መፃወድያ ድራማ ክፋል 31 | Metsawedya Episode 31

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 374

  • @1hadas.mehari
    @1hadas.mehari 4 ปีที่แล้ว +227

    ብሃንቀውታ እየ ክፅበ ፀኒሐ ከምዝከማይ ብሃንቀውታ ዝፅበያ ኣሎ ዶ ?ኣድነቅቲ ጌቱሽ ኣበይ ኣለኩም👍👍👍👍ግጨው

  • @genetashbir6545
    @genetashbir6545 4 ปีที่แล้ว +233

    ብትግራዊነትኩም እትኮርዑን እትሕበንን ኣብዚኣ like ሃቡኒ

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +2

      ህበኪ አለኩ ጅግና ጓል ንሕና ተጋሩ ዘኩርዕ በር ዝጅፈር ታሪክ የብለና ትግራይና ይለምልም ። ሳብስክራይብ ድማ ግበርለይ ሓፍተይ

    • @እማየይንሩልኝብቻእንጂየት
      @እማየይንሩልኝብቻእንጂየት 4 ปีที่แล้ว +1

      አጀኩን ደቅዛ ብርክቲ መሬት ዓይኒ ሓሳድኩም /ክን ይደፈን ብሩካት ♥️💓💕💓💗🇪🇹👈
      ከመይ ዳአ ትግራዉነር ዘየኩርዕ
      ትግራዉነት እኮ ክቡር መንነት እዩ 🇪🇹👍👈

    • @amanamansabya1098
      @amanamansabya1098 4 ปีที่แล้ว +2

      💪✊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💞💞💞💞💞👍👍🙋💐💐

    • @ፍቕሪእዩጡዑም
      @ፍቕሪእዩጡዑም 4 ปีที่แล้ว

      Hibeki aleku

  • @wedikeshi2875
    @wedikeshi2875 4 ปีที่แล้ว +210

    ትግራይ እንትለዓል ከብ ውሽጢ ልቡ በሓጎስ ዝንሰራሰር እስተ liki ይውቅጠና ኣብዚኣ

  • @ወይኩንፈቃዲከ
    @ወይኩንፈቃዲከ 4 ปีที่แล้ว +92

    ነዛ ፅሕፍቲ እተንብቡ/ባ አብ ዝሃለና ሃሊና በረከት ረዲኤት አማላጅነት ናይ ፅባሕ አዴና ባእታ ማርያም አይፈለየና ካብዙ ኩፉእ ተላባዲ ሕማም ኮሮና ክርስቶስ ብምሕረት ዓይኑ ይጠምተና ስደትና አሕፂሩ ገፅ ዝናፈቅናዮም ስድራና የሪኤና ንመዓርግ ዘድንቅ ንዓይ like

  • @liebegrue4168
    @liebegrue4168 4 ปีที่แล้ว +27

    ዋው ናይ ባሓቅ ደስ ዝብል ሰራሐ
    ደገፋቲ ማረግ ካብ ሕቶ ተግባር ይሓይሸ
    ንዶክተር አድን 🌹

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan 4 ปีที่แล้ว +51

    #አዴታትና ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዒና ይሃበለና ፈጣሪ እንካዕ ደሓን መፃእኩም #መፃወድያ

  • @binitesfe4513
    @binitesfe4513 4 ปีที่แล้ว +29

    ዝኮነ ሓገዝ ከይ ገብረልኩም ዓቅሚ ይብለይን ግን ብጸሎት ይሕግዘኩም ናይ ብሓቂ ክትድነቁ ዝግባኩም

  • @ሃናጋልመቀለ
    @ሃናጋልመቀለ 4 ปีที่แล้ว +33

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም መፃወድያ ናፊቅናኩም ቀኒና ንኩሎኩም ኣብዚ ትካታተሉ ትግርኛ ትሰምዑ ኩሎኩም ኣምላኽ ካብቲ ሕማም ኾሮኖ ይምሓርኩም።

  • @ፍቅሪእዩመክሰብ
    @ፍቅሪእዩመክሰብ 4 ปีที่แล้ว +61

    #እንኳዕ _ብሰላም _መፃኩም_ ፍትዋተይ
    #ነዛ ፅሕፍቲ_ ተንቡቡ _ዘለኩም _ክብራት ኣሕዋት_ሓሳብ _ልቡም _የስምረልኩም ስደትና_የሕፅረልና_ ኣሕዋተይ💕🌹

  • @ጋልቶምጁንታዝተባሃሉጀጋኑ
    @ጋልቶምጁንታዝተባሃሉጀጋኑ 4 ปีที่แล้ว +19

    እንኳዕ ዳሓን መፅእኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ 🙏አብ ስደት ስዑዲ ዓረብ ዘለው ተጋሩ በዛኩም ንዝምልኮቶ አካል መንግስት ንክፈልጦ ድምፅ ንኩኖም ካብዚ ዘለውወ እስሪበት ፀልማት ንኣሕዋትና ድምፅ ነስመዖሎም😭

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +106

    ቋዕ ብሰላም መጻኹም ብምኽንያት መዓልቲ ኣዴታት subscribe ኣግርጭው like ውን ኣይጽላእን'ዩ

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +2

      ገይረልካ አለኩ ክቡር ሓውና ንስካ እውን፡ቤተሰብ ኩን

    • @mrskhatuni1448
      @mrskhatuni1448 4 ปีที่แล้ว +1

      Mar

  • @ጓልትግራይሃገርእየ
    @ጓልትግራይሃገርእየ 4 ปีที่แล้ว +25

    ካብ ትግርኛ ድራማ እንደኛ♥ !!

  • @ሚሊጓልቶምወየንቲ
    @ሚሊጓልቶምወየንቲ 4 ปีที่แล้ว +35

    ኣታ ኣነ ብናይ ጎይቶኦም ፍቅሪ ዓቢደ 😢😭😭

  • @የፍቅርግዞማርያምይዞ
    @የፍቅርግዞማርያምይዞ 4 ปีที่แล้ว +30

    ማእርግ እና ኤዱ ዝፎቱ 👍👍👍

  • @ንስድራይአየዝነብሪ
    @ንስድራይአየዝነብሪ 4 ปีที่แล้ว +9

    ካላስካላ ዋላ አያ ትምችወኒ አዛ ፊልሚ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ሽኮራት ሕማም ኮረና የጥፍአልና ፈጣሪይ

  • @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት
    @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት 4 ปีที่แล้ว +17

    እግዚአብሔር ክብ ክሮና ይሓልዎና ኣሕዎተይ ክልኽም መላእ ዓለም ዘለኹም

  • @kesetebereke8745
    @kesetebereke8745 4 ปีที่แล้ว +13

    ካብተን ዝፈትወን ዝከታተላ ኣዚያ መሃሪት ተከታተሊት ፊልም ኣጆኹም ቐጽሉዎ፡፡ ካብ ኣድናቒኹም ኤርትራዊ ።

  • @ርጌዬየትግራይልጅ
    @ርጌዬየትግራይልጅ 4 ปีที่แล้ว +33

    ብሃንቀዉታ ክፅበያ ዝፀንሐስ ይህሊ ዶ ከምዚ ከማይ እዉይ ክፈትወኩም አነስ 💕🇻🇳🇻🇳🇻🇳💕🇻🇳🇻🇳

  • @ቢኒይላል
    @ቢኒይላል 4 ปีที่แล้ว +15

    ገይትሽ አታ ጅግና አይዞኳ ቀፅለሉ

  • @ትግራይኩሕሎትግራይኩሕሎ
    @ትግራይኩሕሎትግራይኩሕሎ 4 ปีที่แล้ว +28

    ብሃንቀውታ እየ ክፅበያ ፀኒሐ
    ፍቅሪ እምበር ሒዙኒ ምስ ማኣርግ 😍😘

  • @samueltsehaye4969
    @samueltsehaye4969 4 ปีที่แล้ว +87

    ንጎይቲሽ ዝፈቱ እስከ ላኽ ግበሩ

  • @ጓልዞምተጋሩ
    @ጓልዞምተጋሩ 4 ปีที่แล้ว +14

    እንኮዕ ብድሓን መፃኹም ብጣዕሚ ንፉዓት ደቂ ትግራይ ጀጋኑ ኣጆኹም

  • @mikikeshi9315
    @mikikeshi9315 4 ปีที่แล้ว +37

    ማዓርግ ግደፍ ንጌትሽ ኣይተኾርየለይ

  • @tarekebalga5726
    @tarekebalga5726 4 ปีที่แล้ว +14

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት ቀፅልሉ ጌቸን ማዓርግን

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 ปีที่แล้ว +12

    እንቃዕ ብሰላም መጻእኹም ደቅዛ ቅድስቲ መሬት ትግራይ

  • @elisagualmama1279
    @elisagualmama1279 4 ปีที่แล้ว +25

    መፃወድያ እንቃዕ ብሰላም መፀኩም
    እንካብዙ ቀዛፊ ሕማም ኮሮና ኣምላክ ባዕሉ ይሓልኩም

    • @mentsolomon4998
      @mentsolomon4998 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን ንክላትና ያሓልወና

    • @samitigray4537
      @samitigray4537 4 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/xMIxdvc0MAs/w-d-xo.html

  • @haftomdesta8959
    @haftomdesta8959 4 ปีที่แล้ว +5

    ፍቅርን ስኒትን ዝዓሰለሎ ናይ ዕረፍቲ ጊዜ ይግበርልኩም ደቂ ትግራይ ወለላ

  • @senaytgebretsadkan214
    @senaytgebretsadkan214 2 ปีที่แล้ว +1

    ጌትሽ ዋዓግ ኣቤት ርእሲ ትግራዋይነት ኩቡር መንነት ክፈትዎኩም ❤💛

  • @ኣበባጓልትግራይ
    @ኣበባጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +5

    ትግራይ ዛዓደይ ኩራዓትና ኣዮኩም🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @galteshay3644
    @galteshay3644 4 ปีที่แล้ว +8

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ብጣዓሚ ማሃራት እያ ሞ ቀፅልዋ እኩም አሕዋት::

  • @እግዝአብሔርእረኛዬነውድን
    @እግዝአብሔርእረኛዬነውድን 4 ปีที่แล้ว +9

    እንኳን ድሓን መፃእኩም ተዋሳእቲ መፃወድያ ክፈትዎኩም

    • @Berifkrrr
      @Berifkrrr 4 ปีที่แล้ว

      ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ጀጋኑ

  • @sarahbshhbsh2576
    @sarahbshhbsh2576 4 ปีที่แล้ว +6

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅሉሉ 😍😍😍

  • @FreTube-b9c
    @FreTube-b9c 4 ปีที่แล้ว +16

    ብሃንቀውታ እየ ዝፅበያ ኣጀኩም ቀፅልዎ

  • @jgvjjukcbj4392
    @jgvjjukcbj4392 4 ปีที่แล้ว +8

    እንካዕ ብሰላም መፃአኩም ምንጭዋት ሃረር አናበልኩ አየ ዝፅበየኩም

  • @farysayem1778
    @farysayem1778 4 ปีที่แล้ว +8

    ደቂ ትግራይ ሓላላት ብጣዕሚ ፁቡቅ

  • @Jonifetawiadiu
    @Jonifetawiadiu 4 ปีที่แล้ว +32

    ማዘሩ ዝፈቱ ታንግጥማ ረጊጹኒ ይሕለፍ

  • @asterfissha1075
    @asterfissha1075 4 ปีที่แล้ว +10

    Bitami eye zixibeya nere haftkum Eritreawit eye 🙏✌️✌️❤️

  • @lilayabay7260
    @lilayabay7260 4 ปีที่แล้ว +12

    እንካዕ ብድሓን መፃእኩም እንዳጎይቱሽ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ገንዘብኩም ፈረ የምነየልኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 4 ปีที่แล้ว +17

    ዋዉ ፍትዋትን ድሙቓትን ደቂ ወይነይ ኩርዓት ተጋሩ ኢኹም ጀጋኑና ኣጆኹም ቀፅልዎ ቅልጥፍ ካዓ በሉና ኢኹም
    ❤❤❤❤

    • @samitigray4537
      @samitigray4537 4 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/xMIxdvc0MAs/w-d-xo.html

  • @tesfayberhane1374
    @tesfayberhane1374 4 ปีที่แล้ว +4

    ዋውውው ብጣዕሚ ጽብቅትን ምቅርትን ፍልሚ ክስብ 140 part ክትብጽሕ ኣለዋ
    እንተኽእልኩም ማለት እዩ
    ንፍልሚ ዘመቅሮ ምስቲ ኣዘራርባ ዝክይድ ምዚቃ እዩ ናይ ሓዘን እንተኾኑ ናይ ሓዘን ናይ ቅጥዕ እንተኾኑ ከኣ ንኽትስምዖ ትህንጥዮ ምዚቃ ክህሉዎ ኣለዎ በርትዑ

  • @samuelkelab6845
    @samuelkelab6845 4 ปีที่แล้ว +6

    Wellcom yhwat edmen tenaen yhabkum fetari agokum from eritrea 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @ሰላምትግራይከምዝበልካዩይ
    @ሰላምትግራይከምዝበልካዩይ 4 ปีที่แล้ว +6

    እንካዕ ብሰላም መፃእክም መፃወድያ well come

  • @wedikeshi2875
    @wedikeshi2875 4 ปีที่แล้ว +6

    ደስ በሃልቲ ጎይትሽ ዝፈቱ

  • @ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት
    @ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት 4 ปีที่แล้ว +7

    *ካብ 1ይ ክፋል ክሳብ 31 ክፋል ከይ ሰልቸወኒ ደስ እንዳ በለኒ ዝረኣኽዋ ፊልም ኢያ ካብ ናይ ተጋሩ ፊልምታት እታ ዘድንቃ ፊልም መጻወድያ ንፉዓት ኣጀኹም ቀጽልዎ እቲ ምትብባዕ ሃናጺ ዝኾነ ርኢቶ ሸር ላይክ ድማ ንሕና ኣይንብቀቀሎም ኣሕዋት*

  • @__salasa
    @__salasa 4 ปีที่แล้ว +9

    Tigrawot enqa natay konkum, Tigrigna ena wala heji wen tekona 🇪🇷🇪🇷.

  • @ትግራይወርቂኢትዮጵያጨርቂ
    @ትግራይወርቂኢትዮጵያጨርቂ 4 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብሰላም መፀኹም ምዓርግ ኣይ ከም ቀደምካን ከም ቀደምካ ኩን ገይትሽ ኣጂኻ

  • @selamse4654
    @selamse4654 4 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ደቅቶም ጀጋኑ ሰብ ስረ

  • @shewitgebreslase4944
    @shewitgebreslase4944 4 ปีที่แล้ว +2

    ትማሊ እናተፀበኽዋ ደቂሰ ሎሚ ሪኤያ በተለይ እታ ክላስካል ብጣሚ ፈትየያ ቀፅልሉ ባጣዕሚ እኹም ደስ ትብሉ ብቃዓትኩም እውን ብጣሚ ኣድንቀዮ ጎይቶኦም ኤደን ጋል ሽዋየ ከምዘይኮነት ስለዘይፈልጥ እዩ ጋል ፀላእየይ ንዓርከይ ኣይትኾንን እሉ እዩ ተናዲዱ እቲ ሓቂ ምስ ፈለጠ ግን ንመኣርግ ዝሕግዞ ይመስለኒ

  • @ግርማቦኣ
    @ግርማቦኣ 4 ปีที่แล้ว +7

    ኳዕ ድሓን መፃእኩም ቡሉፃተይ

  • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
    @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 ปีที่แล้ว +12

    እንካዕ ሰላም መፃኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ

    • @samitigray4537
      @samitigray4537 4 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/xMIxdvc0MAs/w-d-xo.html

  • @ሃናጋልመቀለ
    @ሃናጋልመቀለ 4 ปีที่แล้ว +12

    ክንፅበየኩም ኢና ቀኒና ብሃንቀዉታ ኣብ ማዓልታ ስደድዋ ኢኩም ደቂቃለ ዉስኽ ኣብሉላ ብዝተረፈ ፅቡቅ ትግርኛና ይዓንብብ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ላይክ ኮሞንት ኣይተዉሕድሎም ዋ ኣብካሊእ ቃንቃ ካ ትቃዳደም ኣለኩምስ ነባራታዓዮም።

  • @ስድተኛኮይኑስመይ
    @ስድተኛኮይኑስመይ 4 ปีที่แล้ว +7

    ጎይኦም ከም ደራሳይ ንማዕርግ ንምሕጋዝ ተጋየይ ንሱ እዩ ዝሓይሽ

  • @fanielnegussi3845
    @fanielnegussi3845 4 ปีที่แล้ว +5

    Kef zelwa za hruma 🇪🇷

  • @netsi3882
    @netsi3882 4 ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ምቁራተይ

  • @ዳኑየኢያዓለመይ
    @ዳኑየኢያዓለመይ 4 ปีที่แล้ว +6

    *እንቃዕ ብደሓም መጻኩም*

  • @shewittigray1277
    @shewittigray1277 4 ปีที่แล้ว +4

    እንካዕ ብዳሕና መፃኩም ካብዚ መፁ ዝንይኦ ሕማም ይመሓረና 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @galtigray4809
    @galtigray4809 4 ปีที่แล้ว +3

    ስላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋኒ

  • @rigbetube1077
    @rigbetube1077 4 ปีที่แล้ว +24

    ሰለምኩም ይብዛሕ ተዛረብቲ ትግርኛ
    Subscrib ግበሩንኒ ነንባዕልና ንተሓጋገዝ።
    "ዝሓበራያ ኣፃብዕትስ ኣርቃይ የፀንብዓ"

    • @samitigray4537
      @samitigray4537 4 ปีที่แล้ว +1

      th-cam.com/video/xMIxdvc0MAs/w-d-xo.html

    • @rigbetube1077
      @rigbetube1077 4 ปีที่แล้ว

      @@samitigray4537 subscribe ገይረ ኣለኹ
      ንስኻ እውን ቤተሰብ ኩን።

  • @علحمد-خ2ث
    @علحمد-خ2ث 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣቱም መፂክምዶ እንካዕ ሰላም መፃክም

  • @ቃልኪዳን-ቀ2በ
    @ቃልኪዳን-ቀ2በ 4 ปีที่แล้ว +11

    ብራሃን ገፆም መፂእኩም ዲኩም

  • @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ
    @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ 4 ปีที่แล้ว +1

    አንካዕ በስላም መፅአኩም ተዋስአት መፃወድያ በርቱ ደቅ ጅግና ህግራ

  • @mymommylife5837
    @mymommylife5837 4 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ዳሕን መፃእኩም ክንፀበየኩም ኢና ቀንና ደቅ ትግራይ ክሕሎ ኣባይኩም ይደፈን

  • @ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ
    @ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ 4 ปีที่แล้ว +1

    እኻዕ ብሰላም መጻእኩም እዳ መጻወድያ ገትሽ ቀኒኡ ኢዩ መስለኒ ምኣርግ ምስ ኤደን ምስ ረኣዮ በሉ ኣይትደንጉይና ደቂ ትግራይ ጽቡቃት

  • @abelnegash9159
    @abelnegash9159 4 ปีที่แล้ว +7

    Welcome bruk mshet ygberelna

  • @genigaltgraym5206
    @genigaltgraym5206 4 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም ደቂ ትግራይ ክሕሎ

  • @ekinahom8621
    @ekinahom8621 4 ปีที่แล้ว +42

    ቢንጎ ባዕለይ ቀዳመይቲ ዌል ሙቁራት ሳብስክራይፕ እባ ደምሩኒ❤❤🙋😔😔😔ካብቲ ፊልም ክላሲካል ክሰምዕ እየ ልበይ ልርበሽ😥

  • @እማየይንሩልኝብቻእንጂየት
    @እማየይንሩልኝብቻእንጂየት 4 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ድሐን መፃእኩም ደቅዛ ብርክቲ መሬት
    ሰላምኩም ይብዛሕ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹👈

  • @መሳልልሂወት
    @መሳልልሂወት 4 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ደሓን መጻኹም ሙቁራት

  • @momwithfourkids7989
    @momwithfourkids7989 4 ปีที่แล้ว +29

    ስዲ ዝኾነ ሰብኣይ ርሳሓትኪ ሰዲድኪ ይብላ አቶ ሽዋየ ብዝኾነ nice movie ማዕረግ ካኣ ብፍቅሪ ሕምስምስ ኢልካ ከም ቅደምካ ሰብኣይ ሰብኣይ ሸትት ጎይቲሽ ድማ ኣጆኻ ከም ቀደምካ

    • @samitigray4537
      @samitigray4537 4 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/xMIxdvc0MAs/w-d-xo.html

    • @Seb15
      @Seb15 4 ปีที่แล้ว

      ኣቡኡ ግድእዩ ነቲ ናይ ብልጽግና ኣነ እየ መንግስቲ ትግራይ ዝበለ ወዲ

  • @hrudrjrj284
    @hrudrjrj284 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ዓድና ክፅብቅ በተለይ ግርዓልታታት ከመይ ፅቡቅ ነይሩ ፈጣሪ ይሓልወለይ

  • @ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ
    @ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ 4 ปีที่แล้ว +5

    ተባረኩ ምቁራት

  • @abrahamdesta6231
    @abrahamdesta6231 4 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ።

  • @ትግራይንዘላኣለምትንበር
    @ትግራይንዘላኣለምትንበር 4 ปีที่แล้ว +5

    ጌቱሸይ በቃ ፉቱውቱውውውውውው~~~~~~~~~~~~~~~~

  • @محمدمحمد-ز1و2و
    @محمدمحمد-ز1و2و 4 ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ብስላም መፃኩም

  • @hansab1
    @hansab1 4 ปีที่แล้ว +20

    ክላእ ኣታ እንታይ ኢኩም እቲ Comment ከይራኣኩም ዲኩን ትጽሕፍዋ ባእ ኣነስ ካኣ ቀዳማይ ክከዉን እየ ኢለ ሓሲበ

    • @samitigray4537
      @samitigray4537 4 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/xMIxdvc0MAs/w-d-xo.html

    • @tutfdh8994
      @tutfdh8994 4 ปีที่แล้ว

      Germekayu

  • @ሸዊትኣክሱም
    @ሸዊትኣክሱም 4 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም

  • @ስሉፈታዊትትግራይ
    @ስሉፈታዊትትግራይ 4 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ብስላም መፃኩም ጎትሽይ ክፍትውካ ኦኬ

  • @rigbetube1077
    @rigbetube1077 4 ปีที่แล้ว +7

    Well come መፃወድያ

  • @LiliLili-kf7eg
    @LiliLili-kf7eg 4 ปีที่แล้ว +5

    Teharefti❤❤❤❤❤❤👌

  • @selamhagos3267
    @selamhagos3267 4 ปีที่แล้ว +4

    Metsiekum do deki adey

  • @ፀጉሸፈታዊትኩሉ
    @ፀጉሸፈታዊትኩሉ 4 ปีที่แล้ว +3

    ዌል ሓባይበይይይይይ 😘😘😘😘😘😘😘ክፈትወኩም እኮ😘😘😘😘ኣነስ

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ንዓኩም ይኩን ደቂ ትግራይ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ ደቅዞም ጀጋኑ ኣነሲ ሃንቀዉ ላበልኩ ይቅኒ ዳሓር ግን ኣብ ምፅሓፍ ኩሉ እዩ ልቅድመኒ እስኪ ከምዚ ከማይ ናይ ሮሞዳን ኣቁሑ ሓፂብክን ዝረእክንኣ ላይክ ሃበኒ 💋💋💋💋💋👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @bberiha8260
    @bberiha8260 4 ปีที่แล้ว +2

    Welcome shkorinatt betami eyia zfatwokum qexlywo so nicccc film ❤❤💪💪

  • @ጓልቶምጀጋኑ-ጘ8ሐ
    @ጓልቶምጀጋኑ-ጘ8ሐ 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይይይይይይይይ ደቂ ዓባይ ትግራይ ❤️❤️❤️😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @ፍቅርበፍቅር-የ9ጘ
    @ፍቅርበፍቅር-የ9ጘ 4 ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ሰላም መፅእኮም ምቅራት

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +28

    እንካዕ ደሓን መፃእኩም ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ አብ ዘዘለናዮ ሰላምና ይብዛሕ ካብ ሕማም ኮሮና ፈጣሪ ይሰውረና ባዕላና እውን ንጠንቀቅ ሰብ ሞያ ዝብልና አብ ተግባር ነውዕሎ ኢና። ነዛ ኮሜንት ተንብቡ ደሞ ሳብስክራይብ ከይገበርኩምኒ ከይትሓልፉ ኢኩም አይክፈሎን ብቅንዕነት ሳብስክራይብ ግበርለይ

    • @FreTube-b9c
      @FreTube-b9c 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን መዓረይ

    • @genetashbir6545
      @genetashbir6545 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜንንንን ምቁርት

    • @finfinie
      @finfinie 4 ปีที่แล้ว

      አሜንን ማዓረይ

    • @ፍቕሪእዩጡዑም
      @ፍቕሪእዩጡዑም 4 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen zyaday

  • @weditigray4452
    @weditigray4452 4 ปีที่แล้ว +9

    ብሃንቀውታ ክፅበያ ፀኒሐ ግን ኣብ ድቃስና ኮይና እምበይ

  • @SalamSalam-ke1iu
    @SalamSalam-ke1iu 4 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዓ ስላም መፃእኩም እስቲ ቅድሚ ሞሪኣና ንፅሕፍ ሮሞዳን ስለዝኮነስ ስራሕ በዚሕናዋ ለቃደምክምና ኮ ጉድ ረክብና😉😉😁💔💔💔

  • @bergvinetsegay1744
    @bergvinetsegay1744 4 ปีที่แล้ว +1

    Wow metsawedya tnsae tgrigna drama degefti tulu like gchugn

  • @breysewwedaj340
    @breysewwedaj340 4 ปีที่แล้ว +2

    enka beselam metsakum deki tegray shikorat

  • @ሚጣፈቃርነቡኣ
    @ሚጣፈቃርነቡኣ 2 ปีที่แล้ว

    በርትርዑ ጀጋኑና መን ሞ ኸማኹም ፅሩያተይ🙏😍💚

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውው እቲ ኸባቢኡ በረኻ እንበታት ኸረናት ዱር ኹሉ ክፅብቅ ማዓት ትግራይ ወለላ ደስ ዝብል መናፈሻ ዋውውውው ፅቡቅ ሮማንቲክ ሓሪፍ ናይ ፍቅሪ ጊዜ ጎይትኦም እውን ፍቅሪ ሒዝዎ ድዩ ክክክክክ ማዓረግ ብስሩ ብፍቅሪ ክፅለል ኢሉ ማዓረይ ድኣ ደስ ክትብሉ ማዓት I love youuuuu 🌺💐🌼🌻❤️❤️😘😘😘😘😘😘😘

  • @dejansamuel6790
    @dejansamuel6790 4 ปีที่แล้ว +4

    Bravos so continues ❤️

  • @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
    @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ 4 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ እሰክ ንማዓርግ &ኤዱ ዝፈቱ ላይኪ

  • @nezw8150
    @nezw8150 2 ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋይ ፁሩያት ፍጥረት

  • @abrahakhasay3578
    @abrahakhasay3578 4 ปีที่แล้ว +1

    Waawwww btemi das zebsl eu like habli

  • @yohannesmokennen5281
    @yohannesmokennen5281 4 ปีที่แล้ว

    wow nice job .አዘኺሪኹምና ዕሾክ ስራዓት ግበርኸኸኸኸኸኸ ዕድሜን ጥዕናን።

  • @ለህይወቴተዋህዶሃይማኖቴ
    @ለህይወቴተዋህዶሃይማኖቴ 4 ปีที่แล้ว

    Kulukum ftwtw eye zeblekum gn aykem goyteomn miss you more getsh💓💓💓👈

  • @rahemayaya2630
    @rahemayaya2630 4 ปีที่แล้ว +1

    እንካዓ ብስላም መጽኢኩም

  • @berihkiros811
    @berihkiros811 4 ปีที่แล้ว +1

    Wowwww gele aynet film eta clacsical emo mexelel