
ናይ ሰንበት ድልወት መዝናኛ ሰንበት እውን ኣዳልዉ ደቂ ተጋሩ በጃኻትኩም ብኣምሓርኛዶ ተነፊሕና ክንሞት እንባእ ክክክክክ በጃትኩመሰ ንዝምልከቱም ተጋሩ ንገሩልና ቀዳምን ሰንበትነሰ መዝናነይ ከዳልውልና ዝተፈላለየ መዝናኒ በጃኻትኡም ዋላ ብዝኻኣልናዮ ዓቅሚ ብቢ ወርሑ ቅርሺ ክንከፍል ኢና ምቅረት ተጋሩ ትግራይና ነማዕብል ሓደራ
ኣምላኸሰ ይሓልኹም ይባርኩም
ሰላም ናዓኩም ደቂ ትግራይ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ብሃንቀዉታ ኢና ናተፀበና ነይርና
እንኳዕ ብድሓን መጻኹም ምቁራት
ሰናይ ሰንበት ይኹነልኩም።
እንኳን ደሐን መፃእኩም ድራማ ፅቡቅ ትዋስኡ አለኩም በተለይ ናይ ጎይትኦም ጉሩብ ፅቡቅ ቀፅሉሉ ግን ተዝከአል ደቂቃ ንኡሽተይ ተዝዉሰከ
ኣነ ነዛ ፍልሚ ሐጂ እየ ዝሪኣ ዘለኩ ዓደይ ምስተወረረት😥ተረዲእኒ ከምዚ ምስናይ ሎሚ ወራር ትመሳሰል ብሓቂ ስምረት ስለ ዘይብሎም ኣዕወቱን ህዝቢ ግን ተዓዋቲ እዩ #ተዓዋትና💘 ከኣ💪💪🙏
ዋላ አነ ዝያዳይ ሕዝ እየ ዝሪኦ ዘለኹ ኹሉ እቲ ዝተፈፀመ ሕዝ እዩ
@@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ 👌😍
ዋላ ኣነ ኣብ ሰልጠነ ቃል ምሕተት ክገብር ምስ ሰመዓክዎ ክሪኣ ተገዲደ ዓወት ንውጽዕ ህዝቢ
ዋላ ኣነ ሐዚ እየ ዝሪኣ ዘለኩ እቲ ነገር ምስቲ ዘሎ ናይ ሃገርና ይፍፀም ኣሎ ሰላም ንህዝብና😢
Wellcom yhwat edmen tenaen yhabkum fetari agokum from eritrea
ኣቱም ፍቁራት ተጋሩና ማዓራት ብኻሊእ ሙሉእ ፊልሚ እውን ፅቡቅ ስርሑልና ባስኬት ቦል ጉያ ኩዕሾ እግሪ ሰርከስ ወዘተ እናሰራሕኹም ሃይስኩል ።፥ ኮሌጅ ኣልያ ዩኒቨርሲ ተምሃሮ መሲልኩም ዝኾነ ፅቡቅ ቀውጢ ፊልሚ ስርሑልና ብዝሑ ተባዝሑ ኣባዝሑ ነቲ ፊልሚ ምዕብልና ትግራይና ምቁራተይ ሓደራ ፀ😘😘😘😘😘😘🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💛💛💛🌼😍😍😍🌼❤️❤️🌾🌾🌾💐🌸🌾❤️❤️
ብሩኽ ሰንበት ዞም ደቀይ like ክአ ግጩ አብሉ እኹም
ዋው ቅድሚኩሉ ባዕለይ ልክዕ ሳዓት ሸሞንተን ሰለስተ ደቅቃ ኮይኑ ኣሎ
እንኳዕ ሰላም መፃኩም ምቅራተይ 😘😘😍😍🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳 ንጌቱሽ ዝፈትው like
l love you ደቂ ትግረይ🇻🇳💪💘💘💘💘💘
Fker gal hafti
እንካዕ ብደሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ኩሑሎ ብሃንቀዉታ እየ ዝፅበያ ነይረ ጌትሸይ ሽኮርር ብፍቅርካ እምበር ኮለል ኢለ ገለባ በለኒ
እንቃዕ ብሰላም መፃኹም መፃወድያ
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓበይቲ
ዉይ ኣነስ ክስካዕ ሕጂ ኣይረኣክዎን ነይረ ክንደይ ሓሊፉኒ መሃሪት እያ ትመስል ኣጀኹም ደቂ ትግራይ ሽኮር 😘😘❤️🙏
ታዓዲልኪ ክክክ ዓመትና ዝተፃወድና ኣለናስ
@@ሚልካናጓልትግራይ ሃሃሃ ሓቅኺ ጋለይ
@@ሚልካናጓልትግራይ ቅቅ እወዶ ትዱንጊ ድያ 😂😂
ደሰ ባሃልቲ ደቂ ዓባይ ትግራይ አጆኩም
ሼር ላይክ ኣይንሕመቕ የሕዋት ምንታን ፃማ ፃዕሮም ክረኽቡ
መርሓባ መርሓባ እንቃዕ ድሓን መጻኩም ተናፈቅቲ ድሃይ ኣጥፊኩም ካ ከመይ ከ ቀኒኩም ካብዚ ኮረና ገለታት ገለታት ድሓን ዲኩም ከ መልሱ ጽሓፉለይ ምክኒያቱ ብሃረርታ ይጽበ የ ቀኒየ ክክክክክክክ
ዳሓን እና መዓረይ
ድሓን ክትኮኑለይ ዩ ትምኒተይ ደስ ኢሉና ደስታ ተዓደሉ ብሩኻት
ላይክ ከይገበርኩም ከታሓልፉ ዳቂ ዓበይቲ
ዋው እንኳዕ ብሰላም መፃኩም
እኳዕ።ዳሕን።መፃእኩም።ደቂ።ሓላል።መሬት
Tegaru Ahwatey Neza Film Serihkuma Ekum Bhaki Aythmeku Absrahkum Asalto Ymneyelkum Goytish Boss
Ajoka
እንቋዕ ብደሓን መፃኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ኣዝያ ብጣዕሚ መሃሪት ድራማ እያ ቀፅልሉ ኣጆኩም ኣብ ጎንኩም ኣለና
እንኮዓ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ እስኪ ንገይቶም ዝፍቲ እስቲ ላክ ሃበኒ
መጀርታ እንኳዕ ብደሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ክልተ ሰሙናት ልኣክል ትፅቢቱ ገዲዱና ቀንዩስ ሰዓት እናሓፀረ ቁሩብ እንተትውስኹላ ምመቀረት ጌቱሽን መኣርግን ግን ብፍቕሪ ደጉተር ኤደን ክበኣሱ የብሎሙን ብኣጠቃላሊ ግን ኣምሃራይ እዩ ይመቸኹም
Welcome Yes lomi kedameyti layk eske habuna😍
ብጣዕሚ ምርጥ ስራሕ ደቂ ትግራይ ሓላላት ኣጆኹም በርትዑ ደቂ ህዝቢ
እውይ ሃመይ ድየ ልፈትወኩም ደቂ ትግራይ ማኣረይ ግን ኣይተደንግይዎ
Enka bselam matsakum eski like habliy
ኣሰይ ምቁራተይ እንኳዕ ድሓን መፃኩም
ካላስካል ናይዛ ፍልሚ ከትምቸወኒ😘😘😘
ዋውውውው መፂኩም ዶ ፍትዋተይ እንዃዕ ሰላም መፃኹም ❤
ሰላምታ ነዓኩም ይኩን
ኣስዕብ ኣቢለ ኣብዛ መጻወድያ ጎይትኦም ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ ተዘክይሮ ኣለኒ ኣብ 2008/2009 ከም ያረድ ኮይኑ ዝዋሳእ ዝነበረን ትዝርጋሕ ዝነበረትን ተካታታሊት ድራማ ( እቶም ሙሩቃት) ትብል ኣብ ሬዶ ወገሓታ አያ ደልየ ግን ሲኢነያ ነዛ ( commen )ተብብ ከም ጎይትኦም ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ ኣብጽሕሎይ ።